- 79
- 302 064
ታኦስ taos tube ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )
Canada
เข้าร่วมเมื่อ 14 มิ.ย. 2023
ናይ መምህር ተስፋይ ኣበራ ገጠመኝ እንዳ በለ ዘቅርቦ ብናይ መምህር ፍቃድ በዚ ቻነል ናብ ትግርኛ ተተርጊሙ ዝዳሎ ኦዩ '
ስለ ሕልመ ለሊት (ዝንየት) ሕቶ ዝኾኖኩም ? መንፈሳዊ ዝኾነ መፍትሒ ኡ
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @kesishenokweldemariam2240 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenoktefera835 @bemnetnkhu5423 @ጳዝዮንpazyon @Aba.Samuel_Tesema @eriorthodox @tesfayeabera951 @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @nkutamirtsion #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe
มุมมอง: 951
วีดีโอ
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 51 ዲዛይነር ኮይና ዘጋጠማ ስረ ናይ ምኽዳን ድሌት (ናይ መስተፋቕር ሰይጣናዊ ዝኾነ ኣሰራርሓ)....
มุมมอง 1.4K21 ชั่วโมงที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishenokweldemariam2240 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenoktefera835 @KABATRANOSTV @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @Aba.Samuel_Tesema @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet @ጳዝዮንpazyon @eriorthodox
ተስፋ ዘይብሉ ሰይጣን ተስፋ ከቁርጸና ከሎ ናብ እግዚኣብሔር ተተጸጊዕና ግን ተስፋ ኢዩ ዝኾነና @ጳዝዮንpazyon #share #share #share
มุมมอง 1.7Kวันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230@kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @nkutamirtsion @KABATRANOSTV @bemnetnkhu5423 @Aba.Samuel_Tesema @ጳዝዮንpazyon #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe @ጳዝዮንpazyon
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ)-50 ክልተ ስኮብሊ(ላጤ) ዘሕለፍዎ ናይ ጸላኢ ሰናያት ፈተና.... @ጳዝዮንpazyon
มุมมอง 1.7K14 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @bemnetnkhu5423 @KABATRANOSTV @eriorthodox @ጳዝዮንpazyon@መቆምያሕይወተይmekomyahiwet #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 49 ሓፍትና ጠላም (ካሓዲት) ዝኾነትሉ ምኽንያት ካብ ምንታይ ይመስለኩ....?
มุมมอง 1.6K14 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @bemnetnkhu5423 @KABATRANOSTV @eriorthodox @ጳዝዮንpazyon @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet@Aba.Samuel_Tesema @liketeguhanbanteyehunbaye1024 #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 48 ብ ቡዳ መንፈስ ተበሊዖም ሓደ ዓይነት ጠባይ ዘለዎም 5 የዕሩኽ @ጳዝዮንpazyon @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
มุมมอง 2.7K14 วันที่ผ่านมา
@nkutamirtsion @memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @bemnetnkhu5423 @KABATRANOSTV@eriorthodox #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe @ጳዝዮንpazyon
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 47 ሽጋራ እንዳ ሰሓበ ኣዲኡ ብ ተምልኾ ጣኦት ዝፋላሰፍ ብ ናይ ሰበይቱን ደቁን ጾሎት ዝደሓነ
มุมมอง 2.4K14 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @nkutamirtsion @KABATRANOSTV @eriorthodox @tesfayeabera951 @ #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 46 ዳግማዊ ገብረክርስቶስ ኣብ ዘመና ኣገራሚ ሓቀኛ ታሪኽ #share #share #share @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
มุมมอง 1.9K14 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @bemnetnkhu5423 @KABATRANOSTV @eriorthodox @Aba.Samuel_Tesema @tesfayeabera951 #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
መንፈስ ተዋሪሱ ዝጥንቁል ዝነበረ ን ናይ ቤተ-ሰብ ዛር እምነት ከመይ ከም ዘቀይር #share #share #share @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
มุมมอง 83121 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @tesfayeabera951 @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @bemnetnkhu5423 @KABATRANOSTV @eriorthodox @Aba.Samuel_Tesema #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ናይ ጠቋር መንፈስ ን ኽጥንቁለሉ ዝደፋፍኦ ዝነበረ #share #share #share #like #duet @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
มุมมอง 2.6K21 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @Aba.Samuel_Tesema @tesfayeabera951 @KABATRANOSTV @eriorthodox @bemnetnkhu5423 @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 45 ኣገልጋሊ ናይ ቤ/ክርስትያን ኮይኑ ሓዳር ንኽገብር ዘጋጠሞ ፈተና.... #share #share #share
มุมมอง 1.6K21 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @nkutamirtsion @bemnetnkhu5423 @kesishenokweldemariam2240 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenoktefera835 @liketeguhanbanteyehunbaye1024 @Aba.Samuel_Tesema #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ት/ሰ አገልጋሊት ኮይና ብ ናይ ጠቋር መንፈስ ክትሳቀ ከላ መን ይረዳኣያ #share #share #share @nkutamirtsion
มุมมอง 3.1K21 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @nkutamirtsion @Aba.Samuel_Tesema @tesfayeabera951 @kesishenokweldemariam2240 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenoktefera835 @bemnetnkhu5423 @KABATRANOSTV @eriorthodox #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet #subscribe @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 44 ንሱ አብ ልዕሊ ሓዳሩ ክዝሙ ከሎ ሰበይቱ እንታይ ዝገበረት ይመስለኩ.... @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
มุมมอง 2.4K21 วันที่ผ่านมา
@tesfayeabera951 @memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @bemnetnkhu5423 @kesishenokweldemariam2240 @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenoktefera835 @KABATRANOSTV @eriorthodox @Aba.Samuel_Tesema #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 43 ሰማእት ቅዱስ እስቲፋኖስ ብኣካል ዝተገለጸላ ት/ሰ ተማሃሪት እንታይ ዓይነት ስብእና ዘለዋ ይመስለኩም... #share #share
มุมมอง 2.1K21 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @eftahtesfasilase4230 @tesfayeabera951 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @KABATRANOSTV @bemnetnkhu5423 @eriorthodox @Aba.Samuel_Tesema #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
ኣብ ሶፍያ ፊልም ናይ መናፍስቲ ኣሰራርሓ #share #share #share @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet
มุมมอง 2.1K28 วันที่ผ่านมา
@memihirtesfayeabera @tesfayeabera951 @eftahtesfasilase4230 @nkutamirtsion @kesishailemelekotgirmatube7285 @kesishenokweldemariam2240 @kesishenoktefera835 @KABATRANOSTV @bemnetnkhu5423 @Aba.Samuel_Tesema @መቆምያሕይወተይmekomyahiwet #share #like #comment #habesha #eritrea #ethiopia #duet
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 42 ናይ ዝሙት ዓይነ ጥላ መንፈስ ብ ናይ ፍቅሪ ህይወት ዘለዋ ፈተና....
มุมมอง 3.5K28 วันที่ผ่านมา
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 42 ናይ ዝሙት ዓይነ ጥላ መንፈስ ብ ናይ ፍቅሪ ህይወት ዘለዋ ፈተና....
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 41 ሰብኣይን ሰበይትን ክልተ ተቃራኒ ጠባይ ዘምጽኡ ካብ ምንታይ ይመስለኩም....
มุมมอง 6Kหลายเดือนก่อน
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 41 ሰብኣይን ሰበይትን ክልተ ተቃራኒ ጠባይ ዘምጽኡ ካብ ምንታይ ይመስለኩም....
መልክአ ሩፋኤል ብ ምጽላይ እንረኽቦ በረኸት ን ጸጋን ሕማምን ቁስልን ዝፍውስ መልኣኽ መ.ሄኖክ 10፥12 #share #share #share
มุมมอง 9Kหลายเดือนก่อน
መልክአ ሩፋኤል ብ ምጽላይ እንረኽቦ በረኸት ን ጸጋን ሕማምን ቁስልን ዝፍውስ መልኣኽ መ.ሄኖክ 10፥12 #share #share #share
ናይ ሙዉታን መንፈስ ስራሕ ን ኸይሰርሕ ዝገበሮ #share #like #comment
มุมมอง 3.5Kหลายเดือนก่อน
ናይ ሙዉታን መንፈስ ስራሕ ን ኸይሰርሕ ዝገበሮ #share #like #comment
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 40 ኣቡኡ ዘዋረሶ መንፈስ መከላኸሊ ጥይት ኢሉ ዘምጻሉ ፈተና .... #share #like #comment
มุมมอง 1.9Kหลายเดือนก่อน
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 40 ኣቡኡ ዘዋረሶ መንፈስ መከላኸሊ ጥይት ኢሉ ዘምጻሉ ፈተና .... #share #like #comment
ናይ ኣምልኾት ስግደት #share #share #share መንፈሳውነት ይብለጽ #like
มุมมอง 2.3Kหลายเดือนก่อน
ናይ ኣምልኾት ስግደት #share #share #share መንፈሳውነት ይብለጽ #like
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 39 ንገንዘብ ክንብል እንኣትዎ ናይ ክፍኣት መወዳእታ ብፍላይ ምስ ዕድል ዝተታሓሓዘ..... #share #like
มุมมอง 3.8Kหลายเดือนก่อน
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 39 ንገንዘብ ክንብል እንኣትዎ ናይ ክፍኣት መወዳእታ ብፍላይ ምስ ዕድል ዝተታሓሓዘ..... #share #like
መቁጸርያ ኣጠቃቕማ ብ ተግባር #share #comment #like
มุมมอง 10Kหลายเดือนก่อน
መቁጸርያ ኣጠቃቕማ ብ ተግባር #share #comment #like
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 38 ሓውና ናይ መስተን ሓሽሽን ወልፍታት ብ ምንታይ ከም ዝተወለፈ ምስ ሰማዕና ኣዝዩ ኢዩ ዘገርም
มุมมอง 1.6Kหลายเดือนก่อน
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ) - 38 ሓውና ናይ መስተን ሓሽሽን ወልፍታት ብ ምንታይ ከም ዝተወለፈ ምስ ሰማዕና ኣዝዩ ኢዩ ዘገርም
ገጠመኝ (ኣጋጣሚ) - 37 ምስ ጸላኢ ሰናይ ዝግበር ውግእ ን ናይ ዕርክነት ሚስጢር እንማሃረሉ ታሪኽ
มุมมอง 3.6Kหลายเดือนก่อน
ገጠመኝ (ኣጋጣሚ) - 37 ምስ ጸላኢ ሰናይ ዝግበር ውግእ ን ናይ ዕርክነት ሚስጢር እንማሃረሉ ታሪኽ
human hair ዝጥቀማ የሕዋትና ማዕረ ክንደይ ናብ ነብሰን ሩኹስ መንፈስ ከም ዝስሕባ.....
มุมมอง 4.4K5 หลายเดือนก่อน
human hair ዝጥቀማ የሕዋትና ማዕረ ክንደይ ናብ ነብሰን ሩኹስ መንፈስ ከም ዝስሕባ.....
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ)- 36 ናይ ሓደ መሻጢ ጸጉሪ ገጠመኝ ን ስንፈተ ወሲብ እንዳተባሃሉ ዝግበሩ ድግምቲ ዘምጽኦ ጣጣ
มุมมอง 4.1K5 หลายเดือนก่อน
ገጠመኝ(ኣጋጣሚ)- 36 ናይ ሓደ መሻጢ ጸጉሪ ገጠመኝ ን ስንፈተ ወሲብ እንዳተባሃሉ ዝግበሩ ድግምቲ ዘምጽኦ ጣጣ
ጫት እንዳ ቀሓመት ጸሎት ደቃ ከም ትቅጥቅጥ ዝገብራ ዝነበረ ናይ ሓዳር ፈተና ብ ድግምቲ
มุมมอง 3.3K5 หลายเดือนก่อน
ጫት እንዳ ቀሓመት ጸሎት ደቃ ከም ትቅጥቅጥ ዝገብራ ዝነበረ ናይ ሓዳር ፈተና ብ ድግምቲ
ሩኹስ መንፈስ ኣራኺብዎም ተመርዖ ም ኣብ 3ይ መዓልቶም ዝተፋትሑ #sabscribe #share #comment
มุมมอง 6K6 หลายเดือนก่อน
ሩኹስ መንፈስ ኣራኺብዎም ተመር ም ኣብ 3ይ መዓልቶም ዝተፋትሑ #sabscribe #share #comment
ብሽኮርያ ብ ደም ብዝሒ ብዝብል ሕማም ንነዊሕ ዓመታት መድሃኒት ዘውስዶ ዝነበረ ሩኹስ መንፈስ ዝተጋለጸሉ
มุมมอง 5K6 หลายเดือนก่อน
ብሽኮርያ ብ ደም ብዝሒ ብዝብል ሕማም ንነዊሕ ዓመታት መድሃኒት ዘውስዶ ዝነበረ ሩኹስ መንፈስ ዝተጋለጸሉ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤
ናአድ ሐወይ ብሰላም ድዩ ጠፍእካና🙏
❤❤❤❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ❤❤❤
ፀግኡ የብዘሐልካ ናኦድ ሓወይ❤
✝️✝️✝️❤❤❤❤️❤️
ብጣዕሚ ይገርም በጃኻ ዛሓወይ ቐፅለሉ ምናዳ ንትግርኛ ተእረብቲ ሂወት መድሐኒ ዩ
❤❤❤❤🎉🎉🎉
.ቃለሂወት የስመዐልና
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Memhir selekeh felege neber
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ብየስመዕልና ከብር መምህርና,ፅጉኡ የብዘሕልካ ናይ ብሓቂ ናይብደቂ ስባት ዳውሎስ ናይ፡ዓልም,፡ ፍሽኒ ወርቂ ልቅላቅ መራቲ ዘኮነ ሳዓት ዘለናዮ ግዜ ናይ ዝምት ናይ,ክፍኣት ትንኮል,,ዳውሎስ ብጣዕሞ,እዩ ስልጥኑ,ዘሎ ዳውሎስ ሳጥናኤል፡ ርጉም ኣነስ ብዙሕ እየ ዘጋጥመኒ ኩሉ, ናይ ህወትይ, ታርክ,ዘለወ ይምስል ማለትይ ትምህት መንፍሳዊ ክትማሃር ምስ ጀምርካ ኩሉ ስብ ይርሕቀካ ድያቆን ሃልቃ ላብለ ደማ ይቅልደካ ንርእኪን ንርእኩም,እንተ ፍጽምኪምዎስ ይብሉካ,ሓደ ሓደ ስባት እስኪ ምክርካ ለግስልና፡ ምክንያቶ ንሕና ክዚ ኣብ ስደት፡ እና,ዘለና ፍትና ገና፡ እና,ዘለና ማለትይ፡ ክዚ ኣብ ገዳም ጽምዎ እና,ዘለና,ድሕር,ስደት ክትማ፡ ማለት ምስ ብትስብና ምስ ኣዕርኩትና ምስ ኣሕዋትና,፡ጽሎት ፅኦም ስግዳን ኣሎ ኣብ ስደት ብዙሕ ሰለ ዝተማህርና ኣብ ዓደና እንታይ፡ እይ፡ ሓጥያት ገርኪ፡ ኣብስደት፡ ክብሉና ክብሉናክለውስ እንታይ እልና,ንምልስ ኣብ ስደት ዘለና, ሓራቃን እና,ብስንኪ, ቆሉዑ,ዓዲ ዓርብ ዘለና,ስባት😢፡ መልስ,ካባካ ክብር ሓውይ ካብ ተካታትልት ሓፍትካ ወለተ እግዚ፡ እየ እሞ,ክብር ሓውይ ብጣዕሚ,እና ንፍትውካ,ሰለ ተገድስካ ትምህርና,ዘለካ ካብ ቃንቃ ኣማርኛ ካብ ናይ መምህር ትስፋይ ብሓቂ ቃል ህይወትብየስምዕልና
ኣጆኪ ናይ ሰብ ነገር ዘይምስማዕ እዩ ሃለቃ ይበሉ ዘይትምልኡዎ እዝኒ ዘይምሃብ
❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወይ❤❤❤
Kalehiwet yesmalna
Kale hewet yesmalna naod hawey tebarek telephonka eba tsehafelna
Egzabirher yekbrelna naod hawna
Egazebehare yamesgane mareya zhawey ❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen xebuq temhirtiy edem Tinan yhabka zhawey. Gen telfonka zeytigedfelna krekbeka delya nere
Amen Amen Amen qal hiwet yesmlan zhawey betamiy xebuq temhirtiy edem Tinan yhabka Medhi Alem.
Amen ❤❤
Amen ❤❤❤❤
Egzabiher yekbrelna nod hawey Meqxerya khz keleku btami yegusani ksab temlas ygebreley entay kgebr aleni bejaka gelebeleni kem fqad amlak
ክብርቲ ሓፍተይ ብምግቢ ዝኣተወ መንፈስ ክህሉ ይክእል ኣብ ሳንቡእ ኣብ ጎሮሮ ኣብ ጨጎራ ዘሎኩም ተጉስዕኒ ዘለካ ብስላሴ ስም ስራሕካ ኣቋርጽ ተቃወመካ ኣሎ ብኣጋእስቲ ስላሴ ስም ብመድሂናኣለም ስም ኣብ ግንባረይ ወጽእኩም ተኣሰሩ እዳበልኪ ቀጥቅጥዮ ንከብድኪ ንኣፍ ልብኪ ብሓይ ዘይኮነ ኖርማን ጌርኪ ንሱ ዘለዎ ቦታ ሃርምካዮ ኣየሕምም እዩ ምልክት ክኮነኪ ኣቀድምኪ ግን ቡዙሕ ሰግድኪ እተትቅጥቅጢ ጽቡቅ እዩ እቲ ቦታ ኣይቀያይርን ይደክምውን ሰለዝኮነ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን በርትዒ
Amen
Bush temeherna amelak yeberekum❤
ናይ በሃቂ ፡ ቃል ሂወት የስመዓልና ዝሓወይ
qalehiwet yesmealn buruk hawey🙏♥️🙏🙏 gn bkemey krekbeka ykiel
Selam hawey kale hiwot yesmalna. Tsegu yebzahalka. Hto aleni melke rufael bitigrinya alo do
Eza metiwi zela mezmur enty eya tbl ab u tube
❤❤❤❤❤❤🎉
ሰላም እግዚአብሔር ምሳካ ቃልህይወት የሰመዐና ዝሓወይከሉ ግዜ እመብርሃን ምስካ ትኩን አነስኩሉ መደብካ ይካተተሎየ ግን ብጣዕሚ ፀብቅ ቀፅልልልሉ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና ናኦድ❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መሃሪ ትምርቲ ዩ ሼር ላይክ እንዳገበርና ናብ ኩሉ ነባጽሓዬ
Kal hiwet yesmealna Kidanemariam hawena xegue yebzehalka
God bless you bro!!!
😢ሓደ ሓደ ግዜ ብፍርሒ መብራህቲ ከጥፋእኩ ዝድቅሰሉ ግዜ ነሩ ግን ይቃለሰኒ ስለዝነበረ እምበር ሕልመ ለሊት ኣይኮነን
Qal hiwet yesmlan zhawey betamiy xebuq temhirtiy edem Tinan yhabka. Gen bementay krekbeka ykel???
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you
xegue yebzhalka zhawey
Hawey whasapka ba xehafley
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን❤ እናሲ ኣብ ኣመጋግባ እና ኣሳታትያ ብጣዕሚ ንጉዳእ መጉዲኢናለ ስለዘይንፈልጦ እዩ እንታይሲ ስጋና ክንምግባ ከለና ምቾት ክንህባ ከለና ናይመንፈሳዊ ህይወት የዳክመና ኣነ ዋላ ከሙኡ የጋጥመኒ እዩ እንታይሲ ንኣብነት ተይፀለኩ ምግቢ እተዳኣ በሊዐ ናይት ዝበለዓክዎ ምቾት ፆሎተይ የጉድል ስለዚ ክቡር ሓወና ከምዚ ዓይነት ምክር ኣዚካ ህተበራታተዐና ንዓካዉን ኣምላክ የብርትዕካ ስለኩሉ ነገር ኣዚና ነመስግነካ ቃለህይወት የስመዐልና ኣቦና ቅድስ ሚካኤል ብክንፊ ካብ ፀላኢ ሰናይ ይሓልወና 🙏🙏
ጸጉኡ ይብዘሐልካ ዝሓዎይ
Amen Amen Amen
❤❤❤