ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲🤲
Egazebehare yamesgane mareya zhawey ❤❤❤❤❤❤❤
Kal hiwet yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዐና ዝሓወይ ቀፅለሉ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እግዝአብሔር የሰጥልን። ቬር❤ላይክ❤እረጉ። ሰወየደን❤❤❤
Thank you hawey buruk 🙏🙏🙏
ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መሃሪ ትምርቲ ዩ ሼር ላይክ እንዳገበርና ናብ ኩሉ ነባጽሓዬ
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ክቡር መምህርናን ሓውናን ዝሕዝን ነገር እዩ ምስትፍቅር ዝባሃል ክፍኡ መንፍስ እዩ ብዙሕ ስብ ኣሎክምዚ ዘጋጥም ኣነወ ኣጋጥምኒ ነይሩ ኣብ ዘኮነ ስብ ይርእ ነይር ኣብ ዝፍትወ ስብ ምስጥፍቅር ገራትኑዋና ነገር ዝጥቅማ ደቂ፡ ኣንስትዮ ዘን ስራሕቲ ስዋን ብራን ሓደ ሓደ ስባት ኣነዋ ክፋኡ ስራሕ ዝስርሓ😢😢😢ኣየ ዝም ጥንቁልቲ ዝባሃሉ ኣለውስ ክፍኡ መንፍስ ኣሎወም
ቃል ሂወት የስማአና ዝሐወይ ነብስና ፈትሽና ንጾሎት ንጾም ካብ ሕማቅ አካዳድና ንውጻእ የሕዋተይ እግዛአቢሂር የሀግዘና
ክብር መምህርይ፡ቃል ህይወት የስመዕልና ፅጉኡ ብርክቱ የብዘሕሉኩም ናዓካን ንመምህር ተስፍይን ሰለ ትምህርትኩም መምህር ተስፋይ ብኣማርኛ ንስካ ደማ ብቃንቃና ብትግርኛ እና ተርግምካ ብሓቂ ኣምላኽ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
Tlfenek sdd eliy
Egzabiher ymesgon❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ፀጉኡ ይብዝሐለካ ድያቆን ሓወይ ይክብረልና ብዙሕ ትምህርቲ ተማህርና ቅፅለሉ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Enqae bedhian mexka memhir kxbeyka xenhie amlak edmen Tinan yhabka
Enqa dehani mexaka hawey egzabher xegu yebzhalka ❤❤❤❤❤
God bless you bro!!!
ክቡራት ኣሕዋት Like ላይክ ምግባርን coment ኮመንት ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ኩልና ንርድኦ ኢና ግን ቡዙሕ እንዳረኣዮ ውሕዳት ሰባትኢና ንገብር እዚ መደብ ክዓብን ክሰፍሕን ንደሊ እንተኮይና ኩሉ ተገድስና ንግበር ላይክ ኮመንትን ክሳብ ክንደይ ሓይሊ ከምዘለዎ ክንሪኦ ኢና ብክብረትኩም ኣሕዋት ምስ ኩሉ ትሕትና ምናልባት እግዚአብሔር ፍቅሩ ኣሕድሩ ዓስቢ ማለት ዋጋ ክህበና ይክእል እዩ
ብሓቂ ህይወካ ዘፈትሽ ገጠመኝ እዩ ኣሕዋተይ
ቃልሂይወት የስምዓልና ወድና እግዚአብሔር ዝተመስገነን ዝተባረከን ይኩን በዚ ታሪክ እዚ ኣእምሮና ክፈትን ክፈልጥን ዘክኣለና ካልእ ክቡራት ኣሕዋት ዝተሰመዓናን ዝተረድኣናን ኮምንት ንጽሓፍ ምክንያቱ ኮመንት ብዝጻሕፍናዮ ኣንቢቡ ዝርድእ ሂይወቱን ዝፍትሽ ብዙሕ ሰብ ኣሎ ምስ ሙሉእ ምስጋና
እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሓልኻ ናኦድ ሓወይ ብሕልሚ ቀለቤት ናይቃል ኺዳን እንታይ እዪ?
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልካ ክቡር ሓወይ ኣነ ቀረባ ተከታታሊት መደብካ እየ ግን ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ናይ መምህር ተስፋይ ብትግርኛ ተርጊምካ ምምፃእካ ኣነኳ ናይ መምህር ተስፋይ ገጠመኝ ይከታተል እየ ሓልሓሊፈ ብዙሕ ትምህርቲ እዩ ዘለዎ ኣሕዋተ ቀፅለለሉ ክብለካ እየ ዝደሊ እና ክቡር ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ በጃካ ተገዲስካ መልሰለይ ኣነ ኣብ ስደት ዓዲ ዓረብ እየ ዝነብር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ናይ ኣቦታተይ ትምህርቲ እየ ዝከታተል ማለተይ እቲ ናይ ዓለም ዘበለ ብዙሕ ኣድህቦ ኣይህቦን ሐዚ ንስሃ ክኣትው ደልየ ግን ምስ ዝተወሰኑ ሰባት ንእሽተይ ናይ ምስምማዕ ነገር ኣጋኒሙኒ ኣነካ ሓቂ ይሓይሽ ንሰብ ክብድል ወይ ሕማቅ ክገብር ደስ ኣይብለን ንሳቶም ግን ኣብዚ ዓዲ ሓወይ ብሞት ካብዛ ዓለም ይፍለየኒ ብዙሕ ሓዚነ ሬሳ ሓወይ ልዓዲ ክልእክ ክበክን ክሰርሕን እየ ዝውዕል ነይረ ንሳቶም ግን እንኳዕ ደስ በለኪ ዝብል ፅሑፍ ፅሒፎምለይ ኣሽዕኡኳ ሓቂ ይሓይሽ ምስቲ ዝነበረኒ ሓዘን ኣብቲ ዝሰርሐሉ ገዛ ዓውው ኢለ እየ በክየ እታ ዝሰርሐላ ሰበይቲ ኣልዒላ እያ ትጥብረኒ ነይራ እዙይ ኩሉ ሓሊፉ ሬሳ ሓወይ ናብ ዓዲ ኣእቲወ ተመስገንካ እናበልኩ ልባዕለይ ናይ ጥዕና ነገር የጋጥመኒ ብዙሕ ገልታዕታ እየ ኣሕሊፈ ንሳቶም ግን እዙይ እኮ ብሰንኪ ሓጥያትክን ርግመትክን እዩ እዮም ዝብሉኒ ኣነ እኳ ኣብ ልበይ ቂም በቀል ኣይሕዝን እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ግን ይቅርታ እውን ሓቲተዮም ነይረ ግን ሕማቅ ኣፀያፊ ነገራቶ ክሓድግዎ ኣይካኣሉን ከምኡ ኣይትበላ /ሉ እናበልኩ እየ ዝኳተዖም ንሳቶም ግን ኩሉ ግዜ ፈላጥ እየ ምስበልኪ እናበሉ እዮም ዝጋጨውኒ ኣነ እውን ምስኣቶን ካብ ትግጭው ክውዕል ትምህርተይ ምክትታ ይሓሸኒ ኢለ ብሎክ ኢለ እየ ወፅየ ሐዝስ ግድን ድየ ይቅርታ ክሓቶም ኣነ ኣብ ልበይ ቂም በቀል የብለይን እንተክኢልክ ኣብ ሓፂር ግዜ መልሰለይ ክቡር ሓወይ ፅሑፍ ኣንዊሐልካ ምስ ይቅሬታ
ክሳብ ናኦድ ዝምልሰልኪ ቁሩብ ሓሳብ ክበኪ ክብርቲ ደውልኪ ወይ ብጽሑፍ ይቅረታ ምሕታት ጽቡቅ እዩ ሕልናኪ ይቀስን ይዓርፍ ካልእ ኣይተቀየምኩን ምባልኪ ጽቡቅ እዩ ዝያዳ ግን ንኣባት ነብሲኪ ኣቦይ እንተትነግርዮም ጽቡቅ ምስ ንስሓ ስለዝተኣሳሰር ንሶም ክውስንልኪ ዝሓሸ ይመስለኒ ምስ ሰናይ ይቅረታ
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲🤲
Egazebehare yamesgane mareya zhawey ❤❤❤❤❤❤❤
Kal hiwet yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዐና ዝሓወይ ቀፅለሉ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እግዝአብሔር የሰጥልን። ቬር❤ላይክ❤እረጉ። ሰወየደን❤❤❤
Thank you hawey buruk 🙏🙏🙏
ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መሃሪ ትምርቲ ዩ ሼር ላይክ እንዳገበርና ናብ ኩሉ ነባጽሓዬ
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ክቡር መምህርናን ሓውናን
ዝሕዝን ነገር እዩ ምስትፍቅር ዝባሃል ክፍኡ መንፍስ እዩ ብዙሕ ስብ ኣሎ
ክምዚ ዘጋጥም ኣነወ ኣጋጥምኒ ነይሩ ኣብ ዘኮነ ስብ ይርእ ነይር
ኣብ ዝፍትወ ስብ ምስጥፍቅር ገራትኑ
ዋና ነገር ዝጥቅማ ደቂ፡ ኣንስትዮ
ዘን ስራሕቲ ስዋን ብራን ሓደ ሓደ ስባት ኣነዋ ክፋኡ ስራሕ ዝስርሓ😢😢😢
ኣየ ዝም ጥንቁልቲ ዝባሃሉ ኣለውስ
ክፍኡ መንፍስ ኣሎወም
ቃል ሂወት የስማአና ዝሐወይ ነብስና ፈትሽና ንጾሎት ንጾም ካብ ሕማቅ አካዳድና ንውጻእ የሕዋተይ እግዛአቢሂር የሀግዘና
ክብር መምህርይ፡ቃል ህይወት የስመዕልና ፅጉኡ ብርክቱ የብዘሕሉኩም ናዓካን ንመምህር ተስፍይን ሰለ ትምህርትኩም
መምህር ተስፋይ ብኣማርኛ ንስካ ደማ ብቃንቃና ብትግርኛ እና ተርግምካ ብሓቂ ኣምላኽ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ