@gDrar
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- Explore the ongoing crises in Kenya and Ethiopia and the intense geopolitical competition in the Horn of Africa, including Eritrea, Sudan, and Somalia. Dive into the superpower rivalry between the USA & EU vs Russia & China, BRICS vs G7 dynamics, and the shifting world order's impact on Africa. We feature expert analyses and reactions to provide a balanced and credible report, encouraging viewers to form their own conclusions. #Eritrea #Ethiopia #Tigrinya #Geopolitics #Africa #SuperpowerRivalry #BRICS #G7
ትምህርቲ ናይ ስቶክ ማርኬት (Learn to Invest)👉 drarhiwet.com/
ትምህርቲ ኮምፒተር: ቪድዮ ኤዲቲን: ቋንቋ እንግሊዝ 👉 draracademy.com/
TH-cam Channel: / @gdrar
Facebook page: / gdrar2025
Instagram: / georgedrar
LinkedIn: / george-drar-a25bb143
My TikTok: www.tiktok.com...
DISCLAIMER: This video content is intended only for informational, educational, and entertainment purposes. Your use of G. Drar's TH-cam channel and your reliance on any information on the channel is solely at your own risk. I encourage you to do your own research for the topic covered in the video before you make your decision.
ኣብ ኮርሳትና ክትሳተፉ ነዚ ጠውቁ 👉drarhiwet.com/
th-cam.com/video/MwbbCFNImAo/w-d-xo.htmlsi=xu6BwqjGmFjcwT7o
Congratulations to all. Eritreans 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
እንኳዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ቢኒ ተዓዊቱ ኣሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
BiNi BiNi 1️⃣🥇🥇🥇🥇💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ጆርጆ 🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
Lomanti bini yehgisna deki erey ❤🇪🇷♥️👑
ቢኒኒኒኒኒኒኒኒኒ 1 ወጺኡ ቢኒኒኒኒኒኒ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you, keep up your hard work!
🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤......
❤❤❤❤❤❤
Bini kadamay tawutu jorjo
Dirar eziom poliyo eza gemishah medihin tigebiro kulom tegaru sebesilitan tegaru yifelitiwo eyom ezi gin tsbah tegaru waga kem zikefililu tiray mihbar kabzom hasadat tetekemiti ayikonan melisi kiwehabom alewo enitay elom ayegedisin eyu
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Kulu nebsom yhmemu hmumat
ዓቢ ብስራት ደቂ ኤረይ ቢንያም ግርማይ ቀዳማይ ወጺኡ እንቃዕ ሓጎሰና❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሰይይይይ እኮዕ ሐጎሰና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሰይ አሰይ ዘበና ጊዜና እናጸበቐ ይኸይድ አሎ ክቅጽል እዩ ኸኣ ❤
ኣሰይ እዛ ኤረይ ታዓዊትላ ጀጋኑ ወሊዳ ቢኒ ጅግና ነይ ጀጋኑ ቀዳማይ ኮይኑ ታዓቱ ኣሰይ ደቂ ኤረይ ኩሉ ግዜ ዕውታት ዘመንኩም ይባረኽ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ድራር ሓወይ ቢኒ ትዓዊቱ ኣሎ ትሓጎስ ወዲ ኤረይ‼
ክቡር ሐወይ ጆርጆ ድራር ክመይ ትኽውን በቲ ትገብሮ ዘለኻ ሃገራዊ አበርክቶኻ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ቀጽለሉ እንሻአላህ ዕምርን ዓፍያን ይሃብካ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
💒💒💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💪🏰🏰🏰🏰🏰💕💒💒💒💒🙏🙏
እንቃዕ ሓጎሰና ብንያም ውን ናይ መድረክ ዓወት ቱርዲ ፍራንስ ኣግዚሙና ኣሎ ኤረትራ ተዓዊትልኩኪ❤❤❤🎉
ቢንያም ግርማይ ሎሚ ኣብ Tur de France ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ ኣሎ ። ኩልኻ ኤርትራዊ ዕልልልልል በል
ቢኒ ቢኒ በኒ በል ኣታ ወዲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bini tawitu 1
ውድቀትን ውርደትን ዕንወትን ስዕረትን ፍሽለትን ፍርሰትን ሞትን ጥፋኣትን ነዛ ረሳሕ ኣመሪካን ሳዓብታን ይኩን ክብሪ ንስላሴ ይኩን ኣጆካ ጆርጂኖ ጅግና ሃገርና ኣብ ጽቡቅ ኢያ ዘላ ዓወትና ናይ ሳዓታት ኢዩ ዝተርፎ ዘሎ በርቱዑ ደቂ ኤረይ ሓላላት
Enkue Hagoseka Bini Enkue Hagosekna Hizbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ዓቢ መምህር❤ ኩሉ ግዜ ተቅርቦ ፖለቲካዊ ትንተናካ ይብል እንቛዕ ናትና ኮንካ❤ ብተወሳኺ ደቂ ኤሬ ዮሃና ዮሃና ቢኒ ተዓውቱ ❤ለበዘበን 2024 ዓመትና እዩ ንኪድ ብርሃን እዩ ቅድሜና ❤ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mis sekeru diyom yimesleni zihitetu eritrea eritrea kulu gizie
Bini ሎሚ ኣብ ቱርዲፍራንስ ታሪኽ ሰሪሑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም ወዲ ኤራይ ኩሉ ጹቡቅ እዩ ዘሎ ጥራይ ንቅድሚት 🇪🇷❤️🇪🇷😍🇪🇷🙏🇪🇷🌹🇪🇷🌞🇪🇷🌻🇪🇷💐🇪🇷🐪
ውልያም ሮቶን ኣብይን ሓሰውት እዮም ክዛረቡ ጥራይ እዮም ዝኽእሉ። ብጹቡቅ ዘረባ እዮም ዘደናግሩ።
ራኣዩኒ ራኣዩኒ ሕብኡኒ ሕብኡኒ እዩ ዘምጽእ።
ኣብይውን የደናግር እዩ ዘሎ ኣይተርፎን እዩ፡ ኣብ ዱበይ ዝራኣዮ ፋንተይን ዘብልጭልጭ ገይሩ የደናግር እዩ ዘሎ።
Thank you g.drar brother good job 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Gorge well said! Thank you for your dedication usual ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Bini kedamay wexeu alo deki erey 🇪🇷🇪🇷💯
Wowwwww
ድራር ከምይ ከንካ ዝሂጉስ ብስራት ኣብ ሃጺር ግዘ ናይ አሪ &ቲግራይ ጉዳይ ከብቅ አኡ ።belive me bro hagrna keriba eu eti ndeliyo kinbexiho love eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bini hawna kedamay tawute alo jorjo hawna wedi erina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
ቢኒኒኒኒኒኒኒኒኒ ቀዳማይ ጸሊም ዙር ፍራንስ ቢኒኒኒኒኒኒኒኒ ኣታ እልልልልልል
Great reporting Mr G. We love you 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷
I watched the Kenyan journalist freely asking president William Ruto about his political shortcomings, however, regardless the journalist is walking freely in Nairobi. I wish to have it on Eritrea.
እንቋዕ ሓጎሰና ቢኒ ስዒሩ❤🇪🇷❤️❤️🌷🌷🌹🌹🌷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌷🌷🌹🌹🌹🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌷🌷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌷🌷🌹
Dkala wedi Dkala eyom eziatom George hawna, balan krabatan slezgeberu sebat keymesluka, kem seb kihasb zikiel riesi zeyteadelu. Ketsl tray wedi haweboy ❤❤❤❤❤
Ajokum deki EREY kariba eya eta meshenkoqa kitbitek mesrieka tirah itkurets 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
መምህረይ ብሉጽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
❤❤ወትሮው ሀገረይ ❤❤
Lieber Gorgo, vielen herzlichen Dank ausgezeichneter Arbeit 👏👏👏👍❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Selam Selam Georgio Drar ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Lomi mara tahaguse ayney kisab jerebreb zbil amlak tieum Bini kiea haben hizbu ❤🇪🇷
Andesa jorjo enkao bini enkao yehegosena ertrana gdmit kexl❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏
I'am Proud to be Eritrea 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
ጆርጆና ናትና ❤❤
ንገዝኦም ብዘባርዑ ነንሕድሕዶም ብዘኹሳተሩ ኣይንቀንእን። ኻብ ሳውራናን ታሪኽናን ዝተመሃርናዮ እንተሎ ነቲ ዝጉደለና ብቅልጽምናን ብጽፍርናን ብብልሓትናን ኢና ነማልኦ።
🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪
ኦዞም ትግራዎት ናይ ዓዶም ጊደይ ዘይገቡሩ ኢዩም ቡዛዕባ ጉደይ ኤሪትራ አይእትወኹምን እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bini is de winner ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾
🇪🇷🎉❤ኤርትራዉነት ክቡር መንነት❤🎉🇪🇷
❤❤❤ God Job Georg go vidare wedi Eritrea Georg
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Congratulations BINYAM GIRMAY 🚴♀️🏆
مرحبا ياغالي الله يكثر من امثالك 🇪🇷❤🇪🇷❤
💒💒💒💕💕🏰🏰🏰🙏🙏
Danke sehr Gorgo Bro es war toll Programm wie immer Mach weiter so🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️😘👑
Bini chegare Danga Eritrea 🇪🇷 ♥️ Eritrea 🇪🇷
Merhaba wedi Eri kemeu dema deki Eri 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍
YES......! b`Ertrana D´waraze...b´"" Our Martyrs"" Delag´zz : H´ggi /law/ Ayed´läyon Iyu : KN`DEFNO...M´ss
HIWETU KN`CKEBRO TTray Iyu Dellona....!! enough is enough............................
አምሐራ ናይ ወያነ ተንኮል አይተረድኦምን ዘሎ!! ሕጂ ወያነ ምስቶም ሰላማዊ ህዝቢ ትብሎም ዕጡቃታን ስለያታን ከተእቱ እያ!! ጂንዳን እዚ ዕድል እዚ ረኺባን ድአ መፍቶታ እዩ!!
ግዛዊ መንግስት ትግራይ ዝባሃል ደገፍ ናይ ህዝቢ ክረክብ ተመዛበልት ይመልስ ኣሎ እትዝምለስ ዘሎ ህዝቢ ብፊርሂ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ኣብዚኸዶ ዘሎ ብሬት ተሓንግጢ ጥራይ እዩ ክንቀሳቀስ ዘለው።
ስለዚ እዞም ባህላውያን ጀነራላት ደገፍ ናይ ህዝቢ ንረኽብ ኣለና እሎም ነዚ ህዝቢ ናብ መሬበትካ ንመልሰካ እሎም ናብ ሓዊ ይእትዎ ኣለዎ።
ናይ ሱዳን እት ጽቡቅ ነገሩ ናይ ሕምቲ Support Force ዝባሃል ናይ ሱዳን ህዝቢ ደገፍ የብሉን ብሓንት ስድራቤት እንዳ ዳጋሎ እዩ ዝውነን ሕመቲ ደጎሎ መራሒ ዓብዱር ራሕማን ደጎሎ ሓዉ ምኽትል ሓደ ሓዎም ናይ ፋይናንስ ሓላፊ ኣብ ኤመራት ሓንት ስድራ እዮም፡፡
እዝኦም ናይ ሕመቲ ፊጹም ደገፍ የብሎምን፡፡
You are great to analyze the situation in east africa. What happening in east africa is very devastating. Eritrea is the most peaceful country in this region. How stupid are those called "ብርጌድ ንሓመዱ". ብርግፅ ብርጌድ ንሓመዱ ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎ ኣይ ትግራዋይ ኣይ ኤርትራዊ ዝኾነ ዝባኸነ ጉጅለ እዩ።
አምላክ ❤️🙏🏽❤️ ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷ባሪካ ሰላምን 🕊️🕊️ፍቅርን ❤️❤️አውርደልና ❤️🇪🇷🤲🏼
The people of Eritrea they know who is the enemy of our country that’s why even the have a problem in side of our country they prefer the government because the peaceful life they always said in Tigrinya ካብ ዘይትፈልጦ መልአክስ ትፈልጡ ሸይጣን so that way they don’t want ዓላተውያን ቀቢላውያን አውራጃውያ ተበለጽቲ
ጎርጅ ድራር እዞም ኣብ እትዮጵያ ከይዶም ኣብ ፈቆዶ ሶሻል ሚድያ ናይ ደናቁርን ከዳዓትን ዘስሙዑና ዘለው ካብቶም ኣብ ረድዮ ኣስመራ ብጅዋሲስን ከዳዓትን ዝብልዎ ዝነበሩ ኣይፊለን እዩ።
እት ጽቡቅ ነገሩ እኽብኻብ በጋምንድቶታት ምኻኖም እዩ።
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎስ ንወዲ ዓሊ ዝኣምንሉ እንተኮይኖምስ ንስወኣት ኤርትራ ንምንታይ ዘይኣምኑ ? ኣብዚ ባታ እዚ ዘለኻ ኤርትራዊ ኣስተውዒል 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪ኣለናልኪ ኤረይ ደቅኺ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
አምሐራ ምስሐየሉ በታቲኖም ከዉጽእዎም እዮም ምኽንይቱ ኩሉ ዝፈልጦ እዩ ወይነ ስልጣን ምስሐዘ ብዘይ ድምጺ ናይ ህዝቢ አብ ትሕቲኦም ዘእተዉዎ እዩ ስለዚ ናግዜ ሕቶ እዩ እንበሪ ክምለስ እዩ።
እስራኤል ስለ ዘይተአዘዙ ጣኦታት ስለ ዘምለኩ ምስ እግዚኣብሔር ስለዝተሃላለኩ ተረርቲ ክሳድ ስለ ዝኮኑ እዬ ላሕ አቢሎምዎ ካብ ግብጺ ብሐያል ኢድ አውጺእዎም ጣኦት ምራክ ሰሪሖም ሰጊዶምሉ ልዕሊ 10 ግዜ ፈቲኖምዎ ንእግዚኣብሔር ቃሉ ስለዘይዓጽፍ እግዚኣብሔር ስለ አቦታቶም ክብል ክድሕኑ እዬም አቦታት ክብል ከለኩ በዓል ቦሮምበራስ ቀሺ ኩስት ጳጳስ አይኮኑን ስለ አብርሃም ኢስሃቅ ያቆብ እዬ ንሶም ብዘይምእዛዞም አህዛብ ዕድል ረኪብኩም ንየሱስ ዝተቀበለ ከምናይ ግሊ መድሐኒ ክድሕን እዬ ናይ አህዝብ ዘመን ቀሪቡ ቁሩብ ተሪፍዎ አሎ ዝድሕኑ አህዛብ ምስ መለኤ በቃ ንአህዛብ ፍርዲ ጥራሕ እዬ ዝጽበዬም ከም ናይ እስራኤል ካልአይ ዕድል የብልኩምን እሞ አይትተዓበዬ እስራኤል ኩሉ ክድሕን እዬ ይሁዳ ሃዲኡ ብሰላም ክነብር እዬ ብጸጋ ካብ ኩሉ ነገድ 12 ክድሕኑ እዬም እሞ አስተውዕል አታ ወለዶ እምቢ በሎም ን በዓል መሐመድ ጸረ ክርስቶስ ምስ ዳን ነገድ ዛዬኒስት እስተይት ተሐባቢሩ እስራኤል ክቆጻጸራ እዬ አብቲ ቤተ መቅደስ ክቅመጥ እዬ ሰርድ ቴምፕል እሞ ተበራበር ህዝበይ
ኣቱም ሰባት ንሶም ዳኣ ፋሕ ብትን ክትብል ዘይኮኑን ዝሰርሑ ዘለዉ።ኣነስ ይገርመኒ በዜኦም ትግረሙ ።ንምጥፋእ ነታ ሃገር እዩ ቀዳማይ ዕላመኦም።ፋሕ ፋሕ ከነብላ ከምናይ ሱዳን እንታይ እዩ ዝተርፈና ይብሎ ኣሎ ስለዚ ኣይንዘንግዕ ደቂ አሬይ
ጆርጆ ሓውና ነቲ ኣብ ከባቢና ዘጋጥም ዘሎ ኩናታት ኣርዶም ድዩ ኮይኑ ዋላ እንታይ ኢልካ'ሞ፡ ኣነ ግና ዘይርዶም ኮይኑ ዘይኮነስ፡ ዚወረደ ይውረድ ኣብ ህዝብን ሃገርን ጥራይ ናዕቢ ዪጀመር ዝብሉ ቶኻሉ ምኻኖም ንኹሉ ኤርትራዊ ነጺሩሉ እዩ ግዲ የብልካን። ጠፋሻት በሎም ኢኻ!!
ጆርጆ ሓውና ናይ ኣያና ኩቡር ጂግና በረከት በረከት ኩሉ ጊዘ ከም መሰጋገሪ ተጠቐመላ፡ ሓሓሊፍካ ኣስመዓና። ዘይምኖ ናይ ጅግንነትን ቡቕዕነትን መሃሪ ዘረባ ኢዩ።
ብፍሂ ፓምፐር ጌሮም ዝድቅሱ ተቅወምቲ ይባሃል ነቲም ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘለው ናይ ሓሳብ ተቃወምቲ እምበር ካብ ደገ ዝመጽእ መድሓርሓሪ ኣይክኣትዋንዩ
እዚዐንጃል ከዳዕ ረድዮ እረና እሲኪ ዉጻእ ምጻእ ንኤረትራ አንታ ሃዳሚ የለና ኤረትራ በጀካ ህግደፍ ማንም ህዝቢ ኤረትራ ንኻልእ አየፍቅድን እዩ።
አሰይ አሰይ እዛ ኤረይ ኩሉ ግዜ ምስታዕወት በቶሞ ሙዑታት ደቃ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ተዓወት ተዕወት ቢኒ.ጅግና❤
Merhabae wedi ereyy jogina 👍🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
ሑቲ ምስ ኤርትራ ሽግር የይብሉን ነቶም ገበታ ግን ሕማም ርእሲ ኮይንዎም ኣሎ ገና ካብ ከባቢና ክጥፍኦም እዩ ጀጋኑ ሑታውያን።
To the point the program very informative.
ኣንበሳ ወዲ ኤረይ መምህረይ ❤❤❤❤
Aseyyyyyy asena tewedilki hagerna nikid awet eyu kidmena Temesgen Fetari Gorijino hawey 💪🏽💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🌟🌟🌟⭐️🍾🥂
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏽
Bniiiiiii tawituuuu
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
Merhaba brother 👏👏🇪🇷🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
👍👍🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amlak nhagerna selam ywrdelna yaklena zhalefe
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏
እዛ ሃዳሚት ትፈልጣ እይ ኢድ ሻዕብይ አቁሑታ እንዳደርበየት እዩ ሃዲማ።
Thank u G.drar keep up ur work awet nehafash shaebia forever ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Very informative thankyou
ጆርጆ ሐውና ኤርትራ እንተዘይልዒሎም ዝሬኤሎም ሰብ የለን ❤
Talban malet Afgahnstan malet eyum hade gzye ab Saudi Areb abmongo Eritreawian Afghanistan bgurub tebaesna dwaewae ablnayom silezuy kab talban eritrin nhyl