ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ቃልሂይወት የስመዓልና ዝወደይ እዚ ምሕሳውን ናይ ጥርጥር መንፈስ ብጣዕሚ ከብድን ኣሸጋርን እዩ እዚ ታሪክ እዚ ኣብ ቡዙሓት ሰባት እዩ ዘሎሞ እግዚአብሔር እዚ ታርክ ዚ ዘመሃረና ይመስገን ንብዙሓት ስድራቤታት ከነቅሕን ክምህር እዩ ኣደና ቅድስቲ ድንግማር ትሓልወካ ተጽልለልካ በርትዕ እዚ ትምህርቲ ንከታተል ኣሕዋት ንናኦድ ኪዳነማርያም ወድና ኣብ ጸሎትና ንዘክሮ ክሰግድ ከለና ስሙ ንጽሓፈሉ እዚ መደብ ጽቡቅ መታን ክቅጽል ክቡራት ኣሕዋት እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኩን
ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ ብሩኸይ ከመንቲ ክፅሕፍ የደሊ እሞ መብዛሕቱ አብ ስራሕ ከይነ አዩ ዝካታተለካ እና አጀካ በርትዕ
ናይ ኣቦና መልኣከ መንክራት ቭድዮ ትርጉም ፈልዩ ናኦድ ወድና ኣብ ሓዱሽ ቻነል የቅርበልና ስለዘሎ ጳዝዮን youtube ኢልና ኣትና ንርኣዮ ሳብስክራይብ ንግበረሉ ምስ ሙሉእ ትሕትና
ስላም ከመይከ ኣምሽካ ክብር መምህርና እንካዓ ብስላም መጻእካ ናይብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና
ናይ ብሓቂ ቃልህይወት የስመዕልና መስትዋዓል ይሃበና ካብ ክሕደት ይደሕነና ናይብሓቂ ኣነወን ብቆላዓይ ሽኮር ቅርሺ ይወስደ እሞ ይምሕል ነይር ከይ ኩርየኒ ወይደማ ክይግርፍ ይፍርሕ ነይር ሓደ ሓደ ግዜ ደማ ናይ ኣደዋይ ዳኣኮነይ ማኣዝ ስርቅ ኮይነ ይብል ነይር ክዚ እዩ ዝርደእኒ ዘሎ ናደካ ናይ ኣቦካ ይኩን ባዓልካ ክምዘይ ትውስድ ብፍቃድ ክምዝኮነ ክዚ ይዝከርኒ ኣሎ ናይ ብሓቂ ኣምላኽና ጥዕሙ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ደማ ክብራት ኣቦታትናን ኣሕዋትና ፅጉኡ የብዘሕሉኩምኣምላኽ ሰደት ንጽብቁን ንሕማቅን ይምህርካ ኣነ ብጣዕሚ, ሕጉስቲ እየ ናብ ስደት ምምጽእይ ማለተይ ሃይማኖተይፅሎት ስግዳን ዝማሃርኒ ጎይታ ንጉስ ስራዊት ኣምላኽይ ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ልዋህ ንቶም ዝፍትወም ድቁ ቅስ እናብለ ይሕግዘና እዛ ጽሕፍቲ ትንብብዋ ዘለኩምእግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓልውኩምእንካዓ ደማ ኣብጸሕና 29 ጥቅምት ስማይን ምድርን ዝፍጥር ኣምላኽና ክብር ምስጋና ይኩኖ ኣምላኽና ለዋህ ፍቃር እዩ
ኣሜን 🙏🙏🙏ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ♥️♥️♥️💐💐💐
ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤
እንኻዓ ብስላም መፆኻ መ,ረይ❤❤❤❤❤❤
እንቋዕ ደሓን መጻካ❤
Amen Amen 🙏
ፀግኡ የብዘሐልካ ናኦድ ሓወይ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
naod hawey egziabher yhagzka kexlo bertie z hawey 🙏🙏🥰🥰🥰
I’m🙏🙏🙏qale hiwet yesmealna ajoka bertie
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Ajoka zwedey bertie nay memhr Tesfaye tmhrti qeyari hiwet sle zkone nskawen torguimka ketemxeo keleka bzuh dekimkalu sle zkonka bAmlack asbi aleka dmxka kea teum zeyrbesh ab memhr Tesfaye semieyo keleku kem hadash abaka kea temesite ysemio aleku ajoka hzbna ab Eritrea zelo Beti natka semiu kneqhe Amlack yhagzka zwedey
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኻ ናኦድ ሓወይ💚ቅልጥፈ ኢልኻ ስደደልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጳዝዮን (Pazyon) youtube ኢልኩም እተው ናይ ኣቦና መምህር ግርማ ወንድሙ ትርጉም ከምዚ ጽሕፈልኩም ዘለኩ ትግርኛን ኢንእሊዝን እንተዘይጽሕፍኩም ምክፋት ወይ ምምጻእ ክኣብየኩም ስለዝክእል
❤❤❤🙏
Egziabher xegiu yebzhalka naod hawey please bezaib subaie video kixebykia ina
Selam kubur hawena betekrobo medeb behaki nay buzuhat hiwet zekeyer eyu amlak xegeu yebzehalkum.Ne xelot zekewen seli adhenon kudusan mexahften delye nere bekemey yerekeb. Nab sweden?
Selam naod hawey bmntay knrekbeka nkil?
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤️❤️❤️
ቃልሂይወት የስመዓልና ዝወደይ እዚ ምሕሳውን ናይ ጥርጥር መንፈስ ብጣዕሚ ከብድን ኣሸጋርን እዩ እዚ ታሪክ እዚ ኣብ ቡዙሓት ሰባት እዩ ዘሎሞ እግዚአብሔር እዚ ታርክ ዚ ዘመሃረና ይመስገን ንብዙሓት ስድራቤታት ከነቅሕን ክምህር እዩ ኣደና ቅድስቲ ድንግማር ትሓልወካ ተጽልለልካ በርትዕ እዚ ትምህርቲ ንከታተል ኣሕዋት ንናኦድ ኪዳነማርያም ወድና ኣብ ጸሎትና ንዘክሮ ክሰግድ ከለና ስሙ ንጽሓፈሉ እዚ መደብ ጽቡቅ መታን ክቅጽል ክቡራት ኣሕዋት እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኩን
ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ ብሩኸይ ከመንቲ ክፅሕፍ የደሊ እሞ መብዛሕቱ አብ ስራሕ ከይነ አዩ ዝካታተለካ እና አጀካ በርትዕ
ናይ ኣቦና መልኣከ መንክራት ቭድዮ ትርጉም ፈልዩ ናኦድ ወድና ኣብ ሓዱሽ ቻነል የቅርበልና ስለዘሎ
ጳዝዮን youtube ኢልና ኣትና ንርኣዮ ሳብስክራይብ ንግበረሉ ምስ ሙሉእ ትሕትና
ስላም ከመይከ ኣምሽካ ክብር መምህርና እንካዓ ብስላም መጻእካ ናይብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና
ናይ ብሓቂ ቃልህይወት የስመዕልና መስትዋዓል ይሃበና ካብ ክሕደት ይደሕነና ናይብሓቂ ኣነወን ብቆላዓይ ሽኮር ቅርሺ ይወስደ እሞ ይምሕል ነይር ከይ ኩርየኒ ወይደማ ክይግርፍ ይፍርሕ ነይር ሓደ ሓደ ግዜ ደማ ናይ ኣደዋይ ዳኣኮነይ ማኣዝ ስርቅ ኮይነ ይብል ነይር ክዚ እዩ ዝርደእኒ ዘሎ ናደካ ናይ ኣቦካ ይኩን ባዓልካ ክምዘይ ትውስድ ብፍቃድ ክምዝኮነ ክዚ ይዝከርኒ ኣሎ ናይ ብሓቂ ኣምላኽና ጥዕሙ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ደማ ክብራት ኣቦታትናን ኣሕዋትና ፅጉኡ የብዘሕሉኩም
ኣምላኽ ሰደት ንጽብቁን ንሕማቅን ይምህርካ ኣነ ብጣዕሚ, ሕጉስቲ እየ ናብ ስደት ምምጽእይ ማለተይ ሃይማኖተይ
ፅሎት ስግዳን ዝማሃርኒ ጎይታ ንጉስ ስራዊት ኣምላኽይ ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ልዋህ ንቶም ዝፍትወም ድቁ ቅስ እናብለ ይሕግዘና እዛ ጽሕፍቲ ትንብብዋ ዘለኩም
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓልውኩም
እንካዓ ደማ ኣብጸሕና 29 ጥቅምት ስማይን ምድርን ዝፍጥር ኣምላኽና ክብር ምስጋና ይኩኖ ኣምላኽና ለዋህ ፍቃር እዩ
ኣሜን 🙏🙏🙏ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ♥️♥️♥️💐💐💐
ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤
እንኻዓ ብስላም መፆኻ መ,ረይ❤❤❤❤❤❤
እንቋዕ ደሓን መጻካ❤
Amen Amen 🙏
ፀግኡ የብዘሐልካ ናኦድ ሓወይ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
naod hawey egziabher yhagzka kexlo bertie z hawey 🙏🙏🥰🥰🥰
I’m🙏🙏🙏qale hiwet yesmealna ajoka bertie
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Ajoka zwedey bertie nay memhr Tesfaye tmhrti qeyari hiwet sle zkone nskawen torguimka ketemxeo keleka bzuh dekimkalu sle zkonka bAmlack asbi aleka dmxka kea teum zeyrbesh ab memhr Tesfaye semieyo keleku kem hadash abaka kea temesite ysemio aleku ajoka hzbna ab Eritrea zelo Beti natka semiu kneqhe Amlack yhagzka zwedey
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኻ ናኦድ ሓወይ💚
ቅልጥፈ ኢልኻ ስደደልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጳዝዮን (Pazyon) youtube ኢልኩም እተው ናይ ኣቦና መምህር ግርማ ወንድሙ ትርጉም ከምዚ ጽሕፈልኩም ዘለኩ ትግርኛን ኢንእሊዝን እንተዘይጽሕፍኩም ምክፋት ወይ ምምጻእ ክኣብየኩም ስለዝክእል
❤❤❤🙏
Egziabher xegiu yebzhalka naod hawey please bezaib subaie video kixebykia ina
Selam kubur hawena betekrobo medeb behaki nay buzuhat hiwet zekeyer eyu amlak xegeu yebzehalkum.
Ne xelot zekewen seli adhenon kudusan mexahften delye nere bekemey yerekeb. Nab sweden?
Selam naod hawey bmntay knrekbeka nkil?
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤