gere emun part 28 ገሬ እሙን ክፋል 28

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
    Gere emun part 26👉 • Gere emun Part 27 ገሬ እ...
    Gere emun part 26👉 • gere emun Part 26
    Gere emun part 25👉 • Gere Emun Part 25
    Gere emun part 24👉 • gere emun part 24
    Gere emun part 23👉 • gere emun Part 23
    Gere emun part 22👉 • Gere Emun Part 22
    Gere emun part 21👉 • gere emun part 21
    Gere emun part 20👉 • gere emun part 20
    Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
    Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
    Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
    Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
    Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
    Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
    Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13

ความคิดเห็น • 675

  • @hanahabeshwit8414
    @hanahabeshwit8414 4 ปีที่แล้ว +416

    አሕዋተይ እንካዕ ንበዓል ማርያም ፅዬን ብሰላም አብፀሐና ..አሜን 🙏🏽

  • @user-ff9cm1tx1l
    @user-ff9cm1tx1l 4 ปีที่แล้ว +25

    ማርያም ኣክሱም 💒ኣስመራ ትሓልኩም

  • @tigrawaytegere8038
    @tigrawaytegere8038 4 ปีที่แล้ว +69

    ክፅበያ ቀንየ....እንኳዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን..
    👇🤙ንዘውረኣውሩኽ ዝፈቱ ይድዓኸኒ

  • @user-cy9kx9em9h
    @user-cy9kx9em9h 4 ปีที่แล้ว +514

    ሓደ ሰብ ቀድሚኒ ጥራይ እስቲ ከምቲ ከማይ ልገሬ እሙን ድራማ ብሃንቀዉታ ትፀብዩ like ሃብኒ ብማሪያም ፆዮን እለኩም ኣለኩ

    • @user-fl7iq4ex1v
      @user-fl7iq4ex1v 4 ปีที่แล้ว +14

      ኩቡር ሓወይ ናይ ኣደይ ማርያም ኣብ ቀልድን ወዛን ምጽዋዕ ኣይ ጽቡቅን ግን ካብ ፍቕራ ዝተላዕለ ምኻኑ ይርደኣኒ እዩ።

    • @user-cy9kx9em9h
      @user-cy9kx9em9h 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-fl7iq4ex1v ጋል እየ

    • @majosumesh451
      @majosumesh451 4 ปีที่แล้ว +1

      Sele embete sem bkento atanso medre gem

    • @linidesbele380
      @linidesbele380 4 ปีที่แล้ว +5

      ኣታ እንታይይ ኢኩም ንስኩም ብማርያም ናበልኩም Like ልምን ትውዕሉ ዋይይ ማርያም ናበልኩም ፀሎት ይሓይሽ Like ናበልኩም ትልምኑሲ ለመንቲ ኮይኑኩም ከይትቀርዩ .......

    • @mlat9280
      @mlat9280 4 ปีที่แล้ว

      ابو مدين like

  • @user-ie4hn4br4c
    @user-ie4hn4br4c 4 ปีที่แล้ว +203

    ኣደይ ማርያም ፅዩን ኣክሱም ንዓመታ ኣብ ቤታ ትኣካክበና 🙏🙏🙏🙇🙇 ኣነውን ናይ ኮመንት ሱስ ክሓድጎ ኢደይን እግረይን ትኣክበለይ ኣሜን 😂😊

    • @filifili4614
      @filifili4614 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ዝያዳይ

    • @eritreanmothertebedila1002
      @eritreanmothertebedila1002 4 ปีที่แล้ว +2

      Amen amen amen shikorina

    • @machamacha5484
      @machamacha5484 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ምችዉተይ ትፅሕፍዬ ኮሜንት ብጣዕሚ የዝፈትዎ ኣድናቂትኪ እየ።።

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን💝💝💝

    • @fenkiljougar6052
      @fenkiljougar6052 4 ปีที่แล้ว +1

      ለባም ትመስሊ

  • @user-nc1pl9ei7y
    @user-nc1pl9ei7y 4 ปีที่แล้ว +6

    kkkkkkkkkk ኣታ ኣቦይ ዘራኣብሩኽ ክሕስዉ ከለዉ ማራ እዮም ዘስሕቑኒ እስኪ ከምዚ ኸማይ ዘስሕቑኹም እንተሊኹም like ሃቡኒ።

  • @milirihanna626
    @milirihanna626 4 ปีที่แล้ว +21

    Daki mariyam asmriyti mariyam akusum Rhus Awdamet ygbrlkum enda gare emune ka ajokum🇪🇷🇪🇷🇪🇷+🇻🇳🇻🇳🇻🇳=❤❤❤🙏

    • @hrudrjrj284
      @hrudrjrj284 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን

    • @user-nj8uh5rn6h
      @user-nj8uh5rn6h 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን መክሰብ

  • @user-vt1qh7ym9t
    @user-vt1qh7ym9t 4 ปีที่แล้ว +311

    ናይ ኣደና ፅዮን ማርያም በረከትን ረድኤትን ምስ ኩላትና ይኹን ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!

  • @temesgengoyta5367
    @temesgengoyta5367 4 ปีที่แล้ว +24

    ማርያም ኣስመረይቲ ትሓልኩም ኣሕዋተይ ርሑስ በዓል

  • @b.rb.r9893
    @b.rb.r9893 4 ปีที่แล้ว +4

    ahawat enkai nmaryam tyon abtehna amen amen amen

  • @lovetgray8218
    @lovetgray8218 4 ปีที่แล้ว +52

    እንዳገሬ ክተጸልሉኒ ኢኹም እኮ
    ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ቅቅ ሰናይ ሰንበት ብሩኻተይ

    • @ADONAY_DIVORA143
      @ADONAY_DIVORA143 4 ปีที่แล้ว +1

      ሄሉ ኣነ መንአ 😂😂😂😂

    • @lovetgray8218
      @lovetgray8218 4 ปีที่แล้ว

      @@ADONAY_DIVORA143 ከምዚ ከማይ ዶ ትፈትዎም ቅቅቅ

  • @weierey8838
    @weierey8838 4 ปีที่แล้ว +3

    ማርያም ጽዮን ጽላል ደቃ ትሓልወና። ማርያም ኣክሱማዊት ማርያም ኣስመረይቲ፡
    ወፊርና ክንኣቱ ሓልውና ደቅኺ።
    ርሑስ በዓል ሕዳር ጽዮን ይግበረልና።

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 4 ปีที่แล้ว +33

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ኣጀኩም በርትዑ ኣበይ ኣለኩም ኣድነቅቲ ገሬ እሙን 👍👍👍👍

  • @gghvvh2491
    @gghvvh2491 4 ปีที่แล้ว +11

    *እንኳዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ገሬ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና አብ ዘሃለና ሀሊና ማርያም አክሱመቲ ትሓልዎና አሜን🙏*

  • @filimonkesete2728
    @filimonkesete2728 4 ปีที่แล้ว +64

    ዓቢ ትምርቲ ዘለዋ film ዋዛ ምስ ቁም ነገር

  • @milihabesawit3193
    @milihabesawit3193 4 ปีที่แล้ว +123

    ኣብ ዘለኩም ሃሊኩም ማርያም ፅዮን ትሓሊኩም ሙቁራት ደቅ ዓደይ👏👏

    • @azemeraazemar1543
      @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @user-to7dt2dy5m
      @user-to7dt2dy5m 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ምክርተይ

    • @mlat9280
      @mlat9280 4 ปีที่แล้ว +1

      Mili Habesawit amen

    • @tdf3074
      @tdf3074 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜንንን💞💝💛💙💕💕

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን!

  • @amalali810
    @amalali810 4 ปีที่แล้ว +50

    ሰላም አምላክ ምሳኩም ይኩን ፍትዋት ኣሕዋተይን ኣሓተይን ናይ ገሬ እሙን ትክተሉ ዘለኩም ኮሜንት እተንቡን አብ ህይወትኩም እመብርሃን ተብርህልኩምን ትሓልውኩምን እንኳን አብፀሐኩም ንማርያም ጽዮን😍🙏🙏

    • @aml1213
      @aml1213 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @saytsayt164
      @saytsayt164 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

    • @amaniamani8183
      @amaniamani8183 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @selamtg3564
      @selamtg3564 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሓና!

  • @filimonmeal1549
    @filimonmeal1549 4 ปีที่แล้ว +57

    ሰላም ሰላም ቡሩካት እቋዕ ድሓን መጻኩም ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና እግዛቤሄር ኣምላክ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም የሕዋተይ ይሓተይ ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 ኣሜን ከይ ሓልፈና ኣይክፈሎን እዩ

  • @user-og4ok5fr9i
    @user-og4ok5fr9i 4 ปีที่แล้ว +77

    ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኩም ማርያም ፅዮን ትሓሊኩም! ናይ ማርያም ፅዮን ኣክሱም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን! ኣሜን ኣሜን ኣሜን ገሬ እሙን👌👌👌👌😍😍😍😍

  • @user-ie5ew3il9i
    @user-ie5ew3il9i 4 ปีที่แล้ว +12

    ክላ ኣረሲዕኩሙኒይ ኔርኩም እንኳዕ ናብ ኣደይ ማርያም ፅዮን ባዓል ኣብፀሓኩም

  • @user-uv2ri4ec2t
    @user-uv2ri4ec2t 4 ปีที่แล้ว +41

    እንኳዕ ልፅዮን ማርያም ዓመታዊ ክብረ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ዓደይ

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሓና!

  • @samites2073
    @samites2073 4 ปีที่แล้ว +100

    ዘርብሩክ ዓይነይ Like

  • @hailetube4962
    @hailetube4962 4 ปีที่แล้ว +18

    ኣብ ዝሓለኩም ማርያም ፅዮን ትሓሊኩም
    ናይ ፅዮን ማርያም በርከትን ረዴኤትን
    ምስ ኩላትና ይኹን አሜን
    ንኣመታ ኣብ ቤታ ትኣከክበና 🙏🙏🙏

    • @user-wl2bg5qw8c
      @user-wl2bg5qw8c 4 ปีที่แล้ว

      ኣብ ዝሓለኩም ኣልኩም ማርያም ፅዩን ታሓሉኩም

  • @alihamdulilah6475
    @alihamdulilah6475 4 ปีที่แล้ว +15

    እንዳ ጌረ እሙን እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም🌹😅😅😅😅😅😅😅
    አብ ቀረባ እዋን መቐለ ዓደይ ክኸውን መርዓ ጥሪ ክበልዕ እየ😋😋😋😋

  • @mnasebest1948
    @mnasebest1948 4 ปีที่แล้ว +30

    ብሩክ ሰንበተ ኪዳን ይግበረልና ኣሚን

    • @hggg9894
      @hggg9894 4 ปีที่แล้ว

      ከም ጌረ ሓሪፍ የለን

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s 4 ปีที่แล้ว +15

    ማሪያም ኣክሱም ትሓልኩም ደቂ ተዋህዶ ዓይነይ 🙏🙏🙏💗💗

  • @meleygereziher1919
    @meleygereziher1919 4 ปีที่แล้ว +48

    እንካዕ ንማርያም ፅዮን ኣብፀሐኩም እስትይ ኣግርጭው ኣብሉኒ ላይክ ክፈቱ

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሓና!

  • @user-ih5gn5hq3m
    @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว +28

    ክክክክክ ናይ ሰብ ፈስታል
    ግርም ዝብለኒ ንሕና ሓበሻ ዘሕፍርን ዘየሕፍርን አይንፈልን ክክክክ

  • @bahrirobel8840
    @bahrirobel8840 4 ปีที่แล้ว +77

    ነዛ ተኽታታሊት ዲስክላይክ ትህቡ ዘለኩም ብጣሚ ኢኹም ተሕዝኑ ።ገመይ ዓይነት ፊልም ወይ ድራማ ኢኹም ትደልዩ ዘለኹም ደኣሞ፡ I love u ደቂ ትግራይ መዓረይ ብልቢ እየ ዝፈትወኩም ንበሩለይ ደኣ ንስኩምስ ካብ ሓውኹም ወዲ ኤረይ።

    • @user-ww4hz1nf2y
      @user-ww4hz1nf2y 4 ปีที่แล้ว

      የቀንየልና ወዲ አሬ ሽኮር

    • @zd6493
      @zd6493 4 ปีที่แล้ว

      የቀንየልና፣ውዲኤሬ፣ሓላልእስካውንንበረልናዝያዳይ።

    • @filmonmsgna6271
      @filmonmsgna6271 4 ปีที่แล้ว

      Hgdef eyom zkonu

    • @user-hc1vc7fv9i
      @user-hc1vc7fv9i 4 ปีที่แล้ว

      Kab ልቢ ነመስግን ወዲ ኤሪ ምጭዉ ፍጥረት

    • @jerusalemgaim4665
      @jerusalemgaim4665 4 ปีที่แล้ว

      @@filmonmsgna6271 gunuf donkoro higdef kemzi nateka dyom denakure tesetase kindom deyteakil shim kiburat aytelil adgi wahid

  • @ableldebesay
    @ableldebesay 4 ปีที่แล้ว +101

    Lemleme ayney entay koynu eu mhras zeabyeni zelo kkkkkkk i am eritrean but i love u Hzbi Tigray

    • @Alshadai6450
      @Alshadai6450 4 ปีที่แล้ว +1

      zifelto teamirat yebleying haha I am Eritrean too

    • @henokyonas8411
      @henokyonas8411 4 ปีที่แล้ว +1

      Telal telal kakkk Me to i m Eritrea 🇪🇷

    • @askaltekle174
      @askaltekle174 4 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkk

    • @tsegaaragawi1958
      @tsegaaragawi1958 4 ปีที่แล้ว +1

      I love u too hane

    • @henokyonas8411
      @henokyonas8411 4 ปีที่แล้ว +1

      Tsega Aragawi ይሁን ፍቃድህክ Me to

  • @user-jf4lo9gr1p
    @user-jf4lo9gr1p 4 ปีที่แล้ว +9

    እንካዕ ብደሃን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ን ዓመት በዓል ሕዳር ማርያም ፅዮን ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ተከተልቲ ሃይማኖት ክርስቲያን ድንግል ማርያም ትሓልኩም ኣሕዋት 🙏💓💓💓

  • @user-ck1pz7rw5c
    @user-ck1pz7rw5c 4 ปีที่แล้ว +17

    እንካዕ ድሓን መፃእኩም ተናፈቅቲ
    እንኳዕ ንብዓል ህዳር ፅዬን ማሪያም ኣዴና ኣብፀሐና። መሓጎስትና ሰምበት ይግበረልና ።ሓሰብ ልብና የስምረልና።

    • @selamtg3564
      @selamtg3564 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክክክ😂😂 ኣያ ዘራኣብሩኽ ስቕ ኢልካ ኣይትስሓቕ ኤድስ ዝብልዎ ሕማም መከላኸሊ ሕዘካዶ😂😂👍👍ኣጆም ደቂ ትግራይ ማዓራት ሰላምኩም ይብዛሕ🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷❤💛❤💛❤❤

  • @user-ri4xf3rd6o
    @user-ri4xf3rd6o 4 ปีที่แล้ว +24

    ኣዲኡ ዝናፈ ላይክ ይግቨረለይ ስከ ኣደይ ናፊቀ ኣነስ

  • @tgmezgebe1862
    @tgmezgebe1862 4 ปีที่แล้ว +10

    💒ሰላም ኩቡራት እንካዕ ናብ አደና ቅድስት ማርያም አክሱም ጽዮን ዓመታዊ ክብረ በአል አብፀሐና፣በረከታ ፀለታን አይፍለየና 🙏💗

  • @fasikafasika1729
    @fasikafasika1729 4 ปีที่แล้ว +4

    love u tigray people . from Eritrea

  • @necheygalishire1628
    @necheygalishire1628 4 ปีที่แล้ว +55

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና። እንኳዕ ሕዳሪ ጽዮን አብፃሓና አብፃሕኩም ናይ ዓመት ሰብ ይበለና።

    • @selamtg3564
      @selamtg3564 4 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen Amen

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን!

  • @user-ew4jl7tx4z
    @user-ew4jl7tx4z 4 ปีที่แล้ว +61

    ሰበይተይ ሓሪሳ ዕለል በሉ like dma habini

    • @birukserawit4241
      @birukserawit4241 3 ปีที่แล้ว

      እንኳን ደስ በለካ ሀወይ

  • @kasayeebuy9096
    @kasayeebuy9096 4 ปีที่แล้ว +16

    እንካን በሰላም መጣቹ እንካን ለእመቤታችን ድንግል ማርያም ኣመታዊ ክብረ በኣል በሰላም ኣደረሰን ወዳጆቼ 👍👍👍 ኣንድ ሰው እንዳያልፈኝ

  • @ss-gl1el
    @ss-gl1el 4 ปีที่แล้ว +19

    ቋንቋው ባይገባኝም እደት እደሚመቹኝ 😍😍😍😍👌😂

  • @titi-wi6fe
    @titi-wi6fe 4 ปีที่แล้ว +18

    ማርያም ጽዮን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ትኩን ካብ ኩፉእ ትሓልወና 🙏🙏🙏

    • @user-ww4hz1nf2y
      @user-ww4hz1nf2y 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን

    • @bahlbimebrahtom8760
      @bahlbimebrahtom8760 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን (3) ቲቲ ዓይነይ ሰላም በልያ ነታ ቱምቱሞ ማሓዛኺ ካ

    • @titi-wi6fe
      @titi-wi6fe 4 ปีที่แล้ว

      @@bahlbimebrahtom8760 bahlbi ayney 😀😍

    • @user-rb7is7bv7o
      @user-rb7is7bv7o 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

  • @linallll5482
    @linallll5482 4 ปีที่แล้ว +17

    ደቂ ዓደይ ሙቁራት ፍትዉትዉዉ እንድየ ዘብለኩም😘😘😘😘😘ኣጆኩም ስጉምልና

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ አብፀሐኩሞ አብፀሐና ንሕዳር ፅዮን አብ ዝሀለና ሀልይና ማርያም ትሓልወና አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን
    እንዳ ጌሬ እሙን እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም

  • @user-ih5gn5hq3m
    @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว +13

    እንካዕ ለእሜቤታችን ቅድስት ድንግል ፅዮን ማርያም አብፀሐኩም
    በብለናዮ ተላልወና ለዓመታ ከምዝይ ብሰላም የፅነሐና ሓሳብ ልበና ተስመረልና
    እስክይ አሜን በሉ

  • @ambesejertadese1466
    @ambesejertadese1466 4 ปีที่แล้ว +6

    ብስም ግሬ ኡምን እስከ ላይክ ኣግርጭዉ ኣቡሉለይ እንቆዕ ብሰላም ናብ ማርያም ጽዬን ኣብጻሓና ድማ

  • @user-xk6gj5kl9p
    @user-xk6gj5kl9p 4 ปีที่แล้ว +12

    እዳ ገሬ እሙን መፂኦም ኣለዉ እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ናይና ጀጋኑ ተጋሩ

  • @solmaraki3556
    @solmaraki3556 4 ปีที่แล้ว +87

    ንገሬ እሙን ዝፈቱ 1k ላይክ ሃቡኒ

  • @ngstialemayu6725
    @ngstialemayu6725 4 ปีที่แล้ว +6

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ባዕላ ማርያም ፅዮን ስደትና የሕፀረልና

  • @filifili4614
    @filifili4614 4 ปีที่แล้ว +8

    ብሩኻት ኣሕዋተይ እንኳዕ ንማርያም ፅዮን ብሰላም ኣብፀሐና ከምዚ ንዓመታ የዕቁረና ስደት ዘለና እውን ናብ ቤታ ትኣክበና 🙏🙏🙏 እንዳገሬ እሙን መቅሰናት ቀፅሉሉ

  • @user-fj4sw9hi8c
    @user-fj4sw9hi8c 4 ปีที่แล้ว +106

    ኣብ ውሸጢ ዓድን ወፃእን ዘለና ማርያም ፅዮን ትሓልወና ላይክ ከኣ ፅፉዑኒ ሎሚ መበል 50 ኮሜ ይውቅጥ ኣለኩ ሙቁራትት

    • @azemeraazemar1543
      @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን

    • @Mm-hy3fk
      @Mm-hy3fk 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣላ ፀጊተይ ክሉ ግዜ መበል 50ክክክክክክክክ

    • @user-yx5fx4tp8q
      @user-yx5fx4tp8q 4 ปีที่แล้ว +1

      100 ዝበራዕና ከማን ኣይለመናንን ለማኒት

    • @user-fj4sw9hi8c
      @user-fj4sw9hi8c 4 ปีที่แล้ว

      @@Mm-hy3fk ክክክክክክክ መባልዕተይ እያ መስለኒ 50 ውዴ

    • @Mm-hy3fk
      @Mm-hy3fk 4 ปีที่แล้ว

      @@user-fj4sw9hi8c እሞ ሸራፋ ዘይንልእካ ውዴ ንዓይን ንዓክን ክክክክክክክክክ

  • @elisagualmama1279
    @elisagualmama1279 4 ปีที่แล้ว +23

    እንቓዕ ብስላም መፃኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ
    ብሩክ ስንብት ይግበረልኩም ካዓ

  • @jerryappmedia-8504
    @jerryappmedia-8504 4 ปีที่แล้ว +12

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ❤ሕዳር ጽዮን ንስደትና ይኮኖ ትበለና ❤

  • @yikiwedimama6223
    @yikiwedimama6223 4 ปีที่แล้ว +14

    Waww pls na zerabruk dafetu like yahbena deki adey mearey bruk senbet ka yagbrelkum.

  • @user-wr5vu3ne2b
    @user-wr5vu3ne2b 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ንናይ አዴና ማርያም ክበር ባዓል ማርያም ፆን አብፀሐና ናይ አድና ድንግል ማርያም ዋሕስን ጠበቃን ምስ ኩላትና ይኩን አብ ስደት ዘለና ድማ ስደትና አሕፅሩ ናብ ቤትኪ መፅና በረከት ንክንካፈል የብቀዐና

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander 4 ปีที่แล้ว +35

    ሎሚእኮ ሕዳር ጼን ዩ እስኪ ትደልዮ ኩሉ ባዕላ ተሃብኩም ን ድንግል ማርያም ንክብራ ኣሜን በሉ በረከታ ተቀበሉ

  • @shishaygebrelibanos3340
    @shishaygebrelibanos3340 4 ปีที่แล้ว +3

    ፀቡቅ ትምህርት አዩ ኣሕዋት ቀፅሉሉ። ከሙዙይ ንዓመታ ኣደይ ማርያም ብሰላም
    ብሰላም ብጥዕና ትዕቆረና🙏

  • @user-yg8fo4ts5x
    @user-yg8fo4ts5x 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳን ንሕዳር ፅዮን ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣበፀሐና እንኳን ደሓን መፃኩም ገሬ እሙን ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሰላም ለሀገራችን ይሁን

  • @jesuschristusmachtmichgluc910
    @jesuschristusmachtmichgluc910 4 ปีที่แล้ว +18

    እንዃእ ብሰላም መጻኹም ደቂ ዓበይቲ እንቛዕ ናብ በዓል ሕዳርጽዮን ብሰላም ኣብጽሓና ከምዚ ንዓመታ ምስ ስድራናን ፈተዉትናን የዉዕለና

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን !!

  • @galtigray4809
    @galtigray4809 4 ปีที่แล้ว +14

    እንካን ለማርያም ፅዬን በሰላም አደረሰን ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @tigrayforever9256
    @tigrayforever9256 4 ปีที่แล้ว +2

    እንዃዕ ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ሕደር 21 ፅዮን ማርያም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና
    ናይ ዓመት ሰብ ይበለና ኣሜን(3)🙏🙏🙏
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-er8sj3qt9i
    @user-er8sj3qt9i 4 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ዳሓን መፃአኩም 🌹🌹🌹🌹🌹👍👍

  • @teklayteame9575
    @teklayteame9575 4 ปีที่แล้ว +17

    ንፍዓት ስራሕ ፍጠርቲ ትምህቲ ውን ወሃብቲ
    100%

  • @abelfitwi6334
    @abelfitwi6334 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww btaami xebq 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @genigaltigray7391
    @genigaltigray7391 4 ปีที่แล้ว +2

    አብዝሃለኩም ሃሊኩም ማርያም ፅዮን ታሓልኩም

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +8

    እንቓዕ ንዴና ቅድስት ድንግል ማርያ
    ወርሓዊ ባዓል ኣብጸሕኩም ብሩክ ሰንበት ይገበረልና

    • @user-ih5gn5hq3m
      @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว

      አረ ዓመታዊ እዩ
      ወርሓዊ አይኮነን መዓረየ

    • @berihugerezghier6451
      @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว

      @@user-ih5gn5hq3m ይቅርታ ተጋግየ እየ ሰሌ ሓፍተይ

  • @user-zy7po9qd5m
    @user-zy7po9qd5m 4 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ ሞይተ ሰሓቅ ቅቅቅ በጊዕ ወይ ጤል ዶ ኣብዚ ትገዝእ ያ 😂😂😂😂

  • @user-fo3bb3ng1p
    @user-fo3bb3ng1p 4 ปีที่แล้ว +52

    እንዳ ገሬ እሙን ናብ ኣኽሱም ከይድኩም ንኹልና ኮመቲ ፀልዩልና።

    • @zd6493
      @zd6493 4 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክብኡነት፣ሓቅኪኢኪዝያዳይ

  • @kasayeebuy9096
    @kasayeebuy9096 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣያ ዘብረኣብሩኽስ እንጀራ ላቆፀረስ ካመይ ልበለ ሰዓት ኣሲሩ ክክክክክክክክክክክ

  • @guleritrea1425
    @guleritrea1425 4 ปีที่แล้ว +1

    Kab ritrea haftikum yehwatina hizbi tigray we loved u proud u ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🌹🇪🇷🌹

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ንበዓል ሕዳር ፅዮን ብሰላም ኣብፀሐና ምቁራተይ

  • @tsegaihayelom3621
    @tsegaihayelom3621 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ዘርኣብሩኽ ተለፎን ደልየ ነረ ተሓባበሩኒ

  • @salamah0119
    @salamah0119 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ንኣዴና ቅድስት ፅዮን ማርያም ኣክሱም ኣብፀሐና ዘብረኣብሩክ ዓይነይ ክፈትወካ ኮ

  • @weynitewaled8617
    @weynitewaled8617 4 ปีที่แล้ว +12

    ከምዚ ከማይ ስደት ዝመረሮ ደቂ ሩባይ liek ሃቡኒ አማሓፂነኩም

  • @rozate2135
    @rozate2135 4 ปีที่แล้ว +1

    wowwww gn zare beti haylay yet alech

  • @amaniamani8183
    @amaniamani8183 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኻዕ ብደሓን መፃእኩም ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎታን በረከታን ምስ ኩለና ህዝብ ክርስትያን ይኩን ናይ ዓመት ስባት ይበለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏❤️💛

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ንኣደና መሪያም ፅሆን ኣክሱም

  • @yetmale281
    @yetmale281 4 ปีที่แล้ว +5

    ዘራኣብሩክ ዋው ኣክተር

  • @meriymaryamlijmeriymaryaml7574
    @meriymaryamlijmeriymaryaml7574 4 ปีที่แล้ว +4

    ንዛ ኮምንተ ትንብበዋ ዘላኩም ማርያም ፅዮን ታሓሊኩም

  • @tesfa7382
    @tesfa7382 4 ปีที่แล้ว +25

    Have a nice Sunday
    All Ethiopian und eritrean.

  • @abrahamtesfay6760
    @abrahamtesfay6760 4 ปีที่แล้ว +25

    ገሬ እሙን
    ጆኬር ዘይእሙን
    ዘራኣብሩኽ ቆቃዕ
    ቤቲ ፋራ
    ረሑስ ሰንበት ንኹላትና 💙💙💙

    • @azemeraazemar1543
      @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +1

      ቆቃዕ ክክክክክ
      ትክክል

    • @michaelmebrahtomm530
      @michaelmebrahtomm530 4 ปีที่แล้ว

      Giega kab gerie zabi fara do alo eyu gerie jelato!

    • @abrahamtesfay6760
      @abrahamtesfay6760 4 ปีที่แล้ว +2

      Michael Mebrahtomm ቤቲ ሃይላይባ ፋራ ወደይ። ጀላቶ🤣

  • @senaithagos243
    @senaithagos243 4 ปีที่แล้ว +3

    😂😂😂😂😂😂😂 ዓሰይ ዕንቋዕ ናተይ ኮንኩም ደስ ባሓልቲ ዕህዋተይ 😘😘😘😘😘

  • @daniagualtigray5555
    @daniagualtigray5555 4 ปีที่แล้ว +11

    Have a great Sunday ❤️❤️💛💛 Shikorat Nateyyy

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 4 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ንሕዳር ፅዮን ዓመታዊ ብዓል ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ደቂ ተውሃዶ ብዘለናዮ ማርያም አክሱም ፀሎታን በረከታን ኣይፈለየና

  • @abihile4642
    @abihile4642 4 ปีที่แล้ว +3

    እሰየ ደቅአደየ ማአረየ ጆኮር ክፈትዋ

  • @user-fe9et6mo2b
    @user-fe9et6mo2b 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ሙቁራት በረከት ረዲኤት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈልየና ኣሕዋት ቀፅሉ ቀፅሉ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 4 ปีที่แล้ว

    ካካካካካካካካክክክክክክክክ ብስሓቅ ኣዐሽኹምኒ ዋይ ኣታ ክንደይ ደስ ትብሉ ኢኹም ምቁራተይ ተፈተውቲ ማዓራተይ ፍትውውውውውው ፍትውትውውውውውው የብለኩም ምቁራት ሽኮራተይ ደቂ ትግራይ ወለላይ😘😎😚😎😘😍😍😘😚😚

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 4 ปีที่แล้ว +4

    ገሬ እሙን😍💝😍💝👍👌👈እንካዕ ንክቡር ዓመት በዓል ሕዳርጽዮን ኣብጸሓኩም ኣብጸሓና ክቡራተይ ተከታተልቲ ገሬ እሙን።

  • @user-kb4px7kr9z
    @user-kb4px7kr9z 4 ปีที่แล้ว +3

    ብሀንቀውታ ከፅበ ፀኒሐ እንኳዕ ብድሓን መፃኩም ብሩካተይ

  • @Fre_weldsh
    @Fre_weldsh 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ አብፀሐኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይይ ናዓመታ ደማ አብ ቤታ ትአክበና ካብ ስደት ብሰላም ትመልሰና ናብ መሬት ዓድና 💘🙏🙏🙏

  • @user-xk6gj5kl9p
    @user-xk6gj5kl9p 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣነዝገርመኒ ላይክ ግጨውኒ ትብሉ ናይ መዳም መንደቕ ይግጨውኩም ክክክ ማዕሌሽ ቀሊደ እየ እና ኣነውን ላይክ ኽጥዕሞ እባ ኣግርጭው ኣብሉኒ በጃኹም

    • @user-nf5ld7hy2g
      @user-nf5ld7hy2g 4 ปีที่แล้ว

      ናይ መዳም ሽቁል ዶ የጋጭየናሎይ ማዓዝ ዶ ቀርይና እዩ😜

    • @user-xk6gj5kl9p
      @user-xk6gj5kl9p 4 ปีที่แล้ว

      @@user-nf5ld7hy2g ኣረ መጫወቲ እየ ማዓረይ

    • @user-nf5ld7hy2g
      @user-nf5ld7hy2g 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-xk6gj5kl9p NO ካሊእ ገይርኪ ከይትሓስብዮ ምቅርተይ ኣነ ዉን እቲ ሰራሕ ኣገራጪይኒ ስለ ዝወዓለ እየ ናይ ልበይ ተዛሪበ ጓል ዓደይ ፅሪቲ

    • @fanawelu668
      @fanawelu668 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክክክ ቅንኢ ዶ መሲላይ እሺ ላይክ ኢለይ እለኹ ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @fhfdghhht4172
    @fhfdghhht4172 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ድቂ ዓድይ እንካዕ ኣብፅሐና

  • @saadeyemadenlij2989
    @saadeyemadenlij2989 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ንበዓል ማርያም ፅዬን እብፀሐኩም ናይ ክርስትያን እምነት ተከተልቲ ደቂ ዓደይ እሕዋተይ ♥♥

  • @makimaki1677
    @makimaki1677 4 ปีที่แล้ว +3

    አቤት ስዋ ገይሩ ዝናፈቀኔ ስዋ ዝናፈቀ

  • @user-dz9hh4ht7d
    @user-dz9hh4ht7d 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ፆሎት ኣይፈለየና ምስኩላትና ይኩን ኣብ ስደት ዘለና እውን ሓሳብ ልበና ኣስሚሩ ብስላም ዓድና ይምለስና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +87

    *ኣድነቕቲ ገሬ ፋራ like ና subscribe ኣግርጭው*

    • @jesikaji2269
      @jesikaji2269 4 ปีที่แล้ว

      መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም 🤣🤣🤣🤣

    • @huruy27
      @huruy27 4 ปีที่แล้ว

      *_Ata shuqul gele Alka do abey Hager eka tinbr ke please tegdisk melseley_*

    • @awetsemere4771
      @awetsemere4771 4 ปีที่แล้ว

      @@huruy27 ab mars

  • @user-to7dt2dy5m
    @user-to7dt2dy5m 4 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ንሕዳር ጽዮን ብሰላም ኣብጸሃኩም

  • @heucgsyx5609
    @heucgsyx5609 4 ปีที่แล้ว +1

    ድቂ ዓደይ ጹርያት ዓለም እንኳዕ ኣብጸሐና ናብ ጽዮን ማርያም።

  • @iprahimmzqba9523
    @iprahimmzqba9523 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ሰላም ድዩ ዙ ኩናት ክክክ ዘርኣብሩክ ዓይነይ

  • @haninegash1012
    @haninegash1012 4 ปีที่แล้ว

    Amazing comedy😍 betami xbkti comedy kulu gize eye zketatela from Eritrea 🇪🇷

  • @Ybrahhadush
    @Ybrahhadush 4 ปีที่แล้ว

    አብ ሰደት ዘለናን አብ ዓዲ ዘለናን ማርያም ጽዮን ተሓልወና አሜን