@Josephsol55 The distinction between ኣባ (Abba) and ኣቡነ (Abune) is primarily rooted in their usage and context within Ethiopian Orthodox Christian tradition: 1. ኣባ (Abba): This is a general term meaning "father" in both a spiritual and familial sense. It is used to address priests or spiritual fathers in the church. Example: When addressing a parish priest, people may say "Abba [Name]." 2. ኣቡነ (Abune): This is a more formal and honorific title, meaning "Our Father." It is used for higher-ranking clergy, such as bishops, archbishops, or patriarchs in the Ethiopian Orthodox Church. Example: "Abune Mathias" refers to the Patriarch of the Ethiopian Orthodox Church. Regarding your concern about Awel, it's common for people from other faiths to share opinions, but one’s credibility or moral authority on a topic often depends on their knowledge, background, and respectful approach to the subject. If you believe his views on the Orthodox religion lack merit, it’s appropriate to engage respectfully or focus on perspectives from those within the faith.
The power in Eritrea is not in hands of Hamasien, Akeleguzay or other regions. It is exclusively in the hands of Tigray derivatives ( descendants of Alula Abanega ). General Flipos, General sibhat Efrem and other military leaders are simply like a boutique Maniquin ( boutique toys ). They put on then decorated military dress only for display, they have no say on anything, and strip them of and sideline them when they find it pleasing to do so. Those military officials they actually need some one to free them from their captivity let alone to put up resistance or defiance. Today Awel Sied showed his contempt to entire Christians in Eritrea and Ethiopia this the beginning of the end for the agame regime in Eritrea.
ጃማል እድሪስ ተባዕ በሊሕ መእሰይ 💪🏾👏🏽👏🏽
❤❤❤ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ።
ይካዓሎ ቅድሚ ምምላስካ ኣስተብሕል።ኣቦ ተክለሃይማኖትን ጻድቅ ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ዝተፈላለዩ እዮም በጃካ ኣብ ዘየለን ዘይተባሓለን ኣቲካ ኣይትሓውትት።
ምኢስትዋአል ኣገዳስ ኢዬ ኣባ ተእኽልሃኣማኖኦት ን ኣቡነ ተኢኽለሃማኖኦት በአበይኑ ኢዬ
ሃተፍተፍ ኣይትበል ኣብ ምድሪ ሓበሻ ጣኦት ዘምልኽ ኣግነበረን ፡እቲ ዝገርም ኡካ ደኣ ብሕገልቦና እናተመርሑ እብቲ ግዜ እቲ ዝፍጸም ዝነበረ ስርዓተ ኣምልኮ ንእግዚአብሔር እናፈጸሙ ዝነብሩ ዝነበረ ክሳብ ሓዱሽ ኪዳን መድረ ኣግኣዚት ምድረሓበሻ ኢዮም ፡እቶም ኩሎም ቅዱሳን ድማ ምድሪ ሓበሻ ብፍቃድ ኣምላኽ ኣናመጹ ከም ኣቡነ ሰላማ ፡ኣቡነ ኣለረጋዊ ወንጌላዊ ማቴዎስን ካልእ ብዙሓትን ቅዱሳንን ብምምጻእ ክርስትና ካብቲ ዝነበሮ ዝያዳ ዝይዳና እናዐበየን እናሰፈሐን ክይዲ እንሆውን ክሳብ ሕጂ ። ስለዚ መን ኢዩ ህዝቢ ሓበሻ ጣኦት የምልኽ ነይሩ ዝበለካ ኣበየናይ መዝገብ ኢኻ ረኺብካ ከምኡ ዝብል ? ይከኣሎ ኣፍካ ሓዝ ኣንታ ደንቆሮ ፈላጥ መሲልካ ሃተፍተፍ ካብ ምባል ተቖጠብ ታሪኽ ኣበው ወለድና መጀመርያ ኣጽንዕ።
ይከኣሎ ንፉዕ ብጣዕሚ ጽቡቕ ገሊጽካዮ
Jemal great! 👍👍👍🙏
th-cam.com/video/CuAsLLLGJMo/w-d-xo.htmlsi=bK6xrjvI4hkjIFH9
ደምባር ሓሳዊ❤❤❤
Seid tewekel jigna 🎉🎉🎉❤
🎉beza ka metsikana sami tsewi niska kitirigetiiyu zeleka dahan 10k imo bitsahi
ታሪኽና ክንፈል ኣለና ጻድቅ ኢትዮብያዊ ሓጥያተኛ እንተዘይ ኮይኑ
If someone holds the rank of General, they are a proven leader in that position but a prophet it is a belief
How do we get Ato Awaze? He is well read, and learn more from him.
እካኣሎ እትባሃል ትፈልጦ ነገር የብልካን ሓሳዊ እኢኻ
ይክኣሎ እንታይ መስዋእቲ ጌርካ ሓሳዊ: ናይ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያውያን ይምልከት:ወይ ኢትዮጵያውያን ኩኑ ወይ ኣፍኩም ኣክቡ:
ኣቡነ ተኽለሃይማኖትን ኣባ ተኽለሃይማኖትን ክልተ ዝተፋላለዩ ሰባት እዮም ኣቱም ሰባት ንነቐፌታ ኣይትተሃወኹ😂😂
ኣቡነ በዓረብ ኮይኑ ኣቦ ማለት እዩ ኣባ ከኣ ብኣምሓሪና ወይ ግእዝ ኮይኑ ኣቦ ማለት እዩ ትፈልጦ ተልካ ከኣ ዘርዚርካ ተዛረብ
@@amansolomon2648 ብዛዕባ ኣባ ተኽለሃይማኖት ንጉስ ጎጃም ዝነበሩ እዩ ኣወል ይዛረብ ኔሩ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ከኣ ጻድቕ ኢልና ንኣምኖም እዮም።
@Josephsol55 The distinction between ኣባ (Abba) and ኣቡነ (Abune) is primarily rooted in their usage and context within Ethiopian Orthodox Christian tradition:
1. ኣባ (Abba):
This is a general term meaning "father" in both a spiritual and familial sense.
It is used to address priests or spiritual fathers in the church.
Example: When addressing a parish priest, people may say "Abba [Name]."
2. ኣቡነ (Abune):
This is a more formal and honorific title, meaning "Our Father."
It is used for higher-ranking clergy, such as bishops, archbishops, or patriarchs in the Ethiopian Orthodox Church.
Example: "Abune Mathias" refers to the Patriarch of the Ethiopian Orthodox Church.
Regarding your concern about Awel, it's common for people from other faiths to share opinions, but one’s credibility or moral authority on a topic often depends on their knowledge, background, and respectful approach to the subject. If you believe his views on the Orthodox religion lack merit, it’s appropriate to engage respectfully or focus on perspectives from those within the faith.
Monolog ማለት በይኑ ዝዛረብ ከም ጽሉል ማለት እዩ:100,000 እንተሰሚዕዎ ንኣወል ስዒድ ህዝቢ ካብ ምስታፍ ምስማዕ ጥራሕ ኮይኑ ለሚሱ ኣሎ ማለት እዩ:
Eway ykalo aysemun aysalisti anfeta atfia
Sami shikor please make the Video short Like part 1 and 2 believe me it will be exciting
3 hours is too Long
Peace & Respekt you
ኣቡነ ተክላሃማኖትን
ኣባ ተክላሃይማኖትን ኣይራኸብን
ኣወል ኣባ ተክልሃማኖት ኢዩ ኢሉ
ኣባ ንሓበ ክቡር ሰብ
ወይ ብዓል ጸጋ ብዕድመ ሰብ
እንተኾይኑ ኣባ ይባሃል
ናይ ጻድቃት ግን
ኣቡነ ፊሊጶስ
ኣቡነ ኣረጋዊ
ኣቡነ ሰላማ
ኣቡነ ተክላሃማኖት
እዳበልካ ትኸይድ
ፈላሊኹም ፍለጥው
ኣባ ተክልሃማኖት ኢዩ ኢሉ ኣወል
ግን ሰልጠነ እኮ
ንመነኮሳን ኣዴታትና
ቅድስቲ ዲሜና ኣስመራ
ጠንቆልቲ እዳበለን ዓገብ ዘይበልኩም?
Asey akndi ageb kahalulu
ሰነስርዓት ዘለዎ መልሲ,
Which Teklehaimnot? The st. Or the ordinary?
ጀሚሩ ይክኣሎ shhh
ፈሲ ይከአሎ አምስሉ ወይዘመን አወልሲዒድ መሕነቒኡዩ ዝዝምር ዘሎ ኩሉ ናይጊዝየ ሕቶዩ
ኢትዮጵያውያን ታርኽ ኤርትራ ሰሪቖም እዮም ምስ ዓለም ዝፋለጡ:: ሕጂ እኳ እታ ሃገር ኤርትራ ብዓቢኡ ሰሪቖማ ኣለዉ::
ኣብስንያ ኣኮ ኣይንጻላኣን ኣና ግን ቡን ኣይትስእን 😂😂😂 ጻሕይ ማይን ፍድላት ኣና ክሉ ኣንዳሕውስዎ ውላ ሃይሞኖትና ሃይ ክለስ class , ፍራቅና ኣድ ኣምሓራ ፍርቅና ኣሮሞ ላስታ ሰርየ ስምእትይ ቡን ኣምብር ውይ ምርማስ ኣዮም፡ ኣርትራ 😂😂😂
ማይ ኣይፍትውን ምስ ኣብዩ ጥይት ኣውን ኣይፍትውን እዪም ቆላኣ ውሉድ ምስ በል ስምን ማይ ብማማዩ ክጥምቅ ኣሎዎ ተክለ ሃይለ ሃንይባል ስምኦን ሳምእል ዳንእል በሎ ግን ኣንታይ የባኣሶም ኣሎ ምስ ተውህዶን ዝትውህቦም ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ ብማይ ጻሕይ ደም ይትርር
ይከኣሎ ንሓሶት ዝተፈጥረ ከዳዕ ኣምሓራይ ኢኻ።ብዛዕባ ኢርትራ ኣይምልከትካንዩ ኣምሓራይ ኢኻ ሓሳዊ ሓሳዊ ኣብ ዚወዓሎ ዘይሓዲር ኣድጊ።
Sami❤
ውልድ ተውልደ መንፍስ ቁድስ ኣብ ውይ ኣቦ ዝብል እዩ ካብ ኣዳም ዝምጸ እዩ ኣቦ ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ ተውልደ ተክለ ድብረ ኣቡነ ዝብል ኩሎም ልሳን ኣፍ ኡፍ ኣሉሉ ንኣድም ትንፍስ ህብዎ ክምይ ግርካ ኣይትፍጥረካን ትብሎ ንተውልደ ማላት እዩ ተክለ ስማት መንፍስ ኣብ ውልደ ተውልደ ጾሎት ባርካ ተጥሞቆ ስም ካኣ ትህቦ
ይካሎ ሞስታሂብል 😂😂😂😂
ሳሚ ካብቲ አርእሰቲ ዝሃብካዬም ሰብ ንምብአሰ ኢዩ (ዘለፋ) ካብምባል ጌጋ ሓበሬታ ዶ አይምሓሸን ብተወሳኪ ሓደ አቦ አዋዜ ብዝብል ስም ዝዛረብዎ ዝነበሩ አበይ አሎ ሓቂ ምፍላጥ ተኮይኑ ሓሳብካ ንምንታይ ቆረጀጸካዬ ንክዛረቡውን ዕድል ከሊእካዬም አምሲካ ብአንጻሩ ን ተስፎም አንድነት ሕብረት ኤርትራ ዘየሐግሶ ቀቤላ እንደበለ ክጸረፍ ኮሎ አየቃረጸካዮን ብዙሕ ዕድል ሂብካዬ እቲ ክትሰምዕ ዝደለካ ክዛረበልካ ምንቃት ህዝቢ እቲ ዝገበርካዬ ዲምክራሳዊ አይኮንካን መጀመሪያ ዓገብ ንዓካን ንተስፎም አንድነትን
ቅድም ታሪክ ፍለጡ፡ ንሃይማኖት ዝትንክፍ አይኮነን፡
አቦነ ተክለሃይማኖት አይኮነን ዝበለ በፍጹም ሀይማኖት አየልዐለን አይትሐስው (አባ ተክለሃይማኖት ) እዮ ዝበለ አሽማት ነገስታት በዚ ፊክ ይጥቀሙ ኔሮም ዘም ደብተራታት እዮ ዝበለ ወይ ጽቡቅ ኬርኩም ስምዑዎ አይትሐስዎ ስለ ዝጸላእካዮ ነገር ክትቅይርዎ አይትፈትኑ
ትግርኛ ኣይትሰምዕን እንዲኺ ንስኺ ደጊምኪ ስምዕዮ።
ተውህዶ ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ ኣዮም፡ዛኣምኑ ጻሓይ ማይ ይጥመቁ ብካህናት ምስ ተውልዱ ስም ይውህቦም ተክለ ሃይለተውልደ ይባህሉ ምስ ኣብዩ ኣቦ ይብሉዎም ንውልዳኦም ሃለ ሃለ ይብሉ ካህነት በትይ ዝተዎህቦም ይጥሙቁ ውይ ይጽዉኡ ተውህዶ ኣብ ማይ ጻሓይ ደሞም ሃግሮም ይእሙኑ፧፧፧፧፧ በንጠ ግን ኣይጥሞቁን ካብ ውሉድ ኣይትውህቦምን ልብካ ሕዞም ይጽሉዩ ይቅጹሉካ ሃል ሃል ሃል ትብል ኣብይ ፕስትርስ ይእሙኑ ኣብ ቡን ግን ኣይትስእን እዩ በንጠ ግን ኣብ ቡን ኣብ ኣሮሞ ይእሙኑ ሃል ሃል ሃል ማለት ኣሳት ማለት እዩ ብክምኡ ይቃጽሉ ኣልዉ ክልምድውስ ግዘ ሃብውም ይቃጽል ኣዩ ግን ናኣቶም ኣይሕዞሎምን እዩ ንሱ ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ ፍጥረኦም? ብንጠ ግን ኣብ ኣብይ ዛኣምኑ ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ ኣይኮኑንን ሃል ሃል ምቅጻል ግን ብክምይ ስራኣተ ምጥማቅ ክጥቅሙ እዮም ውሉድ ምስ በለ ዘጥሙቁስ ትውህቦ ውይ ተውህዶ እዮም ፧፧፧ግን ምስ ኣብዩ በንጠ ዘጥምቁ ብክምይ ኣብይ ኣሕምድ ኣይጎድእንን ቡን ይጉድእን ይስትይን እየ
ንግስቲ ሳባ ንግስቲ ናይ የመን ኢያ ነይራ ቡልቀስ ካኣ ትባሃል
Jomal kab libi haki 100% tezaribu
ኮፕይ ኣዩ ውይ ጻያፍ ኣምሓርና ክብና ዝስርቅዎ ኣዩ ብሕግዝ ጻኣዱ ጻኣዳ ክቱር ርእስ ምትሓት ንይርዎም ብጽሕፍትና ብስምና ብድላትና ጽይፍ እማሕርና ክስብ ሕጅይ ብሕግዝ ጻኣዱ ትክይድ ንይራ ጻኣዱ ጻሕይ ይቆኑኡላ ንይሮም ቡን ኣይስቱን ግን ኣንጻርና ንይሮም ክስብ ሕጁይ ክመና ትርክ ህስትርይን ኣይንብሮምን፡ ጻኣዳ ሕምም እዩ ኣብ ክስድ ትሕምም ዶ ክሉ ካብና ዝክደ ኣዩ ኣቦታትና ሓያላት ንይሮም እምፕያርት ንምድሰስና ድማ ኣግዳ ትርክና ቅርስታታና ኣይፍትዉውን ቃላት ስምም ብስማና ኣዩ ክትፍልጥን ክትኣብን ኣይድሉን ምክንያቱ ክትፍልጦም ኣካ
How about. Syria
ኣድ ግብርይ ኣድ ግብሩ ኣድ ውርሕይ ስብ ሎግይን ኣድ ስልድይት ኣባሽውል ስላእ ዳኣሮ ጻኣዝጋ ሃዘጋ ኣድ ክልክልትይ ዳዳ ኣድ ሓሙሽተ ሽክትይ ኣክየት ኣድ ተክላይ ሓብላ ሊባን ኣድ ማእለል ኣላላ ባብምቆ ጣላ ኣድ ባሮ ጸላለ ኣድ ፍለስትይ ተክላ ተክልዛን ጽሎት ኣድ ሃሎ ኣድ ሃክፋ ኣድ ነግር ኣድ ሙሳ ክትምውሊእ ባርዳ ሕምብርትይ ሓልሓለ ሓልይ ምንተል ቡዙሓት ኣዮም ኣስራኣል እዮም ድብረ ኣቡነ ኣቦ ተውልደ ተክለ ውሉድ ውላድ ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ እዮም ብማይ ይጥሙቁ ምስ ተውልዱ ኣብ ደብረን ውይ ይጥሞቁ ሃለየ ሃልየ ሃሉሉውያ ኣዮም ኣንታይ ይክኑ ይንዱ ኣኣዛን ፍልምዮም ይክውን ኣጽርፋ ካብ ሃለ ሃለ ናብ ሃልልውያ ቀስ ኣልካ ትውጾም ኣስራኣል ኣዮም፡ ውሉድ ተውልደ ተትክለ ምጥማቅ
ኣብነ ተኽለሃይማኖትን ኣባ ተኽለሃይማኖቲን ዘይቲፈልዩ ህዝቢ ኣይቲጽሙና
ክልቲኡ ሓደ እዩ አባ ትርክለሃይማኖት ይብሃሉ ኔሮም ድሓር ኣቡን ተባሂሉ
ስባኣይን ስብይትን ብሓንስብ ይሓድሩ ቆላኣ ይውልዱ ምስ ተውልደ ብማይ ይጥመቅ ብካህናት ምስ ጎበዘ ኣቦ ይብል ጻሕይ ካኣ ይትርሮ ስሙ ክጥምቅ ኮሎ ይውህቦ ተውልደ ተክለ ሃይለ ዮርዶኖስ ኣብይል ተስፎም ይባህል ትውህበ ውይ ተውልደ ይባህል ተውህዶ ብጻሓይን ማይን መንፍስን ኣብን ውልዱን ውርዱ ዝህቦም እዩ ሃለ ሃለ ይብሉ ንሱ ህብዎም ብስሙ ይጽውኡ ንኡ ተውህዶ ንግድፎ ግን ብምክይ ክጥምቀዎም ውይ ስም ክህብዎም፡ ኣነ ዳኣ ሎምድዮ ኣየ ሃል ሃል ሃልልውያ ምቅጻል ማለት ኣንዳኣሉ ልብካ ሕዞም ዝጽልእዩ ግን ቡን ኣይንብሩን ምስ ኣብይ ኣይውልድንን ዝብሉ ኣዮም ፕስትርስ ኣይስማሞኦምንን ፧፧፧፧፧? እዩ ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ ይብሉ ብማይ ጻሓይ ዛኣሙኑ ንሶም ተውህዶ
ይከኣሎ ብዕራይ 😂
ጻሕይ ማይ የትርሮም ምስ ተውልዱ ብማይ ይጥምቁ ስም ካኣ ይውሃቡ ተውልደ ተክለ ሃይለ ይባህሉ ጻሕይ ምስ ረክቡ ይትሩ ኣቦ ይብሉ ንውልዳኦም ብማይ ኣብ ውልድ መንፍስ ቁድስ ይጥምቁ ንሳቶም ሃልልውያ ውይ ኣኣዛን ይቅብሉዎ ዮሎውን ይንዱ ልባም ሃል ሃል ሃልልልውያ ፕስትርስ ኣሮሞ ውይ ንይ ሮማ ኮቶሎክ ኣይቅብሉውን ኣዮም ኣብይ ኣይውልድንን ድምና ኣና ንኣምን ምስ ኣምሕራ ውይ ኣሮሞ ኣይንብረናን ይብሉ ስማቶም ተውልደ ተክለ ጻሕይ ማይ ኣብ ውልድ መንፍስ ቁድስ ዝትውህበ ምጥምቅይ ስማቶምን ፍድላቶም፡ ታቦቶምን ኣዩ ሽኡ ይንዱ ሃል ሃልል ሃልልውያ ዝብል 😂😂😂
❤
ይክኣሎ ዓዱኹምከ ጽርግያ ኣትይዎዶ።ዓድና ጽርግያ ዘይኣተዎ ትብል ነርካ።
Read Eriline
ሕጅ ውጹኡለይ ኣዩ ክም ስብይ ዎላ ካልእይትይ ሃግርና ኣያ ስልም ኣብይ ግን ጎሮብይትና ስለ ዝኮነት ግን ድምውያን መንፍስ ውይ ውተህድራት ኣሙናት ዝንብሩ ክብድ ክትውጾም ቀስ ብቅስ ተቅጽሎም ይሓዉ ጻላእትይ ኣይቅየሩን
The power in Eritrea is not in hands of Hamasien, Akeleguzay or other regions. It is exclusively in the hands of Tigray derivatives ( descendants of Alula Abanega ).
General Flipos, General sibhat Efrem and other military leaders are simply like a boutique Maniquin ( boutique toys ). They put on then decorated military dress only for display, they have no say on anything, and strip them of and sideline them when they find it pleasing to do so.
Those military officials they actually need some one to free them from their captivity let alone to put up resistance or defiance.
Today Awel Sied showed his contempt to entire Christians in Eritrea and Ethiopia this the beginning of the end for the agame regime in Eritrea.
ኣብ ውልደ ምንፍስ ቁድስ ኣና ንጥምቅ ዶክቶር ኣብይ ኣይውልደንን ዝብሉ ንሶም ክቶሉክ ኣሮሞ ፕስትር ውላ ምስ ኣኣዛን ይንዱ ንደደይ ኣይንብሩን ማይ ጻሓይ ነሮም ጻር ጻር ይብሉ ውይ ልቦም ይንዱ ቀስ ኣልካ ተውጾም፡
ኣብ ኣጥምምቃ ክምይ ኣዮም ክጥቆሙ በንጠ ውልድ ውልድ ምስ በለ እዩ ስም ዝውህቦ በማይ ማማይ ኮሎ ይጥምቅ ንኩሎም ድዮም ድቅ ምዝሙርትይ ኣብይ ክግብርዎም ምስ ኣብዩ ኣንተ ዘጥምቁ ኮይኖም ? መንግስትይ ኣይኮነን ማለት ኣብይ ሃል ሃል እዩ ምቃጻል ውላስ ውልድ ምስ በል ምጥማቅ ስምን ማይን ክግድፍ ብክምይ ዳኣ የባኣሶም፡ኣሎ ምስ ተውህዶ ፧፧
ይክኣሎ you just jumped to criticized Awel he is talking about the one from Ethiopia.
ኣምሰሉነት ደገፍቲ ህግደፍ ብግልጺ ይከኣሎ ድዮም ዝብሉኻ። ኪድ ንቤት ትምህርቲ ኣንብብ ሓደራ። ነዚ ኣጽናቲ ማፍያ ክትጣበቑ።
ኣትፕያ ትባሃል ኣይንብረትን ኣብስንያ ንይራ ክሉ ካብና ኣዮም ስም ውስዶም ውላ ጻኣዳ ክምና ኣይንብሩን ርእስ ምትሓት ንይርዎም ኣቦታትና ባኣምልክ ፍድልት መስቀል ዝቀርጹ ሕግ ዝሕንጸጹ ኣዮም ክብሳ ሕደ እዩ ናኣይ
ይካኣሎ፡ ጽቡቕ ናይ ሃይማኖት ኣለዉ። ብዛዕባ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ጽቡቕ ገሊጽዎ። ብስም ፖለትካ ኣብ ዘይትፈልጦ ሃይማኖት ዘይምእታው። ይክኣሎ ጽቡቕ መረዳእታ ናይ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ኣለዎ።
ኢቴዮጵያ እቲ ጸገም ፍትሃት ነገስ ናብ ፖሎቲካ ሰለ ዝእትውዎ ኢዩ እዚ እዩ ዘባእስ ንሱ ካኣ ንዓና ሰለ ዝልክም ኢዩ።
ነቲ ጰንጤ አምላኸ ሐስዊ ጌሩዎ ይቅሬታ ሕተት አይበልኩምን.
ሐስወቲ ፈለሲቲ ሐስዊቲ መናፍስቲ
ትዛረበሉ ዘልካ ላሳን ኣንታይ ድእዩ ክሉ ሕደ ኣልያት ኣዩ ውሉድ ተውልደ ተክለ ዝብል ኣልቅብካ ቃላት ዘይኮንካም ትእልል ዘላካ ኣብ መንፍስ ቁድስ ውርዱ ብርክዎም ኣትፕያ ምስ ግዛኣትይ ኮይና ጥቅምሉ ስምና ክቱር ርእስ ምታሓት ንይርዎ ውላ ሃይሞኖትና ባህሊና ኣብ ዘሎውውዎ ኣብ ኣርትራ ንይሩ ክልእ ኮፕይ እዩ ክንድይ ግዘ ዘይውሩርና ብሓግዝ ውርርትይ ኣቦና ክስብ ሕጅይ ኣልዎ ኣብ መርያቶም ኣድትትና ባህልልና ክስግርዎ ይክእሉ ኣዮም፡ስምና ካብ ኣርትራ ዝክደ ውይ ኮፕይ ዝተግብረ ኣዩ ብሃይሞኖትና ውይ ባህልልትና ብስምና ዝምጹና ኣይለቆቁን ኣቦታትና ኣብዛ ኣርትራ ተፍጥሩ ክሉ ባሕረና ድምና እዩ ፍድላትና ስማት ኣድትትና ልስና ንዛረቡሉ ውላ ንጽዋኣሉ ሉስይ ዝብል ስኑይ ስሉስ ዝብል
ሃይሞኖት high ማለት እዩ ወይ ሓይ ፍርሃት ዝላኣለ ኣምላክ ማላት እዩ high ሃይ ማለት
ኣብ ውልደ ምንፍስ ቁድስ ኣዮም ውልድን ተውልዱን ፍድለት ኣዮም ስ መ ድ ለ መ ዝይብሎም፡ውይ ዘይብሉ ፍድላት የለን ኩሉ ሓድ ኣዩ
Eritera kemzyie nay Europa keman tetkwen xebuk neru ezom Europa des zeblo yamene des ayblone ayemne hager nay klu haymnot nay glyie
ኡሰያስ በዚአ ይፈትዎ በቃ ሃገራት ኣብዚ 100 ገለን ዓመት እየን ተፈጥረን ብቕድሚኡ ዝነበረ ክንዛረብ የብልናን ዝጠቅመና የብሉን ን ኣፍሪቃ መሊሱ ክበታትናን ብዓሌት ከናቁታን ጥራይ እዩ ዝጠቅም በዚ ንረብሕ ኢና ዝብል ስምዒት ዘለዎ ዓሌት እንተልዩ እዚ ናይ ወያነ ስይስተም ከይዱ ከይዱ ን ኢቶጵያ ሓዊ የኢትላ ዘሎ ጉዳይ ወያን ዓያሹ ኢት ስይስተም ከውጽዎ ከለዎ ብዓል መለስ ኢሰያስ ኣንታ ግደፍ ኢልዎ ምስማዕ ኣብይዎ ምኽሪ ዓቢ ሓው ምስማዕ ኣብይዎ ንሶም ኢቶጵያ ሓዊ አንተኣተዋ ንሶም ሸተት ኢሎም ዘምልጡ መሲልዎም ኔሩ ካብቲ ሓዊ ወይ ዝገደደ ንተጋሩ በሊዕዎም ሱቕ ኢሎም ኔሮም ን ዳርጋ 30 ዓመት ሕጂ ናብ ትግራይ ምስ ሃደሙ ኣቦይ ገብረኪዳን ዶ ወርቁ አዶ ዝብሃሉ ሰባት ጌሮም ታሪኽ ናይ ቀደም ክፍሕሩ ጀሚሮም ኣምሓሩ ሕማቕ ዝገበሩና ዝብልዎ ማለት እዩ ካብ ኣምሕራ ወይ ኢቶጵያ ክፍለዩ ማለት እዩ አዞም ተቓወምቲ ቅሕማማት ድማ ተለክሞም
ኣነ ፍለማ ንይረ ይንደድ ሕጀ ለምድዮ ኣየ ንትን ምስ ድምይ ተተሓውሰ ግን ክምኦም ኣየ ሃለ ሃለ ኣየ ኣብ ውልድ መንፍስ ቁድስ ምጥማቅ ስብ ምስ ተውልደ ይጥመቅ ብማይ ካህናት ኣብ ውልድ መንፍስ ቁድስ ስም ይውህቦ ተውልደ ሃይለ ተክለ ዝብሉ ጻሕይ ይትርሮም ይእብዪ ውልዶኦም ይፍልጡ ኣቦ ይብሉ ማይ ጻሓይ ፍጥርኦም ፍሉያት ኣዮም ተውህዶ ደምም ትንሳኣ ፧😅😅 ንሳቶም ቡን ኣይንብሩን ውይ ሃይሞኖቶምን ኩሉ ኣንዳብልሽውውን ኣንዳሓውስውምን ዘይነብረ ኣንዳንግሩ ኣሮሞ ሮማ ኮቶሎክ ኣይንብሩን ቡን ይሕሮም ኣሎ ኣንዳሓውውስዎም ሃልልውያ ሃል ሃል የብሎም መንፍሶም
ሱቅ በል ነፋጥ ንጉስ ተክለሃይማኖት እዩ ዝበለ ዐፋፍ
ናብ ሃይማኖት ኣይትጥወይዋ ነዛ ናይ ኣወል ኣነ ክርስትያን የ አንተኾነ ኣወል ስርዓታት ኢቶጵያ ካብ መሰረቶም ዘይፍትሓውያን እዮም ክብል ደልዩ እዩ እምበር ን ክርስትያን ክወቅዕ ወይ ክንአእስ ኣይኮነን ንከም ኡ ውን ክኸውን ኣይክእልን እዩ ምክንያቱ መንግስቲ አርትራ ካብቲ ዘይጻወሩዎ ጉዳይ ዩ ኣወል ውን ይፍልጥ እዩ ክምዝሕ ቅቅዎ ስለዚ ምኽንያት ንሰብ መልዓዓሊ ደሊኹም ትጠውይዎ ኣለኹም ምጥዋይ ልማድኩም
ትግርና ዝባህል ውይ ፍዳላት ኣባሽውል ኣድ ስልዳይት ኣድ ማእልል ስላእ ዳኣሮ ተክልዛን ኣድ ሃሎ ጣላ ድብረይ ልል ስን ባ ድ ዝብሉ ኣዮም ኣስራኣል ድብረ ብይዘን ድብረ ተክለ ሕዳ ኣልየት ኣልልልል አልልል ኣዮም ድ ብ ረ ለ በ መ ሽ ፍድላት ኣኮ ኣለየት ኣርትራ
ንዓፋር ዓፋር, ን ቢነ ዒሚር ናቱ, ንብሌን ኣገው, ንኩናማ ኩናማ ይቀርብዎ. ትግርኛ ናይ ኤርትራ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን እምበር ሻዕብያስ ጨሪሻ ክትውድኣና እያ.
አባ ድሓር ውን ኣቡን ዝኾነ ተኽለሃይማኖት ሓደ እዩ
ንስኻ ትብል ዘለኻ ኑጉስ ዝኾነ እዩ
አባ ወይ ኣቡን ተባሂሉ ዝነገሰ የለን ክኸውን ውን ኣይክእልን በበይኑ እዩ መንገዱ
ብክምይ ተጥምቆም፡ ኣብ ውልድ ምንፍስ ቁድስ ኣዮም፡ብማይ ጻሕይ ብማይ ምስ ትውልዱ ዝጥምቁ ስም ይውህቦም ተውልደ ተክለ ይባህሉ ኣስራኣል ኣዮም ሃለ ሃለ ኣዮም ሃይለ ተክለ ተውልደ ይባህሉ ምስ ተውልዱ ብማይ ይጥምቁ ስም ይውህቦም ኣቦ ይብሉ ምስ ኣብዩ ኩሎም፡ ኣስራኣል ኣዮም ንሶም ኣኣዛን ይንደዶም እዩ ክሳብ ዝለምድዎ ክትግድፎም ኣልካ ድኮትር ኣብይ ኣይውልድንን? ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ ንጥምቅ ዝትውህብና ብማይ ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ ኣምብር ስምና ተውልደ ተክለ ሃይለ ንባህል ዝብሉ ኣዮም ሃልልውያ ኣይንስቅልን ዶክቶር ኣብይ ኣይውልድንን ርክብ የብልናን ኣሮሞ ውይ ክቶሎክ ውይ ፕስታራት ውይ ኣኣዛን ኣይትንዱዱና ውይ ኣይትስጉሩና ዝብሉ እዮም
ኩሉኩም ሓደ ረሳሕ መልሓስ ንስካ ንመን ክትእርሞ
6-7 ዝኸኑ ተኽለሃይማኖት ኣለዉ ኩልም በብዘመኑ ብኽድስና ብተጋድሎ ብግዘኣብሄር ተመስክርሎም እዩ. ኣባ ተኽለሃይማኖት ሓደ እግሮም ብተጋድሎ ዝተቀርጸ ግን እቲ ቀዳማይን ቀንድን እዩ. እቲ ሓቀጃ ሓዶም ኣብዛ ኤርትራ እዩ. ብዘይካ ክርስቶስ ሳምራን ኣቡነ ኣረጋውን መብዛሕትኦም ቁዱሳን ተዋህዶ ካብ ኤርትራ እዮም. ግን ኤርትይኡያን ግብጽን እስረኣልን ብታርኽና ብኩዱሳትና ብጹሑፋትና እዮም ዝነብሩ ዘለዉ. እቲ ካብ ግብጺ መጺኡ ዝበሃል ጠቅላላ ሓሶት እዩ. ካብ ኤርትራ ዝኸደ ዝወሰድዎ ኣብ ነፍስወከፍ ወራርን ብሕቡእን ብስርቅን. ታሪክ ኤርትራ ዝፈልጦ ዳርጋ የለን. ተንሲኦም ግን ኣለዉ.
ፍትሐ ነገስት ብዝምልከት አዎል ዝተዛረቦ እውን ጌጋ እዩ ምናልባት ምስቲ ነቲ ኦርጅናል ወሲኾም ዝጸሓፍዎ ክብረ ነገስት አጋግይዎ እንተዘይኮይኑ።
ኣባ ተክለሃይማኖት እምበር ኣቡነ ተክለሃይማኖት ኣይበለን ደፋእ በሉ ኣባ ተክለሃይማኖት ምሰለኔ ኣብ ጎጃም ዝነበሩ ዩ
Hasewti.nhaymanot..ztnkf.Aykonen.dahar.kea..ab.teklehaymanotn..abunen.teklahaymanot..nenbeynu.eyoy....hasewti.melakaeti..kndi.Awel.hxab.Egru.Aytmexun.Eikum..Elfi.lekbat.nlekbat
Ati gosas barya areb entay tifeltyo aleki chenawit ashebarit sebek sagim
@TedrosMehari-v1p 😅😅😅 alghis cenawi ghembi bitnih funfun agame
@eriblood niska gosas funfun areb dika , nay abona teklehaymanot entay gedeseka chemlak
@@samrukidane2310 samru shermuta Adua...ghena kitsilelu ikum...degalat duhurat duhulat funfunat fitret
ማሕበሮሙ ለእኩያን................?
ብዐራይ የካኣሎ😂😂
ብዙሐት ተክለሃይማኖት አለው
አወል ንወዲ አፄ ኢያሱ ( ተክለሃይማኖት) ኢዮ.ኢዚ ተክለሃይማኖት ንአቡኡ አፄ ኡያሱ ዝቀተለ
ናጽነት!
ዝከበርኩም እንዳ ዋጭዋጭ ቲክቶካውያን፡ እንታይ ዓቢ ዜና ኮይኑ ኢዩ ብዛዕባ ምምላስ ገለ ዜጋታት ናብ ሃገሮም፡ ንፖለቲካ ወይ ምእራይ ሰናቲም እንተኮይኑ ርዱእ ኢዩ ነገሩ፡ ከመይሲ ኣይኮነን ደቀባት ወጻእተኛ ውን ወላ ካብ ኣሜሪካ ናብታ ዝደሓረት ኣፍሪቃ ክቅመጡ፡ ምስ ስድርኦም ጠቅሊሎም ዝግዕዙ ኣለው፡ እንተ ናይዞም ይሕዋትና ግን ፍረሽ ኣየርዶ ወይስ ሓድሽ ዘይቲ ቀይርካ ምምላስ ኢዩ ክብሃል ዝከኣል፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ተወኪስና ምዝራብ፡ ብዘይቀልዓለም ኣባል እቲ ዝተናዕቀ ዓሌት ወዲሰብ ጸለምቲ ምካኖም ኣብግምት ብምእታው፡ ብኣንጻሩ እንቃዕ ሓጎሶኩም ናብ መበቆልኩም ምምላስኩም፡ ሕጂ ግርምኮነ ማመተይ ምሳይ ዘሚራ ናጽነትኩም ኣዊጅኩም፡ ክባሃሉ ዝግብኦም ይመስለኒ ይሕዋት/ Lowest level of a food chain pyramid: ሰኒ😃
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡
Atum hamema quwam zeyblkum quwam nayenadamatkum enta adekum awtewekum nskan balka ethiopiawi quaquaka resieka bemharigna tzarebdone eraka ata hngol hipopotam naby goytay tblo nerka tequali ilkayo msti goytaka tenbenay temeriyomdo ayneberu ata enssa Kem seteta glbt atum barayu a hade dew zeytblu walamuhur kulukum hade
ሃይልልውያ ክትብል ኮሎካ ተክለ ተውልደ ሃይለ ውሉድ ኣብ ውልድ፡መንፍስ ቁድስ ስማት ዝተውህቦም፡እዩ ተክለ ማለት ሃይሞኖት እዩ ቆጽሊ ተ ማለት መስቀል ሃይ ማለት high ሃይስኩል ብትምህርትይ በሎ ንሱ እዩ
ሳሚ ፋጊት ኣቃጣሪ ወዲ ከልቢ።
ድብረ ስይና ክሎም ኣዞም፡ሕደ ኣዮም ንው ብሎ ኣልየት ሓድ ህዝብይ እዩ ፍድላት ኣዮም ል ስ ብ መ ተ ደ ድብረ ዘይትይ ክሎም ኣልል በላ ውላ ልእል በላ ዝብል ቀድምኡ ኣትፕያ ትባሃል ኣይንብረትን ክሉ ስማት ክባና ኣዮም ስርቆሞ ኣብስንያ ንይራ ኣስይስ ፍድለት ክህቦም ዶ ኣይርኩሞን ኣብ ኣድ ሃሎ 😂😂 ኣድ ከልክልትይ ውላ ኮሎም ሕደ ኣዮም ናኣይ ልስ በ መ ተ ድ መጽውኦም ኣድትትቶም ኣልያት ኣዮም
አታ ጀላዕ ስለ ናትካ ሕገመንግስቲ ተዛረብ አንሕና ብናይ ኤርትራ አይንዛረብን ሐሳዊ አብ ህልክ አይተእትው ሳሕል አሕድሶ ጠራጢ
ቡን ግን ይንደድ እዩ ምቃጻል ሃል ሃል ኣይትትእስን ኣያ ፧ ውዳኣ ኣያ
ኣባ ተክለሃይማኖትን ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ፈላልይዎ ተስፎም በራሕ ሽጣራኻ ደውር ብኣኻ ዝራሰን ሰብ የለን ።
ውይ ማራ ድም ንይርካ ተኮንካ ውይ ማሕላ ድምካ ብጣኣምይ ጽላኣት ቡን ተንይርካ ኩፉእ ግዘ ይውስድ ክውጽእ ክትስድን ውይ ክትጥልምን ኣይትክእልን ኣካ ይኣብይካ ድምካ ካባኡ ዝብግስ ኣዝይ ናይ ኣርትርውያን ድም
ተስፎም አንድነት ከዳዕ ኩሉሰብ ፉንፉንንን መዳናጋሪ
Yikalo denqoro
እዛ ዘርኣይ ደረስ ትብል ደላ ሸቃጢት ደቂ ሓዋ ስለ ዝኣተው ኤርትራ ገበነኛ ኣይኮነትን ትብል ኣላ. ሕፈሪ ተዓዲምና ኬድና ኣብ ውግእ ኣቲና ኣይብሃም እዩ. ናይ ዓሻ ዘረባ.
Awelino.Edmen.tenan.yhabka.kab.Ayni.Ezom.hasadat.yedhnka
Emenuni Snih elu Tesfatsion( Sachen) kemzeom Beal Ykealo slbit elu kimesekum eyu, ezi win normal eyu neana get ab metkelka Regime change
ኣታ ኣይትሓሱ ብፍላይ ወተሃደር ኣባል ህግድፍ ክኸውን ግዴታ ዩ
Dehar ke abey nekum hiji tehalekty ketkonu teftenu orthodox kentfa ena kebhale dea abey nerkum?
ኣዞም ዝጻርፉ ንሶም ኣዮም 😂😂
ጰንጤ ሐሳዊ ኢዩ
አንጻር ሐንቲ ሀገር ጥራይ ኢዩም ዝራገሙ ጰንጤ ሐስዊቲ ንአምላኸ ጌርካ
ተስፎም ኢየ ጰንጢ ስለዝፈሸለ ናይ አወል አልዒሉ
Seraye, adgikum ske eserulna 😂
እቲ ካልእ ወልፈስፈሱ ገዲፍካ ዓቅሚ ኣፍልጦ ኣለዎ ይኩኖ ኣምላኽ ድሓር ንሰራየ ዝምልከት ጥራይ ኣይኮነን ኣድጊ ኩልና እዩ😂😂😂😂😂
ንዓይ ኩሉ ግዜ ሕቶ ትኾነኒ እዚ ጽልኢ እስልምናን ሙስሊምን ካብዞም ገለ ትግርኛ አርትራውያንን ዝበዝሑ ተጋሩንስ ካበይ'ዩ ዝምንጩ🤔?
ኣንቱም ሰባት ብዘይ ጽልኢ እስልምናን ሙስሊምንን እምነትኩም ከትኽብሩ ዶ ኣይትኽእሉን ኢኹም? ከምዝስ ከዋጽኣና ድዩ? ሙስሊም ዘይከብረላ ወይ ክርስትያን ዘይከብረላ ቅስንቲ አርትራ ክትህሉ ትኽእል ድያ? ኩሉ ግዜ ስምዒታውያን ጥራሕ።
ስዒድ ተወከል ግን ኣድኒቐካ, ብራቮ👍።
Fobya yu ze,arkey
ኩናት ግን ኣይኮኑን ማይ ጥይት ኣይኮኑን ሰላም እዮም ዝኮኑ ፕሮፎስራት ኣነ ንቶም ክልኦት ዘይልምድዎ ይዝርብ ኣልኩ ኣነ ለምድዮ ኣየ ፍለማ ግን ይንደድን ይውህልልን ንይሩ ይንግር ኣይንብርኩን ውላ ይክሰስ ኣብ ኮሎኦት ስብ ጥውቃዮም ልቦም፡መንፍሶም ኣንተ ጸልካ ፍር ፍር ይብሉ ውይ ይርስኑ ይቃጽል ተቃጽል ውላ ይብሉ ኣዮም ኣይሕስውን ኣዮም ብሽም ኣምልክ ይብሉ ኣዮም ኣብ ሓድሽትይ ስብ ክብድ ኣዩ ክሳብ ዝለምድዎ ክትግድፎም ኣልካ ኣምላክ ኣኣዛን ክምኡ ኣዩ ዝግብሮም ስክፍክፍ የብልካ ኣኣዛን ፕንጠ ግን የቃጽሎካ እዪ ስብ ክልምዶ ኣልዎ ተዘይኮኑ ይሓርቅ ክስብ ዝቅብሎ ክትርእይ ኣሎካ ኣይቡንን ደሞም ኣዮም ፨ ጻሓይ ማይ ኣዪ ድሞም ኣርትርውያን ተውልደ ሃይለ ተክለ ድንኣል ሳማኣል ሳይምን ዮርዳኖስ ብስም ኣብ ውልደ መንፍስ ቁድስ እዪም ዝጥምቁ
Ykalo harie kelbi Kkkkkkkk meghay zemedu angal eka.