I don’t know how come someone can love he’s/her country? So much love and suffering and fighting. Where is going to be documented your history because there are no words to describe you. Heroes for every thanks isn’t enough 🙏🙏❤️❤️ thanks for sharing this amazing story 🙏✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷
🎉 VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘይ ድገሙ ጀጋኑ አቦታትና የቀኒልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም
Nay bhaki idmen tiinan yihabkum jeganu anabs
❤❤❤
❤❤❤❤
ኤረ ዉድ ብሓቂ ከም ዎትሩ ብእተቅርብዎ ታሪኻዊ ሓዘል መደብ ምስጋና ይብጻሕኩም።¡!! 🙏✋👍❤✌🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷
ዘይድገሙ ጀጋኑ ኣይታት ክብረት ይሃብኩም
ዓንድ ሕሽል ለዋህ ኣቦ መጎዓዝያ ህ, ግ, ህ, ኤ, ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🙏🏾
ጀጋኑ ሓርበኛታት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ዓንዲ ሕሸል ከም እዚ ሎሚ ከይኮነ ኣንበሳ ንሕበን ኢና ብቅያታትኩም
ጽቡቕ መደብ ንታሪኽና ዘዘንቱ thank you ለተናል ኮሌነል ዓንደ ሕሽል
Great 🎉
ኣዝዩ ዘደንቕ ፍጻመን ዛንታን ቃልሲናን ጀጋኑናን
ዋው ዓንድ ሕሸል አዘኪርካኒ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ አያን ጅግናን አዳላዊ ዮናስ ከአ የቀንየለይ ነዚ ታሪኽ ዘቅረብካለይ
Mehrtab hawy ana wen tzkrtatay ahdesa
ደስ ዘብል ታሪኽ፡ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና።
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር መዳርግቲ ኣልቦ እዩ። ወትሩ ሻዕብያ ❤❤❤
Amazing History, good job. Keep it up ❤,God bless Eritrea 🇪🇷 ♥️ 🙏
ናይ ብሐቂ ደስ ዘብል ታሪክ ናጽነት
እትዕብብይእ ታሪክ ፋሚልኡን እንተ ዘዘንትወልና ደስ ምበለኒ
🎉🎉🎉🎉🎉
ከማኩም ዶ ይድገም ይኮውን ? 🇪🇷❤️ጀጋኑ my hero. 🙏🏾💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yesmalina yonas hawey edimen tienan yhabika fetari
I am so proud myself because I am from Eritrea 🇪🇷💪🏽❤️❤️❤️ I love to hear history God bless all of you my hero 🙏🏾💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
God bless our heroes! Glory to our Martyrs and Victory ✌️ to the Mass!!!🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤🇪🇷 . . .
ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ። ጀግና ኮሌነል ዓንደ።
እዋይ ጅጝነት ንበሩልና ይቐንየልና፡ዮኒ ❤❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹
ጅግና ኣቦና ኮ/ዓንደ ሕሸል ክበሩልና ንበሩልና ደኣ ነዛ ብደምን መስዋእትን ጽምእን ጭንቕን መከራን ሓሊፎም ዘረከቡና ጀጋኑ ኣቦታት ❤🇪🇷ወትሩ ኣብ ኣሰሮም!
ሰላም ዮናስ ኣጅካ በርትዕ ክሉ ፈትሾ ጅግንነትን ታሪክን ኣያታትን ጀጋኑ
ናይብሓቂ ጽቡቕ መደብ ንኹሉ ኤርትራዊ ወተሃደርን ኣብ ናይ ቀደም ስቢልን መዓልታዊ ቃለመሕተት ግበርሉ ምኽንያቱ ታሪኽና ብተጋሩ ንሰምዖ ኣለን ብፍላይ ትሕቲ 30 ዝዕድሚኡ ዋላሓደ ንፈልጦ የብልናን
ድሕሪማይ ኣብ ባዓቲ ጌርኩሞ ኣቦታትና ታሪኩም ደጊኩምና ❤❤
Welcome to deqi Erey xbuq medeb Eriwood ajokum qexliwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰
ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: 🇪🇷⭐🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🇪🇷🕯️🇪🇷
ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊🇪🇷
❤❤❤❤❤ Abesa
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብሪ ንቶም አብ አጻምእ ዝተስውኡ ።
Geganuna Amlk edmen tenan yehabkum❤
Thank you for your service and God bless you wedi ER jigna Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks So Much ❤❤❤
አዚ ስርሒት ደንከል አዚ ሓደ ካብ'ቶም ኣብ ቃልሲ ስወራ ኤርትራ መስተንራዊ ታሪኽ ዝተፈጽመሉ ወርቃዊ ታሪኽ ህዝቢ አርትራ አዩ
ንኩሎም ዘለውን ዝተሰውኡን ኣብዚ ምስተንክራዊ ስርሒት ዝውዓሉ ታሪኾም ንዘላኣለም ኣብ ዘለውን ዝመጹን ወሎዶታት ኤርትራ ብክብሪ ክዝከር ክነበር አዩ
ወትሩ ሃገርይ ዓወት ንሓፋሽ
Wow that's amazing history of Eritrea 🇪🇷 👏 😍 🙌 👌 ❤️ 🇪🇷 👏 😍 🙌 👌 ❤️ 🇪🇷 👏 😍 🙌 👌 ❤️ 🇪🇷 👏 😍 🙌
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ jeganuna tegadelti edmen tenan yhabkum fetari,salakum enho hager 🇪🇷🇪🇷❤ hzna
Geganu abotat edimen tienan yhabkum fetari
Very well done 👏 ❤.
Aseyyyy jeganuna ❤keberete yhabkum nakum ka edemen tenann yhabkum fetari ❤❤❤ 🎉🎉🎉🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Nay bhaki zeydigemu jeganuna idimen tinan yhabikum jeganu deki tariki hizibawe gibar Genaro taimir awet Nihafash ❤❤❤❤🌹💕❤️❤️🙏🏾🙏🏾🇪🇷
ገጽ ንፈትዎም ኣርካናት ኣቦታትና ደኣያታትናን ዝራእና ተመስገን ጋዘጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ሓውናን ኣያናን የቀንየልና ከምዚ ጌርኩም ታሪኽና ታሪኽ እዞም ጀጋኑ ኣቦታትና ዘላለኹምና ዘይድገሙ ጀጋኑ ኣቦታትና ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ይኹን።ቀጽልዎ ከምዚ ጌርኩም ዮኒ ሓውና ድምጽኻ ከኣ ማራ እዩ መሳጢ ክትሰምዕ ደስስ ዝብል🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
Eritreawent kubur meninet 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Welcome Yona mes edum gashka jegna Tegdly hamda heshal
ስላም ስላም ዮናስ ምስ መስርሕትካ ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማራ አየ ዘድንቀካ ካብዞም ኣብ ሃገርና ዘለዉ ጋዘጠኛ ሓድ ሓይል አካ ናፍቅማካ ነርና አንደገና ስለ ዘራኣኩካ ደስ አልን ሓንት ሪኢቶ ግን ኣላትን ንሳ ካኣ ነዞም ናይ ሕጅ ወለዶ መታን ክንማሃር ስ አቶም ትዕድምውም አንተትሓዋውስዎም ጽቡቁ ነሩ ኣባህላይ ሓደ ካብ ናይ ቀደም ሓደ ካኣ ካብዞም ናይ ዋርሳይ ኣብ ናይ ወያን ዘተስተፉ ብዝኮነ ይመችኩም🇪🇷⛪🕍👏💪🙏
መንጃ ምስ ዘይገለጽኩሞ ታርኽ ናቱ ከኣ ዓወታት ዝሰርሖ
ናይ መናጃ ታሪኽ ቀጽለልና። አመስግን፣ ኤርሚያስ
የቛንየልና አቦና ዐንደ ሕሸል
የናስ ናይባሕቕ xbuq መደብ 👍ዝወኣልናዮ ውዕሎ ጅግንነት ታጋደለይ እዙይ qexlo ኢኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤👋👋👍👍
መገዲ ደንከል ኣዝዩ ጽንኩር እዩ፡ ከመይ ሓሊፎሞ ግን ትንግርቲ እዩ። ብትብዓት ግን ተሰጊሩ፡፡
🙏🏾🇪🇷🙏🏾
ገና ኢቲ ጉዑዞ አይተወድአን ዞሎ ነቶም አብ ውሽጢ ሃገር ኾይኖም ብደገ ኢናተመወሉ ናይ ህዝብን መንግስትን ሚስጥራት ዘማሐላልፉ ኸዳዓት ደቂ ሃገር ኻብ ሱር መሰረቶም ሚሒና ኸነጥፍኦም ጥራይ ኢዩ ዘለና
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ታሪኽ ቀዳሞት ተጋደልቲ ኤርትራ ናይ ኤርትራ ቀንዲ ሕመረት 'ዩ ክብርን ሞጎስን ንቐዳሞት ኣያታትና ስውኣትናን የቐንየልና Eri-Wood ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome back yoni
WELCOME DEKI ERI 🇪🇷🐆🐆🐆☕️☕️👍
ብጣእሚ ድስዝብል መደብ አርካና ጀጋኑ❤❤❤ ነመሰግነኮም ኤርትራ ክቡር መንነት❤❤
ኣቡኡ ንደጀን ማለት ድዩ።
I don’t know how come someone can love he’s/her country? So much love and suffering and fighting. Where is going to be documented your history because there are no words to describe you. Heroes for every thanks isn’t enough 🙏🙏❤️❤️ thanks for sharing this amazing story 🙏✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 FOREVER ❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🙏🏻👍
ቀጽል ኩቡር ጋዜጠኛ ዮናስ
❤❤❤😍😍😍😍
Proud of you jeganu aboratna ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you for your service ኣቦናን ኣያናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ & እንቛዕ ብደሓን መጻእካ ዮናስ፣ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐
Selam. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷💔🐪🇪🇷🇪🇷
Ezi gazetena nay behaqi bravo seb tariki agedesti eiu zemixie thanks edme njeganu ayatatna zeydgemu huxubat meanta
ከም ሪኢቶይ ብዛዕባ ወፍሪ ደንከል
ንወዲ በላይ ኣብቲ እዋን ኣዛዚ ቦጦፖሎኒ ታንከኛ ዝነበረ ወዲ በላይ ቃለ መሕትት ግበረሉ
ስፊሕ ሓበሬታ ክትረክብ
ን ኮሎኔል በረኸት ፈንጂ እውን
@@ቀንዴልሓርነት እወ ፈንጂ እውን ኔሩ ኢዩ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ሓደ ካብቶም ኣብ ወፍሪ ደንከል ኣዛዚ ብርጌድ ዝነበረ ጅግና ብርገደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ወዲ ሃይለ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ንጀጋኑና
Tekeste haile nieru kkewn ykiel yu, gin ab zgebero interview bzaba nay denkel bjeka neqefetan znebero qreta nay haleftin eti jigninet sbuq Geru aygelexon.kem tegadalay yekbro ye.gn qurub wegeninet alewo.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤🎉🎉🎉like like 👍
መርሓባ ዮናስ ሓውና ምስ ጅግና ኣቦና ጽቡቕ ናይ ምውርራስ ታሪኽ እዩ እዞም ጀጋኑ ኣቦታት ብሂወት ከለው ኩሉ ታሪኽና ናብዚ ወለዶ ናይ ምምሕልላፍ ግዚኡ ሕጂ እዩ❤❤🎉🎉🙏
Seb dyom neyrom ele eye zihasib, kibrin mogesin nsemaetatna ❤❤🇪🇷🎉🎉🇪🇷❤❤
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
ብሂዉቶም ከለዉ እዞም ኣርካናትና ዘለዎም ተመኩሮን ፍልጠትን ነዚ ወለዶ እዝን ንመጻእን ዓቢ ታሪኽ ዩሞ ብተኸታታሊ ኣቕርበልና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
ኤሪ ዉድ ን ዮናስ ዓግብ በሉልና። ሕልና ሕልና ሕልና 😢😢😢😢😢😢
Abotatena jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👸🏼🫶👑🇪🇷🇪🇷
ካልእ ይግባኣኩም ንዓኹም ክትድገሙ ዘይትኽእሉ ሰባት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣየ ስሙት ምስ 12 እንቃቆሕኪ ብሰማይ ብምዲሪ ሓዉ እሳት ዝተቀይርኪ ሎሚ ኮይኑ እኮ ይራእየን ኣዛ ብርጊድና ራያ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ወኪ ኣጆኩም እናቦልኪ ዘሕለፍኪዮ ምቆቲ ዘሕለፍኪ እንዲኪ
🌹❤️💙💚❣️💛🩵💛❣️💚💙❤️🌹
እቲ ሐሳድ ቀናእ መልሐስኛ ዬናስ ሰጊጎሞ ድዬም ዳአ ን ወዲ ጀበሊ አባጩ አባጩ አቃሊልዎ ምዕባዩ ሰብአይ አሕስሩዎ ሕሱር መጠን ነብሱ ይሐስር እዩ እሞ ሐሲሩ ተሐቢኡ ተሪፋካ።
Merhaba deki halal meret 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤❤
እዚ ታሪኽ ይኹን እዚ ናይዚእዋን ሰብ ይድገም ዶ ይኸውን?እቲ ዘሐብን ግን ዋርሳይ ተተኪኡ መንደላይ ወሊዱ :እዚ ድማ ከከም መድረኹ እዩ ኩሉ ዝትግብር ህዝባዊ ግንባር ዘይድገም መሪሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብዓል ሱሙቲ ማዓበለ ንባዳ ግጽካ ተዘክሮ 3ይ ወራር ዝኣተናሉ እዛ ጭፍራ ክትቆርጽ ናረፋይለን ዝሓሰብትሉ ዝነበረ ተዘክሮ ኣለኒ ኣቦታተይ ኣሕዋተይ መትከል ህ ግ አዩ ጽቡቅ ትምህርቲ አዩ
Sim gazetega men tibeĺ
😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷👑👑👑
Semikayou zeymino kubur jigina abona kolonel Ande hishel 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏🏾❤️🍾🎊🎊🎊🎈🍾
🐪🐪🐪🐪🐪🐪❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝