Sep30 ሓሳዳት ይተሓነቁ I ግብጺ ንኣቢ ተሓንቆ I ወጥሪ ሱዳን I Egypt Strikes Ethiopia | Fano Moves| TPLF Implodes
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- ትምህርቲ ናይ ስቶክ ማርኬት (Learn to Invest)👉 drarhiwet.com/
ትምህርቲ ኮምፒተር: ቪድዮ ኤዲቲን: ቋንቋ እንግሊዝ 👉 draracademy.com/
Description:
In this video, we dive into Eritrea's growing influence, Egypt's escalating attacks on Ethiopia, and the Egypt-Eritrea deal. We also explore US policy on the Horn of Africa, the TPLF's internal collapse, and Fano's march towards Addis Ababa. With rising tensions between Egypt and Ethiopia, we provide expert reactions and balanced analysis to help deepen understanding. Our goal is to present an unbiased view and encourage viewers to form their own conclusions. #Eritrea #Ethiopia #Tigrinya #EgyptVsEthiopia #TPLF #Fano #Geopolitics #HornOfAfrica
DISCLAIMER: This video content is intended only for informational, educational, and entertainment purposes. Your use of G. Drar's TH-cam channel and your reliance on any information on the channel is solely at your own risk. I encourage you to do your own research for the topic covered in the video before you make your decision.
ኣብ ኮርሳትና ክትሳተፉ ነዚ ጠውቁ 👉drarhiwet.com/
AMIEN GIORGIO GIGNA.
KTSELHOM
ጆርጆ ተሐጉሰልካ !ከመይ እቲ ኩነታትን ደርፍን ከምይ ተቀናብሮ ደስስስስ ዝብል እዩ ::እንቋዕ ሐጎሰና ክብርን መጎስን ንሰማእታትናን ሰራዊትናን ምስ መራሕትናን ተመስገን አምላኽ🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ባኤርትራ ክምጽእ ዝፍትን ዕምሩ ክሕጽር ጥራይ እዩ ። ዓቃላት ኢና ጽዋራት ኢና ። ዝትኩትኮና ግን ዑኮት ኢና ዋሓጥዋ
George, you are absolutely right ✅. Tigray people always work against Eritrea 🇪🇷 and Eritrean 🇪🇷 people.
ዝደቀሰ ኣንበሳ ቀስቂሶም ኣተሲኦሞ ዓለም ጸቢባቶም ኢትዮፕያውያን
አሜሪካያ እዚ ኩሉ ግፍዕታት ትገብሮ ዘላ.ቢቦምባታት ናታ ኢዮም ሰላማዉያን አህዛብ ዝቅተሉ ዘለዉ ::
ሰላም ሰላም ጆርጅ እንቃዕ ሓጎሰና ኩልና ደቅ ኤረይ ንተሓግስ ነዘን ሓደስቲ ጀነረራት ተተኺለን ስራሕ ጀሚረን ምስ ሰማዕኩ ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹
Thank you dear big teacher 🧑🏫 respect 🫡🇪🇷🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷
ጆርጆ ሓወይ ወልደገባ ኣበ ከበሳታት ብፍላይ ኣብ ኣስመራ ብዙሕ ሕረተሰብ የህሊቆም ተጋሩ እዮም❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌼🌼🌼🌼🌼🌼
ኣብ ዓድና ፍርሃተ እግዚኣቢሄር ኣሎ እንተ ኣምሊቅካያ ካኣ ይሳሃሉካ ክክክክ❤❤❤
ኣምላኽ ን ኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤
ጽቡቕ አለኻ ጆርጆ ንዓይ ቤተሰበይ ብተጋሩ ሐሴም ናይ ሻዕቢያ ስለያ ኢዮም ኢሎም ጠቒሞም አቕቲሎሞም ከምኡውን ዘይርስዖ ካብ ቤትምህርትና መምሃራና ብናይ ተጋሩ ጥቖማ ተረሽኖም።
ንኪድ ጥራይ ደቅ ኤሬይ ብሩሕ እዩ መጻኢና ❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቕ ኣለካ ዓቢ መምህር እዚኣ ኣብ ዓድና ማለት ኣብ ❤ ኤርትራ ❤ ጥራሕ እዩ ዘሎ
Good job Drar hopefully so many people benefits from your program 👍
Ayni hasad ydfenelki erey ❤❤❤❤❤
Like eba enda geberna dwqi erey
ንኤሪትራውያን ብመደብ እዪ ዝግበር ዘሎ ኦባማ አብ ኤርትራውያን ቆልዓል ስበበይቲ አብ ሓደጋ አለው ኢሉ ክወጹ አለዎም አውጁ ነሩ እዪ።
ሰላም ኩቡራት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🙏🙏🙏
Merhaba wedi erey egziabiher amilak edmen tienan yihabka amen 🙏 ❤❤🇪🇷🇪🇷👏👏
ልክዕ እዩ ! ተጋሩ እዮም ኣብ ኣኤርትራ ከም ድሕንነት ኮይኖም ይሰርሒ ኔሮም !!
ETHIOPIWIAN, TIGARU metelal kaw abom Amerika, adom Europa werisom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቶም ደቂ አረይ ኣብ ሳሕል፡ምሳና ታዕሊሞም፡ኣብ ዝተፈላለየ ውግእ ምሳና ነሮም
ኣብ ስልጣን፡ኮፍ ዘበለናዮም፡
ንዓመት ምሉእ ዝሓለናዮም
ንሕና ኢና ንውያነ ንተጋሩ
ጥልመት፡ናይ ኣቦ ንመን፡ንሃቦ
ድሕሪ፡መሪር ብረታዊ ቃልሲ እፎይ ከይበልና፡ ኣብ ካልኣይ ውግእን፡ ሞትን፡እገዳን፡
ኣይውግእ ኣይሰላም፡ ገሩ
ቁጠባና ክርመስ ከያክል
ዕድመ መንእሰይ ርብዒ ዝመን ዝበልዓልና
መን፡ድዩ
ካብቶም፡ኣከድምቱ፡ምዕራብ ንላዕሊ፡
ቀዳማይ ጸላኢኢ ሕዝቢ አሪትራ
ትግራዋይን፡ህውሓትን፡እዮም
እዚ ዝከፌ ኔሪትራ ትግራውይ እዩ
ኣቶም፡ድቂ አረይ ኣብ አሪትራ ስሚ ዝገብሩ ከም፡ለማናይ ተመሲሎም፡ ተጋሩ እዩም
ጽቡቕ አሎኻ ብሐጺሩ አብ አስመራ ገጀረት ብጋስኦም ዝተቐተሉ ይፈልጥ
መርሓባ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks my brother for sharing good news ❤❤❤❤
❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ wedi Eritrea 🇪🇷 jigna
እወ ሐቂ እየ መምህር ጆርጆ አብ አስመራ ዘብከይና ተጋሩ እየም ኢሰባ ዝባሀሉ
Eritrea nneritreawyan 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
Merhaba❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Hagoska bizih ybel Hawna Memhir G.Drar 🙏🦾🇪🇷❤️
He is right Amara never in power Minilic and Haileslassie Mengstu all are Oromo origin speak Amharic.
Good Job G.Drar you doing well 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አነ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ መብዛሕትኦም እቶም ተምጽኦም ዝተፈላለዩ ከም professors and journalists ተቅርቦም ናቶም followers እየ አብ ናቶም
podcast and channel ሕጂ ግን ንስካ ጸሙቅካ ተምጽኦ ስለ ዘለካ I started to safe my time because of you so much
Most important you are helping my folks in our language to get the most important things what going on in our world
Ajoka Jorju dirar anekulugize Misaka aloku
ተጋሩ እዮም ሻዕብይ እዩ እንዳበሉ አብ ከበሳ ዘጨፍጭፉ ዝነበሩ ናይ ትማሊ ታሪኽ እዩ።ትማሊ እዉን ወይነ ጸሊም ዐይንኹም አይፈተወናን ኢሎም እዚ ኤረትራዊ እዩ እንዳበሉ ንብረቶም ወሲዶም ፋሕፋሕ ዘበልዎም ተጋሩ እዮም።
ጆርጅ ንስኻ ኣይተወለድካን ትኸውን መታሕት ዘጥፊኡ ኣብ ኣቁርደት በ ጸላም ሰንበት ዝፊለጥን ዑናን ኣበድምስድራ ዘጥፈኡ 31 ኛ ዝባሃል እዩ እዚ 31ኛ ብተጋሩ ዝተዓብለለ መራሕቱ ሻምበላት ደቂ ዓድዋ ነይሮም ኣነ ዝፈልጦም ደቂ ኤሮብ ነይሮም ኣምሓሪኛ ጥራይ እዮም ዝዛረቡ። ንከረን ዘጨንቁ ዝነበሩ ተጋሩ እዮም እቶ ስቭል ጃዋሲስ ነይሮም እቶም ጦር ንብሎም 31ኛ ጦር ነይሪም።
ሕልኩሳት እንታይ ትግብሮ ብጀካ ቅንአት ሕስድና።
ሰላም ድራር ክነግረካ ናይ ቅድሚ ናፅነት አብ ሰከንደሪ ከረን ንሕና ዘሕለፍናዮ ማለት ተማሃሮ እንተደንግዮም ትግራዋይ መምህር አብ አፍደገ ካንሸሎ ተፀብዩ ብፍትሕሊሕፍ ይቀፅዓና ኔሩ ዛንታ አሎ መም አብረሄ ዝብሃል ኔሩ አዋልድና ክቡራትየን ኢሉ ንምድሓን ተቃሊሱ እቲ ዓጋመ መም ኢሰፓ ስለ ዝነበረ አብረሄ ግን አእሲርዎ እዚ ኩሉ ሐሊፊ ተመስገን አምላኽ !!❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ድራር ጃርጆ ኢማራት ከማን ሰላም እዩ 24 ከምድላይካ ትዛወር ዱባይ ሰላም ሓለዋ ፖሊስ ብጣዓሚ ብሰነ ሰራዓት አክቢሮም ይሓቱካ ዋላ መስተ እንተሰቲካ አብ ገዛካ የብጹሑካ ሓደ ሓደ
Thank you Georgo for your every thing you did good job
Via Ertirea 🇪🇷❤️🙏🙏🙏🥛
Selam G.Drar❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ሕሰውቲ ቅድም በረት የውርዱ ምእንቲ ሰላም
ስለምታይ ዕፋር ዘይተጣየሰ ኦሮሞ ኣምሓራ
ንምንታይ ናኣምሓራ ኣውርዱ ብረትኩም ይብልዋም ህውሓት ብረት ከየልዓለ
እዚ ሽርጂ እዩ
🇪🇷 Eritrean 🇪🇷 Bravo brother George 👏, you doing great 👍 keep it up, everything is exactly 💯 % the truth about what's going on in the world 🌎, Eritrea 🇪🇷 prevails ! Awet N Hafash !!!
You are working very hard to feed us. I hope many Eritrean people are learning from this message. Thank you George. God Bless you and your family. ❤❤❤
Selam jigna eritrawi🙏🌷👍♥💙💚👍🌷🙏
ወያና ዝከድዋ ዝነበሩ እንድያ መገዲ ደብረ ብርሓን፡ናኣምሓራ እናጨፍጨፉ ህውሓት
,ዕልልልልልልልልልልልልልል፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ በሻሻ ስልጣኑ መጻንሒ እዪ ዝደልዮ ዝደልዮ ዘሎ ምስ ሶማል ግብጺ ዝብል ዘሎ ቆልዓ በሻሻ።
ኢትዮጵያ ኸ እቲ ቀይሕ ባሕሪ ሕልሚ እንታይ ትብሊ። ተሓላቃት😮😮
Welcome Deqi Eriyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Great reporting. Keep it up. Thank you so much…
❤ኤርትረ ❤❤❤best ❤❤❤ኤርትረ
Kedaminet nai hagerna guday ngereena with all my respect tanku
ናይባሀቂ ድራር ሀወይ ህጂ ውን ገለ
ክፉእ ክሀስቡላ እዮም ነዛ ሀላል መረትና❤
ab eritrea gezaka meftih gerka keyaxekayo meshoger gerka axika keytesekefka geshka timexie. wela hade kiserq ximexie xeraqi kea yelen.
Enqa nabzy abqaka hzby. Zeterfe kulu temalu yerena. ❤❤❤
Thkl jorjo tegaru ey0m zebesabsu zneberu ab asmera
viva deki eri 🎉❤🎉wedeket ne tselatna
🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷👌
You are right tegaru in Asmara and around too.
ትገብሮ ዘለኻ መረዳእታ ንህዝብና ንኽርድኦን ዓለም ብሐፈሻ ናበይ ገጳ ትፀድፍ ዘሕዝን እዩ ጀርጆ የቀንየልና 🙏🙏🎊☘️☘️🎊🙏🎊🎊🙏🙏🎊🎊🇪🇷🙏🎊❤️☘️🎊🙏🇪🇷🙏🌹🌹🇪🇷🇪🇷☘️🙏🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷☘️❤️❤️
It's true that history repeated itself.
❤ G, DRAR
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የሃና ንሕዝቢ ኤርትራ !!! ❤❤❤❤
Selam Selam Wedi drar habibi ❤
ልክዕ ኣሎ ቁጠባ ከባራብር ይክእል እዩ፡ኲናት። ግን ሃገር ይውስን እዩ። ቲክኒሎጂ፡ኢንዳስትሪ፡ሙሁር ዓቅሚ ሰብ ንዘለወን ሃገራት ይሰርሕ እዩ።ንዘይብከን ግን በንጻሩ እዩ።
እወ ተጋሩ ነጭ ለባሺ ጋድ ጥበቃ ቀሺ ትግራይ እዛም ትማሊ ዝራኩሞም እሕዋት ኢና ዝብሉ ቀሺ አብ ከበሳ ሻዕቢ አላ እንዳበሉ ናይ ገባር ሰሚ ወይ መርዚ ዝቱው ኢዩም ቀሺ ትግራይ ,2/100 ሓቀኛ ትረክብ ንምታይ ኢና እቲ ዝወረደና ዘንዛረብ
ጽቡቅ ኣሎኻ ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ዝነበሩ ተጋሩ ጓሶት ,ሰብ ዓረብያ,ሰብ በለስ,ረፉዕት,ሓረድቲ ኣባጊዕ,ፈለጽቲ ዕንጸይቲ ንኣስመራ ዉሽጣን ዉሻጥኣን ዝፈልጡ እዮም ኣእሰርትና ሓረደትናን ኔሮም .
Selam Selam Drar hawey Good job 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷Eritrawnet Kubur Mennet ❤🇪🇷🇪🇷❤
👍👍👍👍👍
የስ. ሼር ላይክ ሼር ላይክ❤❤❤❤
ሰላም ሰላም ኣምላክ ዕድመ ጥዕና የሃብካ 🙏
ቀጽለ እቲ ተቂሩቦ ኩሉ ማሃርን ኣረዳእን እዩ?
ሓደ ሰብ ሰሪሑ እዩ ዝነብሪ ‼️
ክስርሕ እንተ ኮይኑ ክማሃሪ ኣለዎ ::
ግን ናይ ሰዓት እንድሕሪ ትሑዞ ኮንካ ምኣስ ከዕርፍ ማኣስ ክፈልጥ እዩ ናይ 30 ደቂቅ እንተ ኮነ ይሓይሺ መስለን ‼️‼️
እዚ ግን ናተይ ርኢቶ እዩ::
ሰላምካ ክብ ይበል ተሓምበል ወዲ ኤረይ
ሓቅኻ ኢኻ ጆርጅ! ናጽነት ንኻልኦት ናይ ምድራት ናጽነት ኣይኮነን። መጀመርያ ዲሞክራሲ እንታይ ማለት ምዃኑ ክንርዳእ ይግባእ። ብዙሓት ሰባት እውን ዓው ኢሎም ወይ ብዙሕ እንተተዛሪቦም ካብቲ ካልእ ሰብ ዝሓሸ ዝፈልጡ ይመስሎም.
ጆርጆ ጽሒፈልካ ነይረ አመሪካ ማለት ብጁ ዝምራሕ ሃገር እዩ ምርጫ የለን ዘይደንኬር ዓለም ብጁ እያ ትምራሕ እዚ ይመስል ቻው እዚዎድሓንካ ጽቡቅ መዓልቲ ።
???
ኣረጋጊጽና ንፈልጦ ብስም ኣፋኝ ዝፍለጥ መንስኤይ ዘህለቀ ሕዋስ ዘይነበሮም ቋንቋ ኣምሕርኛ ዝጥቀሙ ተጋሩ እዮም
ልክዕ ኣለኻ ተጋሩ ምሳኻ እንዳብልዑ እንዳመሓሉ ንኤርትራውያን ምስ ደርጊ ወላ ምስ ሃይለስላሴ ኮይኖም ዘሳቕዩና ዝነበሩ ሑሉፍ ሓሊፎም ድኻታት ለመንቲ ጽጉማት ተምስሎም ኣብ ሃገረሰባት ዓድታት ኣብ ዕላታት ማይ ዝስተ ዝነበረ ስሚ ክስምሙ መዓት ይርከቡ ኔሮም ተጋሩ ደኣ ሓደ ሓደ ግዜ ኣነ ክሳብ ሕጂ ክዝክሮ ከለኹ የስካሕክሓኒ እዩ ። ስልዚ ኣይተጋገኻን ጆርጆ ሓውና
ጠቅሊሎም እንተዝዐጽዉዎ ጽቡቅ ነይሩ ደንጊጾም አይኮኑን ክሰርሕሎም ኢሎም እዮም።ንአብነት አብአሜሪካ ቀረጽ ከፊሎም ነቶም ጥሮታ ዝወጹ ዶመዝ ንኽኸፍሉ እዮም ዝቅበሉኻ ካልእ ክንደይሰብ መይቶም እዚዉን ምስቲ እሚግረሽን ዝተተሐሐዘ እዩ።
❤❤❤
ትግራዎት ድኣ ዝተረገሙ ጨካናት ሩጉማት ንተጋሩ ዝመሳሰል ፍጡር የለን ብጭካነ
ኣሜሪካ ብኣይሁዳውያን ክሳብ ዝተመሓደረት ህዝቢ ኣሜሪካ ኮነ ህዝቢ ዓለም ሰላም ክረክብ ኢልካ ምሕሳብ ከም ህወሓት ኣብ ትግራይ ክሳብ ዘመሓደረ ሰላም ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክርከብ ከም ምጽባይ ዩ-ሀወሓትኳ ለሚሳንድያ፣ኣሜሪካ ግን ገና ሓይሊ ዘለዋ ስለዝኾነት እቲ ምሉእ ምምሕዳር ናይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢድ እቶም ብሓቂ ንረብሓ ኣሜሪካ ዝቃለሱን ዝሰርሑን ክሳብ ዘይኣተወ ዓለም ብጸልማትን ድቕድቕ ጸገም ክትርመስ እያ።
Excellent job Jorjo
ነጭ ለባሽ ማለት ትግራዎት እዮም ንሶም ከኣ ደፋእቲ ዓረብያ ጓሶት ልቢ ኤርትራውያን ዝፈልጡ
Thanjs Hiorgio For your leeding us For all these to know N too learn God Bless N help 🙏
God is our defense and our unity.
Peace to all.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
God bless Eirtrea
Most of the education updates is very informative and I thank you very much
This is really great advice thank you, for your dedication and effort.
Nay bhkai memher
Selam jorjo hawna ane kabtom qendi teketatelit medenka ye zkonet natka ziena. kthalfeni haydeln ye hji gn ezi naysudan ab kemey kunetat becihu alo sudanawiyan neadom kmlesu yrie aleku slezi sefih ziena nay 🇸🇩 srhalna ane kabtom selam nay 🇸🇩 btesfa zxbe zeleku ye so tegediska eza koment ambibka melseley
Merhaba Gergio
Ewe hakka ab swiss gul anisteyti leyti beyna ketzawer hanti shgre yeblan.
Hiji ab Geneva kurub skifta allo tekeyru eyu.
Kemti zbelkayo abti Swiss Germen gn kem kedemu eyu zelo save eyu❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hi!! Drar bro fantastic news good continuation 👍👈👍👍👍
Bravo, case nay tigrat,Sudan wey nay Ethiopia yelen mara eyu zgermeni
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💝🇪🇷💝
I really appreciate brother Drar you are spooning as all this information all luv ❤
Good information Doctor jorje Erythree ❤ Global information important
Ewayyyyy Beirut zey halfela😢 ab 70tat ewn America abasabisata eya hzbi Beirut n sdet nab Eritra atyom nerom 🎩
Salam G DR