EMNA 1 ብጾተይ ኩላቶም ተሰዊኦም። መተዓልልቲ ስኢነ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 191

  • @selamnukulu5368
    @selamnukulu5368 8 หลายเดือนก่อน +8

    ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ናይ ጅግና ሓርበኛ በርሀ ጻዕዳ ታሪኽ ባ ኣቅርብልና ኣብ ቀጻሊ🇪🇷🥰

  • @sielughebreweld420
    @sielughebreweld420 8 หลายเดือนก่อน +10

    ሂወት ደለዎ ዓቢ መጽሓፍ፡ ሓበን ሃገር። ብደቂቕ ትማል ከም ዝወዓሎ ጌሩ ምዝካሩ ገሪሙኒ። ኣብ ሓንቲ ክፋል ከይትውዳእ ክሓስብ ጸኒሐ።
    የቀንየልና ክቡር ኣቦና። ኤፍሬም ሓዉና ዉን ምስጋና ይኹንካ ታሪኽ ትጥርንፈልና ደለኻ።

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 8 หลายเดือนก่อน +8

    ታሪኽ ጀጋኑና እናክትሰምዖ ዝደምቕ: ቅሰኑ ሰማእታትና: ምቕሊ ሰማእታትና ተ / ጋ ተሽመ ንኸተዘንቱ እንቃዕ ኣብጸሓካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖🙏🏽::

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 8 หลายเดือนก่อน +7

    ንሰማእታት ኤርትራን አርካናትን አብ ነፍሲ ወከፍ መዓልታዊ ሂወትና አለኩም ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 8 หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ ኤፍረም። ክቢሪ ይሃቢካ ዝፈትዎ ገዲም ተጋዳላይ ወዲ ሸቃ ዘምጻእካዮ ።ምስ ዝፈትዋ ክቢሪቲ ባዓልቲ በይቱ ጽገ ።ቢጣዕሚ ተሓግሰ። ናይ ቀደም ቢጾተይ። ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreamahder303
    @eritreamahder303 8 หลายเดือนก่อน +5

    ክብሪ ንጀጋኑ ኤርትራውያን።ክብርን ሞጎስን ይግባኣካ ኣርካን ገድሊ ጅግና ኩቡር አቦና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ቅሰኑ ጀጋኑና ኣለና ኣብ ኣሰርኩም ሕድርኩም ንምትግባር ወትሩ ድልዋት ኢና 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ !!!

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu4628 8 หลายเดือนก่อน +13

    ወዲ ሸቃ ዕድመን ጥዕናን ክምኡ ውን ክብር ሞጎስን ይግባኣካ ኣርካን ገድሊ ጅግና እዚ ዩ ኤርትራዊ ዜጋ ንበር ክበር ወዲ ሸቃ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu4628 8 หลายเดือนก่อน +18

    ሓርበኛ ኣይነብርን ዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ቅሰኑ ጀጋኑና ኣለና ኣብ ኣሰርኩም ሕድርኩም ንምትግባር ወትሩ ድልዋት ኢና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @fekertesahlesahle857
      @fekertesahlesahle857 8 หลายเดือนก่อน

      😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊

  • @hidryhidry7238
    @hidryhidry7238 8 หลายเดือนก่อน +8

    ጅግና ወዲ ሸቃ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ክብሪ ንወርቃዊ ወለዶ ገድሊ ኤርትራ። ዓወት ንሓፋሽ🐪✊🏽🇪🇷🐪✊🏽🇪🇷

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 8 หลายเดือนก่อน +9

    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ! ✊🏿🇪🇷🐪

  • @teweldemeharzgi4205
    @teweldemeharzgi4205 8 หลายเดือนก่อน +7

    ንሓደ ብዙሕ ዘይዝከር (ኣቀዲሙ ስለ ዝተሰውአ) ጅግና ስውእ ዓብደላ ሸይድ ምጥቃስካ ስውእ ተኽለብርሃን ሓንክሽ ካብቶም ቀድስሞት ጀግኑ።

  • @yonas5644
    @yonas5644 8 หลายเดือนก่อน +16

    ኤርትራ ንዘልኣለም ተከቢራን ተሓፋራን ክትነብር ያ ክብርን መጎስን ንስወኣትን ህልዋትን ጀጋኑ ህ ,ሓ,ም,ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍

    • @kibromweldesilasie-gc5qe
      @kibromweldesilasie-gc5qe 8 หลายเดือนก่อน +2

      Thank you For all Service ī🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🌍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪♥️🛖🇪🇷🇪🇷🐪

  • @abdulkadertaha1891
    @abdulkadertaha1891 8 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ግደ ናይ ባሓቂ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ጀጋኑ ኣያታትና ዓለም ከይርክቦቶም ነዞም ዘለው ኣይትሕመቅ ክብረት ይሃብልና። ታሪኽ ብመጽሓፍ ካብ ዝይተጻሓፈ ብቃል ጀግኑ ክስነድ ኣለዎ ። የቅንየልና ወዲ ሽቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናትና ጅግና። Thans for your service.

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 8 หลายเดือนก่อน +10

    ጀጋኑናን ሰማእታትናን ንናጽነትናን መንነትናን ብሲኦል ሓሊፎም ሕጂ ውን ምዕራባውያን ተጻረርትን ኣሻንጉሊቶምን ዘይጠቕሙ ከዳዓትን ኣለዉና ግን ኤርትራና ወትሩ ኣብ ​​ልዕሊ እቶም መርዛማት ተጻባእቲ መንሽሮ ክትዕወት ​​እያ።
    💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 8 หลายเดือนก่อน +5

    ኽብርን ሞጎስን ንስዋ አትና ንኽቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ💎💎💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AkberetAraya-y5b
    @AkberetAraya-y5b 8 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና ወዲ ሸቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ ክብሪ ንወርቃዎ ወለቦ ገድሊ ኤርትርስ፡ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @GdeyGeremicheal-nl5ly
    @GdeyGeremicheal-nl5ly 8 หลายเดือนก่อน +8

    ፆድመን ጥፆናን ይሃብካ ወዲ ሸቃ ብትኩርካ ኣለኻ ብጣፆሚ ደስ ኢሉና ገጽካ ምርኣይና

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 8 หลายเดือนก่อน +6

    EFRIEM GHIDE JIGNA WEDI ERI QEXLO 🎉🎉🎉
    KIBRN ZIKRN NETOM LEYTIN QETRIN KEYTEHALELU HIWETOM ZIHABU HARBENGATAT ERITREANS FREEDOM FIGHTERS 🎉🎉🎉🎉
    EGZIABHIER AMLAK ERITREA HZBAN YBARK 🎉🎉🎉🎉

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 8 หลายเดือนก่อน +3

    መብዛሕቶም ተጋደልትና ነቲ ዝሓለፍዎ ቃልሲ ዳርጋ ቡዙሕ ከምዝረስዑዎ እዮም
    ድዛረቡ ናይ ወዲ ሸቃ ግና ከምዛ ናይ ትማሊ ጌሩ እዩ ዘዕልል ሉቡ ዊን ቡሩህ ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።ኤፍሬም ድማ ነመስግነካ ንፉዕ ባሓቂ።
    ናቅፋ ዋልታ ጽንዓት ሓንሳብ ምስተታሕዘት ደጊማ ናብ ጸላኢ ዘይወደቀት ድሒራን ቃሩራን ኣፍ ዓበትን ቀጺለን ብጅግና ህ ሓ ሓ ኤ ናይ ሽዑ።
    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏❤!!

  • @zahaykassette8094
    @zahaykassette8094 8 หลายเดือนก่อน +7

    መርሓባ ኤፍሬም ዕንባባ ንበር ክበር ጅግና ወዲ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ⚓️🇪🇷⚓️
    ⚓️🇪🇷⚓️ሻዕቢያ ኤርትራ ንኤርትራውያን

  • @erinabella5455
    @erinabella5455 8 หลายเดือนก่อน +3

    ጀጋኑ ስውአትና ወትሩ ይዘከሩ : ፍንጫሕ መሰንገልና እዩም ሓወልቲ ልብና : ሳልኦም ኤረ ሃገር ኮይና ተሰሪዓ ምስ ዓለማ 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @GisilasemeashoAkberom
    @GisilasemeashoAkberom 8 หลายเดือนก่อน +4

    ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስማአታት ❤❤❤❤

  • @aluuuu924
    @aluuuu924 8 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና ወዲ ሸቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤

  • @teweldemeharzgi4205
    @teweldemeharzgi4205 8 หลายเดือนก่อน +7

    ሰላም፡ወዲ ሸቃ። ክብርን ሞሳን ንዓኻ ይኹን ሓርበኛ ። ናይ ምዝካር ክእለትካ ኣድኒቀዮ። ኣብተን ኣብ 75 ዝነበራ ኣሃዱታት ግን ብዘይካ ክፍልታት ኣብ ሰሜን ቦጦሎን 10 ኣብ ደቡብ ሓይሊ 45 ናይ ከቢድ ብረት ኣሃዱታት ከምኡ ድማ ኣሃዱታት ሃንደሳ'ውን ነይረን።

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam6931 8 หลายเดือนก่อน +4

    Anabese deki Eri ❤ 🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmerethadgu9816
    @asmerethadgu9816 8 หลายเดือนก่อน +5

    Kibren mogesen nswatn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @عبودالامين-ب6ي
    @عبودالامين-ب6ي 8 หลายเดือนก่อน +4

    المجدا والخلود لي شهدائنا الأبرار

  • @tsehayeatobrhan6569
    @tsehayeatobrhan6569 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኣየወ ጅግንነት ኣያታትና! ሎሚ ከኣ ከምዚ ገሮም ዘምጹልና ሃገር,ኣብ አዉሮጳን ኣመሪካን ኮይኖም ዝወራዘይ ዘለዉ ክነቅሓሎም ኣሎና

  • @zafubeyene4688
    @zafubeyene4688 8 หลายเดือนก่อน +5

    Zelalami zikri n swatna Awet n hafash . 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael1442 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ . . . 👍🌷🌹💐🌾

  • @dh1208
    @dh1208 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🇪🇷🌹🇪🇷
    ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ

  • @senait4255
    @senait4255 8 หลายเดือนก่อน +1

    ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS ♥️ 🇪🇷 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷‼️

  • @MerhawitTeklebrhan-l8q
    @MerhawitTeklebrhan-l8q 8 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi sheka walta hager jigna nebri moror nay Sebeatat am proud to see u . behansab ab Hanti hayli nerna gobez u neru kemea elu alo kab kulu nay mezkar kealetu zegerem u ❤❤❤❤

  • @solomonhaile8418
    @solomonhaile8418 8 หลายเดือนก่อน +3

    Teshe We'd SHEKA Good seeing you my brother! ❤️ May your life's journey be blessed and accurate with a good health that leads to happiness forever!❤️🇪🇷❤️ Gujjile-Bahli-Awate Ararib👍

  • @AndomOgbazghi
    @AndomOgbazghi 8 หลายเดือนก่อน +1

    እዚዩ ታሪኽ ኤርትራ እዝኦም ዮም እቶም ንዘይስገር ሰግሮም ንኤርትራ ደረከቡና ነዚ ታሪኽ ደዘምብዕ ወይልኡ ክቡር ናይ ጀጋኑ ጅግና ብታሪኽካ ኩራዕ❤🌷🇪🇷🌻🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @keseteteklay190
    @keseteteklay190 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረት ይሃበልና ኣርካናት ገድሊ !!❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rahelokbazion4920
    @rahelokbazion4920 8 หลายเดือนก่อน +2

    Kibrin zikirin n semaetat Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅

  • @mebrahtubeserat5742
    @mebrahtubeserat5742 8 หลายเดือนก่อน +1

    ነመስግን ጀጋኑ ሳላካትኩም አደልዲልና ንረግጽ አሎና ክብሪ ይሃብኩም ጀጋኑ ጅግና ወዳ ሸቃ ዕዓድመ ይሃብካ❤❤❤

  • @rebeccahaile3701
    @rebeccahaile3701 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብሐቂ ሂወትካ ዝዛኽክር ካብ ሃተውተው ወጺእካ ነዚ ሰሚዕክ ዘይሙኖ ክትሰምዕ ከሎኻ መንፈስካ ይሕደስ ዋላ ተማላሊስካ እንተ ስማዕካዮ ዘይምኖ ጥዑም መግቢ እዩ ኤፍረም ብሐቂ ጽቡቅ ክብሪ ይሃብካ ።ክቡር ገዲም ተጋዳልይ ይተሾመ ወልደኺድን ብሐቂ ዘገርም እዩ ልክዕ ከም ዘንብብ ኮይኑ እዩ ዝዛረብ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ።
    ዓወት ንሐፋሽ።

    • @kokobawedi865
      @kokobawedi865 8 หลายเดือนก่อน

      How jmj😊iiii😊biiii😊iiom😊ouijiuj8i8j89nu..iiom njj888😊j8ij8m8i8oii8

    • @kokobawedi865
      @kokobawedi865 8 หลายเดือนก่อน

      8ij

    • @kokobawedi865
      @kokobawedi865 8 หลายเดือนก่อน

      8

    • @kokobawedi865
      @kokobawedi865 8 หลายเดือนก่อน

      88😅

    • @kokobawedi865
      @kokobawedi865 8 หลายเดือนก่อน

      7k

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209 8 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ግርም ተሞኩሮታት:: ንድሕሪት 47 ዓመታት ኢኻ መሊስካና. 🦾🦾

  • @keseteteklay190
    @keseteteklay190 7 หลายเดือนก่อน

    ኢፍረም ግደ ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ መወዳድርቲ የብሉን'ሞ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ !!❤❤❤🎉🎉🎉

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 8 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤
    Eritrea 🇪🇷 sabianizehleme
    Agoka Eritrea Agokumo Eritrea 🇪🇷 ❤🎉❤🎉

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 7 หลายเดือนก่อน

    ጉረመስቀል ራእሱ
    ኩቡር መተዓብይቲ😢😢😢😢
    ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን
    ንጀጋኑ ስውኣትና

  • @dehabtekle4643
    @dehabtekle4643 8 หลายเดือนก่อน +3

    Jeganuna wetru hubunat kuratn ena beakum thgoslun tearflun gze yhabkum !!!! Kubur Samial gde DMA batgebrwo kulu gzie agubat ana amo bzleale qexl wedi Ereyyyyy 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላማት ኤፍሬም ግደ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @user-Eri
    @user-Eri 8 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ንጀጋኑ ኤርትራውያን።

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 8 หลายเดือนก่อน +1

    Kebren mogsen nesmtetna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @HeriWelderfeal
    @HeriWelderfeal 5 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🕯ብልጽግቲ ምዕብልቲ - ኤርትራ ክትህልወና ፥
    ብዕዮ ሰራሕ - ይደበሱ ስውእትና!!!!🕯🇪🇷

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 8 หลายเดือนก่อน

    በጃ ህዝቢ ብርሃን ዓይን ዘወፈኻ ጅግና ክብሪ ይግባኣካ

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 8 หลายเดือนก่อน +7

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌺

  • @DanielHagos-x1f
    @DanielHagos-x1f 8 หลายเดือนก่อน

    Good job Eifar

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 8 หลายเดือนก่อน

    መርሐባ እፍረም ኩሉተቅርቦ ፕሮግራም ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ቀጽሎ ለተንስኤ ሽወደን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐🏆🏆👍👍👍🙏

  • @efriemgebre5013
    @efriemgebre5013 8 หลายเดือนก่อน

    ይቀንየልና ጀጋኑና

  • @asmeromghoitom3283
    @asmeromghoitom3283 8 หลายเดือนก่อน

    Baba tosheme jegna edmen tenan yhabka ezghabher amlak.❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeronMelake-z5h
    @MeronMelake-z5h 8 หลายเดือนก่อน

    Nber kber jgna hawebo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zewdi0987
    @zewdi0987 8 หลายเดือนก่อน

    Wedi sheqa ms sdraka edmen tena yhabka fetari 🙏 klom swatna wetru ab lbna kbrn mogosn nswatna I proud to be Eritriyan ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 8 หลายเดือนก่อน +2

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mebrahtubeserat5742
    @mebrahtubeserat5742 8 หลายเดือนก่อน

    ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ነመስግነካ❤❤❤❤

  • @tesfutsegsy2385
    @tesfutsegsy2385 8 หลายเดือนก่อน +3

    Alena ajoka Tegedalay Teshome wedi shiqa Alena yehewatqa kisen hagerna ahlifna aynihebn zebet ajoka wedi hager 🇪🇷

  • @elsawalday2717
    @elsawalday2717 8 หลายเดือนก่อน

    Wedi sheka harbena jigna brhan hager edmen tenan yhabelna ❤🌹🇪🇷🙏 zelalemawi zkri kibrin mogosn njeganu semaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 Awet n hafash!!!!

  • @sassone5106
    @sassone5106 3 หลายเดือนก่อน

    Good job guys! Keep it on. Efrem Ghide with your team. We would love if you could introduce your team to us.

  • @kibromweldesilasie-gc5qe
    @kibromweldesilasie-gc5qe 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you for all Serviceõ

  • @siumhiskias1199
    @siumhiskias1199 8 หลายเดือนก่อน

    ዱልዱል መሰረት ገዛን መሰረት ገድልን ነባሪ ዕድመ ኣለዎ: ወትሩ ዝኽሪ ንሰማዕታትና ::

  • @meazaghirmay6270
    @meazaghirmay6270 8 หลายเดือนก่อน

    Welcome Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🎉🎉🎉

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 8 หลายเดือนก่อน

    ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤

  • @abessamaria4155
    @abessamaria4155 8 หลายเดือนก่อน

    Wel come deke Eri halalat edmn tenan yehabkum🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @SFGTD-72116
    @SFGTD-72116 8 หลายเดือนก่อน

    መስዋእቲ ንስለ ናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራን ከቢድን ረዚንን እዩ እሞ ሃየ መንእሰያት ንኩሉ እንተታት ንክተት❤❤❤

  • @siumhiskias1199
    @siumhiskias1199 8 หลายเดือนก่อน +1

    ነባሪ ሂወት የለን : ነባሪ ታሪኽ እንበር: የግዳስ ኣሕዋት ምስልናን ሕቖናን እዚ ደርማስ ፍጻሜታት ሰማእታትናን ሕልዋትናን እዩሞ : ንሰንዶ ንምሃረሉ ድማ እዚ ወድሓንኩም ::

  • @ahdanomtesfu8463
    @ahdanomtesfu8463 8 หลายเดือนก่อน

    Harbena aynebrnu tariku eu zwres 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ktet wedi Erey ✊✊✊edmen tenan yhabka kubur Abo🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eri-ef6hz
    @Eri-ef6hz 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉

  • @melatstrass9787
    @melatstrass9787 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 8 หลายเดือนก่อน

    Merhaba deki.erey. ertrawinet. Kubur.mininet. kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷

  • @simrethabtemariam7809
    @simrethabtemariam7809 8 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @michaeltesfaldet5832
    @michaeltesfaldet5832 8 หลายเดือนก่อน

    ካብ ኩሉ ኣቐዲመ ከመይ ኣለኹም እንዳበልኩ ጽቡቕ ንኽትህልዉናይዘልኣለም ሰናይ ትምኒተዩ ናብ ልዑል ኣምላኽና ድማ ሰሰናዩ ክግብረልኩም ምሕጽንታይ የቕርብ።
    ጅግና እፍሬም ግደ ብእትቕርቦ ኩሉ ብዛዕባ ጀጋኑና ስውኣትናን ኩሉ እንትንኦም ንሃገር ዝኸፈላን ዝኸፈሉን ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት ምስጋናና ንቕርብ። ብዛዕባ እታ ውግእ ኣብ ከባቢ እምባደርሆ ዓመጺ ዝበላ ተኸቢብና ፈንጢስና ወጺእና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ዕናላላይ ኔሮም ዶሽካ ኣብቲ ግዜቲ ብህግን ትሓኤ ኩሉ ከባቢ ህዝብን ዘድንቖ ዝነበረ ስዉእ ጅግና መሓሪ ሳሙኤል ተሓጊዝክምዶ ዋላስ ጀብሃ ሓንቲ ኣይገበረትን ኢልካ ሕተቶ ምኽንያቱ ፈጺሙ ስለዘይጠቐሳ ኣብኡ ደቁቲ ከባቢ ተጋደልቲ ስለዝተሰውኡ ሺዑ ተፈሊጡ ህዝቢውን ከም ኩሉግዜ ተኻፊሉዩ። ታሪኽ ከም ኣፈጻጽምኡ እምበር ከም ብሃሊኡ ኣይኮነን።
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ክብሪን መጎስን ምስጋናን ንኩሎም ጀጋኑን።

  • @ከሙኡዩዘሎትወረ
    @ከሙኡዩዘሎትወረ 8 หลายเดือนก่อน

    Efrem temxeom abotat btaami ktdnek ygbeaka❤❤❤

  • @hagosweldat7724
    @hagosweldat7724 8 หลายเดือนก่อน

    Zetiku worqawiyan abotat adetat sile Eza hager kulu tiniom zehabkum abi kibri alona🎉❤🎉❤❤❤❤

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 8 หลายเดือนก่อน

    Thank you my Hero we going to watch the next one tha keep going 🤎🇪🇷🤎🇪🇷🤎🇪🇷🤎🇪🇷🤎

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 8 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ደቂኢረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 8 หลายเดือนก่อน

    ኣዛዚ ቦጦሎኒ ተስፋይ ይትባርኽ ጅግና እዪ ኔሩ

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 8 หลายเดือนก่อน

    Kbren mogsen njegnuna 🇪🇷❤🇪🇷❤️🇪🇷🦁

  • @tsegaysolomon8343
    @tsegaysolomon8343 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኤርትራ ሳላኹም ሃገር ኮይና፡ ንዘለኣለም ክበሩ፡ ጀጋኑና

  • @helendaniel5368
    @helendaniel5368 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @teklebarey5922
    @teklebarey5922 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ERITREAN91Asmera
    @ERITREAN91Asmera 7 หลายเดือนก่อน

    Zelalmawi Zkri nswatna

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 8 หลายเดือนก่อน

    This history is part of Eritrea.

  • @delinaghirmaye1591
    @delinaghirmaye1591 8 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freweiniasmelash4760
    @freweiniasmelash4760 8 หลายเดือนก่อน

    💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biniamghebretinsae
    @biniamghebretinsae 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mihretk5981
    @mihretk5981 8 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh 8 หลายเดือนก่อน

    ዞሎኹ ኢሉኒ ::ብግዝኣብሄር ኣነ ሓይሊ የብለይን ኢለዮ :: ክብድለና ጸኒሑ ካብ 2016 ሕነ ወዲ ሳበ ክፈዲ :: ዓብዱራሕማን ገርሂ እዩ :: ብሰብ ተለክሙ :: አዳራሹ ግን ናይ ሰዓት 6 ብደርና ተሸፍና ርእየያ :: ሺማ ተበላሽዩ : ጠቅላላ ቆንስልያ :: ዓብዱራሕማን ጸልይ ስግድ :: ክፍኣት የልካን ብሰብ ኣይትመራሕ :: ንጹህ ኢኻ ::ኣይትፍራሕ :: ቁኑዕ ስራሕ ::

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 8 หลายเดือนก่อน

    Merhaba deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @TsigeAdal
    @TsigeAdal 8 หลายเดือนก่อน

    Kbrn moghesn n jeganuna

  • @fishasgodom
    @fishasgodom 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤

  • @trsitnegash-b8x
    @trsitnegash-b8x 3 หลายเดือนก่อน

    bejkum ms aboy arakbuni

  • @miliyonm8530
    @miliyonm8530 8 หลายเดือนก่อน +1

    47:48 #Awetnhafash ❤

  • @tesfomesak1699
    @tesfomesak1699 8 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 8 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @KamRi-d9n
    @KamRi-d9n 8 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @Salh-wr5dq
    @Salh-wr5dq 7 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራዊያን ዘሕለፍናዮ መስተክር ይገርም

  • @ماهرعلينوارعلينوار
    @ماهرعلينوارعلينوار 8 หลายเดือนก่อน

    nakfa medri Tarik eya❤❤