christmas tree ናይ መን ባህሊ ይመስለኩ ? ንደቅና ብ ፊልም ሰሪሖም ሰይጣን እኮ ሰናይ ዝገብር ኢዩ ኢሎም ክምህሩ ከለዉ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 31

  • @tsegakiflay2373
    @tsegakiflay2373 หลายเดือนก่อน +2

    አግዚኣብሄር ዓይነ ልቦና ይክፈተልና. ቃል ሓይወት የስመኣልና ኩቡር ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kiflegebrezgabher2090
    @kiflegebrezgabher2090 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር ዝተመስገነ ዝተባረከ ይኩን ንሕና ኣብ ዓለም ሙሉእ ተበቲናን ጽዓዱ ዘቅርብዎ ከም ጽቡቅ ስለዝመስለና ኣብ ዓድና ይኩን ኣብ ስደት ምዕባለ መስሉና ብቀልል ንጽሎ ስለዘለናን ኣፍልጦን ዘምጽኦ ሽግርን ስለዘይፈልጦ ክዳነማርያም ወድና ከምዚ ጌርካ ብንጹር ከተረድኣና ስለዝከኣልካ እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን ከመስግነካ ይደሊ እዚ ናይ ጽሕድ ምጥቃም ሰለዘይተረድኣና ህዝብና ኣብ ዓድን ስደትን ክሳብ ሕጅ ኣይገደፎን ዘሎ ሞ እዚ ሓቂ ዚ ዝተረድኣናን ዝሰማዕናን ሓላፍነት ተሰሚዑና ንስድራቤትና ንንገር ንምሃር በጃኩም ኣነ ንባዕለይ ይጥቀም ነይረ ኣቦና መልኣከ መንክራት መምህር ግርማ ቅድሚ 7 ዓመት ኣብሉ ከምዚ ኢሎም ክምህሩ ሰሚዔዮም ንስድራቤተይ ነጊረየን ኣቋርናየ ገድፍናዮ ኢና ተረድኡና እግዚአብሔር ዝተመስገነን ዝተመስገነን ይኩን ክቡራት ኣሕዋተይ ንንቃሕ እዚ ግዜ ሓያል እዩ ምስ ሙሉእ ምስጋና።

  • @dolshihagos5491
    @dolshihagos5491 หลายเดือนก่อน +3

    ይገርም ምስትዉዓል ይዓድለና ሰብ ብዘይፍላጥ ይጠፈአ ኣሎ

  • @slimhslimh-zz6qu
    @slimhslimh-zz6qu หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህወት ይስመዕልና ክብር ሓወይ 🙏እና ካም እትይ ነይ እምልከት ስግድት ብተግበር ዝስረሕካልነ ናይ መቅፀርይ ለ ስረሕልና ክበር ሓወይ ምስ ይቅርታ🙏❤

  • @HaniyeMaryamLij-m5w
    @HaniyeMaryamLij-m5w หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና

  • @hageryowhans6539
    @hageryowhans6539 หลายเดือนก่อน

    ጸገኡ የብዝሓልካ እግዝኣብሄር ኣምላክ ❤❤🎉🎉

  • @Asmeret-f7f
    @Asmeret-f7f หลายเดือนก่อน +2

    Egzabher aenti lbonana ykfetelna😢yehzn u

  • @yordanosweldense7346
    @yordanosweldense7346 หลายเดือนก่อน +1

    Egzabiher zemen edmeka ybarkelka naod hawna bmntay knrekbeka nkil

  • @RihaniT-mx6ey
    @RihaniT-mx6ey หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይስጥልን

  • @HiritiZera-mp2mt
    @HiritiZera-mp2mt หลายเดือนก่อน

    Xegu yebzehalka egziabiher amlak

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤✝️✝️✝️

  • @solianagebrehiwet2029
    @solianagebrehiwet2029 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ናኦድ ሓወይ ኣነ ቅድሚ 4 ዓመት። ገዚኤ ኔረ ካብ ካልኖት ዝሰማዕክዎ ብዛዕባ ባባ ናታለ ምስተረዳኣኒ ምስ መሸለሚኣ ዝወዳእናዮ ከባቢ £300 እዩ ኔሩ ሽዑ ዓመት ምስ ተጠቀምናላ ንዝመጽእ ክሪስማስ ኣቀሚጠምያ ከለኩ ከምዚ ዓይነትትምህርቲ ሰሚዐ ወደይ ክሳብ ዘረድኦ ክሪስማስ ኣርኪብና። መበል ካልኣይ ጊዜ ሰቂለሉ ሸሊመሉ ግን ኣነሕጉስቲከም ዘይኮንኩ እየ ነጊረዮ ብብዙሕ ምዝርራብ ክሪስማስ ምስ ሓለፈ ዝመጽእ ዓመት ኣይንሰቅላን ኢና ኢልኒ ጊፍት ግን ከም ዝደሊ ነጊርኒ። ብሓጎስ እየ ጉሕፈያ ቅድሚ 3 ዓመት ወዲ 5 ዓመት ኔሩጉሓፍያካብ ዝብለኒ ጊፍት ግን ጽቡቅ ሙኳኑ ክህቦ ሙኳነይ ካባይን ካብ ኣቡኡን ከም ዝረክብ እንበር ካብሳንታ ከም ዘይረክብ እየ ነጊረዮ ተረዲእዎ ክሳብ ሕጂ ምስ ደቂ ክላሱ ይካታዕ እዩ።
    ናይ ስኒ ከማን fairy ዝበሃላ ስንካ ኣብ ዝጎረፈትሉ ጊዜ ለይቲ ኣብመተርኣስ እንተኣቀሚጥካያ እዛ fairy ትበሃል መጽያ ስንካ ትወስዶ £1 ሳንቲም ገዲፋትልካ ከም ትከይድ እዮም ዝነግርዎም ስድርኦም ወላ ስለ ዝኣምንሉ እቶም ህጻናት ስኖም ኣብ መተርኣሶም ምስ ኣቀመጥዋ ብለይቲ ስድርኦም ነታ ስኒ ጉሒፎም £1 ሳንቲም የቀምጡሎም ቆልዑ ድማ ንግሆ ምስ ተስኡ ገንዘብ ተቀይሩ ይጸንሖም ስለዚ ደቅና ከምዚ ክብሉና ከለዉ ዘየለ ስለዝሓቱና ኣቀዲምና ንሕና ፈሊጥና ደቅና ከነረድኦም ንክእል ይግበረና ዘመኑ ዘይዓቅምካ ኣይትሕተት ዘይኮነ ዝተሓተትካዮ ብዝግባእ እንተዘይመሊስካ ደቅና ሓሳብ ዓለም መደብ ዓለም እናተቀበልዎ እዮም ዝከዱ ካብ እምነትናን ቅኑዕ ዝኮነ ባህልና ንክወጹ ኢና ንገብሮም።

  • @SenYord
    @SenYord หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @luwanyahouza6683
    @luwanyahouza6683 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @nardoskidane9875
    @nardoskidane9875 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit หลายเดือนก่อน

    Haki yehewat gedfu keytegbru

  • @merhawitguesh5884
    @merhawitguesh5884 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @selamtsegay6681
    @selamtsegay6681 หลายเดือนก่อน

    Naod hawey krekbeka delye nere bejaka eba telefonka eba xhafeley eka ab kebid shigir sle zeleku kabaka ab tihti amlak hagez ydeli aleku hawey natey

  • @kiflegebrezgabher2090
    @kiflegebrezgabher2090 หลายเดือนก่อน

    ክቡራት ኣሕዋት እዚ ቭድዮ ወለዲ ብግቡእ ክንሪኦን ክንርድኦን ኣለና ብጣዕሚ ኣገዳስን መሃርን እዩ ምክንያቱ ካብ ብህጻኖም ጀምሮም ፍቅሪ ወይ ጽቡቅ ብዝመስል ፍልሚ ብባቡላ ይኩን ብሰብ እንዳረኣዩ ክዓብዩ ከለው ንወለዲ ከቢድ ፈተና እዩ ንሕና ግን ከምወለዲ ስሩዕ ንጉሆን ምሸትን ጸሎትን ስግዳንን ክንገብር ኣለና ንደቅናውን ብፍቅሪ ጸሎትን ስግዳን ቤተክርስትያንን ከነልምዶን ንቃለስ እግዚአብሔር ክረድኣና እዩ ንካልኦት ኣሕዋትና ማሓዙና ፈተውትና ሼር ንበሎ በረከትውን ንረክበሉ ኢና ህዝብና ኣብ ደገ ዘሎ ይኩን ኣብ ዓድ ነንቀሓዮ

  • @HanaMilano
    @HanaMilano หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188 หลายเดือนก่อน

    ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @ههههه-ن3س
    @ههههه-ن3س หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hamlesa
    @Hamlesa หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yodittekeste5242
    @yodittekeste5242 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaerGhfdsa
    @SaerGhfdsa หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @eyobhagos9208
    @eyobhagos9208 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HaniyeMaryamLij-m5w
    @HaniyeMaryamLij-m5w หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤