ሳዕቤን ምምስሳል | @Idealife
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
- Ideal life Success Coach ኣብ ህይወትና ኣዝዮም ወሰንቲ ዝኾኑ፣ሕልምና ንምስማር ኣብ እንገብሮ ጉዕዞ ኣዝዮም ኣገደስቲ ዝኾኑ ናይ ህይወትን ዓወትን ምስጢራት ከምኡ'ውን ጥበባት ንቐስመላን ዝተፈላለዩ ኣብ ህይወት ንኽጋጥሙና ዝኽእሉ መሰናኽላት ብጥበብን ምስትውዓልን ሰጊርና ናብቲ ንደልዮ ዓይነት ሰላማዊ ህይወት ንኸነምርሕ ዝሕግዙና ብሉጽት ሓሳባት ብምክፋል ንሕብረተሰብና ቅኑዕ ዝኾነ ኣተሓሳስባ ብምህናጽ ብሩህ መጻኢ ንኽህልዎን ብቕንዕናን ብፍቅርን ናይ ዝኾነ ሰብ መሰል ብዘይምግሃስ ንዕብየት ኩላትና ዝተኸፈተት Channel እያ። ንእትገብሩልና ምትብባዕ ኣቀዲምና እንዳመስገና፣ ሰላም፡ፍቅሪ፡ጥዕናን በረኸትን ዝዓሰሎ ህይወት ንምነየልኩም።
Follow us on
Telegram t.me/idealifec...
Facebook / idealifesc
Instagram ...
Tiktok www.tiktok.com...
#idealifeSuccessCoach #eritreanmotivation #tigraymotivation #tigrignamotivation #tigrinyamotivation #eritreanmotivationalspeaker
#eritreanmotivationalvideo #motivationalvideo #eritrea #neweritreanmotivation #eritreanmotivationalspeech #eritreancomedy #neweritreanmovie #ምምስሳል #ሳዕቤን
አሰይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ አምላክ❤❤❤❤
ካልኣይ መምህር ዋፉይተረኪቡ like eske seabuni guys
❤❤❤❤
መምህረይ
👏👏🙏🙏😍
ክብረት ይሃበልና ዝዓርከይ
ሊቢያ መጺና እንታይ ረኪብና እንትርፎ ንጎድል ዘለና ኣጢፊኢናዮ ዘለና ገንዘብ ብሚሒር ምክፋል ምድግጋም እንታይ ጹቡቅ ረኪብና ኣለና ኣብዚ ኮና ኣጢኢፍናዮ ዘለና ልዕሊ እቶም ይሕዋትና ናይ 8 ዓመት ዝሰርሕዎ ኣጢፊኢና ኣለና ብዝኮነ በብዝለንዮ ፈጣሪ ሓስብ ልብና የስምረልና❤❤❤
Excellent
Vergood bro
Great job please do not mix English with Tgrinya ❤❤❤❤ love your show
ብሉጽ ኢኻ ❤
ክብረት ይሃበለይ 😊
I’m proud of you khalidey
You're welcome Aroney 😊
good ❤❤❤
Thanks 😊
❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏
Welcome abi seb ❤❤
ክብረት ይሃበለይ 😊
❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏
ለባም ሰብ ❤❤❤❤❤❤
ኣበዩ እቲ ኣንት
❤❤❤❤❤❤❤