ሕጊ ኣልቦነት ይብእስ I ስሚ ብመግቢ I ነውጺ ዞባና I Crisis in Kenya & Ethiopia: Geopolitical Rivalries
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- Dive into the crisis in Kenya, the war in Ethiopia, and the intense geopolitical competition in the Horn of Africa. Explore the superpower rivalry between the USA & EU vs. Russia & China, and the BRICS vs. G7 dynamics in Africa. Learn about Italy-Eritrea relations and the shifting global landscape's impact on Africa. Featuring expert reactions and analysis to provide a comprehensive and balanced view.
#Eritrea #Ethiopia #Kenya #HornOfAfrica #Geopolitics #AfricaRising #BRICS #G7 #SuperpowerRivalry #GlobalPolitics #Tigrinya #WorldOrder #Sudan #Somalia #Russia #China #USEU
ትምህርቲ ናይ ስቶክ ማርኬት (Learn to Invest)👉 drarhiwet.com/
ትምህርቲ ኮምፒተር: ቪድዮ ኤዲቲን: ቋንቋ እንግሊዝ 👉 draracademy.com/
ናይ ዕቤት መጸሓፍቲ ምስእትደልዩ👉 drarbooks.com/
TH-cam Channel: / @gdrar
Facebook page: / gdrar2025
Instagram: / georgedrar
LinkedIn: / george-drar-a25bb143
My TikTok: www.tiktok.com...
DISCLAIMER: This video content is intended only for informational, educational, and entertainment purposes. Your use of G. Drar's TH-cam channel and your reliance on any information on the channel is solely at your own risk. I encourage you to do your own research for the topic covered in the video before you make your decision.
ኣብ ኮርሳትና ክትሳተፉ ነዚ ጠውቁ 👉drarhiwet.com/
Keep going borathr ❤🎉like ❤🎉❤🎉
Eritrea is the best nation in africa
ውድቀትን ስዕረትን ዕንወትን ፍርሰትን ሞትን ጥፋኣትን ነዛ ረሳሕ ኣመሪካን ምዕራባውያን ብደም ንጹሃን ኣፍሪቃውያን እሲያውያን ዝህፍቱሙ ዘለው ውድቀቶም ስላሴ ብሓጽር ግዜ ከሪኤና ኦዩ ኣጆካ ጆርጂኖ ጅግና ወዲ እዛ ሓላል መሬት እኳን ወዲዛ ሓላል መሬት ወዲ ኤረይ ኮንካ በርታዓለይ ጆርጂኖ ጅግና
🇪🇷🤲🏼💕🤲🏼🇪🇷God
🇪🇷💕🙏🏽💕🙏🏽🇪🇷bless
🇪🇷❤️🕊️🇪🇷Eritrea 🇪🇷
Like like........ You did it
Ajoka habibi
❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይዝክሮ እየ። አብ ዓሻ ጎልጎል ብዙሓት መካይን ናይ መንግስቲ ጠጠው ኢለን።
Hi gena alo
❤❤❤
መምህረይ ብሉጽ ኩሉ ትህበና ነመስግን ብርዕካ ይሰሰን🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ኣለኻ ጆርጆ ድራር ጥራይ ቀጽል ኩሉ ምዕባለታት ናይ ዓለምና ናበይን ንምንታይ ዝብሉ ብጽቡቕ ኣገላልጻ ትገልጾ ኣለኻ ብዙሑ ሰብ ውን ይምሃረሉን ይነቕሓሉን ስለ ዘሎ ከምዛ ዘለኻያ ጥራይ ገጥ ኢልካ ቐጽል 👌👏👌✌️🇪🇷✌️
ነዚኣ ሲ ካብ ቀደማይ ዝፈርሓ ዝነበርኩ እያ, እዛ ወጺኻ ምብላዕ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ገሊጽካያ ቡሩኽ ሓውና.
👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷ተዓወት 👍👍👍
🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤🎉
🌺❤🌺 ኤረትራዊነት ወትሩ ክቡር መንነት🌺❤🌺
🇪🇷 አጆካ ወዲ ኤረ 🙌 ዓወት ዝምነየልካ 🇪🇷
👑❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍
ሜክ ዶናት በርገር ኪንግ ዊንዲ ካልእን ብፍላይ ናይ እዚኦም ናጌት ትበልዑ ብፍላይ ከምኡን ዝኮነ ሃት ዶግ ትበልዑ ነብስኹም ትቐትልዋ ከም ዘለኹም ሕሰቡ ኣብ ኣሜሪካ ኣብተን ዝዓበያ ኣፍረይቲ ታይሰንን ፒልግራም ፕራይድን ሰሪሐ ኔረ ሊደር ኔረ የሰምብድ እዩ ሓደራ ከይትበልዑ
God bless you PlA and militaire eritrean viva eritrean 🙏❤️🫂🇪🇷🇪🇷🌿🇪🇷🇪🇷🌿🇪🇷🇪🇷🌿🇪🇷🇪🇷🌿🇪🇷🇪🇷🌿
Eritrea 🇪🇷 first
G.Drar God bless you ♥️ 🙏 ❤️ 💖 🙌 💕 ♥️ 🙏 ❤️ 💖 🙌 💕 ♥️ 🙏 ❤️ 💖 🙌 💕 ♥️
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️😍THANK YOU FIR THE PRICELESS UPDATES🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቅ አጋላልጻ ጆርጆርኖ👍❤🇪🇷
ካብዛ ብጣዕሚ ትበሃል ቃል እንተረሓቕካ ይሓይሽ። ተክኣዮ ብ ኣዝዩ ፣ ኣመና ፣ እምብዛ ፣ ማራ።
@@kiliawta...Btami ke why ?
@@hagosfessehaye31 listen man when you say ብጣዕሚ it is inherited from Amharic speaking word called በጣም for instance በጣም ጥሩ። in Eritrean tigrignia will be translated to ኣዝዩ ጽቡቕ not ብጣዕሚ ጽቡቕ። or like what I said ኣመና ፣ እምብዛ ፣ ምሒር ፣ማራ also could be used. I been in this planet for 3/4 of a century and I learned tigrignia when Eritrea start to get annexed by the god forsaken country called Ethiopia. Myself I never ever say the word ብጣዕሚ። it is not only that. The new generation Eritreans have so many disgusting words that I don’t use them. For instance. ቀንሰሉ ፣በቃ፣ሓፍተይ፣ ሽልማት፣ ኩዕሾ ፣ ጫማ ። should be replaced by. ነክየሉ፣ ኣኸለ ፣ ሓብተይ ፣ ስልማት ፣ ኩዕሶ ፣ ሳእኒ። and so on.
@@hagosfessehaye31 also ብጣዕሚ። ጣዕሚ describes መቐረት or ሙቾት። ጥዑም መግቢ ፣ ጥዒምካሎ።
@@kiliawta ..thank you 😊 sis /Bro.thahrie
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 thank Gorgo, hawey. we learned from you a lot and keep going. God bless you 🙏
ሃገርይ ይፍተው አንዴ በዙህ ሕዳ ግን ርእስይ አይቅብሎንዩ ኤርተራ ንቅድሚት ትከይድ አላ ትብለኒ አለካ ብገንዘብካ ከማን ክትስርህ አይትክእልን ኢካ ክንደይ Eritrean investors ቁማር ከም ዚተበልዑ ንፍልጥ ኢና ንኩሉ ነገር ምስ እገዳ አይነተኅህዞ ብጣዕሚ ብዙኅት ኤርትራውያን አብ ኢትዮጵያ ብህቡዕ ናይ ኢትዮጵያ ዜግነት ወሲዶም ገዛ ገዚኦም ሂወቶም ይመርሁ አለው ንምንታይ ምክንያቱ this people they don't have choice 🤭🇪🇷🇪🇷
Eritrea for Eritrean by Eritreans Forever ✍️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰
Welcome brother
thanks for your info I like your channel very helpful .keep up the good work may Good bless you 🇪🇷
ኣምላክ ይሐግስኩም ፈታሪ እምላክ ይሐልኩም 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤ Eritrea እዲ ጀጋኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
ጹቡቅ ትሕዝቶ ስለ ዘለዎ መደብካ ይካታቶሎ ኢየ ቀጽሎ እብል
Tanks Tanks bro i appreciate u for good news 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Viva Eritra ❤❤❤❤❤❤
D .D g.tikikil merahty Eritra kisabyzi Siat bigli Ziwininuwo Ziree yeblomn Zimsgenu merahtyom Zelwuna kibretom Nifleto
,❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Thanks jorjo jgna bezi tekrbo zeleka btami maharn azangaen zkon medebatka des zbl eu mo kexlo ❤❤❤❤❤
መርሓባ ጆርጆ ሓውና ጅግና መምህር 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️👍👍👍👋👋👋👋🎉🎉🎉
ኣብ ኤረትራ መካይን ካብ እዚ ብርጌድ ንላዕሊ ዘለው ሓለፍቲ ኔረን መንግስቲ ንኹሉ ኣብ ግምት የእትዩ ኩለን መካይን ጠሪፍወን ኣብ እዚ ክፍለሰራዊት 2 ተ መኪና ተዋሂበን ሓንቲ ነቲ ኣዛዚ እታሓንቲ ንፋይናንስ ተገልግል ካልእ ዝኾነት ንእሽቶ መኪና ናይ መንግስቲ ቀዳመሰንበት ኣይንቀሳቀሳን እየን
Thank you for your kindness service for our community. We love you
Ahwatey haftkum eye msh 🥺🥺🥹ሳብስክራይብ eba gberuley ❤❤❤
አገዳ መሳርሒ ሃገር ንምፍራስን ንምልማስን ምዕራባውያን ሜላ አዩ ዝበሉኻ እንተዘይ ገርካ ሃገር ምጽላም ኣብ massmedea ናቶም ይዝርጉሑ
Welcom wedi hzbi🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጆርጆ ንተቕርበልና መሃሪ ትሕዝቶታት ነመስግን❤❤❤❤❤
በዓል ገብሩ ኣስራት ንሃገርና ሲንጋፖር ክንገብራ ስለዝተባህለስ ንዖኦም እንታይ ሓበጦም ሳላ ሻዕብያ ኣብ ቤተመንግስቲ ሰፊሮም ክንዲ ሞሱኡ ዝኸፍሉ ኪናት ከፊቶም
ድሓን ሕጂ ተገልቢጣቶም ኣላ መስጣ ህዝቢ ኤርትራ ይውረዶም
ሰላም ሰላም ጆርጆ ምስድራካ
Well done good 👍 job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድራር ትዓውት ትዓወት አቲ ታርኽ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ዝወርድ ዝነበረ ተጻብኦ ናይ ብሓቂ ገሊጽካዮ
❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢 Lycka till wedi Eritrea Georg go vidare wedi Eritrea
ኢልና አኮ ሎሚ ድማ አቲ ኮሜድያን ስብኣይ (artist) ወይ ደራፋይ ኮይኑ መጺኡና
ወዲ አረይ ወዲ ከረን ጻዕዳ
የቅንየልና
ኩሉ ጊዜ ጺብቅ ጆርጁ ወዲ ኤረይ አንበሳ ሐውና የቀኒየልና አምላክ ይባርካ 🙏🏽💕🙏🏽🙏🏽💕🙏🏽🌷💕🙏🏽💕🌷💕🙏🏽
Yes shiro is the best and healthy food
Nice programme and informative programme as usual. Well done G.DIRAR 🎉🇪🇷✌️🇪🇷✌️
ሰላም ቀዳመ ሰንበት ጆርጅ ዓቢ ሰብ
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌻🙏🙏🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆💐💐😍😍😍
ተመስገን ፈጣቲ ሃገር ጽንዕቅት ዘላትኒ አረይ
Eway eziom dea ayrkebun eyom kemey zbelu dmtsawi eyom wedey telefonom gda Gorjo hawna God bless deki eza halal meriet bmlekum🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ድራር ሐወይ ዝገርመኒ መንግስቲ ጻዓዱ አሜሪካ( ባምቡላ) ዝገብርዮም አንጻር ጸለምትን አፍሪቃ ሃገራት እብ ድክነት ዘውድቅዎ ዘለዉ። ጸለምት አመሪካውን አብ መንገዲ ተደርቤም ካብ ጎሐ ዝትደርበየ ምግቢ ክበልዑ ንሪኦም አለው።
ዝገርም ኢዩ ግዚኦም ከምጽእ'ዩ ንአፍሪቃ ክምለሱ ኢዮም ይገርም ኢዩ። ዕወት ንሐፋሽ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aza naymegbi btami adnikey btami xbuq srah. Thank you for your sharing memhr🎉❤.
You wrght G Dersr Home cooked Food is good I love to Cook My self n Eat with my Family thanks God
በርትዕ ኣይትጃጁ ዝሓወይ
Selam Selam Ambasader ❤❤❤
Merhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯👍🌿🌿🌿
Good job ❤
Great job 👏 👍 👌
Loving love this channel and humble educated person
Thank you brother and God bless you 🫂💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anshallah aman tkewen kulu gzye
Aton kfua zhasbu ni eritrea nabom ygberelon 🙏🍀🌷🙏🍀🌷🙏🍀🌷
you are smart you're doing great job🥰
👍👍👍👍👍
G. Drar thank you for every single day the news you provide is amazing and empowering to our knowledge a million times thanks 🇪🇷
Good job 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks G.drar❤
GOD Bless you Drar
God bless Eritrea
Keep going teacher Gerjo
Great program and very informative update 👏. Thanks keep it up.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aye tegaru. Izom muziqegna telefonom habuna. We need them in wedding. Aye zendiro kkkkk
Yes,yes........
Keep going my brother ❤🎉❤🎉like like 👍 ❤
Eritrawi Kbur Mennet
Thanks so much George 🙏 ❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yeqenyelna drar. Eritrea kulu gize Eritreawi iyu
እዚ ነፋጥ ገብሩ አስራት ዝብሃል እንስሳ እንታይ ገዲስዎ እዩ እስከ ኤርትራ ከም ሲንጋፖር ክነማዕብላ እንተበልና እንታይ ኣዲኡ ገዲስዎ? እዚ ነፋጥ ገብሩ አስራት
Good job ጆርሕጆ brother ምውዳቕ ወይ ምብቃዕ ዕብላለ ኣመሪካ ንዓለምና ዓባይ ምጉሊ ኣንጭዋ ከም ምንታዕ ኢዩ ሕሰምን ውግእን ወረ ውግእን ድኽነትን ጽንጽዋይ ምኾነ ኔሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንኢስራኤል አጽዋራት እንዳ ሀቡ ማእለያ ዘይብሎም ቆልዓ ሰበይቲ እንዳ እጥፉኡስ ናይ ካልኦት ይዛረቡ ሐሰዉቲ😢😢😢
Merhaba ♥️♥️♥️🌹
ድራር ኣቦ ጃህራ በልስከ ንምስማዕ ጊዜ ሃብ ብኢሱ እንዲኻ እትብል ወዲ ጦርሰራዊት ንሕና ደቂ ኤርትራውያን ገዲዱ ኢና ንብል!!!!!!! ሐደ ነገር ከኣ እቲ ታሪኽ ሂወትካ ብዙሕ ኣገዳሲ ኣይኮነን በጃኻ ጠጠው ኣብሎ እወ ብሌናዊ ኢኻ ኣዉራጃዊ የምስለካ አሎ please stop that bulshit you are equal like any tribe in eritrea stop stop stop now
❤🎉❤🎉
👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
Thank you Mr. Drar,
The more we are informed, the better we understand.
Ajoka ketxlo bertie wedi erey ❤❤❤❤❤❤
ይብእስ ካብ ምባልስ ይገድድ ምባልዶኣይምሓሸን።ይብእስ ናይ ትግርኛ ቃል ኣይኮነን ባሰ ካብ ዝብል ኣምሓርኛ ቃል ዝመጸ እዩ ዲግ ዝበለ ቃል ናይ ትግርኛ ግን ኣሎ ንሱ ኸኣ ገዲዱ እዩ ስለዚ እዚ ናይ ጦር ሰራዊት ቃል እንተ ሓደግናዮ ይሓይሽ በጃኻትኩም ቛንቛና ኣይትቕተሉልና።
ይብእስ ካብ ምባልስ ይገድድ ምባልዶኣይምሓሸን።ይብእስ ናይ ትግርኛ ቃል ኣይኮነን ባሰ ካብ ዝብል ኣምሓርኛ ቃል ዝመጸ እዩ ዲግ ዝበለ ቃል ናይ ትግርኛ ግን ኣሎ ንሱ ኸኣ ገዲዱ እዩ ስለዚ እዚ ናይ ጦር ሰራዊት ቃል እንተ ሓደግናዮ ይሓይሽ በጃኻትኩም ቛንቛና ኣይትቕተሉልና።
Drar lomi meshak zeyhanku Junta amtikalna kkkkk. Gobez drar bertie eziom junta Teregimom Eyom Tibuk keytmneyu Eritrea 🇪🇷 kubur mennet 💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🇪🇷💪🏻💪🏻❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣብዕድና ንኩለን ምቅስቃስ መካይን ደው የብል ነይሩ ንመርዐ ብፍቃድ ከይተረፈ ነይሩ ብጣዕሚ ይዩ መንግስትና ንህዝብና ድሓሊ ሽዑ ግን ከምኡ ኣይመስለናን ኢዩ ነይሩ
ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ደቒ አረይ
ናይቲ ኣቦና ዝደረፋ ደርፊ ኣቦና osman abderhim ዓቅሊ ጸበት ኢያ ትብል and እንብዛ ኢና ነመዝግነካ ❤❤
ጆርጆ ሓወይ ወትሩ ተኸታታሊኻ አየ፣ ስራሕካ ዝጎድሎ የብሉን! ግን ብመኽኒየት ደሒረ ኢያ ዝኣቱ፣ ማለት ድሕሪ ምፍጻምካ ይሪኦ ማለተይ ኢየ። ሪኢቶኾም ሃቡ ስለ ትብል ርኢቶይ ይገድፍ፣ ስለኢዚ ናይዞም ድሕርና ነኣቱ ሰባት ንህቦ ወይ ንጽሕፎ ርኢቶ ንስራሕካ ይድግፍዶ ?ወይስ ፋይዳ የብሉን ክፈልጥ ደሊየ? የቐኒየለይ!!! ድራር ክቡር ሰብ!!!❤❤❤
ናይቲ ህቡብ ብ ፍቕሪ ዝፍለጥ ዜማታቱ ኣዚና እንፈትዎን እነፍቅሮን ኤርትራዊ ድምጻዊ ኣቦና
(ዖስማን ዓብደል-ሪሒም)
ዘይናቶም ምምንዛዕ ዝፈትው ጎረቤት ህዝቢ ኣለዉና'ሞ
ድምጻውያናን ደርፍታትናን ዜማታትናን ቅርስታትን ክብርታትን
መንነት ሃገራውነትናን ኢዮም እሞ፡
ቡኡ ኣቢሎም ከይጠፉኡና ክንዕቅቦምን ክንከናኸኖምን
ኣለና ይብል ንኩሉ ኤትራዊ!
የቐንየልና!
ኣብ ዓለም ከምዚኦም ሓሳዳት መራሕቲ ተጋሩ ሪኤ ኣይፈልጥን ስንጋፎር እንተ ኮነት ኤርትራ ዋላ እንተ ዝክኣል ኣብ ጠፈር እንተ ሃነጽና እንታይ ኢዩ ዝጎድሎም ግን ገባሪ ውዒሉ ሓዲሩ ኩፍኡ ግብሩ ክፍኣቱ ተገምጢሉ ንዑ ኢዩ ዝጎድኦ ምስ ዝብኢ ኣመሪካ ዝምድና ፈጢሮም መወዳእታ ኣብ ዘይወጽእዎ ሰልሚ ጥሒሎም ተሪፋም።ሰላም ዓወት ብልጽግናን ሃገርና ኤርትራ ይኩን❤
እዚ ሰብአይ ሓሳዊ ሓንሳብ ደቀይ ሞይቶም ሻዕብያ ቀቲሎሞ ይብል ሓንሳብ ደራፋይ አጥፍአዮ አረጊት ኣብ ክንዲ ምዕራቅ ሓሳዊ
Thanks again
My brother
Ab 2015 nakfa kikyer kelo eyu biegrom zikedu nerom