New Eritrean Video 2024 ዕላል ምስ ስድራቤት ፊልን ማኲን (ሚካል ነብሰ ጾር ምዃና ንህዝቢ ኣበሲራ) FAMILY INTERVIEW

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • ንፊልን ሚኲን ሓገዝ ንምብርካት ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ዓቕምዂም ከተበርክቱ ብትሕትና ንላቦ፦
    www.gofundme.c...

ความคิดเห็น • 3.3K

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane6938 3 หลายเดือนก่อน +1445

    እስኪ ከምዚ ከማይ ኣቦ ሚካል ግድን ክመጽእ ኣለዎ ትብሊ ላይክ ጽቀጡ

    • @ቅዱስሚካኤልኣቦይ
      @ቅዱስሚካኤልኣቦይ 3 หลายเดือนก่อน +21

      ኣቦ ሚካለይ ይቅረቡልና❤❤❤

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 3 หลายเดือนก่อน +8

      ኣበይ ድዩ ዘሎ sry ኣብ ስራሕ ኣለኩስ ክሳብ መወዳእታ ኣይረኣክዋን

    • @mihretyemane7190
      @mihretyemane7190 3 หลายเดือนก่อน +15

      ብሓቂ ክቡር ወላዲኣ ክቐርቡልና ምደለና።

    • @freyhayleab3281
      @freyhayleab3281 3 หลายเดือนก่อน +7

      ናይ ግድን ከኣ እምበር ክቡር ኣቦና ኣነስ ፍትው ኣቢለዮም ክመጹ ኣለዎም plc

    • @mymymymy1565
      @mymymymy1565 3 หลายเดือนก่อน +3

      Lotory bexehateka
      Senkelena nay gual tetekewen gen benchete aymetenkefan ezgeho

  • @yemanekesete4036
    @yemanekesete4036 3 หลายเดือนก่อน +677

    ኣነ ንሚካል መግለጺ ስለ ዝሳኣንኩላ ትም ኢለ ክሰምዕ መሪጸ ኣለኹ! እስከ ከምዚ ናተይ መግለጺ ስኢንኩም ስቅ ዝበልኩም ተለኩም አሰከ ላይክ ግበሩ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሓላላት?🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

    • @genetmeles4766
      @genetmeles4766 3 หลายเดือนก่อน +3

      Me too❤❤❤❤

    • @AbrhetHaylslasy
      @AbrhetHaylslasy 3 หลายเดือนก่อน +3

    • @Wedikere
      @Wedikere 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤🎉

    • @yohanamengs655
      @yohanamengs655 3 หลายเดือนก่อน +4

      Amlak abzihu ybarkum ❤❤❤

    • @yehonayeh8615
      @yehonayeh8615 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 3 หลายเดือนก่อน +199

    ሚካል ኣውራ ሄዋናት ኢያ ትብሉ ላይክ ሃቡ 👍👍👍❤❤❤❤❤

    • @tesfaydaniel7069
      @tesfaydaniel7069 3 หลายเดือนก่อน

      Ade filli wn ktmsgn zelewa iya nsa zxeroto wn kealiu iyu zkelo

    • @yossiefmer733
      @yossiefmer733 2 หลายเดือนก่อน

      @@tesfaydaniel7069 ሓቂ በልካ ክብሪ ዝግበኣ ብልጽቲ (ኣደ) ያ ክንገልጻ ክንብል ከይነጉድለላ: ን ሚካል ግን ቁምነገራ ልዕሊ ዕድሚኣ ስለ ዝኾነት ሞራልን ተስፋን ዝግበኣ ዩ ክቡር ሓወይ

  • @ቅዱስሚካኤልኣቦይ
    @ቅዱስሚካኤልኣቦይ 3 หลายเดือนก่อน +160

    ስድራ ናይ ሚካል እውን ኣምፅኡልና ደቂ ኢሬ❤❤❤

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 3 หลายเดือนก่อน +271

    ኣቱም ሰባት ኣብዛ ገዛ መንፈስ ቅዱስ ኣሎ!!ኦ ኣምላከይ ዓቢ እምነት ኣሕድረለይ🙏

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 3 หลายเดือนก่อน +7

      ብጣዕሚ በዛ እምነቶም ኩሉ ተኣምር ኪኮነላ እዩ እዛ ቤት

    • @Eritrea928
      @Eritrea928 2 หลายเดือนก่อน +2

      Nay bhaki 🙏🥰

    • @alganesh-xe4yb
      @alganesh-xe4yb 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤️❤️❤️

    • @RozinaAndemesqel
      @RozinaAndemesqel 2 หลายเดือนก่อน +1

      Nay behaq

    • @Gbre1996
      @Gbre1996 2 หลายเดือนก่อน +1

      Nay Bhakiy Egzhabier ido ambirulom. 🥰🙏

  • @AdeGoytaTv
    @AdeGoytaTv 3 หลายเดือนก่อน +47

    ነዛ ሓፍትና ዝወለዱ ስድራ ቡሩኻት እዮም ናይ በሓቂ ክምስገኑ ይግባእ።

  • @lme5630
    @lme5630 3 หลายเดือนก่อน +344

    ኣቱም ሰባ እዛ ቅድስቲ መርዓት ስለምንታይ ማዕረ ክንድዚ ትሕቲትን ለዋህን በላሕን ኮይና ንብል አቲ ዘይቅየር ቃል ኣምላክ ዩ ኮሙኡ ገሪዋ ስለዚ መጽሓፍ ቁዱስ ነንብብ ንጸሊ ናብ ኣምላክና ንቅረብ ሽዑ ፍርሓት ኣምላክ ክሓድረናዩ ሞ ከማና ሰብ ኣይንብድልን ኣይንብደልን ሙቁር ዝኮነ ሓዳር ከኣ ነሕልፍ ቁዱሳት ህጻውንቲ ክኣ ክንወልድ ኢና ፕሊስ❤

    • @yemaneweldeab7049
      @yemaneweldeab7049 3 หลายเดือนก่อน +1

      You Right 🙏🙏🥰🥰🥰

    • @asmerashikor8778
      @asmerashikor8778 3 หลายเดือนก่อน +1

      Sebuk aleka nenbib mesehaf kudus nayzenbebka ayekonen amlak kulu hibiwa abti lieli zemarit mikana kindez zenbiba bekereba zefelten alewa sebeawenet zeyebelen Mikal feliyeti eya amlak gn yekeyerelom nezom sedera Fili kea kulom sebukat sedera eway libonea keneaaaaaaa bhaki eye zebilekum eze libona zegezae entezekewen migezaeku nere niayen nezom abdege libi wehidewom zelowe segab aseliluna zelo🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @burhanekahsay565
      @burhanekahsay565 2 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ❤

    • @shewitaamine
      @shewitaamine 2 หลายเดือนก่อน +1

      Ab qexali n'miku ze'ebeyu sdra ente teqrbelna des mbelena ❤❤❤❤

  • @nolawi30com88
    @nolawi30com88 3 หลายเดือนก่อน +263

    ኣነስ ነደና ውዳሴ ማርያም፡እንበር መጠን የመስግነን ን36 ዓመት ዝኣክል ከምዚ ዓይነት ስድራ ክትኣሊ ከመይ ኣምላኽ ሓይልን ጥበብን ህብወን ፡በርትዓ ኣጀኺን ድማ ኣነደና።

    • @samuelyehdego
      @samuelyehdego 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

    • @biniamteklit2712
      @biniamteklit2712 3 หลายเดือนก่อน

      @@nolawi30com88 ሚካል ውን ኮሙኡ ኢያ ኢላ መንእሰይ ስለ ዝኾንኲ ኢዩ እምበር ቀንዲ ኣድናቆት ክትርክብ ዘለዋ ንሳ ኢያ ኢላ

    • @Sanirey777
      @Sanirey777 3 หลายเดือนก่อน +2

      Btami ka ember nsen wn ko nsom sekilom kelewu yom temerenom bhaki ezom sdra egziabher araya kkonu yom hibuna abyet bal ane ka kab zfanu kenewrdo delina zgodelena zeyblna

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 3 หลายเดือนก่อน +5

      ዝገርም እዩ ንሕና ከኣ ቆልዑ ሳዓል ሓሚሞም ሓደ ለይቲ ከይደቀስና እንተሓድርና ዓቕልና ነጺብብ እዘን ኣደ ብደገ ንዝርእየን ሰብ እዚ ሽግር ዝጸራ ኣይመስላል ይገርም ጥበብ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ሳልእን እያ እዛ ገዛ በሪሃ ዘላ

    • @selamafrahatekle5978
      @selamafrahatekle5978 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

  • @EdenGeri
    @EdenGeri 2 หลายเดือนก่อน

    Egzabhir muluh hiwetkum hagos ygberelkum medhanialem kem fkadu mnase bselam ymxana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aloniabo7466
    @aloniabo7466 3 หลายเดือนก่อน +175

    Plssss በጃኻ ባስታ ሓወይ ምስ ኩቡራት ስድራ ሚኩ ኣላልየና በጃኻ❤

    • @YordanosSubhatu
      @YordanosSubhatu 2 หลายเดือนก่อน +1

      Ja ❤👌

    • @SamaKidun
      @SamaKidun 2 หลายเดือนก่อน

      Ja man

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 3 หลายเดือนก่อน +57

    "ለዋህ፡ብርኽቲ፡ምቅርቲ፡ትስፍውቲ፡ምጭውቲ።ከም ዉዳሴ ማርያም እናተደገምኪ ንበሪ"

  • @Bitew1991
    @Bitew1991 2 หลายเดือนก่อน +23

    ኣነስ ናይ ወላዲቶም ዓቅልን ተጸዋርነትን መግለጺ ስኢነሉ መግለጺ ዘይርከባ ጸዋርን ዓቃልን ኣብነታዊት ኣደ ኩለን ደቂንስትዮ ካብዛ ጸዋር መዋእላ ዘይትርብርድ ኣዴና ተመሃራ ዕድመን ጥዕናን ነዴና 😍😍😍😍😍😍

  • @TeklitKeshi
    @TeklitKeshi 3 หลายเดือนก่อน +208

    ማማ ውዳሰ ክትምስገን ዝግበኣ ኣደ እያ ❤❤❤ሚካል ከኣ ምስ ማማ ውዳሰ ተመሳሳሊ ባህሪ ኣለዋ ኣምላክ ዕደመን ተዕናን ይሃብክን ❤❤❤

  • @zaidkuhlay2106
    @zaidkuhlay2106 3 หลายเดือนก่อน +630

    ናይ ሚካል መንፈሳዉነትን ለዉሃትን ብግብሪ ኣርኢኢያትና ኣነ መግለጺ ዝሳኣንኩላ ሓፍትና ኢያ ኣምላኽ ከም እምነታን ቅንዕናኣን ይግበረላ ድንግል ማርያም ብጸሎታን ወትሩ ምስኦም ትኹን ሓዳሮም ብሩኽ ይኹን❤🎉❤🎉❤🎉❤

    • @helenhaile2844
      @helenhaile2844 3 หลายเดือนก่อน +8

      Amen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @kidaneberhane6938
      @kidaneberhane6938 3 หลายเดือนก่อน +13

      ይገርመካ እዩ ኣነ ንባዕለይ መግለጺ ክረክበላ ኣይ ክኣልኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @KbreKdusan-un3rl
      @KbreKdusan-un3rl 3 หลายเดือนก่อน +8

      ብሓቂ መግለጺ ዘይብላ ለዋህ ፍጥረት❤❤❤

    • @shewitmussie316
      @shewitmussie316 3 หลายเดือนก่อน +5

      ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

    • @yordanoskahsay3644
      @yordanoskahsay3644 3 หลายเดือนก่อน +6

      Asey Elllll

  • @eritreamassaw3059
    @eritreamassaw3059 3 หลายเดือนก่อน +28

    ቀዳምነት ክምስገኑ ዝግብኦም ስድራ ሚካል እዬም❤❤

  • @nahomsamuel8630
    @nahomsamuel8630 3 หลายเดือนก่อน +65

    ኣታ ኣነስ ክንድዚ ሰዓት ንመጀመርታ ግዜ ይርኢ ኣለኩ፡፡ መዓስ ጀሚራ መዓስ ወዲኣ ከይተረደአኒ፡ እዞም ገዛ ዓቢ ቤት ትምህርቲ እዮም ኩሎም smart ፡፡ ካብ ኩሉ ኣብ ገጾም ዘሎ ፍሽክታ ደስ ይብለካ ፡፡ ሚካልን ማማ ውዳሰን❤ ዘፈላሊ ዘይብለን ፡፡ ንመን ገዲፍካ ንመን ክትውድስ ንኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡፡ ሓታታይ ሄኖክ 100/100🎉 ብጣዕሚ ልኡም ቃላት ትጥቀም 🎉🎉

  • @WegahtaIsaac-yg8kh
    @WegahtaIsaac-yg8kh 3 หลายเดือนก่อน +308

    ከም ብተይ ዝዘልል ውላድ ይሃብኩም 😭🥰 ከም ኣፍኪ ይኹነልኪ ማማ ❤

    • @lovetube9672
      @lovetube9672 3 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን 🙏🏽🥰

    • @ta-sy6up
      @ta-sy6up 3 หลายเดือนก่อน +1

      አሜንንን❤

    • @majorluwam1513
      @majorluwam1513 3 หลายเดือนก่อน +1

      Amen

    • @msganayonathan5927
      @msganayonathan5927 3 หลายเดือนก่อน +2

      Amen amen kab mear zitm.zereba,🎉🎉❤

    • @tirhastekieweldekidan5268
      @tirhastekieweldekidan5268 3 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen

  • @miletemicheal2201
    @miletemicheal2201 2 หลายเดือนก่อน

    Mikal haftey niski flyty fitret eki bmenfesawi ykun balemawi meglexi sienelki Murat nay deqnstyo eki amlak Edmen tienan ygberelkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zenawikebreab4799
    @zenawikebreab4799 3 หลายเดือนก่อน +502

    ሕጂ ኩልና እታ ንደሊያ ጎፋውንድሚ ተዋሂባትና ኣላሞ በጃኹም ዋላ ቀቅርሺ ትኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Dnbn877
      @Dnbn877 3 หลายเดือนก่อน +6

      Selam kubur hawey eta link ane ayrekebkwan

    • @zenawikebreab4799
      @zenawikebreab4799 3 หลายเดือนก่อน +7

      ​@@Dnbn877 ይቅረታ ንዓይ ውን ኣይጸንሓንን ኣብ ታህቲ ኣለኩም ስለ ዝበለና ' የ ካብ 19" ደቂቅ ክሳብ 21'ደቂቅ ካብ ቃላ ስምዓያ ሓወይ
      ዳሓን ግን ንጸበ ክሳብ ዝሰዱልና

    • @Dnbn877
      @Dnbn877 3 หลายเดือนก่อน

      @@zenawikebreab4799 ok 10q zhawey

    • @behonest7199
      @behonest7199 3 หลายเดือนก่อน +2

      Eti link gn alo abzi aymexeleyn neay, please eba share belulna abzi comment

    • @weletekiros2334
      @weletekiros2334 3 หลายเดือนก่อน +3

      Ane wn ayrekebkwon eti link please..

  • @ኤሩኤርትራዊት
    @ኤሩኤርትራዊት 3 หลายเดือนก่อน +140

    ድንግል ማርያም ለዋህ ኣደ ብሰላም 2ተ ርስኪ ትግበርክ ኣንቲ ለዋህ ርግቢት ሰላም ብርሃን ገዛ ♥️🇪🇷🌹♥️🌹🇪🇷♥️

  • @yemanegoitom3387
    @yemanegoitom3387 2 หลายเดือนก่อน

    wawwwwwwww bahaqi des baha edmen tenan yhabkum fetari

  • @traveltoeritrea7557
    @traveltoeritrea7557 3 หลายเดือนก่อน +392

    እዞም ገዛ ወዶም ጓሎም መልክዖም ክጽብቑ! ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም! ኣሜን!

    • @sinit208
      @sinit208 3 หลายเดือนก่อน +15

      Nay behaki reka zeytesgebom kesbeku brukat zeri

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 3 หลายเดือนก่อน +5

      Nay behaki ❤

    • @fyoritsegay5797
      @fyoritsegay5797 3 หลายเดือนก่อน +4

      Nay bahki xbukat edmen tenann yhabom❤❤❤❤

    • @ErmiyasHadush-tm7cc
      @ErmiyasHadush-tm7cc 3 หลายเดือนก่อน +3

      brgx ❤

    • @mihretyemane7190
      @mihretyemane7190 3 หลายเดือนก่อน +2

      ግሩማት ብሓቂ

  • @AwetLove-mu9kk
    @AwetLove-mu9kk 3 หลายเดือนก่อน +283

    እታ ዝበለጸት ናይ 2024 ቪድዮ ናይዞም፡ብሩካት ኣመስገንቲ እግዚኣቢሄር ስድራ ኢያ ነዓይ ናይ ኩሉ ሰብ ውን ክከውን ተስፋ ኣለኒ። ነዚ ብጋህን፡ትከዛን ተመሊሊኡ ዘሎ መንፈስና ከምዚኦም ዝኣመስሉ መልእክታት ክበዝሓልና እግዚኣቢሄር ናይቶም ሰብ ሊቱቨራት ኣሕዋትና ትበብን ምስትውዓልን ይሃበልና . ። ኦ ጎይታ ሰብ ክኸውን ሓግዘኒ ጸጋካ ውን ሃበኒ ኣሜን ❤❤❤

    • @genetmeles4766
      @genetmeles4766 3 หลายเดือนก่อน +2

      Amen Amen Amen ❤❤❤❤

    • @user-hiwen
      @user-hiwen 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን✝️👏

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 3 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @MashoTsegay-j8i
    @MashoTsegay-j8i 2 หลายเดือนก่อน

    Egiziabher edimn tsenan yahabukum egiziabher yibarikikum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeraMera-b4l
    @MeraMera-b4l 3 หลายเดือนก่อน +61

    ኣቱም ሰባት ንሚኩ መግለጺ ኮ ሲኢነላ መምህር ስነ ሂወት ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏

  • @medebmsgana5016
    @medebmsgana5016 3 หลายเดือนก่อน +29

    ምንጪ ሓጎስ ናይ ዛ ገዛ ኣቦ ምካል ኢዩ።

  • @SenaytFshale
    @SenaytFshale 2 หลายเดือนก่อน

    Mikiyu shkor abay seb amlak hadarkum ybarik wladkum yeriekum🙏❤️

  • @ልድያ
    @ልድያ 3 หลายเดือนก่อน +82

    ሓፍትና ኣይምኖን ቃላታ መደብ ኣዳላዊም ደስ በሀሊ ኢካ ቡሩካት ስድራ ብምቅጻል ኣሕዋት like ኣይክፈሎ ላይክ ግበሩ

  • @Feleg545
    @Feleg545 3 หลายเดือนก่อน +112

    ያላ 100 ሽሕ ኣብ ሓደ ሳዓት ኩሉካ ጠውቅ ጽሓፍ ❤❤

  • @LuwamSemere-r5q
    @LuwamSemere-r5q 2 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy xubqitey edmen tinan yhabekum Fetari 🙏🫶❤❤🙏🙏🙏🙏💯💯

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 3 หลายเดือนก่อน +151

    ከም ብተይ ዝዕንድር ብሓይሊ ፈጣሪ ከም ቃልኺ ይግበሮ።❤❤❤

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 3 หลายเดือนก่อน +106

    ሄኒ በጃኻ እዛ ቪድዮ ሓጺራትና ዋላ ሰሙናዊ እቕርበልና፡፡ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ካብ በለካ ለኽዓካ እዩ ዝእልየና።

  • @TegeaSemere
    @TegeaSemere 2 หลายเดือนก่อน

    Ab hagerna Eritrea ezom btsegan btibebn Egzabher znebru zelew sdrabti ane hagosey wesen yeblun❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 3 หลายเดือนก่อน +70

    እታ ኣብ መፅሓፍ ቁድስ ዝተገለፀት ለባም ሰበይቲ እያ ኣብዛ ጥልመት ዝበዝሓላ ዓለም ንሓፍትና ኣርኣያ ቅዱሳን ገይሩ ኣቅሪብልና ናይ ሚካል መንፈሳዉነትን ለዉሃትን ብግብሪ ኣርኢኢያትና ኣነ መግለጺ ዝሳኣንኩላ ጽብቅቲ መርአያ ስድራ

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 3 หลายเดือนก่อน +87

    "እዞም ንሰምዕ ዘለና ምሉኣትን ኣካለ ጎዶሎን ኸኣ ካብዚ ተማሂርና ልቦና ክንዕድግ ኣምላኽ ይደግፈና"

  • @nigistitesfamichael1150
    @nigistitesfamichael1150 2 หลายเดือนก่อน

    God bless 🙏🏽all family
    You're amazing continue God ❤️✝️⛪️❤️will be with you 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @amanuelhaile6045
    @amanuelhaile6045 3 หลายเดือนก่อน +40

    ንከም በዓል ሚካል ርእዩ እዩ እግዚኣቢሄር ነዛ ዓለምና ጠጠው ኣቢልዋ ዘሎ።

  • @lovetube9672
    @lovetube9672 3 หลายเดือนก่อน +166

    ንእግረ መንገድና ነተን አዋልድ ውን ቁሊሕ ንበለን እንታይ ይወጸን ጽቡቃት ብኹሉ ነገር እግዝያብሄር ታሪክ ይቅይርዩ ግብርና ጥራይ ይጸብቅ 🙏🏽🥰🥰🥰🥰🥰😢

    • @habenhabibi
      @habenhabibi 3 หลายเดือนก่อน +13

      Kgermeka aene keman kemu eile ygermeka eyu xbukat kltien xbukat

    • @akbertandemikael2389
      @akbertandemikael2389 3 หลายเดือนก่อน +10

      Yeah very beautiful woman's and happiness family

    • @yehonayeh8615
      @yehonayeh8615 3 หลายเดือนก่อน +3

      Nay behaki ❤️❤️

    • @alganesh-xe4yb
      @alganesh-xe4yb 2 หลายเดือนก่อน +1

      @love tube btaemi lebam ❤❤❤

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@alganesh-xe4yb❤

  • @selamawitweldemichael6712
    @selamawitweldemichael6712 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak yibrkum edmen tena yibrkum tebraku ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay 3 หลายเดือนก่อน +53

    ኣንቱም ብሩኻት ህዝቢ ገለ ኣብ ኤረትራ ዝተዓጽወ ወይ ዉን ዘይትጥቀሙሉ ገዛ እንተሃሊኩም እንዶ መዉጺኢ ሓዳሮም ሃብዎም ንዓኩም ንጽድቂ ምኾነኹም ንዖም ከኣ ወርሒ ወርሒ ናይ ክራይ ገዛ ከይሓሰቡ ብሰላም ምነበሩ❤❤❤❤

    • @rahwa7401
      @rahwa7401 2 หลายเดือนก่อน +2

      ❤yes❤

    • @Kfkftaznabfikri
      @Kfkftaznabfikri 2 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ብሓቂ

    • @simolakiss3594
      @simolakiss3594 2 หลายเดือนก่อน +1

      Lebam sebe ❤❤❤

    • @Aleni16276
      @Aleni16276 2 หลายเดือนก่อน

      ኣበይ ሞ እንተዝህልወኒ።

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 2 หลายเดือนก่อน

      @@Aleni16276 i feel same

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣየ እግዚአብሔር ክንደይ ጥዑም ኢኻ እሰይ ሓጎስ ዘለዎ ቤት ብሓቂ እግዚአብሔር ኣብዚሑ የሐጉስኩም❤❤❤

  • @tabiemicheal91
    @tabiemicheal91 2 หลายเดือนก่อน

    ሚካል ሓፍተይ አግዝኣብሄር ይባርኪ ከሚዚ ከማኪ ዓይኒ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ዘመን ሓዳርኪ ይባረክ🙏❤❤❤❤👏👏👏👏

  • @freweynizeray6479
    @freweynizeray6479 3 หลายเดือนก่อน +59

    ዘገርም አዩ እዞም ስድራ ሕጉሳት ንሕና ክእ ምስ ምሉእ ኣካላትናከለና ኣብ ሃዳርና ፍቅሪ ሲኢና ደቂ ኣንስትዪ ትብሉ እምበር እቶም ደቁ ተባዕትዮ ጠባይ የብልኩምን እምበር ደቂ ኣንስትዮ ደለይቲ ሓዳር ንኩሉ ተጻዊረን ዝከዳ አዛ እዲኦም እሞ ርእይዋ ንኩሉ ተጻዊራ ኣብ ከምዚ ደረጃ ኣብጺሓቶም ምስጋና ይብጽሓያ ንእደይ ውዳሰ እዲኦም

    • @salitekle4013
      @salitekle4013 3 หลายเดือนก่อน +3

      Nay bhaqi hawey natey❤❤❤❤

  • @tirhascheay2385
    @tirhascheay2385 3 หลายเดือนก่อน +34

    ምካል ሓፍተይ እንጀራ ዓለም ብልዒ ኩሉኹም ፋሚሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ። ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 2 หลายเดือนก่อน

    Ayeni Hasad ydfenelna deki Erey jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏

  • @Eritrea_2013
    @Eritrea_2013 3 หลายเดือนก่อน +44

    ደቂ ኤረይ ሓላላት ንማማ ዉዳሴ ኤድና ንዘርጋሓለን ሓደራ ኣዲታትና ኣብ ቅድሚና እንዳራኣና እሞ ኣደ ኣዋልድ ሓደራ ዓዓቅምና 🙏🏼🫶 !መንገድኹም ብርሃን ይግበሮ ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ይሓልኹም ፈጣሪ !

    • @rahwa7401
      @rahwa7401 2 หลายเดือนก่อน

      ❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤

  • @michaelabrha1396
    @michaelabrha1396 3 หลายเดือนก่อน +59

    ኣጆኹም ኩሎም ደቂኹም ከም ሰብ ሙሉእ ጢኢና ኩኾንልኩም ኢዮ ብሓሊ ኣምላኽ❤❤❤

    • @StellaFaustini-z9v
      @StellaFaustini-z9v 2 หลายเดือนก่อน +2

      Yes Amen Amen Amen Amen Amen Amen i belive in God Plisseed you and them

    • @rutireyksete5435
      @rutireyksete5435 2 หลายเดือนก่อน +1

      Ewy nay bhaqi emnet malet blbi eya nab amlak tamyna emo kem emneta amlak yhaba .

  • @gdeamanuel8065
    @gdeamanuel8065 2 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውው ሚካል ሓፍተይ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ❤❤❤❤❤❤❤ጥራሕ ኢለ እየ ክሓልፈኪ እንበር ንዕዓኺ ዝኸውን ቃላት የብለይን ሚካል ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤ ፍቕርኹም ይሰስን ምጭዋት ስድራ ቤት ❤❤❤❤

  • @LidyaYosef-kf8sj
    @LidyaYosef-kf8sj 3 หลายเดือนก่อน +59

    😢😢😢እዋይይ ኣደይ ማዓረይ ከም ብተይ ዝዕንድር ❤ውላድ ይሃብኩም😢 ኣጆኪ ባዓል ሚኩን ፊልን ጥራይ ዘኮኑስ ናዓኪ እዩ እቲ ዝዓበየ ጸጋ ምክንያቱ እዚ ኩሉ ናትኪ ትዕግስትን ሽግርን ተጻዊርኪ ዘሕለፍክዮ ብሚኩ ጌሩ ማናቱ እንዳ ጎየዩ ኣብ ቅድሚ ዓይንኪ ገበርቲ ዓቢ ነገር ክኮንልኪ እዮም ማማየይ ❤ ሚኩ ሓፍተይ ካኣ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ 🙏ከምታ ናይ ማማ ምርቃ ካኣ ከም ብተይ ዝዕንድሩ ማንታ ውላድ ይሃብኪ 🙏 ሃሳብ ልብኩም የስምረልኩም ኣብ ቃልኪዳንኩም ካኣ የጽንዕኩም❤❤❤ ፍትውቱው ኢና ነብለኩም ንኪልኩም ፋሚልይ ኣምላክ ንኩልኩም እቲ ዘይውዳእ ምሕረቱ የውርደልኩም ኣሜን🙏🙏🙏💋💋💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadishyowhans7417
    @hadishyowhans7417 3 หลายเดือนก่อน +3

    ከማኪ ልቦና ዘለዋ ኣይርኣኩን እሞ ከማኪ ልቦና ክህበን ተስፋ ይገብር

  • @asterestifanos4920
    @asterestifanos4920 2 หลายเดือนก่อน

    FILIY HAWAY MIKAL HABITINA ABINETAWITY ERITRE GALI ANISITETIY AMILAKI EIDIMENA TIEINA YEHABIKIY MIS KULOMI FAMILY ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITV 3 หลายเดือนก่อน +29

    እንቃዕ ደሓን መጻኹም ፍቁራት ስድራና እግዚኣብሄር ፍቅርኹም የብዝሓዮ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ኢዩ ዝከኣሎ ከይረብረብኩም ማየ ጸሎት ኪዱ ።
    1) እስከ ስድራ ሚካል ክመጹ ኣለዎም ዝብል ላይክ ንግበር ፍቅርና ንግለጸላ ነዛ ዓባይን ለባምን ምቅልልትን ሓፍትና ?

    • @NATMAHARITV
      @NATMAHARITV 3 หลายเดือนก่อน +1

      2) ክምስገን ዝግብኦ ሰብ ዮናስ ኢዩ ንሚካል ምስዞም ስድራ ዘላለያ

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 3 หลายเดือนก่อน +167

    ኣዲባዮር ክሳብ ወዲ ኣርባዕተ ዓመት እግሪ ብዘይምትካሉ ኣዲኡ ኣብ ቤተ ክርስትያን ጸሎት ክትገብረሉ ምስ ወሰደቶ፡ ቆልዑ ክዕሶ ናብቲ ቀጽሪ ቤተ ክርስትያን ምስ ቀልዕዋ፡ ካብቲ ዝነበሮ ብድድ ኢሉ ነታ ኩዕሶ ቀሊዕዋ ብኡ ኣቢሉ እግሪ ምትካል ጥራይ ዘይኮነስ ካብቶም ከውኽብቲ ተጻወቲ ብምዃን ዓለም ኣዛሪቡ፡፡ ስለዚ ንኣምላኽ ኩሉ ይክኣሎ እዩ።

    • @sahleyonas7844
      @sahleyonas7844 3 หลายเดือนก่อน +2

      Maharit ❤❤❤❤❤

    • @nfkriyeznebr4336
      @nfkriyeznebr4336 3 หลายเดือนก่อน +4

      Des ybl bhaki amlak nehwatna ybxehayom

    • @taamemahari7442
      @taamemahari7442 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤
      Amin Amin
      Amin Amin
      Amin
      Kali hiwet yesemana

    • @zufanghermai7459
      @zufanghermai7459 3 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏

    • @nebiat4487
      @nebiat4487 3 หลายเดือนก่อน +1

      Amen amen amen 🙏

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 2 หลายเดือนก่อน

    Kbrin mogosn Nihayltat mklkal Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️

  • @solomonhabtemicael7808
    @solomonhabtemicael7808 3 หลายเดือนก่อน +136

    ሎቱ ስብሐት !!!
    እግዚኣብሔርሰ ንጉስ ውእቱ!!!
    እግዚኣብሔር
    ን ልብኹም ዘረስርሱ።
    ን ዓይንኹም ዝማርኹ።
    ን ቤትኩም ዘብርሁ።
    ከም ብተይ ዝዕንድሩ።
    ን ወለዶም ዘኽብሩ።
    ሃይማኖቶም ብትብዓት ዝምስክሩ።
    ከዋኽብቲ ዝመስሉ ውሉድ ይሃብኩም።

    • @hadasshshay3636
      @hadasshshay3636 3 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን አሜን አሜን ❤❤😍😍

    • @Fanu2123
      @Fanu2123 3 หลายเดือนก่อน

      N egziabihar entay ysaeno kbiri niaeu ykun

    • @tsigewehisebhatu1766
      @tsigewehisebhatu1766 3 หลายเดือนก่อน +1

      Amen❤❤❤

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 3 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤

    • @Selu-x4o
      @Selu-x4o 3 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen

  • @rahel7771
    @rahel7771 3 หลายเดือนก่อน +92

    እዘን ፍቕርቲ ውሕልልቲ ፍትውቲ ክብርቲ ኣደሲ ደገፎም ንክኾና እግዚአብሔር ዝሸመን ፍልይቲ ንግሥቲ ልዕልቲ ቐንዲ ዓንዲ ገዛ እየን እግዚአብሔር ሓጎስ እዛ ገዛ ምሉእ ይግበሮ እምበር ውዳሴ ማርያም ውዳሴ ማርያም ደገፍ ደቂ ድንግል ማርያምዶ ኣይኮነን እዘን ወላዲትለ ደገፍ ስድረአን
    ካሊእስ ሱቕ ምባል የሐሽ ነዘን አደ ምግላጽ ኣይከኣልን።
    ክብርቲ ሚልካ ክብርቲ ወላዲት ማማ ውዳሴ ማርያምን እግዚአብሔር ዘመንካትክን ኲሉ ሰላምን ፍቕርን ሓጎስን ተድላን ይግበረልካትክን

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 2 หลายเดือนก่อน

    Zilalmawi zkrin kbrin Nisemaetatna wetru Ab libna Awet Nihafsh 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️

  • @terhasyharegaygerelase4402
    @terhasyharegaygerelase4402 3 หลายเดือนก่อน +20

    ድንግል ማርያም ለዋህ ኣደ ብሰላም 2ተ ርስኪ ትግበርክ ኣንቲ ለዋህ ርግቢት ሰላም ብርሃን ገዛ ኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay 3 หลายเดือนก่อน +34

    ብሽም እየሱስ ንቡዙሕ ንምድሓን ዝኸዉን ምበረኸት ዝኸዉን ዉሉድ ይኹነልኹም

  • @Asmittekleab
    @Asmittekleab 2 หลายเดือนก่อน

    እግዜአብሄር ይሪኢ ናይ በሃቂ አምላክ ይባርኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @tiamirkidane7715
    @tiamirkidane7715 3 หลายเดือนก่อน +124

    ናይ ሚካል ሓፍትና እቲ ጸጋኣ ካብ ኣምላኽ ኢዩ። ኣብ ቤት ኣምላኽ ምዕባያ ካኣ ነቲ ጸጋኣ ኣደልዲልዎ ስለዚ ናብ ቤተክርስቲያን ምኻድ ውጺቱ ዋላ'ኳ ከምዚ ናይ ሚካል እንተዘይ ኮንካ ብውሕዱ ፍርሓት እግዚኣብሄር ትመሃር ትሕትና ትማሃር ብዙሕ ጽቡቕ ነገር ኢኻ ትመሃር እሞ ኩላትና ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ደቅና'ውን ናብ ቤት ኣምላክ ከነማላልሶም ይግባእ። ንኩልኹም ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኣዳላዊ መደብ ውን ምስጋናይ ዕዙዝ ኢዩ።

    • @mihretrisom7560
      @mihretrisom7560 3 หลายเดือนก่อน +1

      Mikal habtey bmejemerta selam egziabihier msakum ykun zihabtey mearey bmkxal ka eski natna memhr eki egziabihier amlak xegeu yebzahalki abzi jemirkiyo zelaki nabra ka amlak msaki yekun ane btaami eye hgusti mknyatu kemaki habti sle zihabena amlak kbrn msgann ykuno bmkxal ka nebsexor eye elki egziabihier zitebareke wlad yhabki kem abona zekaryas abas enkelo zitewahbo wlad gn gurum eye emo natkum ka ajoki komeu kgebrelkum eyu kulu hiwetkum ka amlak ytehaweso ykrita abzihelkum gn btaami sle des zibeleni eye weladi amlak msakum tkun amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤

    • @magsuhshsy
      @magsuhshsy 3 หลายเดือนก่อน

      Gofawdi tkfita ala burukt edey edey nebel

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 3 หลายเดือนก่อน +1

      Nay bhaki ❤✝️🙏

  • @Feleg545
    @Feleg545 3 หลายเดือนก่อน +153

    ኣስመራ ናፊቀ ብሓቂ ኣብ ኣሰመራ ኣብ ኤርትራ ዘለኩም ስደት ዘይተጫማለቅኩም ብሕቂ ዕድለኛታት ኢኩም ንስድራኩም ኣመስግኑ ❤❤❤❤

    • @Yosiefjose
      @Yosiefjose 3 หลายเดือนก่อน +4

      The same here 😢

    • @kisanet4715
      @kisanet4715 3 หลายเดือนก่อน +4

      ሓቂ ሰሐቅ,ሓጎስ,ጥዕና ኣብኡ ዩ ደሎ 👍🏾👍🏾👍🏾💯💯💯💯

    • @helugalasmera1334
      @helugalasmera1334 3 หลายเดือนก่อน +1

      NAY BHAQI 😪😪👍👍

    • @Aman80770
      @Aman80770 3 หลายเดือนก่อน

      ❤🎉Thank You habibi❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @lidiahabte3354
      @lidiahabte3354 3 หลายเดือนก่อน

      True.

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ፍቅርን ሰላምን ቅሳነትን አይፈለየኩም አደይ ማርያም ፅላላ ተንብረልኩም

  • @shewitokbay4502
    @shewitokbay4502 3 หลายเดือนก่อน +43

    በሓቂ ከም ብተይ ዝዘልል ዉላድ የሃብኩም ፈጣሪ ዓለም 🙏🙏🙏❤️🙏🙏🙏

  • @MuzitAmbase
    @MuzitAmbase 3 หลายเดือนก่อน +14

    ናይ ሚኩ ቤተሰብ እላሌየና ናይዛ ናይ ምዱሪና ብጽእቲ ሐብትና

  • @smretsemere8524
    @smretsemere8524 2 หลายเดือนก่อน

    Asey kndey tlbm merat egzabher Amlak edmen Tenan yhabkum 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BTErichanel
    @BTErichanel 3 หลายเดือนก่อน +4

    She is gift for God.she is brilliant 👏 ❤❤❤

  • @ekramsaid1389
    @ekramsaid1389 3 หลายเดือนก่อน +34

    Eta haftu si ktshkur mashAllah

    • @akiaki4783
      @akiaki4783 3 หลายเดือนก่อน +3

      Nay bhaqi Suzaney xbqti kelay nebu kulom tsbuqat eyom.

    • @million1661
      @million1661 3 หลายเดือนก่อน

      I was thinking the same. Nay bhaki shikorinatat .. ymelaalom ezabiheir

  • @titigalamebrhan
    @titigalamebrhan 2 หลายเดือนก่อน

    Bhaki mikaley roll model Deki hiwan aiki lebam ❤❤❤

  • @nebyatsolomun8296
    @nebyatsolomun8296 2 หลายเดือนก่อน +11

    ናይ በሓቂ ኣብቲ ጽላሎትታ ዘጽለለ ኣይርእይን ኩኖኔ
    እዩ እሞ ፡ ሚካል ሓብትና ንሕና ሰማዕትኺ እውን መግለጺ የብልናን ከምዚ ተኽብርያን ትፈትውያን ሓያል ዝኾነት ሓማትኪ ዝመረቀትኪ ከም ብተይ ዝዕንድር ውላድ ይሃባ ኢላትኪ ኣላ እሞ ፈጣሪ ድማ ንኹሉ ነገር ሰሚዑ ክድብሰኩም ተስፋ ኣለና።❤❤❤❤

  • @SirakTeklehaymanot-hz1xu
    @SirakTeklehaymanot-hz1xu 3 หลายเดือนก่อน +14

    "bsmey alilkum kab hade nlali ab ztakebkumulu ane ab makelkum koyne kbarkekum iye"..des zebl medeb like menfesawi medeb ❤❤

  • @divorahaftey708
    @divorahaftey708 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ ኣሰይይይይይይ ሶሊየ ምቅርቲ ጋል ድንግል ማርያም ሂወትኩም ይባረክ ❤❤❤❤❤❤

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 3 หลายเดือนก่อน +77

    ሓቂ እንታይ ኣምጽኦ baby Shower,ኣን ኸኣ ክጽላኣኒ ክንዲ ብጸሎት ውላድካ ምጽባይ 🙏🏾💯❤🇪🇷

  • @gueshmehari8316
    @gueshmehari8316 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣምላክ ዘመንኩም ይባረኽ ብርዃት ስድራ ኣቦና ኣቶ መኮነን፡ ሚልካ ካኣ ብርክቲ ልእኽቲ እግዚኣቢሄር ኢያ ሞ ኣምላክ ዘመንኪ ይባርኽ ኣሜን፡❤❤❤❤

  • @WhiteFlower6-c9t
    @WhiteFlower6-c9t 2 หลายเดือนก่อน +1

    Zigerma sdira ayu❤❤❤

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ 3 หลายเดือนก่อน +86

    ጥዑማት ስድራ ❤ኣምላኽ ይባርኽኩም ፡ሚካለይ መርኣያ ሄዋናት እግዚአብሄር መፈፀምታኺ የፀብቐልኪ 💖

  • @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
    @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ 3 หลายเดือนก่อน +9

    ሚካለይ ቃላት ስለ ዘይብለይ ስቅ የሐሸኒ💙

  • @SamaKidun
    @SamaKidun 2 หลายเดือนก่อน

    Indeed she is black diamond❤❤❤

  • @RutaMehari-l6c
    @RutaMehari-l6c 3 หลายเดือนก่อน +15

    ልቦና ገጽ ተዝህልዎ ንዓኺ ምመሰለ ❤❤

  • @Eritrean91
    @Eritrean91 3 หลายเดือนก่อน +12

    ፊሊ ሓወይ እግዚኣብሄር ምሳኻ እዩ ዘሎ ንሚኩ ስለ ዝሃበካ ድንግል ማርያም ብዘፈር ክዳና ካብ ኩሎ ክፉእ ትሸፍንኩም እግዚኣብሄር ዘመንኩም ይባርኮ ናይ ሚኩ መግለጺ የብሉን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ShewitHaile-v3c
    @ShewitHaile-v3c 2 หลายเดือนก่อน

    Aseyyyyyy egzabihar ybarkikum tsbuk hasab nkudus rufael habyo

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነ ዝገረመኒ ዝተደነቅኹን እታ ኣዶስ ስማን ግበራን ሓደ😘ኣዶ ማልት ኣዶ ኣላትና ግን ከመዚኣ ጦንካራን ጀገናን የረአኩን 😢ውዳሴ ማርያም ዶ ኢሎሙ ፀወዕዋ😢ካብተን ኣዶ ቡዙሑ ተማሂሬ😮ኣብ ልቦናና የሕድሮ ፈጣሪ 😢

  • @MerhawitMehari-l3p
    @MerhawitMehari-l3p 3 หลายเดือนก่อน +8

    እዚ ካብ እግዚአብሔር ኮነ ነዒንትና ውን ግሩም እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ ክብራት ስድራ

  • @niemaathome
    @niemaathome 2 หลายเดือนก่อน +2

    You're an amazing role model.”
    “You make everyone happier!”❤❤❤

  • @TubeMerkebselamTube
    @TubeMerkebselamTube 2 หลายเดือนก่อน +14

    ንዓኺ ዝወለደት ማህጸን ዝተባረኸት እያ ሚካል ሓፍተይ ልባም ካባኺ ብዙሕ ተማህርና እና ተገበርቲ ክገበረና እግዚአብሔር ይሓግዘና
    ምስ ስድራ ሚካል አላሉዬና ትብሉ 👍

  • @Tesfit-The-Great256
    @Tesfit-The-Great256 3 หลายเดือนก่อน +35

    ሚኩ ሓፍተይ ከም ኩሉ ግዜ መምህር ናይ ሄዋናት ኢኺ ፥ ኣምላኽ ይባርኽኪ❤🙏

  • @jdhdhjxbxhhx9274
    @jdhdhjxbxhhx9274 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ደስ ክብልካ ስድራ ቤት ማማየ ማዓረይ ከምኣፍኪ ይግበረልኪ ፈጣሪ ናዓካትኩም ካዓ ተባረከ ሓዳር ይግበረልኩም ምቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HassenAbdu-tp1vr
    @HassenAbdu-tp1vr 3 หลายเดือนก่อน +4

    Enshalahi ribe weladkum yerekum ane Libya aleku mes atuku kedameyti demuzey nwedku eya admem tanan yhabkum

    • @ZaidAndom-qg4wo
      @ZaidAndom-qg4wo 2 หลายเดือนก่อน

      Bselam yetka fetari kulu alem❤❤❤

  • @adhanetmussie6503
    @adhanetmussie6503 3 หลายเดือนก่อน +14

    ኣምላክ ንዝኣመኖ እሙን ዩ ሞ እቲ ዓቢ እምነትኪ ዓቢ ዓስቢ ክትቅበሊ ኢኪ ርግጸኛ የ ዘበንኩም ዘበን ሓጎስን ዕልልታን ይኩነልኩም

  • @FreweyniMesfin
    @FreweyniMesfin 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak fqrn tnan yahabkum hadarkum ybarek

  • @abrehakaterina7824
    @abrehakaterina7824 2 หลายเดือนก่อน +5

    እቲ ዘየሕፍር ኣምላኽ ኣየሕፍረንን እዩ ዝበልክዮ እምነትኪ ተስንኺ ❤❤🙏🙏

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ዝመልኦም ስድራ አምላኽ ፍቅሪ እዩ እሞ ፍቅርኹም ሰሓቅኹም የብዘሐዮ በእዉነት መርኣያ ሂዋናት ኾይንኺ ጅግና ክብርቲ ሓፍትና❤❤❤

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 2 หลายเดือนก่อน

    Filfil tv jigna wedi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏

  • @wedimana5273
    @wedimana5273 3 หลายเดือนก่อน +16

    ሚካል ዕድሜኪ ዕድመ ማተሶላ ይግበሮ መምህር መንፈስ መምህር ፍቅሪ። ቃላትኪ ልቢ የንብዕ።

    • @sssg9010
      @sssg9010 3 หลายเดือนก่อน

      Nay behaki egzabhir xegu yebzhala ❤❤❤🥰🥰🙏🙏

  • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
    @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 3 หลายเดือนก่อน +8

    ናብ እግዝአብሄር ዝቀረበ ዝሐፈረ የለን። ብሐቂ ስሙ ይክበር ይመስገን🙏🙌 እዛ ሐፍትና ቁዱስ ቁርባን ትወስድ ስለ ዘላ ... እግዝአብሄር አይክሕፍራን እዩ🙏🙌 ብሐቂ ስሩሑ መስተንክር እዩ። 🙏🙌

  • @hewan1183
    @hewan1183 2 หลายเดือนก่อน +1

    I rebuke any dis functionality in JESUS NAME in this family 🙌🏿🙌🏿🙌🏿🙌🏿🙏🏾🙏🏾

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 3 หลายเดือนก่อน +40

    እዋይ ሚኩ መምህር ጽሙማን ክትኮኒ ከኣ ትኽእሊ ኢኺ፡ ብሓቂ ብኹልንተናኺ ምልእቲ ብቕዕቲ ኢኺ፡ ኣብ ድላይኪ የብጽሕኪ።

  • @mariazemichael-tu1wb
    @mariazemichael-tu1wb 3 หลายเดือนก่อน +22

    ቃላት ሲ ን ሓጺር ነገር ኢኻ ትገልጸሉ ስለዚ ሶልያና ሓፍተይን ማማ ውዳሰን ቃላት ኣይገልጸኪንን ኢዪ። ስራሕ እቲ ልዑል እግዚኣብሔር ግን ድንቂ ኢዩ፡ ሶልያና ሓፍተይ ኣምላኽ ሓሪኪ መሪጽኪ ስርሑ ኸኣ ብኣኺ ተገሊጹ ። እሞ ኸኣ ኣብዚ ዘመን ዘለናዮ ከምዚ ክርከብ ፡ እቲ እግዚኣብሔር ዝፈጠሮ ሰብ'ሲ ከማኺ ኢዩ ❤ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ሎምን ኩሉ ሳዕን ንዘላለም ኣለም ኣሜን።🙏🙏🙏
    ኩሉ ሰሰናዩ ኸኣ ይምነየልኩም። በረኸት ረዲኤትን ኣማላድነት ናይ ቅድስተ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለኹም።🙏❤😍❤

  • @furtunahaile-vp4cb
    @furtunahaile-vp4cb 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ❤❤❤❤ስድራቤት ካ ሙሉአ ሓጎስ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤

  • @selamasrat4945
    @selamasrat4945 3 หลายเดือนก่อน +9

    እዚ ትዛረቦ ዘላስ ስብከት ዝሰምዕ ዘልኩ ኮይኑ ዝስምዓኒ ዘሎ ባሓቂ ከምቲ ኣዴና ዝበሎቶ ከም ብተይ ዝዕንድር ውላድ ይሃብኩም