"ህዝበይ ስደዶም"! ብብፁዕ ኣቡነ ሰላማ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 91

  • @abedaberhan
    @abedaberhan 4 วันที่ผ่านมา

    ማዓር ማዓር ዝጣዕሚ ትመምሃሪቲ ቅዱሰ በፁእ አባ ሰላማ አቦና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕና ይሃብልና ክብር አቦና ቃ ሂይወት ሰመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @felegt8066
    @felegt8066 4 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም ትምህርቲ መዓር ዝኾነ ናይ እግዚአብሄር ቃል መሂቦምና ብፁእ አቦና አቡነ ሰላማ በረከቶም ይሕደረና እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ኝዒናን ይሃቦም አሜን ❤🙏❤

  • @user-hf4dm4ue4d
    @user-hf4dm4ue4d 8 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን❤ ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yordialem
    @yordialem 8 วันที่ผ่านมา

    ኣቦና ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ፈጣሪ ሂቡ እቲ ፍፁም ዘይፅገብ ቃል ፈጣሪና ንክተመሓላልፋልና ፀሎተይ እዩ።

  • @magdarodriguez6778
    @magdarodriguez6778 8 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you our father

  • @redaetewelemedhn7186
    @redaetewelemedhn7186 9 วันที่ผ่านมา +2

    Very powerful message 🙏

  • @GirmaBirhan-kf9sc
    @GirmaBirhan-kf9sc 9 วันที่ผ่านมา +4

    ብፁዕ ኣቦና ቤዛ ህዝቢ እዮም እሞ እግዚኣብሔር ይሓግዞም፡፡ ሰላሞም ይብዛሕ፡፡

  • @RobilRobil-pd2jm
    @RobilRobil-pd2jm 5 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና❤❤❤❤❤❤

  • @meemjjo677
    @meemjjo677 8 วันที่ผ่านมา +1

    Our father you are brilliant beautiful nurture lovely kindness care father you are brilliant God bless you and protects you all the time father you are serviaver so always God will God with you until free independent tigray people soon God will God bless all tigray people 🙏🙏🙏

  • @selamtigray3173
    @selamtigray3173 3 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና🙏🙏🙏 ንዓድና ድማ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 วันที่ผ่านมา

    ቅዱስ አቡነ ሰላማ ህዝቢ ትግራይ ብቐትሪ ማዓልቲ ይቕንፀል አሎ አብ መንግስቲ ትግራይ ፀቕጢ ክትገብሩ ይግባእ

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 8 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብፁእ ኣቦናን እሙን ሓላዊናን ብፁእ ኣቡነ ሰላማ ትምህርቲ ቃለ ህይወት የስመዐልና! ብፁእነቶም ትምህርቶምን ቡራኬኦምን ከም ምግቢ የፅግበና ከም ማይ ድማ ዘርውየና ለምለም መንፈሳዊ ህይወትና እዩሞ ኣብቲ ዝተፃበበ ግዜ ኾይኖም፣ መራኽቦ ድማ ድሩት ኣብ ዝኾነሉ፣ ብፀላኢ ፍርቂ እንዳቦናን እንዳነናን ሃገረ ትግራይ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ብምዃና ኣብ ዘይዉሑስ ሃገር ኾይኖም ዘሕልፍዎ ትምህርትን ድኻምን ይርድአና እዩ።
    ኣምላኽ ንብፁእ ኣቦና ነዊሕ ናይ ግልጋሎት ዘበንን ሙሉእ ጥዕናን ይሃቦም!
    ፈጣሪ ንሓቀይና ጓሶት ህዝቢ ትግራይን ሃገረ ኣኽሱምን ብፁኣን ኣቦታትናን ሊቃውንትናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብ!
    እግዚኣብሄር ንቤተክርስትያንናን መንበርና መንበረሰላማን ሃገርና ትግራይን ይባርኽ!
    ፈጣሪ ኣምላኽ ድንዱን ልቢ ፈርኦን ከምዘንተዐ ንህፃናትን ኣደታትን ትግራይ ብድንዱን ልቦም ዘጋፍዑን ዝቐተሉን ናይዚ ዘመን ፎርዖናውያን (ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ኣምሓራን) ዕፃ ፎርዖን ይብፃሓዮም!
    እግዚኣብሄር ንህዝብናን፣ ንቤተክርስትያንናን ሃገርናን ይባርኽ!!!!
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @abedaberhan
      @abedaberhan 4 วันที่ผ่านมา

      በጣዕሚ

  • @user-qp4qx6zw5r
    @user-qp4qx6zw5r 8 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና በረከቶም ይሕደረና 🤲

  • @Grmawit-xx1tt
    @Grmawit-xx1tt 2 วันที่ผ่านมา

    በረከቶም ይሕደረና ብፁእ ኣቦና👏❤

  • @STAMA123
    @STAMA123 8 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 9 วันที่ผ่านมา +2

    ህዝበይ ልቀቅ ከገልግለኒ : ኸዚ እውን ንፈርኦን ዝቀደመ ጎይታ ንኦትዮጵያ ፈርኦናት እውን ክቅድሞም እዩ አሜን!!!

  • @user-jj9yp6cp2w
    @user-jj9yp6cp2w 9 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እግዚአብሔር ነዊሕዕድመንጥዕናንናይአገልግሎቶምንየብዝሓልናብፁዑአቦና

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d 9 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ክቡር ኣቦዋና ይህዝብና ልቀቅዎ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ካማኹም ዝበሉ ኣቦታት የብዘሐልና❤️🙏❤️

  • @user-ty9vy1ic8b
    @user-ty9vy1ic8b 6 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብለይ እግዚኣብሔር ኣምላክ አቡይ🙏🙏💗

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y 8 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ኣቦና እግዝኣቢሔር ብዕድመን ጸጋይ ይሓልወልና በረከቶም ይብጽሓና ኣሜን🙏❤❤❤❤❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 9 วันที่ผ่านมา +7

    Abona Bitsue Liqe Papas Abune Selama- the voice of our people of Tigray! Egziabher Yihabelna!

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l 8 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ኹቡር አቦና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉♥️♥️♥️

  • @STAMA123
    @STAMA123 8 วันที่ผ่านมา

    ኽቡር ብፁእ አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና አሮንና ሙሴና ንሱኹም ኢኹም❤

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 9 วันที่ผ่านมา

    Amen kalehiwet yesmealna edmen tenan yhabelna

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zl 9 วันที่ผ่านมา +3

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ❤❤❤ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ፀጋ በረከቱ የብዘሐሎም ❤❤❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 9 วันที่ผ่านมา

    ብጹእ ኣቦና❤❤❤❤

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zl 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🙏

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-lm8pk9um9c
    @user-lm8pk9um9c 9 วันที่ผ่านมา

    ኣቦና❤❤❤❤❤ እንዃዕ ብሰላም መፁኡ ❤❤❤❤

  • @solomonalem3834
    @solomonalem3834 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 9 วันที่ผ่านมา

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤

  • @user-vw8xe9xt5x
    @user-vw8xe9xt5x 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቦዋይ ንፈትወኩም ኩሉ ግዜ ኣቦ ዉፁዕ ህዝቢ እታ ፀልማት ግዜ እዉን ህዝበይ ኣዞካ እናበልኩም ዘፅናንዕኩምና ሐዚ ደሞ እቱ ዝተረፈ ህዝብና ድምፂ ክንኮነ ኣብ ጎንኩም ኣለና ሓቢርና ክንቃለሰሉ ይግባእ ኣቦዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ኣም❤❤❤

  • @user-xu2kt5od3k
    @user-xu2kt5od3k 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኦ እግዝኣብሄር አምላክ ብምሕረት ዓይንኻ ተሚትካ ስቃይ ህዝብና ኣቅልለልና ብጹእ ኣቦና ሶሎትኩምን ብረክትኩምን ኣይፈለየና 👏👏👏

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 9 วันที่ผ่านมา +1

    Tigray Papas Alewa- the voice of our people! Egziabher Yihagzom Abona. Nehina deqkum ewun ab gonukum alena!

  • @berhanabelay5596
    @berhanabelay5596 8 วันที่ผ่านมา

    Aboma kale hiwet yesmelna amen

  • @evacell668
    @evacell668 8 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦ ፡በረከቶኦም ይሕደረና ፡ሰላም ንኩሉ ወድ ሰብ

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 9 วันที่ผ่านมา +2

    Amen Amen Amen 💖 🙏 💖

  • @fegffghhfh6393
    @fegffghhfh6393 3 วันที่ผ่านมา

    ⭐⭐⭐⭐⭐⭐🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @hhh9007
    @hhh9007 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @aaronmuruts7044
    @aaronmuruts7044 6 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት ያስመዐልና ኣሜን ኣቦና

  • @mabRihit
    @mabRihit 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 8 วันที่ผ่านมา +1

    Kubur Abona Aba Selama Sereke-Berhan le agelgiletom fetarina kibri moges yihabelna kale hiwet yesmealna ❤🙏

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 8 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Abona ❤❤❤❤❤❤

  • @atsedeberhe7359
    @atsedeberhe7359 7 วันที่ผ่านมา

    😮 good mroning
    Father thank you
    God blessed

  • @letushgaltigray2022
    @letushgaltigray2022 9 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና

  • @user-kc9eg8mj7q
    @user-kc9eg8mj7q 6 วันที่ผ่านมา

    ፀጉእ ነዘይብዝሕሉኩም ክብር አብና

  • @manamengesha6938
    @manamengesha6938 7 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @user-of8ej7je3j
    @user-of8ej7je3j 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 9 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስምዓለይ ክቡር አቦና

  • @eleniadal3161
    @eleniadal3161 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @bereketteshale3731
    @bereketteshale3731 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @berhanabelay5596
    @berhanabelay5596 8 วันที่ผ่านมา

    🔥🔥🙏🙏🙏

  • @user-ux4mw5lb3j
    @user-ux4mw5lb3j 7 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ኩቡር ኣቦና😢😢😢😢😢😢

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fhjih578
    @fhjih578 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vg6lo8nn2y
    @user-vg6lo8nn2y 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉😢

  • @tekkewaldo3447
    @tekkewaldo3447 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-ds9xl3yw3m
    @user-ds9xl3yw3m 9 วันที่ผ่านมา

    Abaye Enkuan beselam Metu Ye Egezabher sow

  • @Azms-ic5or
    @Azms-ic5or 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 9 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ብጹእ ኣቦና ኣንደበተ ሩቱኡ ዕድመ ያሃበሉና ናዓና ምእንተ ክጣዓመና❤🙏

  • @user-us3pf2bs2v
    @user-us3pf2bs2v 9 วันที่ผ่านมา

    ብእድመን ብጥዕናን የንብርኩም ኩብር አቦና❤❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 9 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን!!!

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858 7 วันที่ผ่านมา

    😘😘😘😘😘😘👌👌👌

  • @letaygebrehiwot9415
    @letaygebrehiwot9415 6 วันที่ผ่านมา

    ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም❤❤❤❤🙏

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen839 9 วันที่ผ่านมา

    ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😢🤲🤲🤲👏👏👆

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 8 วันที่ผ่านมา

    ኣቦዋ፡እስኩሙስ፡እዚኣ፡ትኩን፡ስራሕኩሙ፡ደቅኩሙ፡ትሕቲ፡ፈጣር፡ድምፅኩሙ፡ተስኣናዮ፡ተስፊ፡ንቆርጸለና😢😢😢😢😢😢😢

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 8 วันที่ผ่านมา

    Eidmen tieinaan yhabelna fetari kbur Abona ❤

  • @user-ns3cp9jz4t
    @user-ns3cp9jz4t 7 วันที่ผ่านมา

    💙🌿👌🌟👮💪

  • @user-ev5nk8vv7i
    @user-ev5nk8vv7i วันที่ผ่านมา

    🤲🤲🤲🤲🤲🤲✝️⛪️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @etn6309
    @etn6309 5 วันที่ผ่านมา

    ቡፁእ ዲያቡለሰ ኢትዮዸያ ዝኻሐደ እብ ኢትዮዸያ እናተቐመጠ እንጀራ ይበልዕ አሎ

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858 7 วันที่ผ่านมา

    🤍🤍🤍😘😘

  • @user-vl6ry5ch9j
    @user-vl6ry5ch9j 4 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ትግራይ ካብ ፖለቲከኛታት ተስፋ የብሉን። ኮይኑ ግና ክቡር አቦና ፀሎትኩምን በረከትኩምን አይፈለዮ።ብናይ አምላኽ ሓይሊውን'ዩ ዝኹሉ ፀገማት ተፃውሩ ዝኸድ ዘሎ።

  • @user-md6ni8zn4j
    @user-md6ni8zn4j 8 วันที่ผ่านมา

    አቦና አቲ ብጓላ ደንቁሩ ዘሎ ህዝቢ አቲ ብልማድ ዝማላለስ ዘሎ ህዝቢ ወንጌል ክርስቶስ ይሰበክ ንሱ አዩ ናፃ ዘውፀአና አምበር ናይ ዓለም መንግስትታት ብምውቃስ ዝቅየር ነገር የለይ

  • @AfariMadSleuthExportedSalt
    @AfariMadSleuthExportedSalt 6 วันที่ผ่านมา

    ቀውስ ውሾች የቀውስ ውሾች ሚድያ

  • @eleniadal3161
    @eleniadal3161 6 วันที่ผ่านมา

    @AfarimadsleuthExportingSaltDB.7h ago ውሻ መሆንህን ለካ ታውቃለህ አተ እባብ😮🐉🐉🐉🐉🐉

  • @RobilRobil-pd2jm
    @RobilRobil-pd2jm 5 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና❤❤❤❤❤❤

  • @hggh7539
    @hggh7539 9 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @gobasommetie4768
    @gobasommetie4768 8 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @user-xu8us7gt6b
    @user-xu8us7gt6b 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @RobilRobil-pd2jm
    @RobilRobil-pd2jm 5 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና❤❤❤❤❤❤

  • @user-uw5ze2pi1i
    @user-uw5ze2pi1i 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @DggDgf-ri6sk
    @DggDgf-ri6sk 9 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @MahiletBerhu
    @MahiletBerhu 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤