Hi Tigrai press, Much appreciation and respect for your continuous analysis and support. Your media is very valuable and informative. I love your ምርቃት to Dr. Gelawdeos. Wishing you the same blessings to you as well 🙏
Samora admitted himself that they asked him to overthrow the government on one interview with alpha media, the host was in jail and last month he escaped from Ethiopia. The journalist had interviewed with Reyote media
With respect Dr. Gelawdious TPLF leadership is a liability for survival. The Tigray interest has been sold out for power. The leadership of TPLF lead by Sebhate Nega until now focused only on maintaining his own kingship not on Tigray interests. This group strategic plan has been to control Tigray by eliminating possible leaders. ኢቱ ንሪኦ ለለና ዒንክክል ብፕላን ልመጸ ኢዩ። ብድንገት አይኮነይ። ህዝቢ ቆራጽ መራሒ ከይረክብ ል50ዓመታት ስሪሑሉ ኢዩ።
Thanks professor Geladioyse Areaya about your wisdom & deities political analysis ብሓቂ ፕሮፌሰር ገላዲዮስ እታ ኣብ መሬት ዘላ ኣፀቢቁ ገሊፁወን እዩ። እወ ሐዚ ኣብ ትግራይ ብዙሓት ኣትማን ኣለው ብሓያል ናይ ሥልጣን ፅምኢ ዝኸሓኑ ከም በዓል ፃድቃን ገ/ትንሣኤ ደ/ር ሰሎሞን መዝገቡ ዘኣምሰሉ ደሞትራ ክርዳዳት ትግራይ ይሕምስዋ ኣለው።
Hi Tigrai press, Much appreciation and respect for your continuous analysis and support. Your media is very valuable and informative. I love your ምርቃት to Dr. Gelawdeos. Wishing you the same blessings to you as well 🙏
👍👍👍👍👍👍👍ትክክል አቦና
ባዓልትና ኢና ንፉሰ እነዕቱ ዘለና......😭
ለሕዝብ እስከቆሙ ድረስ መስማማት ግድ ይላቸዋል ካልሆነ ግን ለሕዝብ ሳይሆን ለግላቸዉ ጥቅም ብቻ ይሆናል ማለት ነዉ....ያሳዝናል...😭😭😭
🖐🖐🖐👋👋👋👌👌👌
❤❤❤❤❤❤❤
💪💪💪💪💪💪💪💪💪 አያና ነዊህ እደመ ንምንየልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
welcome tigrai press to live..
❤❤❤
ጽቡቕ መደብ ተቕርብ። የማስግነካ ከኣ።
❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛ሠላም ሠላም ኩብር ሓውና ከመይ አለካ🙏
Tigrai press
ሓውና ኘረስ ሚድያ ብተሕሉፍዎ ወገናዊነት ዘይብሉ ትንታኔ ብወገነይ ብጣዕሚ ይህበን። ፕሮፌሰር ብጣዕሚ ዝህብዎ ትንታነ ዝገርም ዕዩ።
ናይ ጀነራል ፃድቃ ናይ ዙም ዝገቦሮ ስብሰባ አዳምፅዎ እንታይ ይብል ፃድቃን ህዝቢ ትግራይ ሕዋሓት ምፍራስ እተዘይ ተሓባቢሩና ዝምለስ መርየት የለን እዩ ዝበለ።
greet analise.
ጻድቃን ዝባሀል መንሸሮ ሕዝቢ ከልግስ አለዎ
🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️🇻🇳♥️
ፍፁም ሓላፍነት ዝተመልኦ ትግራዋይ ሙሁራዊ ትንታነ ።
ፕሮፌሰር ኢልካ ፀውዓዮም ዶ/ር ስለዝበልካዮምየ
ግዚያዊ መንግስቲ ምስ ፌደራልም ይኹን ምስ ናይወፃእቲ መንግስታት ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ይጠቅመው እንታይ ቁምነገር. ንትግራይ ክሰርኽ ዘይኽእል ሞንካስ እዩ ስለዚህ ሕውሃት አብ ትግራይ ድጋፍ ዘለዎ ህውሃት ምስ ህዝቡን ሰራዊትን እዩ እቲ ዋና አመሪካም እኮ ምስ ዘሓየለ እያ ህዝቢ ትግራይ አብ ሽግር ኮይኑ ንስልጣን ዝጋየ ግዚያዊ መንግስቲ አዲ ከጥፍእ እንበር ንትግራይ ክጠቅም አይኽእልን በቃ ንፀላእቲ መሳርሒ ኮይኑ እዩ።
Samora admitted himself that they asked him to overthrow the government on one interview with alpha media, the host was in jail and last month he escaped from Ethiopia. The journalist had interviewed with Reyote media
አብ አፍሪካ ሀድነት ዝህንከር ዘሎ ወርቅነህ ገቦዬህ ጃዊሳ አይንረሳአዬ ብስራት ❤
welcome Proffesor & bisrat this's burrning issue....🤔🤔🤔
አቲ ሕዝቢኮ ኮንፊዩዝዩ ኮይኑዘሎ.....
#StopFascistTsadkan.
መሀመድ ዬኑስ ሳሞራ እዩ ንትግራይ አህሊፉ ዝሀበ መስጊድ ስለዘተስርሀ እዩ አብይ አብ አክሱም ከም ካላእ ከተማታት መስጊድ ክስርስህ እዩ ኢሉ ተዛሪቡ እዩ እዚ እዩ እቲ ሚስጥር እዚ ባንዳ ❤
Beyzakum professor Geladioyos metsekum mirhuna nhna tegaru tesfa nkortsalena.
You are tamen
ፀረ ዴሞክራሲያውነት ኣብዚ ኣብፂሑና ብኸምኡ ክንቕፅል ኣይንክእልን ዲሞክራሲያውነት ከነቐድም ኣለና ማለትስ ንፕሮፌሰር ክዋሓጠሎም ኣይካኣለን ዝገርም ቅዋምዩ።
ቅድሚ ደሞክራሲ : ህላወን ሓድነትን ህዝቢ ትግራይን : ሉዓላዊ ግዝኣት ትግራይን ክዋሓስ ኣለዎ ዓርከይ ::
@EfremIsaias ጉዳይ ዴሞክራሲ ማዓስኮይኑ እቱ ጉዳይኮ ህወሓት(ኔትዎርክ)ኣቦይስብሓት (God farther) ኮይኖም ዝመርሕዎ ዕሉል ኢትዮጵያኒስ ፕሮ ኣምሓራይዘሽን ኣጀንዳ ዘሰጉም ማሓዛ ሸዋዊ ኢሳያስ እናሃለወ ዝዕወት ነገር የለን ። እንተ ብሰራዊት ድኣ ሕዝውንኮ ኣብቦቱኡሎ። ናይምዕራባውያን ደገፍ ክንረክብ እንኾይና ማሓዛ ከነበርክት ህዝብና ተዓንጊሉ ውሕስነትና ክረጋገፅ ካብ መፃወቲ ድሑራት ኣምሓሩ ኢቶዮጵያውያን ዝገበረና ብልሓቱ ዝጠፍኦ ኮሚኒስታዊ ማንፌስቶ ሒዙ ዝዕወት ቃልሲ ስግራይ የለን።
ንፁርን ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ጥራይ ዝጥምት ፈተውቲ ዘብዝሕ ዘይከፋፍል ማንፌስቶ ዝሓንፀፀ ወያነ ጥራይ ንዓስሎ ብደምና ነዐውቶ ካብዚ ወፃእ ደደጊምና ኣይንሃልቅን።
@@BahreNeGash what dream?
ፕሮፌሰር ገላውዲዎስ፡ዶክቶር ኣድሓኖም፡ካልድ ዓብዱ፡መምህር ተመስገን ወዘተ ኣብ ኤርትራ ዓቢኹም ተማሂርኩም ሰብ ኮንኩም ተመሊስኩም ንኤርትራ ክተድምዩ ከይደቀስኩም ትውዕሉ ትሓድሩ ዘለኩም ተጋሩ ኣብ መጻኢ ትግራዋይ ዋላውን ሰላም ይምጻእ ድሕሪ ግዜ ከምዚ ናትኩም ክፍድዩና ስለዝኾኑ ንኤርትራ ኣይኮነን ክትመሃሩ ክትዓብዩ ንዓይንኹም ክትርኢዋ ፍጹም ፍቓደኛታይ ኣይኮናን።
Hi Bisrat hawey from Adigrat
what is the so called Snake (Temen) doing in Tigray? how can we identify these kind of people, regardless of their political view.
ሓደ ነገር እቲ ሽግር ዝመፅእ ዘሎ ካብ ግዚያዊ መንግስቲ እዩ ሕውሃት ክሳብ ኸዚ ምስ ህዝቡ አብ መትከሉ አሎ ንምንታይ እዩ ግዚያዊ መንግስት አፍቲ እዋን እዙይ ውድብ ምፍራስ ንምንታይ አድልዩ አብ እፅዋን ክባን እንዳሃለና ንምንታይ ከ እዩ እቶም ኩሎም ፀላእትና ንንጌታቸው ዝድግፉ እንታይ እዮም ጀሚሮም እቶም ግዚያዊ መንግስት ምስቶም ፀላእቲ እቲ ግንኚነት ናይትግራይን ፌደራልን እቲ ናይፕሪቶርያ ውእል ጥራይ እዩ ስለዚህ ንኽና ንቲ ዝድገፍ ክንድግፍ ነቲዝንቀፍ ክንቀፍ አይግባእንንድዩ እቲ ዘሎ ጌጋ ፈሊና ክነውፅኦ አለና እንበር እቲ ምምችማች የዋፅእ ድዩ።
ፅቡቅ ትንታነ ፕሮፈሰር❤❤❤❤❤❤❤❤
habiro kiserhu dilet kemzeybilom riu eu abiywun zihasiyena zelo .
Professor Golawdios
ሳሞራ ተዛሪቡ እዩ ኣብ ብሬኸ ሾው
With respect Dr. Gelawdious
TPLF leadership is a liability for survival. The Tigray interest has been sold out for power. The leadership of TPLF lead by Sebhate Nega until now focused only on maintaining his own kingship not on Tigray interests.
This group strategic plan has been to control Tigray by eliminating possible leaders.
ኢቱ ንሪኦ ለለና ዒንክክል ብፕላን ልመጸ ኢዩ። ብድንገት አይኮነይ። ህዝቢ ቆራጽ መራሒ ከይረክብ ል50ዓመታት ስሪሑሉ ኢዩ።
ፃድቃን ጎይታ ዲሞክራሲ እዩ።
.
ግን ኣነ ዝገርመኒስ እንተዋሓደ ኣብግዚኡ ነቲ ኣፍሪካ ሕብረት በብዘጋጠመ ጭውያ ይኹን ቅትለት ኣብግዚኡአብግዚኡ ነቲ ዘወዓዐለና ኣካል ሪፖርት ዘይግበር ኣብፀለምቲ ይኹን ዶብኤረትራ ሂወት ትግራዋይ ንምንታይ ርካሽ ይኸውን?!
ብስራት ንክቡር ፕሮፌሰር ዝርዝር ብዝበለ ሳይንሳዊ ትንታነ ፈላላይ ክልቲኦም ከብራህርህዎ ሕተቶም ምኽንያቱ ክልቲኦም ሓደ ዓይነት ናይስልጣን ህርፋን ኣለዎም ንምባል ይክኣልድዩ መንከእዩ ኣብዛስዓት እዚኣ ባዓልስልጣን ክኸውን ዝግብኦነበረን ንምንታይከ ስለስልጣን ንሕንሕ ኣብስዓትእዚኣ? እዚ እንተኾይኑኸ መንዩ በደለኛ?
ብአብይ ዝስራሕ ሎጅ ምስ በጀት አይታሓሓዝን ብአአ እንተዝርድእዎ ።
teregimnambe nisoms sebat eyom nerom fetrai beka zibele seat yemtselnamber .
Kidimina ab tigray bahli eyu
Shaibeyan federal feletom eyom Tegrawayi kesaken deketame kekone eyom zesarhu zelewu akemi zeyibela megebare eyu.
Beseledi zeyishinef yelen elu eyu federale ena tokesi eyu tetewe elu ember sabe enamote ehu.
Tigray pres dmtsi hzbi
ሓንቲ ፓርቲ ኣብ ስልጣን ንዓመታት ካብ ትነብር ዝሓሸ እዩ