gere emun part 49

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ค. 2020
  • Welcome to gere emun entertainment TH-cam Channel If You Subscribe Our Channel All Entertainment Are Available In Our Channel Subscribe Now Thanks; #StayHome
  • ตลก

ความคิดเห็น • 877

  • @erieritrea6645
    @erieritrea6645 4 ปีที่แล้ว +207

    እዋይ ርጋኣት ጀሪርኪ ጀሪርኪ ጥንሲ ሒዝኺ መጺኺ
    ርግኣት ጋል ሹቕ እንቓዕ ብደሓን መጻእኪ።
    እንዳ ገሬ እሙን ኬፍ ኣለኩም።
    ሰላምን ራህዋን ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን ይሃበና።

    • @maregaday3291
      @maregaday3291 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen 👏 👏 🇻🇳

    • @emnet93
      @emnet93 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen mearey 🙏🙏🙏

    • @kalkederali7375
      @kalkederali7375 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @user-hj8ud2ep2t
      @user-hj8ud2ep2t 4 ปีที่แล้ว

      eri eritrea አሜን አሜን አሜን እነኮ ጠፍኦ ቀንያስ ለካ ጥሲ ሕዛትሉ መፅያ ንገሬ😂😂😂😂😂😂😂😂😹😹😹

    • @user-jj1gx2ei5j
      @user-jj1gx2ei5j 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @halefomsolomon3184
    @halefomsolomon3184 4 ปีที่แล้ว +407

    ካብዚ ሕማቅ ሕማም ይምሓርኩም ነዚ comment ተንብቡ ዘለኹም። ደሞ ምዓልቲ አዴታት እዩ ብሹም አዴታት like ሃብኒ በጃኹም

  • @legesekahsay2856
    @legesekahsay2856 4 ปีที่แล้ว +89

    እንካዕ ንባዓል ማርያም ጉንበት ብስላም ኣብፀሐኩም ንኩሉኩም ተከታተልቲ እዛድራማ ገሬ ብሕልሙ ስለጠነስ እንካዕሓጎስኩም 1000 like ሃቡኒ እስኪ

    • @user-rj3nn3gy8k
      @user-rj3nn3gy8k 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን❤❤❤❤❤😘😘

    • @LL-pt6ub
      @LL-pt6ub 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen enkue ahbiru abtsehena 🙏🙏🙏

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +69

    ርግአት መፅኣ ክክክክክክክክክክክክክክክ ጥንሲ ሕዛ ወይ ገሬ ጉድ ረኪብካ መዓዘ አቢልና ክስታይ ክክክክክክክ አብ ዓራት ድየ ዝጋገ ድርሆ ዲኪ ብንፍሳ ትጠንሲ ሞይተ ሰሓቅ

    • @rigbetube1077
      @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክክክክክክክክ ዋላ ኣነ

    • @user-ic5yd7xd5m
      @user-ic5yd7xd5m 4 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክ ክክክክክክ ዋላ ኣነ

    • @ihaveagoal2978
      @ihaveagoal2978 4 ปีที่แล้ว

      Abeba tube እዚኣ እንድያ ጸገንክን ከም ብዓል ግርየ ልዋሃትተስንብዳ ኮይክን ከም ብዓል ርግኣት መሰልቲ

    • @samitigray4537
      @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว +1

      th-cam.com/video/cZb3qA6BURc/w-d-xo.html ትግራይ ብትግራይ እያ ፍትዋት ኣበራታትዑኒ

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ihaveagoal2978 ክክክክክክ የለኩላን እየ አነ አብ ሓደ ሓደ እያ ከምዚኣ

  • @mhretabwelday1070
    @mhretabwelday1070 4 ปีที่แล้ว +64

    ኩሉኩም ይፈትወኩም፡አየ ግን ደጋፊ ገረ አየ

    • @negusgebre3118
      @negusgebre3118 4 ปีที่แล้ว

      ከመይ ዘይትፈትወና ድአ ንሕናስ ንፈትወካንዲና

  • @DaywithHabu5258
    @DaywithHabu5258 4 ปีที่แล้ว +12

    Eza regiat nayna eya mesleni deki tigray keytekeyemuni dea ember 😆😆❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘love regiat

    • @Sflyye
      @Sflyye 4 ปีที่แล้ว +3

      ምስ ፍቕሪ ትኣኽለና እያ ንኩልና😘😘

    • @danitigray6813
      @danitigray6813 4 ปีที่แล้ว +3

      Kkkkkk ንስኩምን ኣምሓሩን መቸም ዘዝሰርሐ ናይና ኢኩም ትብሉ

    • @negusgebre3118
      @negusgebre3118 4 ปีที่แล้ว +2

      ኩሎም ናትና እዮም እንተበልካስ እንታይዶ ክንብል ኢና መዓረይ በል ውሰዶም ደስ ይበልካ አያ ዘርአብሩክ ግደፈልና

    • @DaywithHabu5258
      @DaywithHabu5258 4 ปีที่แล้ว

      danait gebremeskel 😛😆😆

    • @DaywithHabu5258
      @DaywithHabu5258 4 ปีที่แล้ว +1

      Sebri Bird 😘❤️😘

  • @Tokyo25G
    @Tokyo25G 4 ปีที่แล้ว +2

    Eza film kytiqarets tiblu eski like gbru deki tigray shekakur, hawkum kab Eritrea 👍🌹🌹🌹

  • @user-wt1kh5ul6l
    @user-wt1kh5ul6l 4 ปีที่แล้ว +66

    ኣታ ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን ኣይትስኣን ገሬ መቅሰን 😂😂welcom ከኣ ርግኣት ሽኮርር 😍😍

    • @negusgebre3118
      @negusgebre3118 4 ปีที่แล้ว

      ልኹላህና እንኳዕ welcom ኾነ ክክክክ

  • @user-lk4tk8do7i
    @user-lk4tk8do7i 4 ปีที่แล้ว +92

    ሱቅለ ላይክ ደስ ይብለንሎሞ ላይክ በሉን

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +4

      ላይክ እለልኪ አለኩ ንስኪ ድማ ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

    • @alicopt4161
      @alicopt4161 4 ปีที่แล้ว +3

      ደስ ዶ ኢሉኪ
      በሊ ሰብስክራይብ ግበሪ።

    • @user-lk4tk8do7i
      @user-lk4tk8do7i 4 ปีที่แล้ว +3

      ገይረኩም አለኹ ፅቡቃተይ

    • @negusgebre3118
      @negusgebre3118 4 ปีที่แล้ว +1

      እውይ መዓረይ አነ እናሃለኹሲ ኽትጭነቒ ጋል አላማጣ ሽኮር ሕፈስዮ በሊ ሂበኪ አለኹ

    • @negusgebre3118
      @negusgebre3118 4 ปีที่แล้ว

      @@abebachanal1036 አቲ መዓረይ አብ ኩሉ ዲኺ ትርከቢ ዋእ

  • @wwicxxcx805
    @wwicxxcx805 4 ปีที่แล้ว +122

    Welcom
    Welcom
    እንቋዕ ደሓን መጻእኩም
    rigat ዝናፈቐ like

  • @sizakadam1561
    @sizakadam1561 4 ปีที่แล้ว +14

    ጀማሪ እየ ላይክ ኣኸይፉኒ እስቲ

  • @hagosybzah7163
    @hagosybzah7163 4 ปีที่แล้ว +129

    ደቂ ትግራይ ምቁራት ትግራይ ሃገር ትኹን እትብሉ like አጋርጭው አብሉ!!!

    • @tigrayadeywerkiteshlemiley708
      @tigrayadeywerkiteshlemiley708 4 ปีที่แล้ว

      No Tigray Ethiopia eya, eten tflalia aditat rieka do ab tsibork znbra?

    • @samuelnegash6333
      @samuelnegash6333 4 ปีที่แล้ว +1

      No more Ethiopia from now viva Abye TIGRAYE

    • @negusgebre3118
      @negusgebre3118 4 ปีที่แล้ว

      አይትከውንን እያ ንሕና ኢትዮጵያ ኢና ካብ ጥንቲ ካብ ቀደም

  • @temesgenfetari1535
    @temesgenfetari1535 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣላ ያ ጆኬር ማዓረይ ሓዱሽ ኣባላልዓ ጌርኩም ን ገሬ ምስኪን በሊዕኹሞ ፣ በሉ ካብዚ ቀዛፊ ሕማም ይሱውርኩም ኣምላኽ ኣሜን።

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว +40

    ክክክክክክክክክክክክክ ገሬ እሙን " ኣብ ዓራት ተጋግየ ኣይፈልጥን"

    • @user-ml1hx4jd5c
      @user-ml1hx4jd5c 4 ปีที่แล้ว +1

      😭😭😭😭😛😛😛😛

  • @nabranatv3472
    @nabranatv3472 4 ปีที่แล้ว +3

    Selamn mebalen yhabkum Deki tgray shekokur kab hawkum 🇪🇷

  • @fyoritube
    @fyoritube 4 ปีที่แล้ว +39

    ሎሚ መኣልቲ ኣዴታት እዩሙ ጸኒኦም ንዘጽኒኡና ኣዴታትና እንቋእ ናብዚኣ ክብርቲ እለት ኣብጽሃኩም እስኪ ኣብትሃቲ ጽቡቅ ነገር ተመነዩሎም

  • @nahomghermalem3150
    @nahomghermalem3150 4 ปีที่แล้ว +15

    N aya zerabruk zfetu eske Like 💗 habuni bshim gerie emun 👍👍👍👍👍👌👌👌👌

  • @eri-binit6226
    @eri-binit6226 4 ปีที่แล้ว +107

    ኣነ ኣድናቒ ዘራ ቡሩክ ኢንዲየ ሱዚኒኖ ኮይኑ ዩ ዝስመዓኒ ብዝኮነ ኩሎም ሓደ ኢዮም ንዓይ መቐለ ኣስመራ ኩሉ ህዝበይ . ኣታ ሞ ነታ ጋል ዘርኣ ብሩክ ነታ ዓባይ ማለተየ ንዓመታ ናብ ትግራይ ኢንተ መጻኹስ ትብጻሕካ ዶ ትብሉኒ ትኾኑ.

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s 4 ปีที่แล้ว +35

    ዝተባረኸን ዝተቀደስን ስንበት ይግበረልና ብሩኻተይ 🙏🙏🙏💕

    • @user-rj3nn3gy8k
      @user-rj3nn3gy8k 4 ปีที่แล้ว +1

      ❤❤❤አሜን ራህዊተይ❤❤😍

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +29

    ገሬ ምስኪን ብጣዕሚ አሕዝኒን እፍፍፍ
    አይ ጀኬር ተንኮለኛ ክክክክክ

  • @user-rs6zo8ej1u
    @user-rs6zo8ej1u 4 ปีที่แล้ว +114

    ኣላ ርግኣት ኣብ ዝቀንኪ ቀኒክስ ጥንሲ ከትጸግዕሉ ን ገሬ ኣነ ከማን ይምካሓሉ ፡ ኣብ ዓራት ኣይጋገን እዩ 🤣🤣🤣መቸም ትዓዚብናኪ

    • @asterlove1484
      @asterlove1484 4 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkkkk

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 4 ปีที่แล้ว +2

      ezi kolaa yiezebeki alo elwa gere kkk ata ezioms edmen tienan yhabom

    • @rbl.6917
      @rbl.6917 4 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkkkkk 🤣🤣

    • @atakltigebrea7792
      @atakltigebrea7792 4 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkkk

    • @binihanok9867
      @binihanok9867 4 ปีที่แล้ว +2

      😁😁😁😁

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l 4 ปีที่แล้ว +25

    Well come እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ንቤቲ & ርግኣት ዝፍትው ላይኪ ሃብና

  • @awettekia576
    @awettekia576 4 ปีที่แล้ว +22

    Hahaha I like tigrigna ትግርኛ ብምኳኑ ዝኮርዕ እስኪ ኣብዚ like ይወቅጠለይ

  • @kirikiri5591
    @kirikiri5591 4 ปีที่แล้ว +91

    ዉይ ምን አለ ብቺል ቋቋዉን
    በጣም ነዉ ምወዳቸዉ ግን አልቺልም ትግረጣ ድራመዉ በጣም ደስ ደስ ይላል

    • @TechTalkWithAwel
      @TechTalkWithAwel 4 ปีที่แล้ว +3

      እኔም ደንቆሮ ነኝ መስማት እንጅ መናገር አልችልም አነባለሁም

    • @kirikiri5591
      @kirikiri5591 4 ปีที่แล้ว +4

      በቃ መማር አለብን

    • @TechTalkWithAwel
      @TechTalkWithAwel 4 ปีที่แล้ว +3

      @@kirikiri5591 በሚገባ ያገራችንን ቆንቆ ማወቅ መማር አለብን

    • @oykukarayeloykukarayel3229
      @oykukarayeloykukarayel3229 4 ปีที่แล้ว +2

      በቃ እኔ ላስተምራቹ

    • @kirikiri5591
      @kirikiri5591 4 ปีที่แล้ว +1

      @@oykukarayeloykukarayel3229 እሺ ደስ ይለን ነበር 😘😘

  • @etdhvehhfff358
    @etdhvehhfff358 4 ปีที่แล้ว +4

    ንገሬ ዝፍቲ እባ #like ሃቡልይ

  • @user-wl9pl9pn1u
    @user-wl9pl9pn1u 4 ปีที่แล้ว +23

    አውይ ሪግአት ሽኮር መፃ💖💖💖💖💖

  • @tedrosabraha8785
    @tedrosabraha8785 4 ปีที่แล้ว +20

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣 deqi Tigray meksebat aytiseanu sehaq ketilkumna ❤️❤️❤️🇪🇷

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 4 ปีที่แล้ว +1

    Eway gerye shkor kemey dyu ashk ablun rgu ka enkae bdahn metseki mkrety enda gere ajokum een tenan yhabkum nayna😍😍😍😍

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w 4 ปีที่แล้ว +10

    ገሬ ና ኣያ ጀኮር ካማይ ዘስሓቅዎ እሰከ

    • @samuelnegash6333
      @samuelnegash6333 4 ปีที่แล้ว +1

      محمد احمد i am

    • @user-lh6hy7oq4l
      @user-lh6hy7oq4l 4 ปีที่แล้ว +2

      አይ ጀኮርስ ከማይይ ዝፈትዉም አለዶ

  • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
    @Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +80

    ናይ ሎሚ ፈልሚ ከፍ ኣለዋ ገለ ዓይነት ማራ ማራ ከፍ ዘለዋ ብሓቅ

  • @samrawitsamrawit9249
    @samrawitsamrawit9249 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣቱም ደቂ ዓደይ መዓረይ እስኪ Like ሃብኒ ለለስ ጥንስቲ እየ እሞ 👍 ደስ ኢሉኒ እዩ ቃደማኩም ድኣ ኣነዋ ❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @fihawileake6531
    @fihawileake6531 4 ปีที่แล้ว +49

    N felemay gize 1 komment yxhf aleku bruk sembet ygberelna🇪🇷🇪🇹❤️✌️👈

  • @haylshtube8644
    @haylshtube8644 4 ปีที่แล้ว +55

    ርግኣት ሽኮር ዝናፈቃ እስኪ ከምዚ ከማይ ላይክ 👍 ኣላሁምኒ ሳብስክራይብ ክዓኣይትረስዑ ደቂ ወይነይ ሓላላት ኣብ ዘዘለክሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ሳብስክራይብ

  • @Hiran_Wedi_Humera_Tigray
    @Hiran_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +42

    ሪጋት ሽኳር እንቃዕ ብሰላም መጸእኪ

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ሑመራ ሳብስክራይብ እባ ግበረለይ ክቡር ሓው

    • @Hiran_Wedi_Humera_Tigray
      @Hiran_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +4

      @@abebachanal1036 ተጋሩዋይት ዲኪ?

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +2

      @@Hiran_Wedi_Humera_Tigray ክክክክክክክ ንተጋሩ ብቻ ዲካ ሳብስክራይብ ትገበር እወ ትግራወይቲ እየ

    • @Hiran_Wedi_Humera_Tigray
      @Hiran_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +4

      @@abebachanal1036 ያ ኣነ ተጋሩዋይ እየ ስለዚ ንተጋሩ ጥራይ እየ ሳብስክራይብ ዘገብር።
      ኣበባ ድዩ ሽምኪ ብቻ ኣይባሓልን ጥራይ እዪ ዝብሓል። ሕጂ ሳብስክራይብ ጌርኪ ኣለኹ።

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +2

      @@Hiran_Wedi_Humera_Tigray የቅንየለይ እወ ኣበባ እዩ ሽመይ

  • @wedikeshi2875
    @wedikeshi2875 4 ปีที่แล้ว +64

    ደቂ ዓደይ ማዓረይ እንካን ብደሓን መፃእኩም
    እስቲ ብትግራዋይነቱ ዝሕበን ኣብዚኣ liki ይወቅጠና ሓባይብ ሰላም ከዓ ኢለእየ
    ካብቲ መፅዩ ዘሎ ሕማም ከዓ መድሃኒ ኣለም የሓልወና። ባዕሉ ሰላም ንትግራይና

  • @abadieri8870
    @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว +28

    ዋይይይይይ እታ ቤስት ኣክተር እድያ ዳኣ መጽያ ሎሚ ርግኣት ኣጥፊኢኩማ እዲኩም እኻዕ ድሓን መጻኩም እዳ ጌረ

  • @wintahabtemichael5158
    @wintahabtemichael5158 4 ปีที่แล้ว +5

    Kkkkkk eway gere shkor fitwtw eye zebleka haftka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lasvegas5312
    @lasvegas5312 4 ปีที่แล้ว +18

    Wow አረ ኣይተክኣልኩምን ኣይድያ እንዳ ገሬ እሙን ኣጆኩም ቀፅልሉ

  • @atsmedia0
    @atsmedia0 4 ปีที่แล้ว +32

    ዕንቃዕ ሰላም መጻኩም ገረ አሙን፡ኣምላክ ካብዚ ተላባዒ ሕማም የድሕነና።ምሕረቱ ይስደደልና

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 4 ปีที่แล้ว +9

    ደቂ ዓደይ ማዓረይ እንኮዕ ንማዓልቲ ኣዴታት ኣብፀሐና ክብሪ ንተን ከይተማሃራ ዘማሃራና ወለድና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ኣምላክ ሕማቅ ኣይርከባ ኣዶ💘💔🙏

  • @pacKing-wj8sw
    @pacKing-wj8sw 4 ปีที่แล้ว +18

    Willkommen deki tgeray halalat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jesusislordgodisgood74
    @jesusislordgodisgood74 4 ปีที่แล้ว +12

    Ane Ertirawet eye Gina Bitaemi eye zifetiwekum burukat gorobetina silezikonkum

  • @user-fp6jb4zs8t
    @user-fp6jb4zs8t 4 ปีที่แล้ว +8

    ቤቲ ርግዕ በሊ እና ቀፅልሉ

  • @user-by5fm2pc8o
    @user-by5fm2pc8o 4 ปีที่แล้ว +6

    አብ ዝሃለኹም ሃሊኹም ክርስቶስ አቦና ይሓልዉኩም ለሚ ዓይነይ በርሃ ወለይ ርግአተይ ሪኤያ ተፈፀመ ርግአት ካብ ገሬ ጠኒሳ ሓቃ እያ ገዲም መዉለዲአ በፂሑ እዩ ምሽ መስከረም ሓደ እያ ካብዙ ስራሕ ዝጠፈአት

    • @user-zm9vk4oo9b
      @user-zm9vk4oo9b 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @desalegebreyohanes8616
    @desalegebreyohanes8616 4 ปีที่แล้ว +11

    ክክክክ ይሕቆፍ ድዩ ይልወስ ድዩ በቕሊ ወሊዳ እኮ ኢኪ ትብልኒ ዘለኪ ክክክክ

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane1374 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣነ እዚ ጆኮር ዝብሃል ስብኣይ ስሓቅ ቀትልኒ ብሓቂ እዋይ ጉድ ገለ ትጥውቅዋ ቅለኹም እልዋ ግሬ እሙን ክክክክ

  • @aleko228
    @aleko228 4 ปีที่แล้ว +24

    #Happy mother's day for all you mothers

  • @samishow4367
    @samishow4367 4 ปีที่แล้ว +10

    Kel lomi sihike ayfeltin keep going guse We love u 😍🙏

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m 4 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክክክክክ ኣቱም መይተ በሉ ብሳሓቅ ኣየ ገሬ መቅሰን ኣይተሳእኩን ድየ ኣታ ዌል ርግኣት ሹኮር

  • @elianaseyoum7654
    @elianaseyoum7654 4 ปีที่แล้ว +7

    ርግአት ሽኮር እንካ ዕብሰላም መፃእኽ ጠፍእኽ ብሰላም ድዩ ጌረ እሙን ድራማ ድምቀት ወስኽሉ

  • @tesfaeusnqey1615
    @tesfaeusnqey1615 4 ปีที่แล้ว +6

    Enda gere please n regat aytetfewa Wellcome back 🇪🇷

  • @user-dt6yj7bb7q
    @user-dt6yj7bb7q 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣቱም አሕዋት ማእተብ ዘይትገብሩ

  • @bereketwediande9349
    @bereketwediande9349 4 ปีที่แล้ว +17

    ዋይ ምስ ርግኣት ዘሎ ሃምቦፍ

  • @yut9623
    @yut9623 4 ปีที่แล้ว +4

    ሪጋኦት ሸኮር አንኮዓ ዳሕና መፃአኪ መንፈቅ አብለኪ ነይረ

  • @youngafricanmovement779
    @youngafricanmovement779 4 ปีที่แล้ว +46

    My favourite people how we can help u to grow up strong

    • @filiteach8970
      @filiteach8970 4 ปีที่แล้ว +3

      Vasily Alexanrovich great to hear nice words from you ! Can you understand what they are speaking?

    • @youngafricanmovement779
      @youngafricanmovement779 4 ปีที่แล้ว +2

      Fili Teach my wife is from Tigray she is translating me because I’m jealous when she laugh hard alone and I’m very close to learn the language as well

    • @filiteach8970
      @filiteach8970 4 ปีที่แล้ว +4

      Vasily Alexanrovich oh how a nice , you will learn it very fast because Tigrinya speakers is very open and talkative as well. Where are living if I may to ask you ?

    • @youngafricanmovement779
      @youngafricanmovement779 4 ปีที่แล้ว +6

      Fili Teach I’m Russian but we both live in the Uk 🇬🇧

    • @rich-do4wz
      @rich-do4wz 4 ปีที่แล้ว +2

      @@youngafricanmovement779 hey Vasily am so happy ur wife is Ethiopian (tigray) please take Care our sister lol am joking anyways God bless both of u dear

  • @zekointertainment8312
    @zekointertainment8312 4 ปีที่แล้ว +25

    Welcome ርግአተይ ጠፊእኪ ናፊቅናኪ ነርና። ጎቢዝኩም እንዳ ገሬ እሙን
    Like Subscribe ግጨውኒ።

  • @teditedi902
    @teditedi902 4 ปีที่แล้ว +15

    ን ርግኣት ዝናፈቀ ላይክ ይግበረለይ

  • @user-hq6kz5sg4w
    @user-hq6kz5sg4w 4 ปีที่แล้ว +3

    ገሬ ማዓረይ ከም ለመዓቲ ሰሒቀ አይፈልጥን መዳመይ እስከ ካብ ትሰመዐኒ ኢየ ስሕቀ ዋይ ገና ከይቀረበት አይናተይ ድዩ ዝበለ ገሬ ማር አይትሰአኑ ❤❤😍

  • @teamesium8163
    @teamesium8163 4 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክክክ ገርየ እሙን ሳሓቅ ኮ ቀቲልካኒ ምንም ኣይተጋገኩን ኣብ ዓራት ዶ ክጋገ ኢልክኒ ገርየ እሙን መጸግዒ ጌርክናኒ ክክክክክ ብር ተበልካስ ሕልሚ man of the much ገርየ።

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +12

    Enda gerewa bitaemi eye zifetiwekum
    Keyiteqartso keyihamekum.😄

  • @peterzn8714
    @peterzn8714 4 ปีที่แล้ว +12

    We love you guys from Eritrea, keep going 👍

    • @user-jz3yg2ke2u
      @user-jz3yg2ke2u 4 ปีที่แล้ว +1

      @
      Peter Z/N ❤️❤️❤️❤️

  • @user-tm6hr5or6i
    @user-tm6hr5or6i 4 ปีที่แล้ว +4

    በቅሊ ጠኒሳ ኢኪ ትብልኒ ለኪ ገሬ ክክክክክክ

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +34

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ ተክታተለቲ እንደጌሬ እሙን ሳብስክራይብ ግበርለይ አብ ዘዘለናዮ ሰላም ጥዕናን ፈጣሪ ይሃበና ካብ ሕማም ኮረና ፈጣሪ ይሰወረና ንጠንቅቅን

    • @negusgebre3118
      @negusgebre3118 4 ปีที่แล้ว

      አሜን ኩሉ ትፅሕፍዮ ደስ በሃላይ እዩ

  • @fretigray3079
    @fretigray3079 4 ปีที่แล้ว +11

    እንኻዕ ብደሐን መፃኹም ብሩኽ ሰንበት ኣሕዋት

  • @holisticstudio6574
    @holisticstudio6574 4 ปีที่แล้ว +103

    eski nrgat zfetu like

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +3

      ገይረልካ አለኩ ክቡር ሓዋ ንስካ ኣውን ሳብስክራይብ ግበረለይ

    • @abelnegash9159
      @abelnegash9159 4 ปีที่แล้ว +2

      @@abebachanal1036 subscribe gerelki aleku

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว

      @@abelnegash9159 የቅንየለይ ክብረት ይሃበለይ እለ አለኩ ትስእ እለ ካብ ምቅማጠይ

    • @ermiasalem5716
      @ermiasalem5716 4 ปีที่แล้ว

      *Rigatyyy maxya dya*

    • @negusgebre3118
      @negusgebre3118 4 ปีที่แล้ว

      አነ አለኹ ብጣዕሚ ዝፈትዋ

  • @user-zm5di2lx6l
    @user-zm5di2lx6l 4 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ኣታ ስሓቅ ቀተልኹሙና ዋይ ገሬ ዓጀውጀው ዶ ኢሉይ ስጋ ጓለይ ያ ለለ ኣቤት ቤቲ ሃይላይ ትወረርኺ 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +39

    ኣብዚኣ ርኢቶ //ቀበቶ// ብኣምሓርኛ ,ዩ //ቁልፊ// ተበልኩም ታይ ትኾኑ ትግርኛ ባ ሽለል ኣይንበላ።

    • @genetredae1654
      @genetredae1654 4 ปีที่แล้ว +1

      ሐቂ

    • @user-kq7fg8qu5b
      @user-kq7fg8qu5b 4 ปีที่แล้ว +2

      ህቅ መቀነቻኸ ብምንታይ እዩ

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-kq7fg8qu5b መቀነቻ እዚኣ ውን ኣምሓርኛ ,ያ ንሕና ከኣ መቐነት ንብላ ብትግርኛ።

  • @afewerkitkabo7346
    @afewerkitkabo7346 4 ปีที่แล้ว +5

    ርግኣት ሽኮር እንቋዕ ብሰላም መጻእኪ!

  • @user-nf9yt1ef3h
    @user-nf9yt1ef3h 4 ปีที่แล้ว +1

    ውይ ከምሎሚ ኣስሒቅኒ ኣይፈልጥን ገርየ በሓቂ ንጌሬ እምን ትፈትዩ ላክ ገጭዩኒ😋💖💖💖💖💖

  • @yemnemharie6839
    @yemnemharie6839 4 ปีที่แล้ว +6

    wawwww enqa dahan mexakum kabzi hemam corona yedhenena fetari meheret yewredelna 🙏🙏❣️❣️❣️

  • @fyoribrhana7080
    @fyoribrhana7080 4 ปีที่แล้ว +5

    😃😄😅hagrsem teum lewah ajoka gere emun kebdey belekaney joker lokemax xebek film hawkum kab eriey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇳🇱❤🙏❤

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w 4 ปีที่แล้ว +23

    ለቤቲ ዝፈቱ እስክ ደቂ ትግራይ ገጫጭውኒ

  • @user-kv3cz6hi1s
    @user-kv3cz6hi1s 4 ปีที่แล้ว +1

    welcome welcome deki Tigay Mer

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +24

    ርሑስ ስንበት ደቅ ትግራይ ምዓረይ እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም እስት ቤት ትፈትው like ፖሊስ ሽኮርናታት

    • @mdinaal7283
      @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen nkulatna senay senbet yigberelina💕💕💕👏👏👏

    • @fenkiljougar6052
      @fenkiljougar6052 4 ปีที่แล้ว

      ኣዝመራ መጣር ከመይ ዩ ዝጉዳይ

    • @azemeraazemar1543
      @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +1

      @@fenkiljougar6052 ባሌጌ

    • @fenkiljougar6052
      @fenkiljougar6052 4 ปีที่แล้ว

      @@azemeraazemar1543 ካብ ትብሊ ባሌጌ ንዒ እንዶ ውጺ ደጌ

    • @azemeraazemar1543
      @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว

      @@fenkiljougar6052 ክክክክ እሸ

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s 4 ปีที่แล้ว +23

    እውይይይ ገርየ ምስኪን እንካዕ ሰላም መፃኩም ካኣ

  • @fikaduzemedihin9128
    @fikaduzemedihin9128 4 ปีที่แล้ว +2

    eza regeat Eritreawat kitkewin alewo kulu zerebea xuruy gerye ketshkileka tetenkekela

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 4 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዓ ዳሓን መፃእኹም ናይ ዘጌም ኣድነቅቲ👍

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w 4 ปีที่แล้ว +5

    ክክክክክ ኣታ ኣያ ጀኮር ስራሕ ቀይሮም ኩሉኩም ጀጋኑ ቀፅልሉ

  • @desalegebreyohanes8616
    @desalegebreyohanes8616 4 ปีที่แล้ว +6

    ርግ ኣት ሽኮር ጠፊእኪ እንኳዕ ደሓን መጻኪ

  • @tesfaymisgun5379
    @tesfaymisgun5379 4 ปีที่แล้ว +1

    Nbiet zfetu ske 👍 Like Like

  • @seluselu1709
    @seluselu1709 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ርግኣት ግን ናፊቀያ ነይረ

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 4 ปีที่แล้ว +13

    Happy mother's day to all🙏❤👑🎂🍾👍

  • @aminegebretnsae6784
    @aminegebretnsae6784 4 ปีที่แล้ว +8

    From eritrea love great Job

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว +10

    ዌል፣እንዳ፣ገርየዋኒ፣ከመይየ፣ዝሕብየኩም።

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 4 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ፅቡቃተይ ደስ ባሀልቲ እኻዕ ካአ ናይ አዴታት ባዐል እዩ እኳዕ አብፅሐክን አዴታት ፈጣሪ ህዝብናን ዐድናን ይሐልወልና አመን

  • @holmesgaymgaym1434
    @holmesgaymgaym1434 4 ปีที่แล้ว +9

    ዋይ ገረ ሽኮር ምስ ስድራና ማንታና ኮሲሉ ብስሃክ፡ ካብ አሪትራዊት ስድራ! ንህናስ ባኩም ተዛኒናን ተሃዲስናን ንነብር ኣለና፡ ንስኩም ከመይ ይከውን መነባብረኩም ፡ ስነትበባውያን ቲግሪኛ ወትሩ ምስ ሃሰብና አና። ንህና ህዝቢ ቲግሪኛ ክንወት ዘልውና አና!

  • @amanuelhagos4354
    @amanuelhagos4354 4 ปีที่แล้ว +1

    Aitisaanu.enda.gere.emun.nic.👍👍👍👍

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +15

    ከመይ ገይርካ ከም ዝጥነስ አይፈልጥን አነ አየ ገሬ ክክክክክክክክ

    • @user-lj9pm6bb1i
      @user-lj9pm6bb1i 4 ปีที่แล้ว

      ንዓይ ንደመር ደሚረኪ አለኩ

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-lj9pm6bb1i እሺ ምቅርተይ አነ እውን ደመረኪ አለኩ

    • @tsegaygirmay442
      @tsegaygirmay442 4 ปีที่แล้ว

      Ati goflaw

  • @amytube1013
    @amytube1013 4 ปีที่แล้ว +7

    እንኳን ለእናቶች ዘን አደረሳቹህ አደይ ማዓረይ

  • @wasli8257
    @wasli8257 4 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም ገሬ እሙን ቤቲ ጠኒሳ ወይ ገሬ ትረክቦ ክክክክክክክ ሳሓቅ ሞይተ

  • @abrhamabrhan1400
    @abrhamabrhan1400 4 ปีที่แล้ว +10

    ገርየ ምሲክን (ጆኮር ኣርጊት ) ናይ ግርየ ዝፊልጣ ተለፊን ሲደዱለይ ክድዉለሉ ኣበቡቑኒ ) ብዝኮነ ተጋሩ ሽካኩርር ከፊ ኣለኩም ኣይትሳኣኑ።

  • @nateychannel7602
    @nateychannel7602 4 ปีที่แล้ว +2

    Hhhhh gerye emun atnise aykulon eye🤣

  • @demozhabtmichel9410
    @demozhabtmichel9410 4 ปีที่แล้ว

    Wawww kef hibatni kem lomi sehike ayfeletn gere temam akeyfkani

  • @merimerimerimeri1307
    @merimerimerimeri1307 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk eway geri lomanti shaki ketilkani eway nskums aytsanu mukuratey😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +8

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስት መሬት

  • @tggaltigray9566
    @tggaltigray9566 4 ปีที่แล้ว +4

    ካብዚ ሕማቅ ሕማም ማርያም ተሓልወና

  • @tsegayberhe3651
    @tsegayberhe3651 4 ปีที่แล้ว +9

    Ztebareke ztekedese senbet ygberlna

  • @zaydderbe7061
    @zaydderbe7061 4 ปีที่แล้ว

    Esey eda gerey emun mukuratey

  • @user-is9rh5cv2z
    @user-is9rh5cv2z 4 ปีที่แล้ว

    *ዓቭየትትትትት/ኣቤት ቅቅቅቅቅቅቅ ጆንዶር/ጆኮር ተንኮለኛ 😃😃😃😃 የለኩን በቃ 😃😃😃😃😃😃 ኤህ ገሬ ዓይነይ የሕዚኑኒ ብኹሉ ምስኪናይ😆🙂 ሶ ኣጆኹም ደቂ **#ትግራይ**🇪🇹🇪🇹 ዓይነይ ካብ ኩሉ ክፉእ/ሕማቕ ዘበለ ማርያም ኣኽሱም ትሓልኹም🙏*

  • @user-pg4wx5oo2c
    @user-pg4wx5oo2c 4 ปีที่แล้ว +1

    kkkkkk ada bira atye ayfeltn