ጀንራል ፃድቃን ናበይ ናብይ እዩ ዝብል ዘሎ.is he talking to monarch or what fascistsism he is under mining the power of the people. What is tsadkan thinking?i leave it to the people 😢😢😢
I am independent media. My focus is on identifying challenges and coming up with solutions, regardless of where these challenges originate. Besides, this is not Teddy Press, rather Tigrai Press.
PP is the source, definitely. Abiy would give him billions birr to dismantle Tigray as UAE is giving billions of dollars to Abiy to dismantle Ethiopia.
Are you in favor of 100% TPLF representatives? It has never been democratic election in tigray. It is better to propagate for true electoral system in tigray. Don't be rotten TPLF cadre!
Selam Tigrai Press my friend Beserat Kibade it shows you are against the transitional government of Tigray and the president. Getachow and his team saved the weyane from total defeat and destruction and brought peace to the Tigray people, by signing the Pretoria agreement. Beserat you are exaggerating the heroism of TPLF, these people never fought for the good, innocent, and gullible people of Tigray. The TPLF fought for the interests of foreign powers, neighboring countries, and organizations. Under the weyane there has never been democracy in Tigray.
ብጣዕሚ የሕዝን ህዝቢ ትግራይ ብጥሙይ ከብዶም ማልያ ምስራሕ ጌጋ እዩ። ሰላም ትስዕር💛🙏🏾❤️🥲
ትክክለኛ/ሓሳብ/ብስራትሓውና።
Thank you tigrai press
ጻድቃን ጀነራል ከይንብለካ ባዕልኻ ከም ሐሰማ አብ ጭቃ ጠንቀላዕላዕ ኢልካ ግን ካብ ዙኹሉ ውርደትን መርገምን ድማ ደም ህዝቢ ትግራይ ኮንቱ ጌርኩም ፋይል ጀነሳይድ ዓጽኹም መስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮንቱ አትሪፍክሞ ጻድቃንን ግታቸውን አብ እዚ ውርደት ኡዙይ ካብትወርዱ ከም ሱዩም መስፍን ከም አባይ ፀሃየ ከም አባ አባነብሶ ብክብሪ እንተትስዉኡ ምኸበርኩምን ንዘልዓለም ብክብሪ ምተዘከርኹም ነርኩም ነርኩም ሕጂ ግን የቀን ጅቦች እያ ሽምኩም
ትግራይ ፕሬስ ሃለዋትናን ድሕንነትናን ፣ መንነትናን ሓድነትናን ኣብ ፅኑዕን ጠንካራን መሰረት ኮይኑ ክቅፅል ንትገብርዎ ዘይተሓለለ ቃልሲ ድፍእሉ ቀፅልሉ።
ADWA NI GECHI AYGEBIRULUN ,NI DEBRETSION EYOM ZIGEBIRULU
Thank you Tigray Press as always. 100 % perfect presentation.
ሰላም ብሥራት
Great Analysis good stand❤
ፃድቃን ንህዝቢ ትግራይ ናይ ክሕደት ታሪኽ ይፍፅም ኣሎ ምስቶም ከጥፉኡና ለይትንቀትርን ዘይድቁሱልና ሓይልታት ተማኺርና ወዲእና ኢሉ ኣሎ
ህዝቢ ኣድግራ ተገዚኡ ዝገርም ትግራዋይነቱ ረሲዑ
Tigray this time needs people like you. Thanks
ዋና ነይ ህዝቢ ትግራይ ፀላኢ ፃድቃን እዩ ዝብትና ዘሎ ንሱ እዩ ዝሐወይ።
Thank you Tigrai press ❤❤
ኣየ ፃድቃን ደቁ ኣማሪካ ኣቀሚጡ ብናይ ብድካ መናእሰይ ደም የላግፅ ኣሎ
ደብረጽዮን ደቁ አበይ አለው አሻ አድዋ ከምሐገሩ ነገሩ ንመን ክተእሹ አያኻ ሕዝቢ ትግራይ 1 ሚልዮን መንእሰያት ቅሚርውም መሊእም ከይቁመሩ President ጎይቶኦም & ጀነራል ዲሕና ትግራይ እንኮ አድዋ ከተማ ሰኺራ ማለት ካላኦት አውራጃ ማይ ሰትየን ይኸዳ አብ ጎድኒ ጎይቶእም ግዝያዊ ምኳንም ሪኢና እንተ ደብረጽዮን መረብ ሩባ ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረኒ ኮይና ርእሲ ሊሕቃት አድዋ & ሚድያታት ሳታሊን ወሲኽካ.
@@toyotaw2500 ፃድቃን ዝብሎ ዘሎ ትስምዖዶ ኣለካ ህዝቢ ትግራይ ደቁ ሃፍቱ መሬቱ ብሂወቱ እናሃለወ ብሓዊ ተቃፂሉ ብእምኒ ካም ተበን ተቀጥቂጡ ሞይቱስ ምስ ኣብይ ክንሰርሕ ይብል መጀመሪያ ንምንታይ መናእሰይ ትግራይ ንምንታይ ኣህሊቅወም ዘይምተደመረ በትግራይ ህዝቢ ጠላዕ ይጫወት
@@brhanhailu1143 ጀነራል ጻድቃን ዘንበበ ዝተማሐረ እዩ ተመልከት ኩለን ውድባት አብ ጎድኒ ግዝያዊ ብ ሙሎኦም ሙሑራት አብ ጎድኒ ግዝዊ መንግስቲ ኢና ንርኢ ኢና ዘለና ክቡር ሐው ንጀነራል ጻድቃን እሞኒ ጃንዳ ሊሕቅ አድዋ ምስራሕ ከሊእምው ሰጎጎምው እዌ ኔሮም ይኹን እምበር አብ ጃንዳ ግጅለ ዝጸየቅው ሐዲድ መስመር አትዩ ተጋዲሉ መሪሑ ፒሪቶርያ ስምምዕ ፈሪሙ ትግራይ ፍርቃ ንምሓራ ፍርቃ ንኣፍር መኾነት ግና ናብ ኤርትራ ምኻድ ናብ ትግራይ ምኻድ ካብ ቲ ሐደ ጁባ ናብቲ ሐደ ጁባ እየ ዝብሎ አነ ብሩኽ ዘሪኢ.
Thank you Tigrai press ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ኣያታት ክኾኑና እዮም ኢልና ንፅበዮም ዓበይቲ ሰባት ሕሊነኦም ሸይጦም ንስገኦም ከሓድሩ...?!!! በሓቂ ከም በዓል ጀነራል ገ/ትንሰኤ ዓይነት ሰባት ከምዝንሪኦ ዘለና ብቀጥታ ናብ ደልሃመት ሸታሕታሕ ክብሉ ካብ ምርኣይ ዘሕዝን የናድደካ።
Yes we love it
ኣነ ካብ ዝፈልጦ ኣይተ አሰፋ አብርሃ ከምዚ ዓይነት ሰብ ምኻኑ ኣይፈልጦን ኔረ እንተኾነ መተዓዛዘቢ ግዜ ስለ ዝመፀ ግን ቃላቱ ብሕፅር ዝበለ ኣንፃር ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ዩ ዝዛረብ ዘሎ ስለዚ ጥንቃቀ ዘድልዮ ጉዳይ ዩ
ፈልጦም ዚደቀሱ ሲ እንተቀስቀስካዮም አይሰምዑን ትብሃል (2) ዓመት ሙሉእ 42 ቪልዮን ገንዘብ ብጌታቸው ሕዋሐት ንምፍራስ ብብልጽግና ተዓዲሉ ኢዩ
Indeed!!! Shame on them!!!
Thank you brother
እንታይ መሲሉካ ፕሮፈሰር እዙ ገንዘብ እዙይ ንድኻታት ተባሂሉ ካብ UNDP ዝርከብ እዩ
ግን ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ.ታብዝገርመካ .GSTS አብ ትግራይ አኼባ አብ ዝግበረሉ እዋን for transportation daily allowance etc ይኽፈሎም እዩ.😢😢😢😢
My heart is broken! I have lost hope
ፖርላማ ትግራይ ብሐቂ ብሕዝቢ ትግራይ ዘይተመረፀ ብሕወሓት ተመሪፆም ዝአተው ናይ ሕዝቢ ትግራይ ፖርላማ ኢልካ ንምጽዋዕ ዝከብድ እዩ ።
እን ካን ደሐን መፃኸ❤❤❤❤
BSRAT how are good job brother I am Tesfay from Seattle
I am Tesfay from Seattle I heard that you visited Seattle
Thank you !!!
ኣንሕና ብምክንያት ምስኣን ሰናይ ምም/ር መኸዲ ሲዒና ኢና! ንምንታይ እቲ መኻውር ይስተኻኸል ንካድረታት ይሓመኩም ዓሎ እንዲያዉም ሙሉዕ ብሙሉዕ ክፈርስ ዕዩ ዘለዎ
ጅግና ሃዉና ብስራት ብዛዕባ ህዝብ ትግራይ ዘለካ ፅኑ ዕመነት ክብረት የሃብካ ሃዉና ሃቅ ዘሃዘ ኩሉ ግዘ ተዓዋታይ እዩ ህፃናት ትግራይ አብልመና ሰደትና አድስ አበባ ሃሰረ መክራ ይሩዑ አሎዉ መራህት ትግራይ ለዓጎመ ዕንቋቆሆ ኮይኖም አሎዉ ህመቆም ልምርያ ዝክድዎ ዘለዉ ቁልቁለት አገብ ይግበሩ ንቦሎም በሃቅይ!!!!
ብስራት ሓወይ ናይ ባዕልኻ ዕድል ባዕልኻ ምውሳን ፅቡቅ ጌርካ ገሊፅካያ።
ልጅ በደንብ አስቀምጦታል Thank you!!!!
ፃድቃንና ጌታቸዉ የ ብልፅግናቸዉ ::ወደብልፅግና የማይገብ የማይጨመሩ ያስወጦቸዋል ማለት ነዉ::
ቂም ምስ ህዋህት እንተነይርዎ እንታይ ክገብር ከይዱ ህይ አጀውጆው ጥቅሚ የብሉን
ዓጋመአምባገነን መንግስቲ ተዐቢአላ ሕዚከምዘለለሉፅባሕምንባዕአይተርፍንእዩ
ኢትዮጵያ ትባሀል ዓባይ ዓዲ ይመርሑ ነይሮምስ ብዘዕበዮ ከልቢ ተነኺሶም መጺኦ
I am ashamed of all those people who betrayed Tigray particularly general Tsadkan.
ዓድግራት ካ100ሺሕ ንላዕሊ ህዝቢ ኣብዘለሉ10000 ምንም ማለት ኣይኮነን ዘረኝነት እያስፉፋያለጌታቸው ቦትኡ ክሕዝ ኣለዎ።
ከምታ አመፃፅአ ቲም ለማን ደጉን ጁንታ እናበለ ንሙሉ ንብረትን ህይወት ዘጥፈአና ህጂ ድማ ልክዕ ከምአ አካይዳ ቲም ፃድቃንን ጌታቸውን ዝገብርዎ ዘለው ሆይ ሆይ መን ብድሕሪኦም ከምዘሎን እንታይን ከመይን ናበይን ይኸይድ ከምዘሎ ንጥፍአት ከምዝኮነ ግልፅልፅ ኮይኑ አሎ ስለዚ አታለባም ህዝብና ከመቀደምካ ኩን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀንራል ፃድቃን ናበይ ናብይ እዩ ዝብል ዘሎ.is he talking to monarch or what fascistsism he is under mining the power of the people. What is tsadkan thinking?i leave it to the people 😢😢😢
ኣይ ቨድካቸው።
👍👍
ኣብ ኣዳራሽ ኣኪብካ ተዛሪብካ ኣይውፃእንድዮ? እንታይ ኣምፅኦ ሰልፊ፣ ዕግርግር?
ወላዲ ንወዱ ሕፀቲ ንኽሓትት ሽማግለታት ሒዙ እንተኸይዱ እሞ፡ እታ ወዱ ዝደለያ ጎርዞ፡ ኣቦ ምስራኣያ ፡እቲ ሕቶ ናብ ባዕሉ ኣዚሩ እታ ዝተሓተተት ሕፅይቲ ኣቦ ንባዕሉ እንተወሲድዋ እንታይ ይባሃል? እኒ ጌቾ ድማ ተላኢኾም ከይዶም፡ መልአኽቲ ሒዞም፡ክምለሱ እንታተፀበናዮም፡ ዝተላኣኹሉ ጉዳይ ጨውዮም ናብ ባዕሎም እንትወስዱ ምርኣይ ዝገርም እዩ። ኣዚኣ ዘይታኣመኑ ኣብ ካልእ ክመኑ እዮም ኢልካ ምሕሳብ ከቢድ እዩ። ንኣብይ ክላኣኣኹ እዮም ወሲኖም።ኣብ ትግራይ ካብሕጂ ምርጫ ክግበር ዝኽእል ኣይመስለኒን። እታ ስልጣን እዚኦም እውን ዳርጋ ብኲናት እዮም ዘምፅእዋ ዘለው።ብኲናት ናብ ስልጣን ዝመፀ ብምርጫ እንትወርድ ኣይረኤናን።
😍😍😍😍💓💓💓💕💕💕💖💖💖💖
ፃድቃንሆነጌታቸው አብስምምዕነትዘባላሽዎንምሽፋንእዩእቲዝገብርዎዘለው
ብዛዕባ ጆነሳይድ ድምፁ ክሰምዖ አየደልን ገታቸው
Betame astewayi ena awaki sewe alene endeameba yalkewe tekekelenga ababale new ❤❤❤
መንዮኸ ወኪሉዎም ዝብል ንታሪኽ ሕዝቢ ትግራይ ከምቲ ቀዳሞት ታሪኻት ትግራይ ተሰሪሑ ክኸውን ይኽል
ህዝቢትግራይ፡ንቃሕ፡ብምስልየነታት፡ስልጣንካ፡ከይትሕደግ፡
ጀ/ረ፡ፃድቃን፡ኣድብ፤ኣደብ፡ግዛእ፡በልው፡ፃድቃን፡ብቂም፡በቀል፡ህወሓት፡ህዝቢትግራይ፡ይብድል፡ኣሎ።
ስለዝኾነ፡ህዝብና፡ሓደብምዃን፡ኣይፋል፡ሕደግ፡ተሰተኻኸል፡ነበሎ።❤❤❤
ይገርመናሎ ህዝበይ ሞቅታ ይስመዖ አሎ ብባዶ ሜዳ
ጀነራል ፃድቃን :የሚባል ሰዉ :በቂም በቀል: የሚሠራ ሰዉ ነዉ: የትግራይ ሕዝብ :ለምን ዝም ብሎ ያያል::
ዘገርም ዩ፡ ና ዝተፈናቐሉ ህዝቢ ከመሓድሩ ዝተመዘዙሲ ናይ ዝነበሩ ነባር ምሕደራ ትግራይ ምቅይያር እንታይ ኣምጽኦ፡ ግልብጥሽ ዩ ነገሩ።
ክሳብ መኣስ አዩ ግዚያዊ ምምህዳር ክጸንሕ
ኣየ ህዝበይ ኣብ እዝኦም ዶ ኣውደቀካ እዞም ካሕዳማት
ተዲ ፕረስ ጸግዒ ናይ ደብረጽዮን ጽረ ናይ ገታቸዉ ኮንካ ትመስል ይመስለኒ
I am independent media. My focus is on identifying challenges and coming up with solutions, regardless of where these challenges originate. Besides, this is not Teddy Press, rather Tigrai Press.
ታጠቀነ ሙሉዕ ቡሙሉዕ ንአኻ ትምልከት ሓሳዊ ባንዳ ዲቃላ ብልፅግና ሚድያ ሰራዊት
Not at all
Azi , mene.er ku at zetcdlt Nt Moynahan. O tgrWay aymonman
የቕንየልና ብስራት ዓንድና ዓድና ኢዩ ኢልካ ሓደ ክንኮን ሓቅታት ክወፁ ፃዕሪ ትገብር ስለዘለኻ።
"ሚዛን ምዕያር" ዝበሃል አሎ ምስቲ ስታንዳርድ ዝኾነ መለኪዒ ማዕረ ዝኾነ መለክዒ ክህሉ ምግባር ማለት እዩ።
ሙረጻ 2012 ሕጋዊ እይኮነን እንትባሃል ምስ መንግስቲ ትግራይ ፈሪሱ ። ኣብ ትግራይ ዘሎ መረጻ ስርዓት ፓርላማዊ ስለዝኾነ እቶም እተመረጹ ኣባላት ፓርላ እምበር ህዝቢ መንግስቲ ኣይመርጽን ። እቲ መረጻ ካብ ሕጊ ወጻኢ ስለዝኾነ እቱ መረጻ እንትስረዝ ፓርላማ ይስረዝሞ ህዝቢ ትግራይ መንግስቲን ፓርላማን ዝይብሉ ድኸውን ። እዙይ ጥፍኣተኛ ንምድላይ ዝግበር ሃለውለው እዩ ።
እንታይ እዩ እዚኹሉ ሸታሕታሕ ንክውዓዐሉን ንክደራደሩን እንተኽይዶም ሰነድ መርሚሮምን ኣሚኖምሉን ደይኮነን ክፍርሙ ዝግብኦም ሕዚ ሕዝቢ ትግራይ ብጥምየትን መከራን እንዳትጠወፈ ካብሎሚ ፅባሕ ፍታሕ ንክምፅዕሉ እንዳተፀበየ ብውዓል ሕደር ምድኻሞም ከይንኣሰ ዝፈረሙዎ ውዕል መሊኦም ዘይፈልጥዎ ኮይኖም እንትርከቡን እከለባ እከለባ ናብዝብል ምኽኒት ምዕታዎም ኣዚዩ ኣዝዩ መሕፈርን መሕዘንን እዩ!ደሞም ዘይነቀቀፀ ንመንእሰይ ትግራይን ኣዶ ትግራይን እዙይ ኣይግብኦምን!!
ወይ ተአምር ሓላል ህዝበይ ናይ ሰለሞን ይኹኖ አምለኽ ዜማ ሓሪየልካ አለኹ ሓላለይ?።ክንዲ ወለድ ውላድ ህባትካ እትብል።
አየታትና እንድሕር ናብዚአ ዝአትው ንምንታይ ኢዮም በረኻ አትዮ ነምንታይስ እዚኹሉ ወጣት አውዲኦም? ብጣዕሚ ዘሕዝን
እኔ ከሞትኩ: ሰርዳ አይብቀል:አለች አሕያ :ምሳሌዉ!!!!
Tadqn Eyu Afrsw
ትግረዋይ ድዬ:አድ አምሐራ :ትግራዋይ ኢካ ተቢለን ተአሲረን ተቀቲሎም :ሕጂ ንትግራይ ከሙይገብርዋ: ብጣአም ይሕዝን: :አብ ሱዳን ዘለዉ ሕዝብና:ይሣቃይ አሎ:: ቁስልና:እና አከክና አይንነብርን ኢሉ ፈሊጡ ንኡ ክምችወ::😮
ቴዲ ብደንምብ ገይሩ ገሊፅወ::
መጀመርያ የተናገረዉ ነዉ ዉነቱ! 😮
42ቢልዮን ልጌታቸው ሂበዮ እየ ኢሉ ጌታቸው ጥርቅም ኢሉ ስለዚ ህዝቢ ትግራ ልምክፍፋል ድዩ ይጥቀመሉ ለሎ ጌታቸው ተንልበተንካየን ቅርሺ በሊዖም ምስወድኡ ቆላሕ ኢሎም አይሪኡኻይ ትዲኤፍ ውቁዐትና ተተሐክመሉ ካብስቃይ ምደሐኑ ምተመስገንካሉ
ናይ ሎሚ ጌታቸውን አብይ ናብ ስልጣን ክመፅእ ከሎ አኦሮሞ ሰልጣን ሰለ ዘሓዘ ህወሓት ምስራሕ ከልክሎምኒ እናበለ ህዝቢ የላዕል ነይሩ ጌታቸው አብ ራያ ከይዱ ራያ ሰልጣን ሰለ ዘሓዘ እዩ እናበለ ህዝቢ ምሰ ህዝቢ የባእሰ አሎ ንህዝቢ ራያ አይወከልን
ጊዜ ፡ ኡከ ፡ የካራክር ፡ ኔሩ ፡ እና ፡ አነደነት ፡ ምጥንካር ፡ እዮ ፡ ለድሊይ ፡ እየ ፡ ልብል ፡
After you. And your family were stepdown??
አንታ እዚኦምሲ ተአምር ክሰርሑ በልና እምበር ክሳብ ክንድዚ ቁልቁል ክወርዱ አይተፀበናን ሓሲሮም አሕሲሮምና
አታ እንታይ እዮም ኮኖም አቴሐሳስባኦ አብ ገደል ጫፍ ደው ዚበሉ ድፊዕ እዲሒር አብለምወም ኦሮማይ ሒዞምና ገዴል አትዬም ማለት እዩ በጃኹም ደው እልኩም ሕሰቡ
የዉጭ ዜጐችንም በሺማግሌ የመጡትንም ነዉ ያታለሎቸ???
wedi zana ane ewn zana eye , kilitien eznka ymetela tzarebo zeleka gn melhaska tehazka yhaysh ,keza gn shire atyemo chaf mekele b3tsihom tadya mekele atyom dyom zeychereswo dika hamimka , nska dma kene saguaka mahta eka tbehal chekan slezkonka melhaska etsef
ተጠምዚዞም ከምዘለውኮ ጋህዲ ይረአ አሎ
ቅድሚ ወረራ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኢሳያስ ኣፈውርቂ፡ Game over ዝበላ፡ ካብ ምስ ደብረፅዮን ንላዕሊ፡ ምስ ፃድቃንን ጌታቸው ረዳን፡ ዝያዳ ዝተራኸቡ ይመስሉ። ጉዕዞ ህወሓት፡ game over ንምግባር ኣፅዒቑ ዝሰርሕ ዘሎ ፃድቃንን ገይታቸውን እዮም።
ጌታቸዉ ረዳ በብዙነገር ነዉ ሚጠየቀዉ: ዉነት TDF ደብረብርሐን ደርሶ ተመለሱ ብሎ ያወጀዉ ማነዉ ????? ይሔቢጠየቅ ጥሩነዉ??😮
አቱም ኮራኹር አብይ እንበዓል አሰፋ እነ ፃድቃን ዓገብ በሉ ዓዲ ተፋርስ አለኹም
ናይ ንጉጅለ ልያቡን ልሙሳትን ናይ ሓሶት ፈብረኽቲ ምኻን ክም ማንም ዝፈልጦ ሓቂዩ ብሓሶትን ብምዕፈንን ዝፍታሕ ሓቂ የለን መይትኹም ኢኹም ዓገግ አይትበሉ
Verbally you said you are neutral, are you sur???? Think twice!!
He's a liar.
መን እኻ ንስኻ?
ፊደራል ቀጠና ቁሸት ኢድ የኣትው ዘይኮነስ፣ናይቲ ኽልል መንግስቲ ሰርዓት እንታይ ኸመይ ይዋቐር ዝብል ምስ ፊደራል መንግስቲ ተነጋጊርና ኢና።
ንሕናውን እስካዕ ታሕቲ ከነስተኻኽል ኢና እዩ ዝብል ዘሎ ጅኔራል ፃድቃን እዚ ድማ ትኽክል እዩባዕላ ዝኻኣለት ትግራይ ከምዘይኮነት እናፈለጥኩም ነገራት ኣታዋቕዑ ንስኻትኩም ጣዓዩ።
ፈንታሌ ሚዲያ በአንደኛው አንጃ በኩል እየተከፈለው የሚበጠብጥ ነው ። l don't like your approach too, try to be fair.
ናይ አዲስ አበባ ጮማ ቀሚሱ
Tigray people Speaking every City Last week We need Change , We Can’t Go 50 years the same way.
ፓርላማ ትግራይ መን ኣስሪስዎ ዶ"ፍልሖ"ባልዕ"
ኢሲኻኢኻኪታፊሪሳዘለኻ
ወዱ ሕንቅቅቲ ወረዳ ዲካ? ማይጥምቀት ከ አበይ ዓዲ እያ?
ሓሳቢጊጂለ
ጌታቸዉ ረዳ ህዝቢ አብ ጥሜት እ ንሀለ አብዱባ እነኸደ ዝሻረርን ዝሕከምን እዩ እቲ ገንዘብ ከበይ አምጺእዎ????
እዚኣ እያ ኣጨኒቃትካ❓
PP is the source, definitely. Abiy would give him billions birr to dismantle Tigray as UAE is giving billions of dollars to Abiy to dismantle Ethiopia.
ወይ ዛ ትግራይ: መሸቀጢ ዩቱብ ንኻማኻ ዝመሰሉ ሕማቃት ኮይና
ብስራት ሓንቲ ሕቶ❓በዓል ኣባ ዱላ.በረከት ስምኦን. ደመቀ መኮነን ...ወዘተ ንሓዱሽ ወለዶ ስልጣን ከረክቡ ከለው ደ/ር ደብረፅን & ፈትለወርቅ ገ/ኣብሔር ንምንታይ መናእሰይ ዘይትኩኡ❓ 3ተ ወለዶ ኣደናጊሮም ውፂኢቱ ጆኖሳይድ ኾይኑ ሕጂ እውን ባዕልና ክንገዝኣካ ንዝብሉ ዲኻ ፀግዒ ትሕዝ ዘለኻ#
ንሱ መረጽቲ ይምልከት!
K kkkkkkkkkkk
Are you in favor of 100% TPLF representatives? It has never been democratic election in tigray. It is better to propagate for true electoral system in tigray. Don't be rotten TPLF cadre!
መላኽዒ ኢኻ ዘይኮነ ትዛረብ go to DW listn to Asefa interview
There is no parliament in Tigray. You sit in luxurious place but you provoke war back home. What kind of moral do you have?
Selam Tigrai Press my friend Beserat Kibade it shows you are against the transitional government of Tigray and the president. Getachow and his team saved the weyane from total defeat and destruction and brought peace to the Tigray people, by signing the Pretoria agreement. Beserat you are exaggerating the heroism of TPLF, these people never fought for the good, innocent, and gullible people of Tigray. The TPLF fought for the interests of foreign powers, neighboring countries, and organizations. Under the weyane there has never been democracy in Tigray.
አይ ናታትኩም ነገር እቲ ትብሎ ዘሎኻ እምበርከ አቢቡ ተረድኢዎ ዶ ይኸውን, አይ ህውሓት እልፊ ፍቶነ ዓቅሚ ዘይብሎም ሊኢኻ ህዝቢ ትግራይ ናብ ደልሃመት እቲዮሞ.
Thank you Tigrai press.
እን ካን ደሐን መፃኸ❤❤❤❤