Birhane Teklehaymanot (Niaye Nia) ብርሃነ ተ/ሃይማኖት (ንዓየ ንዓ) New Tigrigna Music 2024 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 537

  • @ትግራይትስዕር-ጸ5ሰ
    @ትግራይትስዕር-ጸ5ሰ 9 หลายเดือนก่อน +125

    ነዚ እትሪኡ ዘለኹም ተጋሩ ዘርእኩም ይባረኽ ዓድኹም ትለምልም

    • @NegashTesfay
      @NegashTesfay 8 หลายเดือนก่อน +2

      ዓሜንንንንንንንን

    • @fyuuiigt16
      @fyuuiigt16 7 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን አሜን አሜን

    • @alemalarm8788
      @alemalarm8788 5 หลายเดือนก่อน

      Amen. 🛣️🤲🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🧳🛬☂️🎶🇻🇳🎶

    • @gsjshd3479
      @gsjshd3479 5 หลายเดือนก่อน +1

      amen❤

    • @tffyg65
      @tffyg65 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@fyuuiigt16፤፤😊፤😊😊፤፧?😊😊😊😊😊😊😊😊😊፬ 😊😊😊😊😊8 😊😊😊😊😊ዲ 😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊 😊😊😊😊ኄ 😊መ . ቻ ... .. . : ፡ ; . . . . . . . . . ፬ . . . . . j ም

  • @selamsuu8708
    @selamsuu8708 9 หลายเดือนก่อน +146

    ትግራዋይ ኾይንኻ ምፍጣር ተዕድልት እዩ ትብሉ እስት ኣበይ ኣለኹም 🥰🥰💚💚

    • @GigiGTSADIK-uy2qu
      @GigiGTSADIK-uy2qu 9 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ እምበር ❤❤❤

    • @nawnaw569
      @nawnaw569 9 หลายเดือนก่อน +2

      ኣብዚ ኣሐና ❤ 🤚

    • @eyerusalemberhe8035
      @eyerusalemberhe8035 9 หลายเดือนก่อน +1

      yes

    • @mesi-ug5di
      @mesi-ug5di 9 หลายเดือนก่อน +1

      yes❤❤❤

    • @afrinJahan-h3r
      @afrinJahan-h3r 9 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
    @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ 9 หลายเดือนก่อน +52

    ተጋዳለይ ወዲ ትግራይ❤❤ አበይ አሎ ወደይ አይትበኒ አደይ አይ አላ ጓለይ አይትበሊ አደይ. አሕ ቃንዛ😢😢😢😢 ሰማእታትና ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኢኹም😢😢😢 ክብርን ሞጎስን ናዓኻቱኹም ይኹን ጀጋኑዋኒ ❤

  • @fwddserf
    @fwddserf 9 หลายเดือนก่อน +30

    ዋው ድምፁ ደስ ክብል ካማይ ደስ ዝበሎ👍 ግን ናፍቆት ኣይካኣልኩን መን እንዮ ክንመፅእ ኩሎም ማሓዙትና ዘይለው😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 9 หลายเดือนก่อน +48

    ንሕበር ንስመር ተጋሩ ነንባዕልና ንፍቶ ንተሓጋገዝ ካብ ባዕልና ወፃኢ ማንም ኣይፈትወናን ካብ ዝሓለፈ ንመሃር ፅቡቅ ስራሕ ምስ ዝድሙቅ ባህልና🙏❤️💛❤️💛

  • @ትግራይ-ኸ3ሠ
    @ትግራይ-ኸ3ሠ 9 หลายเดือนก่อน +20

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤🥰🥰💥💥🥰🥰🥰🥰
    ደቂ ረመይ ጥሪ ክሙረዐ እየዋ ላይክ ወቅጥኹሙለይ ሕለፉ🤒😋🤩🤗

    • @مختارعبد-ل5و
      @مختارعبد-ل5و 9 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rutahaile2171
    @rutahaile2171 9 หลายเดือนก่อน +31

    አብ ኩሉ ስነጥበብ ትግራይ ንተጋዳላይ ዘኽብርን ዘፍቅርን ስራሕቲ ኩሉ እዩ ደስ ዝብለኒ። እዚኣ ከዓ ኣዝያ ብልጽቲ ስራሕ እያ። በርትዕ ቀፅለሉ❤️

  • @titiabraha5015
    @titiabraha5015 9 หลายเดือนก่อน +17

    እንካዕ ትግራወይቲ ኮንኩ ትግራወይቲ ብምካነይ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ይመቺኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉🎉❤

    • @gsjshd3479
      @gsjshd3479 5 หลายเดือนก่อน

  • @Hiwotgedena
    @Hiwotgedena 9 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሳይ እንኳዕ ትግራዊቲ ኮንኩ ትግራይ ዓደይ ምሉእ ስላምኪ ይምለስ 😢😢😢ኣብ ስደት ዘለና እውን በሓጉስ ብደስታ ኣብታ ንፍትዋን ንፍቅራን ዓደና ከምዚ እልና ንስሕቅ ይግበረልና ኣሜን(3)ሕማቅ ኣይንካእኩም ስላም ፍቅሪ ጥዕና በብዘለኩምዎ ደቂ ትግራይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @titiabraha5015
    @titiabraha5015 9 หลายเดือนก่อน +16

    ተጋርዋይ ፁሩያት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 9 หลายเดือนก่อน +18

    ተመስገን ተጋሩዋይ ምቁራት ካባካቱም ምፍታርኮ ትዕድልቲዩ ko 🙏💋ማራ ዝገርም ደስ ዝብል ስራሕ ሰሚዐበር ምፅጋብ ስኢነያ❤️💛👊

  • @ሳሌምደላይትፍቅሪ
    @ሳሌምደላይትፍቅሪ 9 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋርዋኒ ሰላምና ዝዘረገስ ፈጣሪ ናይ ኣዲ ኣይክላኣዮ ኩሎም ኣሕዋትና መማህርትና መታዓቢትና እብ ምስ ወፁ ተረፉ💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @JanLok-q9f
    @JanLok-q9f 9 หลายเดือนก่อน +6

    ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ንትዲኤፍ ነክብሮም

  • @TitiNegesu
    @TitiNegesu 9 หลายเดือนก่อน +21

    ኣሰይይይይይ ተጋሩዋኒ ምሩፃት ዘርኢ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ኹሉ ነገሩ ዝወፆ ዘይብሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉 እወ ምስኹም የሐሸና TDFይ ሂወትና❤❤❤❤

  • @mrymhbsy-nl2vl
    @mrymhbsy-nl2vl 9 หลายเดือนก่อน +2

    ታጋሩዋይ ፅሩያት ፍጥረት 🕊️🕊️🕊️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥀🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹🌹💊💊💊💊💊💊💊👏👏👏👏😘😘😘😘😘😘🌺🌺🌺🌺🌺🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌹🌹🌹🥀🥀🥀😍😍😍😍😍

  • @mmpp7573
    @mmpp7573 7 หลายเดือนก่อน +2

    ክናአት እና ምስ እግዚአብሔር ተስፈ አለና ከማይ ዓዱ ዝናፊቀ ይህልዶ እዛ ሙዙቃ ሰምዐስ ስቅ እለ ይነብዕ 😢😢 ትግራይ ዓደይ ሰላምኽ ይብዘሐለይ❤

  • @merhawittesfaybeyene9363
    @merhawittesfaybeyene9363 9 หลายเดือนก่อน +7

    ትግራዋይ ምዃን ትዕድልቲ እዩ።❤💛❤ ፅቡቕ ስራሕ ብሬ ሓወይ👌👌👌🙏

  • @khjmnvkvd
    @khjmnvkvd 9 หลายเดือนก่อน +8

    ተጋሩዋ ፉሉያት ዳድኸድኹሞ ሰናይ እኮመቱኹም ኣቁኑእን ፍቅር ዩኡ ዳጥዕመልና ሕበሩ ስሞሩ ፅቡቁ ስራሕ❤❤❤

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 9 หลายเดือนก่อน +6

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 9 หลายเดือนก่อน +6

    ሰሰኑ ተጋሩዋይ ፍልያት ፍጥረት❤ምሳካ የሐሸን ምሰ ተጋዳላየ ወዲ ትግራየ❤😢

  • @Mreflected742
    @Mreflected742 9 หลายเดือนก่อน +11

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኣሰይ ትግራዋይ ምኳን ትዕድልቲ እዩ

  • @AbrehamAsmare-z7i
    @AbrehamAsmare-z7i 9 หลายเดือนก่อน +121

    ሽአመት ኑሩልኝ እኔ አማራነኝ

    • @ጋልጥጋዉዓማሊ
      @ጋልጥጋዉዓማሊ 9 หลายเดือนก่อน +4

      ❤❤❤❤

    • @nkismolf4738
      @nkismolf4738 9 หลายเดือนก่อน +5

      አሜን የኔ መልካም🙏

    • @amaamam3436
      @amaamam3436 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

    • @ቤቲጋልወየንቲ
      @ቤቲጋልወየንቲ 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @mediጓልፈረሰማይ
      @mediጓልፈረሰማይ 9 หลายเดือนก่อน +6

      ፍቅር ለሰጠን ፍቅር ንሰጠላን እናመስግናለን❤

  • @brhanhaylu1015
    @brhanhaylu1015 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሕውስውስ ዝበለ ስምዒት ይስመዓካ😥😥😥ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኩም ኣሕሕሕ😥💊💪

  • @Ram-m3p6x
    @Ram-m3p6x 9 หลายเดือนก่อน +4

    አጆኪ በሉየይ አዶ ትግራይ ስድራ ስውአት 💔💔💔

  • @ghhhtrrr-ep5jz
    @ghhhtrrr-ep5jz 9 หลายเดือนก่อน +4

    ተጋሩዋይ ሰሱኑለይ💗🥰

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 9 หลายเดือนก่อน +4

    😢😢ናበይ ክንመፅእ ደቅነና ሰኒና ኣብ ስደት ምስ ናፍቆትና😭😭😭😭😭

  • @letinaabreha3205
    @letinaabreha3205 9 หลายเดือนก่อน +5

    Ooh Wow! Fantastic song with the beautiful people I really love it 😍 and Keep it up our beloved one you are a hero as usually 🥰🥰🥰❤️❤️❤️✊✊✊✌️✌️

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 9 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሰይይይይይ ተጋሩዋን ካባኩም ምፍጣረይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን🤲🥺❤❤ ትግራዋይነት ጽሩይ መኒነት✊🌿🌷🌷

  • @mediጓልፈረሰማይ
    @mediጓልፈረሰማይ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ፅልልቲ እየ ብተጋሩ እሞ ለይኩኒ ሰለ ዞም ሰዉኣትይ ዉጋኣትይ

    • @fyuuiigt16
      @fyuuiigt16 7 หลายเดือนก่อน

      love you too gual adey ኣነለ ሕርርቲ ትግራወይቲ እየ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛😘

  • @CrossSuuc-ns8xu
    @CrossSuuc-ns8xu 9 หลายเดือนก่อน +3

    ደጋጊመ ስሙዕ ዉዕልኻ ስሙዕ ሓዲረኻ ዘይትፅገብ ሙዚቃ ንትግራዋ እቲ ሓቀኛ መንነት ዝሓዘት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsehay_braq
    @tsehay_braq 9 หลายเดือนก่อน +3

    ይበል ይበል። ርሑስ በዓል ይኹነልና ኹልና ተጋሩ።

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 9 หลายเดือนก่อน +6

    ተፈታዊ ባህላዊ ደርፊ ❤። ኣነስ ብጭራዋጣ ጽሉል እየ።
    #TDF ❤
    ሰላም ንትግራይ ዓድና፡ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና።

  • @tsEGARlDAwu-oy8mx
    @tsEGARlDAwu-oy8mx 9 หลายเดือนก่อน +3

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉አነሲጭራ ብጥዕምእዩኣካዝፈተውውው🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 9 หลายเดือนก่อน +8

    ብድንግና ኮመት ረኽበያ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ጅግና ወዲ ትግራይ ኩሕሎ ኣበይ አለኩም ተጋሩዋኒ ንዑ ነታባበዐዮ ❤❤❤💛💛💛

  • @MebiMebi-ry5xx
    @MebiMebi-ry5xx 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዝተዳባለቐ ህይወት ዩ ተሰምዕን ፅቡቕ ስራሕ ዩ ቀፅሎ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SamyraIii-z5q
    @SamyraIii-z5q 9 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራዋይነት ትውልዲ ትዕድልቲእዩ መሊኡ ፅሓያ ይብረቅ ዛዓደይ

  • @BereketBeki-p5d
    @BereketBeki-p5d 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብርሃን ዓረክይ ብጣዓሚ ደስ ዝበል ሰረሕ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ErahmetYmare
    @ErahmetYmare 6 หลายเดือนก่อน +10

    እኔ አማራነኝ ወላሂ የትግራይን ሙዚቃ በጣም ነው የመወዴው የትረጉሟ ነገር ግን ማፊ

    • @haileniguse
      @haileniguse 4 หลายเดือนก่อน +1

      እኛም እንወድሻለን

    • @haileniguse
      @haileniguse 4 หลายเดือนก่อน +2

      እኛም እኮ አማርኛ ዘፈን አሰንፖዳለን ግን ፖለቲካ ቆሻሻ ነው

    • @AbdulAzizIsmacil
      @AbdulAzizIsmacil 3 หลายเดือนก่อน +1

      ከናንተ አማራና ትግራዋይ
      ትንሽ ወጣ ያለ ከሱማሌ እሄዉ እኔም ከች ኣልኩኝ ትግርኛም አማርኛም የምሰማ ወላሂ ሁሌቱም ቀንቋ እችላለዉ
      እድሜ ለድሮ መከላከያ
      አማራ ተወላጅ ሆኖ የትግራይ ሙዝቃ አስተረጉሙልኝ ስል ትንሽ ይከብዳል

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ หลายเดือนก่อน +1

    ልገርም ስራሕ♥️💛😭

  • @እግዚአብሄርይመስገን
    @እግዚአብሄርይመስገን 9 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ተጋሩዋይ ምቁራት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @BreyWelechal
    @BreyWelechal 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ተጋርዋይ ቡዙሑለይ ስስኑል💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊🇨🇳ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅሉ ወድ ትግራይ ዓደይ👑👑👑🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳

  • @mmmmmmmm8973
    @mmmmmmmm8973 9 หลายเดือนก่อน +5

    እወ ወዲ ትግራይ ይሐሸኒ ወዲ ዓደይ ዓዱ መክበራይ ❤️💊💊💊❤️💛

  • @kewanitgebrukewanitgebru8165
    @kewanitgebrukewanitgebru8165 9 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋርዋይ ፁሩያት ፍጥረት አልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤

  • @NisaNisa-yo2gq
    @NisaNisa-yo2gq 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይይይይ ተጋርዋኒ ፅብቃት ፍጥረት❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤

  • @stopgenocideontigraypopele3745
    @stopgenocideontigraypopele3745 9 หลายเดือนก่อน +8

    እሰይ ሞራል ዲያስፖራ ቐፀለሉ በተለይ ኸዚስ ኹሉ ኣይኾነይ ጡዑሙዎ ለሎ ዲያስፖራ በተለይ ናብ ዓዲ ዓረብ ንነብር ሞራል ዝህበና ናብ ዓድና ክንብል ግበሩ ንስድራ ንዓዲ ንቤተሰብ ናበልና ፅባሕ ሎሚ ብክቕየር ዕድመና ይኸድሎ ንዓዲ ኣብሉና ❤❤❤ሞራል ሃቡና ኸዚስ ከፊኡናመሊኡ ዘይመልእ ሕሙም ዘይትበፅሓሉ ሙውት ዘይትቐብረሉ ስደት ከርተት ሰላምኺ ይመለስ ዓደይ 😢❤

    • @eyu-u3f
      @eyu-u3f 9 หลายเดือนก่อน +2

      E r mskan ykun haftey natey nskatkn ewn tegadelti ekn jeganu ahwatey sdetkn yhxrelkn fetari❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @stopgenocideontigraypopele3745
      @stopgenocideontigraypopele3745 9 หลายเดือนก่อน

      @@eyu-u3f ኣሜንንንን ፀለትኹም ይርዳኣና

    • @fyuuiigt16
      @fyuuiigt16 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@eyu-u3f❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitgebrehiwet587
    @merhawitgebrehiwet587 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይይይይ ተመስገንካ እስቲ ኣምላከይ ትግራወይቲ ጌርካ ዝፈጠርካኒ እንኳዕ ብማዕዶ ዝሪአኩም ዘይኮንኩም ተጋሩዋይ ኩሉ ዘምሕረልኩም❤❤❤

  • @HaftomVusum
    @HaftomVusum 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰይይይይይይይ ፅሩያተይ ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SamriBaba-fz3oj
    @SamriBaba-fz3oj 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰይይይ ተጋሩዋኒ💛❤💛❤

  • @efbv5178
    @efbv5178 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ተጋርዋይ ሰስንለይ ❤❤❤❤❤ ተጋዳላይ ተተባሃለስ ንብዓት እዩ ልቅድመኒ ኣነሰ 😢😢😢😢

  • @sameralibis6724
    @sameralibis6724 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣስይይይይ ተጋሩዋይ ሙቅራት ፍጥረት🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @razwali4987
    @razwali4987 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ ትጋርዋኒ ከመይ ድየ ዝፈትዎኩም ባህልና ጥዕም

  • @tekleweinigebrekrstos3074
    @tekleweinigebrekrstos3074 9 หลายเดือนก่อน +2

    impressive music love❣❣❣ to Tigrigna music and Tigray

  • @ምሕረትንጉሰጓል
    @ምሕረትንጉሰጓል 9 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ ፅሪያት💊my love❤❤❤💋💋💋

  • @እግዚብሔርእሪኛየነዉ
    @እግዚብሔርእሪኛየነዉ 9 หลายเดือนก่อน +4

    ትግራዋይ ኮይንካ ሚፊጣሪ ኣስስይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bushraspareparts
    @bushraspareparts 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላምኪ ራህዋኺ ይብዛሕ ዓደይ ሓላላይ ትግራይ።እወ ወናኒት ዓቕሊ ፀዋር ።

  • @salamahh7975
    @salamahh7975 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @AhAh-wb7rl
    @AhAh-wb7rl 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ንተጋሩ እሰይ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርና ጀጋኑና ተመሰገን ትግራዋይነት ክብሩ መንነነት❤💛

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 9 หลายเดือนก่อน +1

    አየ ዝባህልና ምጣዓሙ❤❤❤ ምላዳ ናህና ተጋሩሰ ፍልይ እዩ እኮ ሰይይይይይ❤❤❤❤❤

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰይይይይ ተጋርዋኒ❤❤❤❤

  • @ተስፋኣለኝይሳካልምኞ-ኸ2ቀ
    @ተስፋኣለኝይሳካልምኞ-ኸ2ቀ 9 หลายเดือนก่อน +2

    እሰይ እንካዓ ትግራወይቲ ኮንኩ ኣነስኩሩዕቲ እየ ባኣኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @djdjhxjs5347
    @djdjhxjs5347 9 หลายเดือนก่อน +1

    ፁሩያት እካዕ ተጋሩ ኮና❤❤❤❤❤❤

  • @brhanhaylu1015
    @brhanhaylu1015 9 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይይ ደቂ ሪመይ ምዕሩጋት ደስ ክብል ዙ ባህልና እኮ ይፈትወኩም እየ

  • @GdgGddg-uj8rt
    @GdgGddg-uj8rt 9 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ ፅርያተይ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 9 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይይይይይይይይይ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 9 หลายเดือนก่อน +1

    መረበተይ❤ገዳም ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ

  • @ገኒጋልዕዳጋሓሙስ
    @ገኒጋልዕዳጋሓሙስ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ከማይ ንጉሆ ❤❤❤😘😘😘

  • @ለሚየቅዱስጅወርግስልጅ
    @ለሚየቅዱስጅወርግስልጅ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ ፅሩያት💛❤

  • @m0nasaga396
    @m0nasaga396 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዓይኒ ፀላእኹም ይደፈን❤

  • @mhreteabberhe843
    @mhreteabberhe843 9 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋርዋይ ❤❤❤❤

  • @ንግስቲትግራወይቲ
    @ንግስቲትግራወይቲ 9 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ❤

  • @شغالهشغاله-ك9ص
    @شغالهشغاله-ك9ص 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @samueltesfay12
    @samueltesfay12 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርም ስራሕ ብረየ ክብሪ ኒተጋደላይ ❤❤❤

  • @ትግራይእዩደመይTDF
    @ትግራይእዩደመይTDF 9 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ ኩሉ የጥዕመልኩም ድሙቃት❤❤❤❤❤❤

  • @stopgenocideontigraypopele3745
    @stopgenocideontigraypopele3745 9 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይ ከምኡ በሉ ኣይኽፋእኹም ንሕና ንከፋእ ርእስኹም ኣቕንኡ ኣጆኹም መፃና ገዲም ዓድና እሰይ❤❤❤❤

  • @letinaabreha3205
    @letinaabreha3205 9 หลายเดือนก่อน +2

    Amazing traditional song with the talented singer ❤️❤️❤️🥰🥰🥰❤️❤️✌️✌️✌️

  • @Tsrhadesta
    @Tsrhadesta 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ተጋሩዋይ ሰላምኩም የብዘሐዮ

  • @weaszxxzsawq238
    @weaszxxzsawq238 9 หลายเดือนก่อน +1

    ንፉዕ❤️❤️❤️❤️

  • @RaheleMamo
    @RaheleMamo 8 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልል ኩርአት ዓዲ እድመን ጥዕና ፀጋ አምላክ ይሃብካ

  • @SaluSalu-s4u
    @SaluSalu-s4u 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ኣሰይ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

  • @HevenHevenTsegush
    @HevenHevenTsegush หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍጥረት❤💛💊💊💊💊💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @HappyLargeTree-zn7cl
    @HappyLargeTree-zn7cl 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww azi wedi dmxu ktam❤❤❤❤🎉🎉 happy new year tigray adey

  • @birhanegebreslasie4463
    @birhanegebreslasie4463 9 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ባሃሊ ስራሕ ቀፅልሉ ብሬዋይ

  • @mulugetakide964
    @mulugetakide964 9 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ተጋዳላይ 🎉🎉🎉🎉

  • @ጎልራያኩኩፉቶ
    @ጎልራያኩኩፉቶ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😮😮ምስ ተጋድል ሸነንንን ኡዩ እምብይይይ❤🎉

  • @salamuh21
    @salamuh21 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MssMedina
    @MssMedina 9 หลายเดือนก่อน

    ዓይኒ ፀላእትካ ይጥፋእ ሓላል ጭዋ ለዋህ ህዝበይ ህዝብ ትግራይ ❤💛🌹🌼🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @beligaltdf3799
    @beligaltdf3799 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣስይ ተጋሩዋይ ተመስገን❤❤❤❤

  • @zed8332
    @zed8332 5 หลายเดือนก่อน

    ትጋሩዋይ ፂሩያት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ምሳኻይሐሸነ ምሰ ተጋዳላይ አይይይ እህህህ ወደ ሃለቃዋ ኩልጌዜ አብልብይ ትነበረ 💔💔💔💔😭😭😭😢😢ንኩሉኹሙ ጀግናና ክብር ሞጎሱ ንሰዋአት አሕዋትና😢😢😢😢

  • @akebretabraha2768
    @akebretabraha2768 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wow Amazing ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bahabelomgebremedhn2318
    @bahabelomgebremedhn2318 9 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ

  • @salmasalm8448
    @salmasalm8448 9 หลายเดือนก่อน

    አሰይይ ተጋሩዋይ ፅቡቃት ፍጥረት ናፍቅና ሎሞስ ትግራይ ዓድና❤❤❤❤

  • @soos6412
    @soos6412 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዓደይ ሂወተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሰላምሰላምሃይላይ
    @ሰላምሰላምሃይላይ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሓወይ ናተይ❤❤❤❤❤

  • @Fhdt-w6r
    @Fhdt-w6r 9 หลายเดือนก่อน +1

    WOW❤❤❤❤❤

  • @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
    @ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 9 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ምስ ተጋዳላይ የሕሸኒ❤

  • @ጓልደብረጽዮንገብረሚካኤል
    @ጓልደብረጽዮንገብረሚካኤል 4 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይይይይይይ ደስ ባሃሊ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MieriLove
    @MieriLove 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይይይይ ተጋሩዋኒ ምሩፃት ❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💋💋💋💋💘💘💘💘

  • @asefabekele7052
    @asefabekele7052 9 หลายเดือนก่อน +1

    love one from oromia

  • @miti6088
    @miti6088 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤እሰይ ፀላኢኹም ዓይኑ ይፍሰስ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Timetube-313
    @Timetube-313 2 หลายเดือนก่อน

    Wow wow ሓሪፍ ስራሕ። love u tegaru especially TDF