Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 23) - One Day With Alena Walta Hager

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ก.ย. 2024
  • Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
    Join this channel to get access to perks:
    / @alenawaltahager
    © Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
    #AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
    #AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

ความคิดเห็น • 738

  • @AlenaWaltaHager
    @AlenaWaltaHager  10 วันที่ผ่านมา +42

    Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership th-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin 💚😊

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 10 วันที่ผ่านมา +4

      ብሓቂ ኣለኹም ወኣልታሃገር 🙏🏽✊🏽💌ዕዲምን ጥዕና ይሃብኩም🌷ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷ማዕበል 💟መቅሰን ቡሩኽ 🇪🇷ሕሰም ንኣይ ህዝቡ ዝፈልጥ ✊🏽😘

    • @juiditanamehari8443
      @juiditanamehari8443 10 วันที่ผ่านมา +1

      1:10:00 ❤❤❤❤❤❤😂😂😂❤❤❤

    • @asmerom1404
      @asmerom1404 10 วันที่ผ่านมา

      ሎሚ ንፉዕ ብዓል ጭራዋጣ ኣምጽኹም።ንማማ ሙሉ ብስመን እንዳ ጠቐሰ ምውዳሱ እቲ ምሓሳቡ ጥራይ ከማን የሕጉሰካ።thank you ኣለና ዋልታ ሃገር❤❤❤❤

  • @Sawa-1996
    @Sawa-1996 14 วันที่ผ่านมา +84

    ኣደ ኩሉ እያ ❤
    ኣደ ሃላል እያ ❤
    ኣደ ጸዎር እያ ❤
    ኤርትራዊት ኣደ ትሕትንኣ ኩል ግዜ ብቁሩብ ነገር ብልባ ንእግዚኣብሔር ኣምላኻ ተመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
    ነዴኹም ብሂወታ ኮላ ኣደይ ኢልኩም ሃብሕብዋ ፍቕራ ኣስተማቕርዎ ❤
    ምረቓ ወላዲት ካይሃልፈኩም ኣሜን በሉ 🙏🙏🙏
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️❤🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @WediSawaMendelay
      @WediSawaMendelay 10 วันที่ผ่านมา +6

      Sawa shikor genzebka yebzhaio, kulu gize kitib Trah niber

    • @Sawa-1996
      @Sawa-1996 10 วันที่ผ่านมา +5

      @@WediSawaMendelay ኣሜን🙏🙏🙏

    • @Lamb3024
      @Lamb3024 10 วันที่ผ่านมา +3

      Sawa ❤

    • @nebelbalentertainment
      @nebelbalentertainment 10 วันที่ผ่านมา +2

      ❤🎉

    • @ametezghiteklsenbet3274
      @ametezghiteklsenbet3274 10 วันที่ผ่านมา +2

      ❤❤❤❤

  • @Irina-mf6gq
    @Irina-mf6gq 9 วันที่ผ่านมา +9

    ደሃይ ቤትና ፥ ዘይ ከምታ ገስረጥ መስትያት ቤትና፥ ነዃላትና ትሓትም ፣ ክንዲ ንፋስ ጋቢ ትኸድን ፥ ንርሱዕ ትዝክር ፣ ንዝጸዓረ ተኽብር!!!

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai7459 10 วันที่ผ่านมา +31

    ጽብቕተይ ምስ ከዳደንክዮም ቅይር እንድዮም ዝብሉ ኣስእል እንተተብልዮም ዓባይ መዘከርታያ
    ተባረኺ

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 10 วันที่ผ่านมา +51

    ካብዚ ኹሉ ዝግበር መደባት ናይ ይቱበራት በለጸት መደብ እዚኣ እያ ኩሉ ሰብ ከተባብዖም ይግባእ መታን ቀጻሊት ክትከውን ፡ ብኸምዚኣ ብዙሓት ጽጉማር ክሕገዙ ይኽእል እዮም።

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 10 วันที่ผ่านมา +53

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክቡራት አዴና፡ አዴታት ኤርትራ ጽኑዓት ናይ ናብራ ሓርበኛታት።

  • @eftereladebas5818
    @eftereladebas5818 10 วันที่ผ่านมา +50

    አሎና ዋልታ ሃገር ከም ወትሩ ነቲ ዝተሸገረ ትገብርዎ ዘሎኹም ዘይተወድኤ ይሃብኩም እዚ ግብብሪ እዚ ንሕልና ዘቅስን ስለዝኾነ ሕልናኹም ተቅስኑ አሎኹም🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷

    • @NatnaelAma
      @NatnaelAma 10 วันที่ผ่านมา

      @@eftereladebas5818 hi

  • @mussiehebtegabr4708
    @mussiehebtegabr4708 15 วันที่ผ่านมา +43

    አቲ ሰማይን ምደሪ ዝፈጠር ኣምልኻ ሐሳብ ልቡክም ይፍጠረልኩም ❤️

  • @user-rb7nl1qg6v
    @user-rb7nl1qg6v 10 วันที่ผ่านมา +36

    ረዲ ጋልና ብጣዕሚ ጽቡቕ እቃራርባ ናይ ዓብይቲ ክብረት እለኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኹም ሃለና ዋልታ ሃገር ቀጽልዎ

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010 10 วันที่ผ่านมา +26

    ኣለና ዋልታ ሃገር ንፉዓት ሮዳስ ሓብትና ድማ ትሕትና ከም ዮሴፍ ይዓድልኪ ፈጣሪ ንማማ ምሉእ ድማ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃበን ፈጣሪ። እንተ ተኻኢሉ,ስ ነቶም ብዕድመ ዝዓበዩን ናይ ጢዒና ጸገም ዘለዎም ጽምም ኢልኩም ታክሲ ጌርኩም እንተ ትወስድዎም ዓስብኹም ምበዝሐ ናተይ ሓሳብ ኢዩ ይቕሬታ።❤

  • @layneteshome7090
    @layneteshome7090 10 วันที่ผ่านมา +17

    ኣሕዋት ኣሓት በጃኹም ነዚ ቁዱስ ዕላማ ነተባባዓዮም ሸር ላይክ ሳብስክራይበብ እንተ ሓጊዝናዮም ካባና ነውጽኦ የብልናን ኢድና ጥራይ ምጥዋቅ ሕልናዊ ዕግበት ይፈጥረልና ኣለና ዋልታ ሃገር ልክዕ ከምስማ ዓቢ ዕማም ትዓምም ኣላ ሰላምታይ ኣይረሳዕኩን ሰላም ሮዳስን መሳርሕትኽን ኣምላኽ ይባርኽኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093 15 วันที่ผ่านมา +25

    አዛ ምርቃ አበይ ይርከብ ሮዳስ አምላክ ይባረኪ እቲ አቀራርባኪ በሐቂ ዝድነቅ አዴታት ኤርትራ ጸአረኛታት እየን ጉልበተን የጽንአዮ አምላክ

  • @meharigebretnsae8617
    @meharigebretnsae8617 10 วันที่ผ่านมา +25

    ኣለና ዋልታ ሃገር ብፍላይ ማዕበል ምስ ሮዲ ኣምላክ ትሕስቶኩም ይባርክ ❤❤❤❤

  • @darkj-kh7bm
    @darkj-kh7bm 10 วันที่ผ่านมา +24

    መንገድኹም ዘበለ ጥጡሕ ይምነየልኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🙏🙏🙏

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 10 วันที่ผ่านมา +21

    አሰይይ አደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕና ይሀብክን ፊጣሪ ንኩልክን አዴታትናኤሪትራ ማዕበሊኖ ብሉጽ ሮዳሰይ ምስ መሳርሕትኪ ይበል🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nanna9497
    @nanna9497 14 วันที่ผ่านมา +37

    God bless Eritrea and Eritreans 🙏🇪🇷🇪🇷

    • @TediRos-kt1gh
      @TediRos-kt1gh 10 วันที่ผ่านมา

      ❤🎉

    • @msganagerkiel2957
      @msganagerkiel2957 9 วันที่ผ่านมา

      ❤🎉🎉🎉

    • @Yayu-c1t
      @Yayu-c1t 9 วันที่ผ่านมา

      ዕድመን ጥዕናን❤❤❤😂

    • @elenzere8nv253
      @elenzere8nv253 7 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤

  • @peace8582
    @peace8582 10 วันที่ผ่านมา +8

    ክልቴክን ሸኻኩር ዋውውው ሮዳስ መግለጺ የብለይን ለባም ትሕቲ ፈቃር.... ዕድመን ጥዕናን ይምነየልክን ኤርትራ ንዘልኣለም ወይልኡ ዝትንክፋ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EyobMaekebay-hi3jz
    @EyobMaekebay-hi3jz 10 วันที่ผ่านมา +25

    ኣለና ዋልታ ሃገር መግለጺ ሲነልኩም ኣምላክ ኢድኩም ይምላልኩም ሮዲ ምስ መሳርሕትኪ ጉልበትኩም ይጽንዓዮ ቅጽልዎ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤

  • @leulaweldeab4962
    @leulaweldeab4962 15 วันที่ผ่านมา +19

    ኣደይ ማዓረይ ጽብቕቲ ፍጥረት 🌹🌹🌹🌹🌹ኣለና ዋልታ ሃገር ኢድኩም ይምላእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-id3xo1xs2v
    @user-id3xo1xs2v 10 วันที่ผ่านมา +21

    ኣምላኽ ይባርኽኩም። ብሩኻት። ዘርኢ። ደቂ። ኤርይ። ደቂ። ሓላል። መረት። ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🐑🐑🐑🐑🐑🐏🐏🐏🐄🐄🐄🐐🐐🐪🐪🐪🐪🐦🐦🐦🐦🐓🐓🐓🐓🐋🐋🐋🐋🐋🍼🍼🍼🍼🍼🍼🍼🍬🍬🍬🍬🍒🍒🍒🍊🍊🍇🍇🍇🍇🍇🍎🍎🌹🌹🌹🌹🌹

  • @alemteclu8939
    @alemteclu8939 10 วันที่ผ่านมา +26

    አለና ዋልታ ሃገር ሰላም ንዓኩም ይኩን መርሐባ ድሃይኩም አይታሐባእ❤🎉❤🎉❤ ሮዳስ ሽኮር

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 10 วันที่ผ่านมา +9

    ሰላም ደቂ ኤረይ ማዓረይ ሮዳሰ ሸኮር አቅኒእክኒ በላሰ ብጣዕሚ እየ ዚፍቱው አብ ኤሮፓ ዚብላዒ ኮይኑ አይሰማዓንን እዮ ናይ ሃገርና ኤርትራ እንተ ዘይኮይኑ ሕጂ ምሰ ራአኩኪ ቀኒኤ እሞ ንጥዕና ይግበረልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ ኩሉ ዓለም 💯👋አጆካ ሐይላአብ ሰሊመካ አለኩ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🌿🌴🌾☘️🌾🌴🌿🇪🇷

  • @NazeretBereket
    @NazeretBereket 10 วันที่ผ่านมา +14

    ስላም ስላም አለና ዋልታ ሃገር ዘዎጻኹሞ ይተካአልኩም ከማኽን የማስለና ደቂ ኤሪ ሽኮሪናታት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷

  • @MuzitBokre
    @MuzitBokre 10 วันที่ผ่านมา +20

    Alena walta hager betami xebuq serha ❤❤❤ eta bun gen aytgdefewa ab elale des eya tebel

  • @WarsayTesfaldet
    @WarsayTesfaldet 10 วันที่ผ่านมา +8

    ኣለና ዋልታ ሃገር ደሃይይ ቤትና እትገብርዎ ዘለኹም እግዛኣቢሄር ጸግኡ የብዛሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷

  • @mebriyetadush2070
    @mebriyetadush2070 10 วันที่ผ่านมา +3

    ኣለና ዋልታ ሃገር እቲ ትረድእዎ ዘለኹም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም።

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 15 วันที่ผ่านมา +31

    Thank you all❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mesfundebesay5458
    @mesfundebesay5458 10 วันที่ผ่านมา +14

    ኣለና ዋልታ ሃገር ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ንድኻታትን እተሸገሩን ብእትገብርዎ ኹሉ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃብኩም ተባረኹ

  • @edengebreselasie5291
    @edengebreselasie5291 10 วันที่ผ่านมา +3

    ማዕበል ብዕድመ ንኡስ ብልቡናካ ልውሃትካ ንወገናትካ ምትብባዕትገብሩ ዘለካ ናይ ባሓቂ ከድንቀካ ይፈቱ አምላክ ዘውጻአካዮ ይመልአልካ ስድራቤትካ ዕድለኛታት እዮም እቲምንታስ ዘሕብን ስራሕ ስለ ትሰርሕ ዘለካ ካብዚ ዝዓቢ ጸጋ የለን ውላድካ ብስነምግባር ሕዝቡን ሃገሩን ዘፍቅር ውላድ ስለዝውንኑ ሓበን ይሰማዓዮም🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ንሕና ከአ የቀነልና ሓየት ኤርትራዊ ዝወለድኩምልና ንብሎም እንዳቡይ ክፍላይ🙏

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 10 วันที่ผ่านมา +17

    ንሓይልኣብ ቀጻሊ ኣምጽእዮ ሮዳስ ፡ ነዞም ዓበይቲ ኸኣ ምስ ዕድምኦም ዝኸይድ ስለዝኾነ።

    • @millionghirmai8045
      @millionghirmai8045 5 วันที่ผ่านมา

      ናይ ባሓቂ ንዓበይቲ
      ዋጣ እዩ ደስ ድብሎም

  • @selamteamr5697
    @selamteamr5697 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣለና ዋልታ ሃገር ሰሱኑ እዚ ዝግበር ዘሎ ምትብባዕ ንህዝብና ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብል ኣምላክ ብዕጽፊ ዕጽፍጻፍ ይሃብኩም ❤❤❤❤

  • @mohammedsalih4995
    @mohammedsalih4995 10 วันที่ผ่านมา +4

    ቃላት ያሓጽረኒ ኣለና ዋልታ ሃገር ሰሰኒ ዓምበቢ ❤ናርዲ ሽኮር ኩሉ ትሕትናኺ ኣክባሮትኪ ናይ ባሓቂ መዳርግቲ የብሉን

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 10 วันที่ผ่านมา +6

    ዋዉ !
    ማዕበሊኖ ኣምላኽ ይባርኽካ/ ይባርኽኩም እግረን ኣብ ሰዓት ሰዓት ዝኮዉን ትስእ ኢላ ከምትንቀሳቐስ ንገርያ ትፈልጦ ትከዉን ኢያ ግን ምንጋር ሓቃእዛጓለይ ኢላ ብስርዓት ትገብሮ ብስርዓት ❤

  • @user-on5no6uz3u
    @user-on5no6uz3u 9 วันที่ผ่านมา +2

    ጸጋ ጥዕና ይሃብክን ኩቡራት ኣዲታት ኤርትራ ናይ ብሓቂ ስራሕ ክብረት እዩ ብምቅጻል ድማ ሮዳሰይ ጽብቅቲ ጸጋ ጥዕና ይሃብኪ እዚ ባዓል ዎጣ ግና ኣይግድን እቲ ዝሓለፈ ዘምጻክዬ መንእሰይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኒሩ ሮዲ ሽኮር ሕሰብሉ ኢኪ ብዝተረፈ ሰሰናዩ❤❤❤🥰🥰🥰🥰🌸

  • @selamaraya9028
    @selamaraya9028 13 วันที่ผ่านมา +15

    Nikulkum ms rodi tserhu ka golbetkum ybarek 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤

  • @briktybahta5026
    @briktybahta5026 10 วันที่ผ่านมา +5

    መርሓባ መርሓባ ኣለና ዋልታ ሃገር እንቋዕ ብ ድሓን መጻእኩም ማዕበል ምስ መሳርሕትኻ ሰናይ ድሓን መጻእኹም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ
    ሮዳስ ጽሓይ በርቂ እሰይ እሰይ ንመደብኪ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኣምላኽ እባርኽኪ ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ ምስ መሳርሕትኺ

  • @rutgebrezgi2765
    @rutgebrezgi2765 7 วันที่ผ่านมา +1

    አቤት ንፋዓት ተዓወቱ ጽቡቅ ዝገብር ጽቡቅ አይስኖን እዩ አምላክ ዘውጻኩሞ ይተካአልኩ እቲ ሐጎሶምን ዝምርቅዎን ንዓካትኩ ዓስቢ እዩ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤❤

  • @asmeromtesfaslasie70
    @asmeromtesfaslasie70 9 วันที่ผ่านมา +2

    ኣለና ዋልታ ሃገር ትሰርሕዋ ዘለኹሞ መግለጺ የብለይን እግዛቢሄር ኣምኣኽ ዘውጻኩሞ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይተክልኩም 🙏🏼🙏🏼🙏🏼 ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤

  • @Berhane.TV.Tube6757
    @Berhane.TV.Tube6757 10 วันที่ผ่านมา +5

    ክብረት የሃበልና ሮዱ ሽኾር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኺ ኣምላኽ ከሞአ ውን ኣቶ ማዓበል ክፊላይ ምስ መሳርሕትኻ ትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ዝኹነ ኣብነታዊ መንእሰይ እኻ እሞ ኣብ ትገብሮ ኩሉ ግዜ ዓወትን ሰላምን ቅሳነትን ይፈጠረሉኹም ማዓበለይ ንስኻ መምህር መንእሰያት እኻ እሞ ደግመ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኻ ኣምላኽ ብርኽካ የጽነዓዮ ብዘውጸኣካዮ ዕጽፊ ጌሩ ይተከኣልኻ ኣብነታዊ መንእሰይ ኣመና ብኣካ ማዓበለይ ኩሩዓት ኢና ኮርዕኻ ትኩረዓና ፊጡሩ ወዲ ኣዳም ሮዱ ከኣ ደኽመ ከይበለት ላዕልን ታሕትን እላ ነዝ ኩሉ ትገብሮ ዘላ ደጊመ ሰላምን ቅሳነትን ይኩነላ ወትሩ ❤❤❤❤❤❤💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hss2423
    @hss2423 10 วันที่ผ่านมา +15

    ሰላም ሰላም ኣለና ዋልታሃገር ሮዳስ ጋልና ግርማ ይሃብኪ

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873 10 วันที่ผ่านมา +6

    ❤❤❤ እንቋዕ ብሰላም መጻእኪ ሮዳስ ❤❤❤ ምቅርቲ ሰላምን ፍቅርን ንሃገርና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢

  • @kidaneghebrekidan4916
    @kidaneghebrekidan4916 10 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ብሓቂ ዕዊት ስራሕ
    ንኩልኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ክብረት ይሃብኩም
    ❤❤❤❤❤ ደቂ ኤረይ ሓላላት❤❤❤❤❤❤❤💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @nazrietkbreab4584
    @nazrietkbreab4584 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይ ደስ ክብለካ እዚ በዓል ዋጣ ግን ንማዕበል ሓጠቅ ይብለኒ ❤❤❤

  • @MhariMhari-gb7eo
    @MhariMhari-gb7eo 10 วันที่ผ่านมา +3

    alena welta hager kebrti yehabkum qaxlwo edman tenan yehabkum ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @awettekeste7166
    @awettekeste7166 10 วันที่ผ่านมา +7

    ❤❤❤ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርኩም ሕጂ ተባረኩ ሰስኑ ደቂ ኤረይ ❤❤❤

  • @trhishsultan2794
    @trhishsultan2794 10 วันที่ผ่านมา +6

    ሮዲ ሽኮር ንፍዕቲ ጽቡቕ አቀራርባ ክብረት ዘልኪ ❤💐🇪🇷

  • @MilionAzezi
    @MilionAzezi 10 วันที่ผ่านมา +11

    ጽቡቅ መደብ ኣምላክ ጻማኩም ይክፈልኩም ❤❤❤❤

  • @berektiandeberhan3837
    @berektiandeberhan3837 15 วันที่ผ่านมา +11

    Beautiful thank you AWH 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🌹🌹🌹

  • @oneloveonelove1087
    @oneloveonelove1087 15 วันที่ผ่านมา +12

    Kindnesses goes a long way on person at a time. Thank you AWH for real dehay betna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @FreweiniRussom
      @FreweiniRussom 10 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤🎉🎉

  • @wegahtabereket4994
    @wegahtabereket4994 10 วันที่ผ่านมา +8

    ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማዕበል ሓወይ
    እዋይ ኣታ እዚ በዓል ዋጣ,ስ ገጹ እሱር ወላ ቲ ደርፉ ዘይብርሃካ ሽኮሪና በዓል ክራር ኔሩ ብቀዳማይ

  • @nahomtesfaldet5471
    @nahomtesfaldet5471 10 วันที่ผ่านมา +4

    ኣለና ዋልታ ሃገር ሰላም ንዓኩም ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘዉጻኩሞ ይተካኣልኩም ። ( 5 ከኣ 5 እዩ ዝከዉን )

  • @militeteklemariam6504
    @militeteklemariam6504 10 วันที่ผ่านมา +3

    ሮዳስ ሽኮር ናይባሓቂ ዘይጽገብን ዝፍቶ ፕሮግራም
    Thank you 🙏🏾 so much for everything you are doing

  • @samriissak1204
    @samriissak1204 10 วันที่ผ่านมา +5

    Walta Hager edmen tenan ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉I love all eritrean people 🙏

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 7 วันที่ผ่านมา +1

    ማማዬ ምቅርቲ ዝወደይ ዛጓለይ ዞምደቀይ ክብላ ከለዋ አፋን ክምቅር ጻዕራም አደ እድመን ጥዕናን ይሐብክን ፈጣሪ ሮዳስ አዚዩ ጽቡቅ መደብ አዚዩ ጽቡቅ ቦታ አዚዩ ጽቡቅ ዋጣ ዝጻወት ሐዉና ሐይለአብ
    በለስ ድርፎ ናፊቅና ህዝብና ሐገርና ናፊቅና ርሑስ አዉዳአመት ደቂ ኤረይ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tsegaabraham9800
    @tsegaabraham9800 9 วันที่ผ่านมา +2

    Bravo Alena 🙏🏿🙏🏿🙏🏿💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless you with more and more 🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @lovetube9672
    @lovetube9672 10 วันที่ผ่านมา +5

    አሰይ ስለቲ ትገብርዎ ሓገዝ አዚና ነመስግን ንዝሃበ እዝጊ ይሃቦ 🙏🏽🥰🥰🎉

  • @freweinibrorsson285
    @freweinibrorsson285 10 วันที่ผ่านมา +3

    ኣባላት ኣለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ❤

  • @weldetweldet9768
    @weldetweldet9768 10 วันที่ผ่านมา +3

    እዝጊሄር ይሃብኩም ሰናይ ተግባር ትገብሩ

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 10 วันที่ผ่านมา +4

    Good job Alena waleta Hager Ademen tenant yehabekum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @knowyourself.4103
    @knowyourself.4103 10 วันที่ผ่านมา +3

    እዘን ቁጽርታት ኣብ ሰዓት ናይ መንደቕ እየን ዘገልግላና
    1=5
    2=10
    3=15
    4=20
    5=25።

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 10 วันที่ผ่านมา +3

    ኣልና ዋልታ ሃገር ከም ሽሞም ዋልታ ጽጉማት ባሓቂ ዝሓዝኩሞ ይባርኸልኩም ማዕበለይ ሕቡን ዕውት መንእሰይ ኢኻሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ መሳርሕትኻን🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌴🎄🌹🌹

  • @TesfaldetAbera
    @TesfaldetAbera 15 วันที่ผ่านมา +13

    ሰላም ኩሉኹም አዳለዊት እዝመደቡ ብጥዕሚ ቁዱስ ተግባር እግዝአቤህር ሚሉእ
    ይሃቢኩም🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @user-wn7cs7mf9p
    @user-wn7cs7mf9p 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኩልኹም ኣባላት ኣለና ዋልታ ሃገር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ሮዲ ኸኣ ትሕትናኺ ኣምላኽ ይባርኽኪ የግዳስ ሮዲ ሓደራኪ ክንልምነኪ ነዚ ሓይለኣብ ዝባሃል በዓል ዋጣ ኣልግስዎ ነዛ ምቅርቲ መደብኩምሲ ገልጠምጠም ኣቢሉኳ የእዛና ጩሩቕሩቕ ኣቢሉዎ ሓደራኹም ካብዛ መደብኩም ከውልዎ ኣይካብ ብሩህገጽ ኣይካብ ጡዑም ድምጺ ባዶ

  • @user-ng2gs6zv3b
    @user-ng2gs6zv3b 8 วันที่ผ่านมา +1

    Alna walta hager nay bhaki walta hager edmen tenan yhabqum 🌹🌹🇪🇷🇪🇷❤❤9️⃣☪️✝️🇪🇷🇪🇷✅️

  • @NatnaelHagos-zh9ff
    @NatnaelHagos-zh9ff 9 วันที่ผ่านมา +2

    ሮዲ መቀረት ናትኪ ኣቃራርባ ኣዚዩ ደስ ዘብል እዩ ❤❤❤❤❤❤ ናኣክን መሳርትክን ኢድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤

  • @Rosemary-c2i
    @Rosemary-c2i 9 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር 🙏🙏🙏

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 15 วันที่ผ่านมา +12

    Rodi shikor Amlack Tsorcki Kulu YSEKEMELKI. 🙏❤️

  • @hermelaestifanos6602
    @hermelaestifanos6602 10 วันที่ผ่านมา +5

    ዕመን ጥዕናን ይሃብኩም ወጻኩም ይትካሉም ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @abebatekle2987
    @abebatekle2987 14 วันที่ผ่านมา +5

    Team Alena Walta Hager
    We can not thank you enough for lifting the spirits of our hard working people who have been through the difficult times ❤❤❤❤❤

  • @meraabiabiygayl5102
    @meraabiabiygayl5102 10 วันที่ผ่านมา +4

    Kem sma walta hagern hzbn amlak abzihu yhabkum ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-uq9hz5ss4e
    @user-uq9hz5ss4e 9 วันที่ผ่านมา +1

    Edmen tenan yehabka alena walta hager Nay behaki abi seb fetari kea yehagezka kexlo ❤❤❤❤❤

  • @kibreabkibreab9266
    @kibreabkibreab9266 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሐብና ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኩሉስራሕኺ ዘበለ ጽቡቕዩ።ንዓኺን ብጾትንክ አሳልጦ ይምይነይ ቀጽልዎ
    ተወሳኺ እቶም መዛናግዒ ተምጽእዮም ግን ስነ ሐሳብ ዝቕይሩ አኮኑን ዘዛንግዑ አይኮኑን በርትዑ አጀኹም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @DgjHje-tk3ic
    @DgjHje-tk3ic 8 วันที่ผ่านมา +1

    Alena walta Hager bezi tgebrwo zelekom azina nemesgnekom 🙏🙏🙏👍👍👍

  • @tsehayhabtemedhane6519
    @tsehayhabtemedhane6519 10 วันที่ผ่านมา +6

    Idimen tinan yahalkum igzeabher Alena walta Hager Megilezi yeblyin 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍👍❤️❤️❤️💐💐💐

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 9 วันที่ผ่านมา +2

    Alena walta Hager great work keep up Serve our Beautiful country Awet Nehfash 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷

  • @azmeraghebrezgabiher333
    @azmeraghebrezgabiher333 10 วันที่ผ่านมา +3

    I Love u adetat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 neskens neberalna dea sala xelotken yena zelena amlak ademen teqnane yehabken ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alganeshgebreyesus1643
    @alganeshgebreyesus1643 10 วันที่ผ่านมา +3

    Bring all the time Wata hawey God bless you Amen 🙏

  • @selamaraya9028
    @selamaraya9028 13 วันที่ผ่านมา +15

    Selam rodasey blessed 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @SaimonAndom
    @SaimonAndom 10 วันที่ผ่านมา +8

    ❤❤🎉🎉Azyu des zebl medeb.
    Egziabher edme yhabkum🎉❤

  • @almazmebrahtu5507
    @almazmebrahtu5507 10 วันที่ผ่านมา +4

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማዕበል ሓወይ ከመይ ጌርና ኢና መንበረ ሽብ ንኣቱ

  • @KibromTeklemariam
    @KibromTeklemariam 10 วันที่ผ่านมา +5

    Alena walta hager admn tnan yhbkum fetari mrqa weladi ybxhku deqi ereyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habtaykidane6302
    @habtaykidane6302 10 วันที่ผ่านมา +4

    AMEN Adey Mearey Dehay Betna btami tsibuq srah EGZIABHER YHAGZKUM ❤❤❤

  • @selam-yi2op
    @selam-yi2op 8 วันที่ผ่านมา +1

    Alena walta hager ztemereqe ybxahkum zewxaekumo ytekalkum ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SirajZaki-qm3hr
    @SirajZaki-qm3hr 10 วันที่ผ่านมา +7

    Bravo wadi kiflay mis masrihteka Good job keep it up Daki Eri xahida 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷🥰🥰🥰

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos2237 10 วันที่ผ่านมา +2

    ሮዳስ ሓፍትና ኣምላክ ኣብሂወትኪ ምሉእ ጥዕና ኣብስራሕኪ ኣሳልጦ ንምነየልኪ ኣለና ዋልታ ሃገር ኣምላክ ዘጥፋክሞ ይተካኣልኹም❤❤❤❤❤

  • @user-id3xo1xs2v
    @user-id3xo1xs2v 10 วันที่ผ่านมา +13

    ወዲ። ገብሩ ጂግና። ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @chamejohn6593
    @chamejohn6593 9 วันที่ผ่านมา +1

    Ewy ezen adey mearey kishkura nay 10 amet ndhri temelisen
    A.W.H msganay Wesen yeblu❤
    Ur & ur team r an very excellen example

  • @tyamche7716
    @tyamche7716 10 วันที่ผ่านมา +2

    GOD Blesses you guys ❤❤❤❤Alena Walta Hager mieti etsfi geyru Amlak ymelialkum...Roda is Represented all Eritrean girl..mekberit seb ..Amlak mulue edmeki tebareki ❤❤❤

  • @yemaneokubazghi1118
    @yemaneokubazghi1118 10 วันที่ผ่านมา +2

    እንዳ ጥዑም ደሀዬም እንቋ ብድሓን መጸኩም❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Shalommm34
    @Shalommm34 7 วันที่ผ่านมา +1

    God blessed all eritrean (mom🇪🇷)

  • @selemunberhane8703
    @selemunberhane8703 8 วันที่ผ่านมา +1

    Good job alena walta hager 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @sinatekle7846
    @sinatekle7846 5 วันที่ผ่านมา

    የቀንየልና ዓድናን ሕዝብናን ተርእዩና አለኹም ሃገርና ይባርኸልና አጆኹም እዚ መዲያ እዚ ብሃገር ደርጃ ዓቢ መዲያ ክምዝኸውን ጥርጥር የብለይን ምኽንያቱ ዕላምኡ ንጹርን ሞራላውን ስለዝኾነ።

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 10 วันที่ผ่านมา +4

    ኡንቓዕ ቢሳላም መጽአኩም ዳሃይ ቤትና ኣቅራቢት ሮዳስ❤❤❤❤❤❤

  • @hiwetgebrekidan5638
    @hiwetgebrekidan5638 7 วันที่ผ่านมา +1

    Asey des zbl srah Egziabhier edmen tienan yhabkum 🙏♥️♥️♥️

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 15 วันที่ผ่านมา +10

    ሰላም ኣለና ዋልታ ሃገር ❤🇪🇷💖

  • @bsratteamerat3138
    @bsratteamerat3138 10 วันที่ผ่านมา +9

    ሓክክን ኣደ ኣብ ዓድካ ብክብረትካ ሰሪሕካ ምንባር ክብረት ::

  • @selamaraya9028
    @selamaraya9028 13 วันที่ผ่านมา +9

    Aseyyyy kemzi kihgosa kolewa adetatna burukat des kibla 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962 10 วันที่ผ่านมา +5

    ኣለና ዋልታ ሃገር በዚ ተካይድዎ ዘለኹም ናይ ምትብባዕ መደብ ዘዐግብ መደብ ኮይኑ ናይቲ ዋጣ ግን ኣይግድን ነቶም ጎሬቤታችን ጥዒሙ:ካልእ ከምሪኢቶ ብፍላይ ነተን ዓበይቲ ኣንስቲ ምስቲ ክዳን ዘዝኸይድ ጎልፎ እንተትግብርለን ዝያዳ ምማዓረ:ወዳሓንኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 10 วันที่ผ่านมา +1

      አዚ ገይረንኦ ዘለዋ ሕብሪውን ምስኡ ይኸይድ ኢዩ አንደገና አቲ ዘውጸአዎ ዘለዉ ገንዘብ ንኹሉ ኣስበዛኡን ክድነን ጫማን መቆነንአን አንደገና ኣብ ኢደን ንዝተረፈ ኣስቤዛ መመላአታ ተባሂሉ ዝዋሃብ ወሲኽካ ዋጣ ወሲኽካ ናይ ምስሕ ንባዕሉ ብድምር 5000 ልዕሊኡ ይኸውን ኢዩ ብጣዕሚ ብዙሕ ገንዘብ ኢዮም ሰሙናዊ ዝወጽአ it is too much

  • @ghidegebremichael6470
    @ghidegebremichael6470 10 วันที่ผ่านมา +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ Edmen tenan yhabkum fetari deqi rimey halalat

  • @shewitkeleta9059
    @shewitkeleta9059 8 วันที่ผ่านมา +1

    Alena Hager Amlak yebarekum betegebrewo nay metebeba medeb.