🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫💝🌼🌻💝Against all the odds Eritrea shine out like a sun and defended its teritory, destroyed weyanes evil plan until now.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️Glory to our Hiro Martyres ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Glory to our Hiro Military Defens ♥️🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷❤🐫🐫🐫Peace,Love and Prosperity for Eritrea and Eritreans.God 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Bless Eritrea and Eritreans.
Bravo Aabe and Solomon nice data driven analysis 👏. For your information General Bacha Debele explained that clearly for both Egri Mekel and Aseb front.
Thank you Gedim tegalay Solomun Berhe yes welcome to see you keep gone our history thing in future make moves to the best understanding for new generation Anbesa Wedie Abay Nakfa Awet nhafash Happy Independence Day to all Eitrean people .
In 1992 I went to mekelle to visit, one of the people I know, a young teenager told me that one of the TPLF fighters told him "after we took over addis, our guns will point towards eritrea" this is when I told him that we are preparing for referendum to declare our independence. That's when I understood that they had ill intentions towards us
I hope you guys will Write it in English Because our children they need to know the history of Eritrea 🇪🇷🙏🏿what happened to ERITREAN. God-bless you all Love 💘Peace ✌and Respect. From ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷Awet Nihafash.🐪🕌💒🕌💒🕊🕊🕊🙏🏿🙏🏿🙏🏿🤲🤲✊✊✊😘💯🌎
Thanks a lot selomon berhe mas ye adey dimexi lomi zateku nigho awget keyde kulu tarik adey kenibib u bahgey admen tinan ni hizbi eritrea kibrin megosin ni sematatna 🇪🇷🥰🇪🇷🥰🙏🙏🙏
You are great! keep writing the truth history of Eritreans people, restore the misinformation that spread through enemies of Eritreans like Juntas and their fellows.
ታሪኽ ኤርትራን ኤርትራዉነትን ዘልኣለማዊ ነባሪ ኢዩ።ታሪኽ ኤርትራ ክብልል ዝፍትን ጅግንነት ኤርትራዉያን ከቆናጽብ ዝፍትን ድማ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ዘይኤርትራዊ ኢዩ።ክብሪ ንኤርትራን ኤርትራዉያንን።
I am so proud of you & you are pure eritrean
ኤርትራውነት ብዙሕ ከይሶጎመ ዝተበትከ ኣጉል መንነት እዩ!
Gudam kab akhom znewih melhas hizom terifom. Tarik kedem b seb sre halifu. Dhru ztegebre kulu Eseyas kemey geru ab sltan ynebr enber hager tarik albo koyna. Bet maserti, sdet mrshan, mot ab bahri sahran gelen koynom hji kea hlf zbele ab Tigray yhalk alo seb.
ናይ ብሐቂ መስተውዓሊ፣ለባም፣በሊሕ፣ ፈቃርን፣ ሃገራዊን ሰሎሞን በርሀ። ናትካ ስራሕን ጥበብ ልቦናን ጽንዓትን ሰሚዕካዮን ርኢኻዮን አይጽገብን እዩ። ብዙሕ ሰብ ፈርከሽከሽ ክብል እንከሎ ጽንዓትካ ናይ ብሐቂ መወዳድርቲ የብሉን።
@@ሓኔታ-ጸረህግደፍ niska eka agul riesi temahar.
🇪🇷 i am proud of my eritrean army.
Me too ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Girmay zero ha ha ha i never came across a name fit to the owner
Jignenet deki Erey kulu geze musu ka iti lul fetar semayn midrin zfetere 🙏🙏🙏🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍❤❤❤
We appreciate your hard working all 👍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷
God Job Eritrean Media Net Work . ከምዚ ጌርኩም ድኣ ነዚ ድሕሪ ወራር ወያኔ ዝተወልደ ሓድሽ ወለዶ ምሃሩልና እንበር ፡ ክፍኣትን ሓሶትን ፕሮፖጋንዳ ናይ ወያኔስ ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ። እንቃዕ ድኣ ካብ ሱራ ተማሕወት እዛ በዳን ስርዓት ወያኔ ።
👍🏼🇪🇷💪🇪🇷✌🏾
ኣስተውዒልካሉዶ? ኣብቲ ወጅሃቱን ፈራሕ ውቃበኡን እዚ ፈራሕ ጸሓፋይ ሰሎሙን በርሀ ኣክንዲ ኣግህድ ኣቢሉ እቲ ኲናት ወዲ መድህን በራድን ዉጩን ፊሊጶስን ምእንቲ ስልጣን ወዲ ብዳማ ኪብሉ ከም ዚጀመሩዎ ኪገልጽ ከም ዘይደፈረ ኣብ ገጹ ይርኣየካ!
@@tomasmogos6239
ስቅበል ልሕቲት ኮንዶም ጁንታ መንጀማሪ ናዕና ን ኤርትራውያን ሓበሬታን ነጋርን እየድልየናን እዩ
ተዓወት! ተዓወት! ተዓወት
aje chogar danga hangol dimu, hadimka mexiekas kemzi tizreb
ኣምላኽ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም። ወፍርኩም ኢተዉ። ዓይኒ ኣብይኩም የደፋእ። ጻባ ኣስትኹምና ጻባ ስተዩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫💝🌼🌻💝Against all the odds Eritrea shine out like a sun and defended its teritory, destroyed weyanes evil plan until now.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️Glory to our Hiro Martyres ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Glory to our Hiro Military Defens ♥️🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷❤🐫🐫🐫Peace,Love and Prosperity for Eritrea and Eritreans.God 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Bless Eritrea and Eritreans.
I am delighted to see the bravery of Eritreans are kept in written form. However, we also need to work on distributing these great historic books.
Jeganu deki Erey mearey jeganu manm zeywedadero jignnet awet nhafash 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Thank for sharing your knowledge and your time
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትሕዝቶ ታሪኽ ሓዘል መጽሓፍ :መራሕቲ ተጋሩ ሕጂ ዉን ካብ ሕሉፍ ጌግኦም ዝተማህሩ ዝተኣረሙ ኣይመስሉን::
ኩልና ኤርትራውያን ክንሰምዖ ዝግበኣና ሓቀኛ ታሪኽ።
Solomon, your contribution is immense, I really appreciate your efforts and expertise, thank you.
*ወያነ ካብ 1998-2000ዓ፡ም ኣብ ዝነበረ ኪናት 98000 ሰራዊት ጥራይ ኣይኮነን ከሲሩ 123000 ሰራዊት ኢዩ ከሲሩ ኣብ ጎጉል ቸክ ክትገብርዎ ትክእሉ ኢኩም*
Janda themselves stated or rather admitted they lost 128000 soldiers .
@@hizbawiginbarginbarghinda3872 ሓዎም ተመስገን ደስበለ ዝበሎ ሓቂ ኢዩ ወያነ 1998/ 2000 ዝኸሰሮ ወተሃደር 123000 ሰራዊ ኢዩ ከሲሩ ባዕሉ መለስ ዝተዛረቦ ኣብ
ኣል ጀርስ ገሊጽዎ ኣሎ
etom zmotu natna ke resiekumom denakur mechem seb mktal awet ekum tkoxruwo netom xelaetkum kitketlu zetfaekumom ahwatna zmotu gn ayehmmekumn eyu deku terewaety tuffff gohafat duhurat nay 21 century denakur
@@emteemte3985 *Hmam aleka diyu Adgi resiebayom zbl anbibka abzi*
@@emteemte3985 ኣታ በል ንስኻ ኢኻ ደቆሮ ኣብዚ 21 ክፍለ ዘምን ኣይትጻረፉ እንዳ በልካ ባዕልኻ ትጻረፍ ፐው
Gedim tegadalay Solomon Berhe,a great journalist, and author of many Eritrean historical books.
I am proud of you.ምሉእ ጥዕና እምነየልካ
እብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን እምነ ሰሌ ሓወይ ብርዕኻ ትሰስን
Viva EMN! Viva Selie!
ታሪኽ ብምስና'ድኩም ክብሪ ይግብኣኩም!
Bravo Aabe and Solomon nice data driven analysis 👏. For your information General Bacha Debele explained that clearly for both Egri Mekel and Aseb front.
መርሐባኻ እንካዕ ብሰላም መጻእካ ብጣዕሚ ኢዩ ዝምስጠኒን አዝዩ ዝምህርን ናይ ገድሊ መስተንክራትን ግድላትን ከመይ ከም ዝተሐልፈን ብከመይ ውን አብ ዓወት ከም እተበጽሔ
ስለዚ ነቶም ደውቅና ተመሃሮ ብስርዓት ታሪኽ አቦታቶም ከመይዓነት ሕልኽልኻት ከምዝተሐልፈ
አብ ትምህርቲ ኢዚ መጻሕፍቲ ከምግዴታ ከንብቡ ጸቅጢ እንተዝግበሮሎም።
የቀኒየለይ ጹቡቅ ስራሕ።
🙏🙏🙏🙏💜💙💚 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ketet meket
Ketet menet 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝወዓለ ይንገር ስለ ዝኾነ ብፍላይ ከኣ ነቲ ኩሉ ብውሽጢ ውሽጢ ዝብርዎ ዝነበሩ ምግላጽካ ብፍላይ ከኣ ነቶም ከይፈለጡ ዝዛረቡ ከኣ ኣዝዩ ዓቢ መረዳእታ ስለ ዝህብ ከምዚ ጌርካ ብንጹር ምግላጽካ ብጣዕሚ ተመሲጠ ጽቡቕ ከኣ ምግላጽካ። እዛ መጽሓፍካ ናብ ዓለም ክትዝርጋሕ ኣብ ኢደይ ክትኣቱ ብሃንቀውታ ካብ ዝጽበዩ ሓደ እዩ ። ብኹሉ ኩሉ ነዝን ካልእን ብምግባርካ ክበር ንበር፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ ክብርን ዝኽርን ንስዋኣትና።
God bless you and May give you long life.
Eritrawi jigna
ሰላም ደቂ ኤረ ፡ እቶም ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም፡ ነዚ ታሪኻዊ ፍጻሜ ብመልክዕ
መጽሓፍ ሰኒድኩም ኣብ ኢድ ኣንበብቲ እተብጽሑ፡ ክቡራት፡ ምስጋና ተቀበሉ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብ ህይወትካ ምሉ ኡ ጥዕና ኣብ ሰራሕካ ዕወት ይምነየልካ ኣያናን ሕውናን ሰሎሙን በርህ ሕጀ ውን ደገመ ክላቦውካ ነታ ቀዳመይት መጻሕፍካ ወፍር ሰግር ዶብ ትብል ኣሰፍሕካ ከም ብሐድሸ ጻሐፋ፣ ንኩለን እተን ኣብ ውሸጥ አትዮፕያ ዝተካየዳ ኩናት፣ ናይ ሸረ 1989, ናይ ኣሶሳ ወለጋ 1990, ካልኦትን፣ ነቶም ኣብኡ ዝተሳተፍ ሐትትካ ኣሰፍሕ ኣብልካ እንተ ተቅርባ ብጠዕም ጽብቅ ነሩ፣ ን ተሰፍይ ገብርኣብ ምሰካ እንተ ተሰትፍ ጽብቅ ነሩ ፣ጽብቅ ናይ ኣዛናትዎ ክእለት ኣሎዎ ንሱ፣ የቀንየለይ
Esays zatfaka ykun
@@hiwethaile9814 ጀሰ ቆንዳፍ ዕጋመ፣ ሸቃቅ ውጽእ ካብዝ ፣ክድ ኣብት ናይ ተጋሩ ፣ ኣብኡ ከድክ ሐስው ን ፍክርን፣
ajoka hangol derho. chegar danga
What a great interview - thank you.. Solomon is a legend and great son of Eritrea. I can't wait to read his new book.
እታ መጽሓፍ ኣብይ ተርከብ ትከውን
U can order from Amazon.
enetay eya shema kubur hawey
@@musseandemichael2619" ወፍሪ ስግረዶብ"
ኣይትታሃውኽ ብእምሕርኛ ክትሕተም'ያ : "ዛንታ ለማ በገበያ :: ክርክር
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ሰለሙን በርሄ እግዚአቢሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ዘመንካን ዘርእካን ይባርክ ከማካ የብዝሐልና ቀጽሎ . ፍጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ .ወያነ ድማ ንኤርትራ ዝፋሐሮ ጉድጋድ ውሒጥዎ
Weyane BUDA moyta ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Eza Kentu
Welcome deqi eri
I am proud my beautiful 🇪🇷 strong 💪🏼 soldiers viva 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤟♥️
Thank you Gedim tegalay Solomun Berhe yes welcome to see you keep gone our history thing in future make moves to the best understanding for new generation Anbesa Wedie Abay Nakfa Awet nhafash Happy Independence Day to all Eitrean people .
God bless ours heroes Marty's 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷🤩
btaemi xbuk agelalxa.kbret yihabelna.ezi azyu agedasi sle zikone,ab dege zelo metan eti haqi kifelto ab embassitat entezisded xbuk neiru mbelku.thanks
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤♥♥
ዘሐብን ታረኽ ጅግና!!!
ዘሐብን ታሪኽ!
Solomon berhe, in my opinion, the best writer and story teller eritrea has to offer, I read some of his books
ናይ ብሐቂ መስተውዓሊ፣ለባም፣በሊሕ፣ ፈቃርን፣ ሃገራዊን ሰሎሞን በርሀ። ናትካ ስራሕን ጥበብ ልቦናን ጽንዓትን ሰሚዕካዮን ርኢኻዮን አይጽገብን እዩ። ብዙሕ ሰብ ፈርከሽከሽ ክብል እንከሎ ጽንዓትካ ናይ ብሐቂ መወዳድርቲ የብሉን።
ንጣዕሚ ጽቡቕ መደብ፡ ምቕሉል ጋሻ። መጻሕፍቲ ኣዝዩ ውሑድ እዩ ዝሕተም ብዛዕባ ታሪኽና። በጃኹም እዞም ጀጋኑ ከለዉ ንኹሎም ተጋደልትብ ኣገልግሎትን ኢንተርቬው ኣግብርዎም። ብዙሕ ዘስደምም ታሪኽ ኣሎ ኣብ ግዜ ወራር ወያነ ዝተገብረ ጀግንነት።
In 1992 I went to mekelle to visit, one of the people I know, a young teenager told me that one of the TPLF fighters told him "after we took over addis, our guns will point towards eritrea" this is when I told him that we are preparing for referendum to declare our independence. That's when I understood that they had ill intentions towards us
💜💙💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 gena ayenom enda rayet Eritrea ketebareke eya.
የቀንየልና ኣቶ ሰለሙን።ስለ እቲ ዘይንፈልጦ ታሪክ ብፍላይ ነዞም ትሕቲ 25 ዕድመ ወለዶ ዝተረኽኻልና፡ምክንያቱ ኣብዘይ ንፈልጦ ሃለዉስያ ታሪኽ ከይ ንነብር ዝገበርካና ። ቀጺለ ብትሕትና ዛ መጽሓፍ ኣበይ ይረኽባ ይኽእል ሙሉእ ትሑዝተኣ ከንብብ ስለዝደለኹ ፡ የቀንየለይ።
ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ።እዚ ናይዞም(98)ሽሕ ዝብልዋ ዘለዉ እቲ ዝቀለለ ህልቂት ናይ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኢዩ።ምክንያቱ ወያን ን(27) ዓመት ኣብ ህዝብን፡ኦልልን በጀካ ምትፍናን፡ጽልእን ካልእ ስራሕ ኣይነበሮምን።እዚ ኣብ (1998) ዝተከፍተ ኩናት ባዕሎም ዝሓሰብዋ ኣይኮነን፡ብድሕሪት ኮይኖም ዘሳዉሩ ነይሮም።ነቲ ሓዊ ኣጎቲ ወያነ ብድሕሪት ከኣ ኣናከስቲ፡ዕንጨይቲ ኣቀበልቲ፡ኣሽረፍቲ ምክንያቱ እቲ ሓዊ ከይጠፍእ ኣናከስቲ ነይሮም።እዚኦም ከኣ ኣመሪካ፡ሃገራት ኤሮፓ፡ኣውስትራልያ፡ገለ ካብ ሃገራት ኢስያ ይዋሰኣሉ ነኡረን።ብሰኪ ዱሑር ኣታሓሳስባ ናይ ወያነ ንሕና ኤርትራውያን ቡዙሓት ገንሽል መንእሰያት ከፊልና፡ማእለያ ዘይብሉ ይዝብና ተፋንቂሉ፡ንብረቱን፡ጥሪቱን ተወሪሱ•••ወዘተ።እንታይ ኢልካ ክትገልጾ ክሳራታት ወያነ ዘውረዶ ኣብ ኤርትራን፡ኢትጳያን ።ካዉኡ ሓሊፉ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማእለያ ዘይልቡ ክሳራታት ፡ሕንፍሽፍሽ ተፈጢሩ።ስለዚ እዚ እቲ ንቀለለ ዩ ድሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕን፡ዓመታትን ከኣ መላእ ሃገር ክትሕመስ ኢያ።ምክንያቱ ነታ ሃገር ኣብ ናይ (18) ክፍለ ዘመን ኢዮም መሊሶማ ብሃይማኖት፡ቀቢላ፡ክልል፡ኣውራጃ፡እንዳ፡ዓሌት ፡ስርቂ፡ዙሙት፡ምጭዋይ ህጻናይ፡ምዕማጽ ደቂ ኣንስትዮ ፡ሓሶት ፡ገይ፡ላዝብያን •••ወዘተ፡ክትሳቀ ኢያ።ኢትያጵያ ምላልባት ድሕሪ (100) ዓመት ሰላም እንተ ረከበት እምበር ኣብ (4) ወይ (5) ክትማቃቀል ወይ ክትባታተን ኢያ።ስለዚ ጭፍራ ወያነ ዝገበርዋ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መወዳእታ የብሉን።እዚ ከኣ ሰላም መታን ረኪብና ሃገራት ከይ ምዕብላ ብኩሉ ነገረን ዝመሃዝዋ ናይ ግዳም ሽርሕታት ኢያ።ምክንያቱ ኣፍሪቃ ነብሳ እንተ ኪኢላ ረብሖኦም ክጎድሎም ኢዩ።ህላወ ሃገራት ኤሮፓ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተመርኮሰ ስለ ዝኮነ።ባህራዊ ጸጋታትናን፡ሃብትናን ከንጥቀመሉ ብመገዲ ከም በዓል ጭፍራ ወያነ ገይረን ኣብ ቅልውላው የንብራካ።ስለዚ ጋዜጠኛ ሰለሙን በርሀ ብትገብሮ ዘለካ ሓቀኛ ታሪክ ብምስናድካ ፡ክትቅጽሎ እንዳ ተምሕጸንኩ ብስም ጀጋኑናን፡ብስም እቶም ዝቀበርካዮም ብጾትካን ክብርን፡መጎስን፡ሓበንን ይሰማኢካ።ጋዜጠኛ ሱሎማን ኢድሪስ ዓበ ከምዚ ገርካ ብምቅራብካ ምስ መሳርሕትካ፡ካብ ልቢ ዝነቀለ ምስጋና ይብጻሕኩም።ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋእትና።ዓወት ንሓፋሽ!!!
ሰላም ደቂ ኤረይ 🇪🇷 ጻዕዳ እዛ ትብልዋ ዘለኩም መጽሓፍ ኣበይ ትርከብ ደሓን ሕጅስ ዊዒግን ዶክተር ኣቢ ኣጥፊእዎም እዩ ንሓዋሩ ከም ዳይናሱር ኣጽኒትዎም እዩ እዞም ለመንቲ ቆንዳፋት የቀንየልና ስሌማን ዓበ
ናይ ብሓቂ ጽቡቕን ሓቀኛን ታሪኽ እዩ።ጀጋኑ ደቂ ኤረ ግን ብዝያዳ ዓለም ክትፈልጦስ ብእንግሊዝ እንተ ዝትርጎም ኣዝዩ ጽቡቕ ኔሩ።
I hope you guys will Write it in English Because our children they need to know the history of Eritrea 🇪🇷🙏🏿what happened to ERITREAN. God-bless you all Love 💘Peace ✌and Respect. From ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷Awet Nihafash.🐪🕌💒🕌💒🕊🕊🕊🙏🏿🙏🏿🙏🏿🤲🤲✊✊✊😘💯🌎
You must come up with Amharic version so the massive Ethiopian will know
True
Long live eritrea
Our army is our pride
ናይ ዛ ጭፍራ ዝስደምም እዩ ሃብቲ ኢትዮጵያ ግልበት ኢትዮጵያውያን ተጠቂምካ ርእሲ ኤርትራውያንን ታሪኽ ኤርትራውያን ደምሲስካ ንኢትዮጵያውያን ተምበርኽኾም ።ወያን ብርእሲ ምትሓት ዝሳቀ ውድብ ባዕሉ ክገብር ዝይኽእል ጽግዕትኛ እዩ ።
Ajoka chogar danga,. Hangol melia eya arkey chogar danga.
አታ ረሳሕ እንታይ ታሪክ አለኩም ንስካትኩም ለያቡ።
@@سلطانالسلطان-ر2ن ክክክክ ረሳሕ ንስኻ ዲኻ ዋላ አነ ፉንፉን። ኩሉ ፈንፊንካ ሰራቒ ድሕር ሕጂ ምስራቅ የለን።ናዓኻ እንታይ ይምልከተካ ታሪኽ ናትና።አብታ ስደትካ ክትበልይ ኢኻ።
ብመጀመርታ ሰላም !
ብዛዕባ ኹናት መን ጀሚሩ ደቂሰ ዘይሓድረላ ዝነበርኩ ኣብ ሂዎተይ ዘየደቅስ መን ጀሚርዎ እቲ ኹናት ዝካተዓሉ ዝነበርኩ ሕጂ ኣብሪህካዮ ኣለኻ ምኽንያቱ ዝዋዓለ ይንገር ኣነ ካብቲ ሓደ ዜጋ ኤርትርዊ 5/ይ ዙር ዝነበርኩ ኩሎ ኣጀማምርኡ ብሂዎት ዝተርፍና ኣለና ብርግጽ ኢትዮጵያ እያ ጀሚራቶ ዋላ ኣብ ዛላምበሳ ሰነ 3 -1998 ኣብ ኣምበሰት ገለባ ውን ሰዓት 5 ወጋሕታ ብድብያ ተመሳሲሎም ዝኣተዉና ከቢድ ኩናት ዝተኻየደ ከይተዳለና ንኹናት ፡ ኣነ ባዕለይ ኮር 2001 ናይ ውጩ ኣጋር ስለያ ብዓል ኣባላትና ተስፋልደት ወዲ ኮማንዲስ ብሂዎት እንተዝህልዉ ብዙሕ ታሪኽ ምተተረኸ ኩቡር ዋጋ ዘይተጸበናዮ ከፊልና ፡ከምዚ ካብ መጀመርታ ኣብዚ 24 ዓመታት ከምዚ ክትረኽ ዝግበኦ መናእሰያት ሓቀኛ ታሪኽ ሒዞም ምዓበዩ እዞም ኣብ ዒስራታት ዘለዉ ዕድመ፡ ብሓፈሽኡ ጠቅላላ ኣብዚ ሰለስተ ወራራት 1998-2000 ዓም ኣስታት 250 ሽሕ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሃሊቆም ብመግለጺ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ መለስ ዜናዊ ዝተነበበ ዝነበረ ኣብ ማዕከናቶም , ብዝኾነ ኣብቲ ጊዘ ሰለማውያን ሰባት ዝተጎዱኡና ኔሮም እዮም ብሑሱም ጭካነ ኣብ ሞግኦ ንምንታይ እዞም ህዝቢ ስድራበቶም ኣብ መድያ ንኸይቀርቡ ዘይተገብረ ምኽንያት ውን ቅርሕንቲ ኣብቲ ዶብ ክልቲኡ ህዝብታት ከይዛይድ ተባሂሉ እዩ ኣነ ስለ ዝነበርኩ እየ ንእሽተይ ዝገልጽ ዘለኹ ብዙሕ ኣሎ ዘይተነግረ ክንገር ዝግበኦ፡ ብዝኾነ ንዓና ኤርትርትራውያን ቀንዲ ዝጎድኣና ኣብ ንሕድሕድ ጎንጺ ዓበይቲ መራሕቲ ህዝባዊ ግንባርን ኢሰያስን መሪሕነት ናብ ዎሎዶ መንእሰይ ኤርትራ ሕጊ ብእምነት ዘይምስግጋር እዩ ፡ እስከ ሓደ ሰብ ኣብዚ ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ኣገልግሎት ዝነበረ ከንደይ ታሪኽ ዝሰርሑ ኣለዉ ሓደ ኣብ ላዕለዋይ መዚ ሙሉእ ኮሎኔር ወይ ሚኒስተር ዝተሸመ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣይረኣናን እዚ ብሁጹጽ ጉዳይ ሃገር ስለ ዝኾነ ክትግበር ኣለዎ እቲ ፍትሒ ክኣ ቡኡ ይጀመር፡ ህዝቢ ኤርትራ ተሓበን ስላምካ ብደም ደቅኻ 2000 ዓ/ም ብሕጊ ዓለም ሑብራት ሃገራት ኣብ ኣልጀርስ ዝተኻየደ ዓለም ትፈልጦ ብኽታም ክልቲዕም መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሰነድ ሓቀኛ ታሪኽ ኣለካ ሃገር ትቅጽል ብሕጊ ብመሪሕነት ሓድሽ ዎሎዶ እያ እሞ ሃየ ሕጂ ውን ሰላም ናይ ክልቲኡ ሃገራት ዶባት ብሕጊ ናቡር ምንቅስቃሳቱ ክምለስ ናይ ነብሲ ወከፍና ሓላፍነት እዩ እሞ ብምእዙዝነት ብደይ ትምክሕቲ ብሕጊ ንስራሕ እዛ ሃገር ኩቡር ዋጋ ተኸፊልዋ እዩ ፡ ሰላም ነዚ ኣብ ክልቲኡ ዶባት ዝነብር ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን!
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ምእንቲ ሃገር ዝሓለፉ ስዋትና!
ኤርትራ ንዘላለም ክትነብር እያ።
ማሓሪ 5/ይ ዙር
ኣነስ ሓደ ክለተ ክመዚ ከማካ 5ይ ዙርያ ዝነበሩ ክርኢ ከለኩ ክጻወሮ ዘይክእል ንብዓትን ፡ ጋህን እዩ ዝስምዓኒ ምክንያቱ ክምቲ ዝበሃል ዝተመልሰ ዳርጋ ስለዘየለ ንስካ ዉን እንቃዕ ምስቶም ዝወጹ ኣዉጽኣካ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዉኣትና 🇪🇷🙏🇪🇷❤🇪🇷.
😢😢😢🇪🇷💔
@@samsomwedieri447 ክብረት ይሃበለይ ሰናይ ! ነዚ ሓድሽ ዎሎዶ ሰላሙ ይንገስ ምክብባርና ይሰስን!!!
እዞም ናይ ወያኔ ምልሻ 300000 ዝጠፉኡ ጀሚርካስ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ኢትዮጵያውያን+ዓጋሚኚ ሃሊቆም።
❤🇪🇷❤😘
ናብ ሱዳድ ክትድርበይ ኢኻ ፡ልቅላቂ መዓኮር ዓረብ
@@ሓኔታ-ጸረህግደፍ ገና ገና ተጋሩ ከነዳቅቀኩም ኢና ኣቱም ፉንፉናት ዓሌት
@@ibrahimafaagamet9034 ዓሌት ኣይኮነን ስልጣነ እዩ !
ንርኢ ትብል ዕውርቲ!!
@@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 🤣🤣🤣🤣Sardin kinserhakin ena sened, ni Europa ni Demamu 🤣🤣🤣
🙏🙏🙏🙏🙏💜💙💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Egzabeher mesana yeu Ebenezer.
Eritrea ንዘልኣለም ትንበር 🇪🇷👍👌
That’s why ina eritrawyan nibil Awet nihafash andahaderka zekuri meninet 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏👌
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ertrean ✝️➕. ➕🤲🇪🇷🤲🤲. 👑🇪🇷👑🇪🇷👑👑🙏🏻
ተረጋጊእኩም ናብ ትጽሕፉሉ ግዜ በጽሕና ኣለናሞ፡ ምሉእ ጥዕና እንዳተመነኹ ክብርን ምስጋናን ይግባኣኩም ደቂ ሓላል መሬት።
ብኣምሓርኛን እንግሊዝኛን ተተርጒሙ ህዝቢ ኢትዮጵያ ክፈልጦ እዋናዊ ይመስለኒ።
Thanks a lot selomon berhe mas ye adey dimexi lomi zateku nigho awget keyde kulu tarik adey kenibib u bahgey admen tinan ni hizbi eritrea kibrin megosin ni sematatna 🇪🇷🥰🇪🇷🥰🙏🙏🙏
I am proud to be eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Eritreaw kulu gzemstawet Ngzabherun Hzbun Aminu,Egzabher NEritrean HZban Abzihu ybark Neza Halal Meret🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Betami agdasi interview thank you bezuh nemhare alna🇪🇷❤🙏
thank you Solomon btaEmi znead srah
ርእሲ ትግራዋ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባት ክትምንጩ ማለት ዘበት እዩ፡ተፈጥሮኣዊ ጸገም ዘለዎም ጎረቤት ካብ ተዓደልና ምምካቶም ጥራይ እዩ በቲ ዝርድኦም ቌንቌ ።
100% ፕሮሰንት ጥራይ ዘይኮነስ ፡ 1000% ፕሮሰንቲ ኣይይይ ክትሕግዞም ክሑጉዙኻ ፡ ኣይይይ ከትብልዖኦም ኣይይይ ከብሉዑኻ ፡ ኣይይይ ከም ጎሮቤት ህዝብታት ብሰላም ተኻባቢርካ ክትነብ ክገድፉኻ ፡ እንታይ ደኣ ኤርትራዊያን ሃገር ኮይኖም ኣላቶም ፡ ባሕሪ ኣለዎም ፡ ኤርትራዊያን ይኑዑቑና ኢዮም ፡ ብዝብል ኣረጊት ትምክሕትን ፡ ብደዔን ፡ ጽሊኢን ኣንጻር ኤርትራዊ መንነት ዝዓወሩ ክትርዶኦም ዘይትኽእል ወያላት ፡ ቀናኣት ፡ ሓሳዳት ዝኾኑ ጎሮቤት በጺሖምና መርገም ዝኾኑ ጎሮቤት።
hzbawi gnbar melekotawi hailiy
@ግእዛዊየ bro መለኮታዊ ሓይሊ ዘለዎ ሰብ ከም ዘየለ ይፈልጥ። እስኻ ዉን ትፈልጥ፡ ከምዚ ብምባል ኣይኮንካን ትጸድቅ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💐🤗🤗🤗👏
ወያነ ማለት ሓደጌኛ ቫይረስ እዩ ክሳብ ሕጂ ክጸንሕ ከማን ነዊሕዎ
ሰሎምን በርሃዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መጻመፍትኻ ታሪክ ሃገርና ዝገልጽ መሳጥን ንኽተንብቦም ጥዑማትን እዮም ቃንኽትቅጽሎ ይላበወካ።
Siloman aba kemey kef yibeni dimxu protocolu lili kulu fm kisab za sat dimxu aywexeleyn u ketri kemey dimxu na semaku yidikis 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
ሱሌ thank you
ሰሌ ኣዚና ነመስግን ። እታ መጽሓፍ ብከመይ ንረኽባ
አለው ሓቅኻ ስጋብ ሕጂ ንወያኒ ዘይቀበጽዋን ውሽጣ ዘይፈልጥዋን።
ajoka chogar danga. hangol derho
እንኳዕ ካብ ዘበነ
game over
ናብ ዘበነ ክተት ኣብቃዓኩም እንዳ 10 ፍርንጭት 🤾♀️🥳
Welde Negodguad inkoi kab zemene ferairi nab zemene tenkelalai abkakum ::
@@ghebersemere6856 ገብረ መሃይም ብደዉካ ዝተሸጥካ ጥሪት ልጅ ኢሱ ሓወይ እኳ ኢኻ:: ልጅ ኢሱ ምስ ወያነና ምስተዓርቀኸ እንታይ ክትገብር ኢኻ? ከምቲ ልሙድ ትሽየጥ ሓቀይዶ መሃይም ናይ ካርነሽም ዓይነይ:: ገና ክንራባረብ ኢና ምስ ድንቁርና ኩናት ተኣዊጁ እዩ ኣብ ኤርትራ
ንሰለሙን ብኣካል ኢየ ዝፈልጦ። መጋድልተይ።
ንሚኒስትሪ ዜና ውሑዳት ርኢቶ አለዋኒ።
1 - ኩሉ ጊዜ ወጽሓፍ ተጻሒፋ ኣብ ከምዚ መደብ ድሕሪ ምልላይ ፡ ሰማዒ ነታ መጽሓፍ ብኸመይ መገዲ ክዕድጋ ይኽእል? ኣበየናይ ዌብ ሳይት? ወይ በየናይ ቆንስል? ኤማባሲታትና እዚውን ቅኑዕ ታሪኽ አብ ምዝርጋሕ ዘለዎ ግደ ጥራሕ ዘይኮነ ፡ ብመልክዕ ኣታዊ ንጸሓፍትናን ንእውገትን ጽቡቕ ምኾነ።
2 - ታሪኽ ዘዘንዎ ኣፍ እንተስኢኑ ብላሽ ዩ። ዚ ታሪኽ ዚ ፡ ኣብ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ጥራሕ ዘይኮነ ፡ ንህዝብታት ጎረባብቲ ህዝብታት እቲ ሓቂ ኣብ ምርዳእ ተራ ስለዘለዎ ፡ በቲ ዝርድእዎ ቋንቋ ተተርጒሙ ዋላ ውን ብዝሓሰረ ዋጋ ወይ ውን ብናጻ ክትዝርግሖ ናይ ነዊሕ ረብሓ አለዎ።
ንሰለሙንን ንኣብታ መጽሓፍ ዝተዋሱኡን ነቶም ንሉኣላውነት ሃገር ሂወቶምን ኣካሎምን ዝኸፈሉ ዘልኣለማዊ ክብሪ።
Keep it up our heroes
ከምዚ ጌርኩ ነዚ ወለዶ መሓርዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤❤
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
Thanks
መን ከምእ ህዝባዊ ግንባር ንፉዕ ደራሲ
ጽሑፍ ኣይመዊትን እዩ ንዉሉድ ወለዶ
ክዋራረስ ምኸሰኑ ንኣምን ክብርትን ሕፍርትን
ሃገር ምዉናና ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማታትነሰ
ዓወት ሓፋሽ።
Good job Eritrea medai and journaliste solomon kexlo 👍
አምላኽ አእምሮኹም የስፋሐዮ መመሊሱ ባይቶ ሀገረይ ይባረኽ
መርሓባ 🙏🇪🇷❤️💐💐🇪🇷❤️💐💐🙏🇪🇷❤️💐💐🇪🇷🙏🇪🇷❤️💐💐🇪🇷
❤❤
Selam Selam deki eri
Bravo Solomon Berhe! Good analogy.
🇪🇷🙏🇪🇷❤️
ኢዚኦም ዑሱባት ኤርትራዊያን ተረፍ ጁንታ ጽባሕ ንጎሆ ጽቡቅ ገሮም ከሓፍሩ ኢዮም።
Ameeeeeeeeeeeeeeeeeeeen
If you can translate it to Amharic some.ethiopians might get a chance to know the truth.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይጥፉ ወይስ አንጥፋ ኢያ ነራ ኢሞ ቐዲምኩሞም congra
ብውልቀይ ዘዘንቱዎ ውን አሎኒ ክንን ቅንቶ ሓድሽ-ዓዲን ዑና-ሸሐቕ እግሪ-መኸል ንኺድ ክሳብ ክሳድዒቃ ህልቂት ጃንዳ ሐደ መዓልቲ ከነዘንትዎ ኢና ንኺድ ጥራይ።
Teawet ane wn aleni bzuhhh zezentuwo bflay bzaeba Badma (Badme) kinat weyane 1995 eyom ab leli hzbi jemiromo
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኩላትኩም ደቂ ሪመይ ኣብ ዘለኩሞ ፡ ሰላምን ፍቅርን ስኒቲን ቅሳነትን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እና ተመነኹ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ብዓል ልደትን ካኣ ይኹነልኩም ደቂ ሪመይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ,,,,,,,ንዓይ ንሓውኹም ድማ !!!!!!Subscribe!!!!!ግብር ኣቡሉለይ ደቂ ሪመይ ,,,,,,,,,,,ኣመና ኢየ ዘፍቅረኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ፡ ብጣዕሚ ዘሕብንን ዘኹርዕን ታሪኽ ኢዩ። ስለዚ ድማ ኢዩ ኤርትራዊ ኣፍልቡ ነፊሑ ዝኸይድ። ስለቲ ኣበርክቶኻ ክብርን ምስጋናን ንዓኻን ንመቓልስትኻን ነዞም ሃገር ዘውሓሱ ዋርሳይን ነቲ ዘፍቕሮ ህዝበይን ይግባኣኩም፡ ዘልኣማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና፡ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ነዛ መጽሓፍ ኣበይ ይረኽባ? እንዃዕ ካባኹም ተወለድኩ፡ ክፉእ ናይ ጸላእትኹም ከማን ዘይትምነዩ፡ ከምዚ ሰሎሞን ዝበልካዮ "ሕማቕ ተሰሚዑኒ ምሳይ ስለ ዝተጋደሉ ንህዝቦም ውን ለኪሞሞ" ኩላትና ኤርትራውያን ሃደ ኢዩ ኣታሓሳስባና ንኹሉ ዓለም ጽቡቕ ምትምናይ፡ እቲ ሱቕ ምባልውን ካብቲ ጽቡቕ ባህልና ኢዩ፡ ዘፍቅረኩም የሕዋተይ ሰስኑለይ። ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!
ዝበዝሑ ናይ ሰራዊት ኢትዮጵያ መራሕቲ ዝነበሩ ብደርጊ ግዜ ተሞክሮ ዝነበሮም እዮም ብጀካ ወያነ ።ክብ ተመክሮኦም ክምሃሩ ዝይክእሉ አጽዋር አለና ብዝሒ ሰራዊት አለና አመሪካን ኤሮውፓን ይሕግዛና።ንሕና ኤርትራውያን ፍቅሪ ሃገር ቆራጽነትን ቅንዕናን ሓቅን ስለ ዝለና ንስዕር።ብዛዕባ አብ ግንባር ቡሬ ከመይ ነበረ ካብ ድፋዓቱ አዝልቅ ተባሂሉ አብ ሰጣሕ ጎልጎል ቅይ ዝተስርሔ አይተጠቅሰን።
ጹቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ሰለሙን በርሄ
ዘሕፉ, ዘሕፋ ሐዝዋ ሓዝዎ
በልዎ, በልዋ,, ከልክላ ከልከዎ
ኣግዶምይ,,,, ዘላአይ አዮ, አያ
አንዳትባሓልና በፍርሓተን በይ ማኤልያ
ዘብሎም ሐዝብይ,,, trafficing,,, አንዳተፍጥረ
በይ ናይ ኣለምይ ዘጋታትይ ኣበየ መንገደንይ
ሰርሓውተንይ መክትታለን መሕዋከንይ ኣብ
ናብራና,,, መሰላትይ ከንርከንይ ናይ ተምሐርትይ, ሰራሕውትታትይ, መስይ የዋትካ
መዝርራበንይ መርደዳኤንይ በጎዳይ ሐዝበናንይ ሃገርናንይ ኣብ ዘሎናዮ ሃገረ
አንግልዝይ መሰላት የብልናንይ ::
ናይ ሐዝብይ ፍልሰፍናንይ,, ዘሕፈተንይ
ዘርባን -ከምይ አንሰሳይ መስማየን መራየን
ጥራይ አዮ መሰልና ::
You are great! keep writing the truth history of Eritreans people, restore the misinformation that spread through enemies of Eritreans like Juntas and their fellows.
የቀንየልና ክቡራት ኤርትራውያን ሰለሙንን ስሌማንን ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኢኩም ኣካፊልኩምና እቲ መጽሓፍ ብከመይ ከም ንገዝኦ ኣድራሻ ተሓባበሩና። ኣነ ካብቶም ብሰንኪ ወያነ ዝተፈናቀልኩን ሰራዊትናን ሰራዊት ወያነን ወዲ 5 ዓመት ከለኩ ብዓይነይ ክዋግኡ ዝረኣኩ ኢየ። ሰራዊት ወያነ ማእለያ ዝበሃል ኣይነበሮ እቲ ብዝሖም ኣሽሓት ኣዝዩ ብዙሕ ነይሩ ህዝብና ምስ ራኣዮም ኣዝዩ ሰንቢዱ። ኣዴታት ክበክያ እዝከረኒ እዋይ ደቀይ ሺሾ ፈሲሶሞም እዝግዮ ኣንታፈጣሪ መወዳእትኡ ኣጸብቀልና እናበላ በክየን። ክንደይ መስዋእትን ምፍንቃልን ከልበትበትን ተሓሊፋ መወዳእትኡ ከኣ ስምምዕ ኣልጀርስ ተፈሪሙ። ወያነ ግን ከምዚ ክቡር ኣቶ ሰለሙን ዝበሎ ሻዕብያ ናይ ምጥፋእ ስለዝነበሮም ጉዳይ ዶብ ከም መጣልዒ ትሕጃ ሒዞም ካልእ ሽርሕታት ቀጺሎም እገዳን ዲብፖሎማስያዊ ምንጻልን ቅጠባዊ መሓንቆታት ሰብ ዘይዛረበሉ ግን ወያነ ኣብዚ ዝሓለፈ እዋናት ኣብ በዓል ናጽነትን ዕስራ ሰነ ከባቢን ብዙሕ ግዜ ኣብ ዶባትና ኣብ ልዕሊ ሰራዊትና ተደጋጋሚ ዋጋ ተክፍለና ነይራ ኢያ እዚ ሰራዊት ይፈልጦ ኣብቲ ዶብ ዝነብር ህዝብና ውን መንግስቲ ከኣ ይፈልጦ ሽዑ ኤርትራ ኣብ እገዳን ዲፖሎማስያዊ መሓንቆን ስለዝነበረት መንግስቲ ኤርትራ ብተጸዋርነተ ኢዩ ሓሊፍዎ ነቲኦም ሰራዊትናውን ኣብ ድፈዕ መጺኦም ደሐን ተመጼሙኩም ንሱኩም ነብስኩም ጥራይ ተከላከሉ ናብ ቦትኦም ከይትከድዎም ይብልዎም ነይሮም። ሽዑ ሰራዊትና በቲ ናይ ወያነ ራብሻን ምትኩታክን ይቁጣዕ ስለዝነበረ ብከምዚ ክሳብ መዓስ ኢና ክንቅጽል ንሕና ክንዋጋእ ኣለና ሰላም ንበይነካ ደሊካዮ ኣይከውንን ኢዩ ይብል ነይሩ።ብዝኮነ ብሓያል ጥበብ መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጵያውያን ተቃወምትን ንወያነ ብዘይ ብረት ኣብ ኣዲስ ናብ መቀለ ኣውሪድናያ ብድሕሪኡውን ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ተፈልያ ንበይና ተነጺላ ኣብ መወዳእትኡ ከኣ በቲ ባዕላ ዝገዝአቶ ኣጽዋርን ባዕላ ዘሰልጠነቶ ሰራውትን ተጨፍጪፋ ክትጠፍእ ምርኣየይ ዝስመዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን።
ጉዳይ እዞም ከዳዓት ተጋሩ ዘርዚርካ ዘይዉዳእ እዩ ። ዊዒሉ ሐዲሩ ግን እታ ሐቂ ክትሽፍና ከምዘይካአል ተማሂሮም ክኵኑ ተስፋ ይገብር ።
Ms jubuti Yemen and Sudan ke men jemirwo ymeslekum
ኤርትራ ሃገረይይይይይይ ንዘልኣለም ተባረኪ እዛ ቻነል ሓላትን ምኩራትን ጋዘጠኛታ ሒዞማ ኣለው ፎርሳ ዮናስ ሱሌማን ጴጥሮስ።
yekenyelina
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏