መልሲ ህወሓት ንክሲ ልፍንቲ ምስ ሻዕቢያ/ፍሉይ መንገዲ ጌታቸው ረዳ /ኣዘራራቢ ድርድር ተቋሪፁ-ምጥንኻር ሰራዊት በርቲዑ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • #tigrayhorizon #tigraynews #tigrignanews #ሑመራ#ጀነራል #ወዲ ወረደ #ወልቃይት #ፀገዴ #መቐለ #ትግራይ #ethiopia #eritrea #sudan #rsf #ጌታቸው ረዳ #ola #endf #fano #አብይአህመድ #ደብረፅዮን #israel #iran #usa #uk #middleeast #libanon #hizbullah #gaza #marine #Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
    Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
    #Ethiopianews #Ethiopia #KamalaHaris #trump #kamalaharris #joebiden
    Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
    Subscribe ይግበሩ!
    -----------------------------
    ©Copyright: Tigray Horizon
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 34

  • @DawitWm
    @DawitWm 24 วันที่ผ่านมา +5

    ናይ ደብሪፅ ፀቢብ ጉጅለ ተተባሂሉ ናይ ጌቾ ክዓ ዕሱብ ጉጅለ ይበሀል

  • @user-gg5wg9rm2r
    @user-gg5wg9rm2r 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቁ ኣሎ ጌታቾው ❤❤❤

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 24 วันที่ผ่านมา +1

    ተኮይኑዉን ፀላእቲ ሕዝቢ ትግራይ ፓወር ትግራይ ልምድካም ጣልያንን ሐፃዉያን ሸዋ ዝፈጠርዎ ሸርሕን ተንኮልን እዩ ቂም በቀልን ሸርሒ ፀላእቲ ተግራይን ዝፈሐሰዎ ተንኮል ብድፍረት ክብተክ አለዎ ፅንተት ሐደ ህዝቢ ትግረዋይ ጠጠዉ ክብል አለዎ ካብ ኔልሰን ማንዴላን ,,ካብ ጆሰየፍ ከቢላን,,ደቡብ አፍሪካን,,ሩዋንዳን መራሕቲ ዝጠቅመና ትምህርቲ ንዉሰድ ምእንቲ ሕዝብናን ሃገረ ትግራይናን ,,ዳይ

  • @martawoldyohannes888
    @martawoldyohannes888 24 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸዉ ጠላም

  • @user-gn8by7pu9u
    @user-gn8by7pu9u 24 วันที่ผ่านมา

    ደብረ ዕንክሊል

  • @hagosyohannes732
    @hagosyohannes732 24 วันที่ผ่านมา +1

    ኩሎም ስልጣን ንህዝብ እንተዘረክቡ ፅቡቅ መገበሩ ነይሮም ህዝብ ብንስኮም ናብ ሐዊ ክአቱ የብሉን።

  • @user-wv3ms4sj7z
    @user-wv3ms4sj7z 24 วันที่ผ่านมา +2

    ደብረጽዮን ናይሰብሀት ነጋ ምኽሪ እሰምዐ ትግራይ ገደል እትዩዋስ ከዚዉን ናብ ሓዊ ካእትዋ ይደልሎ ግን ከም ጌችን ታደሰ ወረደን ፃድቃንን ዝመሰሉ ሰብ አለዉዋ አይትሞትን።

    • @user-wv3ms4sj7z
      @user-wv3ms4sj7z 24 วันที่ผ่านมา

      እሱብ ንስኻ እሱብ ዝበልኻ ኢኻ።

    • @AgameTigray
      @AgameTigray 24 วันที่ผ่านมา

      @@user-wv3ms4sj7z ኮራኩር ዝነቀዘት ህውሓት አትጻረፉ።

  • @user-hh9ez5ht2p
    @user-hh9ez5ht2p 24 วันที่ผ่านมา

    እወ ህዝበሐ ትግራይ እናሞተ መፅኡ እዩ ሐዚ ግን ኣይንሞትን እዩ እቲ መልሲ።

  • @qaxaniyarde1380
    @qaxaniyarde1380 24 วันที่ผ่านมา +1

    ድሕሪ ሕጂ ንኢትዮጵወያን ኢሉ ዝስዋአ ዋላ ሓደ ኤርትራዊ ወታድር የለን መሽቀጢ ፖሎቲካኩም ኣይትግበርዎ ሻዕቢያ

  • @erm3806
    @erm3806 24 วันที่ผ่านมา

    አቶ አማንኤል ምስ ህግደፍ ዕርክነት ዝገበረ ብጀካ ን ጥፍአት ተዐዊተ ዝብል ሀገር ይኹን ውድብ ተራእዩ አይፈልጥን እሞ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ቀታሊ ስድሩኡ ህግደፍ ዝምድና ክትፈጥሩሉ አይትሕሰቡ ይትረፍኩም

  • @sagaas6052
    @sagaas6052 24 วันที่ผ่านมา +2

    ሕወሓት ወሊዳ ኣምሂራ ረአይዎ ከዳዕ ጠላም መዋረዲ አቦታቱ

    • @walkthewalktalkthetalk6371
      @walkthewalktalkthetalk6371 24 วันที่ผ่านมา +1

      ሕወሐት ዘምሀረቶ ትግራዋይ የለን፦ እቲ ዝተምሀረ ማለተይ እየ።
      እዞም "ድንጋይ ማምረቻ" "ዝተምሀሩ" እንተኾይኖም መልዕኽተ መለስ ወ ስብሓት ነጋ እዩ።
      ምሁርኦም ድማ ሪኢኻን ሰሚዕኻን ምፍራድን አብ ልእሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ መከራ ምስክር እዩ።

    • @AgameTigray
      @AgameTigray 24 วันที่ผ่านมา

      @@walkthewalktalkthetalk6371 ዝነቀዘት ህውሓት ጥፍአት ትግራይ እምበር ዘልምዓቶ ነገር የለን።

  • @mebrahtomteklay1152
    @mebrahtomteklay1152 24 วันที่ผ่านมา +1

    ኣማኒኤል ኣሰፋ ጉባኤ ዶ ኣይኮንካን ተካይድ ዘለካ።ኣኬባ ገዲፊካ መግለፂ ጌች ኢካ ትሰምዕ ዘለካ።ክንደየናይ ፈርሒ ኣትዬኩም ከም ዘሎ ኣብ መንጎ ኣኬባ መግለፂ ምስማዕን መግለፂ ምሃብን ተፀሚድካ።ብዝኮነ ሰኣን ብጡዑይ ምምራሕ ናይ ወዲ ረዳ መግለፂ ምስማዕ ካብ ጀመርካ ናፊቲ ወዲ ረዳ ኣኬባ ተሓወስ።።።

    • @siblesible4838
      @siblesible4838 24 วันที่ผ่านมา

      Melsi mehab kab gegaw kerem eber frhi aykonen ata tokl

  • @Helenlove-ijkr
    @Helenlove-ijkr 24 วันที่ผ่านมา

    Hizbi tigray ne zelam kemewit alwo maleton deyu....tay zegeberna sebat ena bejakum eba selam habuna

  • @user-zf7cz6sp5q
    @user-zf7cz6sp5q 24 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ዋይ አንታ ጌታቸው ረዳ ምስ ኢሳያስ አፈወርቂ ዶ ዝምድና አለዎ ኢዩ ከም ኢሳያስ አፈወርቂ ክሕሱ ጀምሩ ወያነ ሕውሐት ክብል ጀምሩ ምስ ኢሳያስ ማዕረ ክትከውን ስርዓት ዋሽንግተን ሐውሰላ ኢሳያስ ክሕግዘካ ዋይ ጸለመ ሐሶት ፈሽፈሽ ውስኪ እንዳጎሰዔ ዲዩ ተዛሪብዎ ትግራይ ሲ ብአኻን ዚኸማኻን ብወረዳ አይቲፈላለን አይትብተንን አይትፈሪሲን ኢያ ማህፀን ትግራዎት ወላዲት ጀጋኑ ኢያ ትግራይ ሰብ አለዋ አፍካ ማዓር ልብኻ ላማ ዘይሐፍር ሱሱዕ

  • @DanielAlemseged-r2g
    @DanielAlemseged-r2g 23 วันที่ผ่านมา

    ንአቶ አማንኤል ህወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ እዮ ዝብል ዘሎ እሞደአ ቀዳማይ ክድህን ዘለዋ ህወሓት ድያ ህዝቢ ትግራይ እዩ ወይስ ህወሓት ተጠፊአ ህዝቢ ትግራይ እው ክጠፍእ እዩ ኢኩም ትብሉና ዘሎኩም

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 24 วันที่ผ่านมา

    ዕሱብ ጉጅለን ፀቢብ ጉጅለን ህዝቢ ኣይተሳቂዩ መዕቀሪ ዘይብሎም ቦሻቡሽ

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 24 วันที่ผ่านมา

    ኦፕረሸናል ንታክቲካልን ዝምልከት ልወታደራዊ መራሕቲ ዝምልከት አ ዩ ፖለቲካ መራሕቲ ሰትራተጅከ እዩ ዝምልከት

  • @user-do9gg4gs2z
    @user-do9gg4gs2z 24 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸውሀሳዊ አዩ

    • @AgameTigray
      @AgameTigray 24 วันที่ผ่านมา

      ከማካ።

  • @user-vs8oy6xq9d
    @user-vs8oy6xq9d 24 วันที่ผ่านมา

    እወ!!!

  • @Zkassa
    @Zkassa 24 วันที่ผ่านมา +3

    ጌታቸው ዝተዋረደ ወራዳ ንህዝቡ ዋጋ ዘይሓበ መሕፈሪ ሰብ እዩ

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 24 วันที่ผ่านมา

      ኩሎም መሕፈርቲ እዬም

    • @AgameTigray
      @AgameTigray 24 วันที่ผ่านมา

      ናይ ደብሪጭ ጉጅለ መዓዝ ኢኩም አማራጺ ተቅርቡ? ዝነቀዘት ህውሓት ጥፍአት ትግራይ ኢያ።

  • @user-yy1ev6hl6h
    @user-yy1ev6hl6h 24 วันที่ผ่านมา

    እሞ እንታይ ዳኣ ብድርድር ዘይትፈትሕዎ ። ንንባዕልኹ ተደራድርኩም ዘይፈታሕኩም ምስ ናይ ደገ ሓይልማ ብኸመይ ??

  • @user-md6tu2vy9d
    @user-md6tu2vy9d 24 วันที่ผ่านมา

    To amanuel

  • @goitomisaac1437
    @goitomisaac1437 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሕማም ኣሎካ ምሽ!!ሻዕብያን ኤርትራን ተዘይወንጀልካ ኣይኮነልካንዩ፣ብዕሉግ .....ግንሓደ ጽቡቅ ነገር ይረኤ ኣሎ ንስ ከኣ ዝዘረእካዮ ትዓጽዶ ኣሎካ ግናውን ክትሓፍሶ ኢኻ።

    • @haileabtekle7734
      @haileabtekle7734 23 วันที่ผ่านมา

      እዚኦም ንሕዉነት ይትረፍ ንጉርብትናዉን ዘይባሃጉ ርኹሳት ኢዮም።ተግባሮም ደኣ ትልብልቦም ኣላ እምበር

  • @user-md6tu2vy9d
    @user-md6tu2vy9d 24 วันที่ผ่านมา

    Ewe eti hizbis yfeltelkum eyu neger gn guday nay hizbi neakum ayegedsekum ember,,,

  • @Zkassa
    @Zkassa 24 วันที่ผ่านมา +1

    ዝ ለይባ ቀዲሙ ብምዝራብ ንህዝቢ ከእምን ኣይኽእልን ንህዝቢ ዋጋ ብዘይ ምሓብ ሓተፍተፍ ይብል ኣሎ ከሓዲ ን ኣዋጅ ኹናት ኣብ ህዝብና ዝኣኸጀ ሰብ እዩ