ሳሚኤል ተስፉ - ሰብ ግበርኒ | Samuel Tesfu - Seb Gberni - New Traditional Tigrigna Music | Official Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ธ.ค. 2023
  • ሳሚኤል ተስፉ (Samuel Tesfu) - Seb Gberni (ሰብ ግበርኒ) - New Traditional Tigrigna Music | Official Video 2023
    © Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
    Follow us on:
    Website: www.LeleMusika.com/video
    Facebook: / lelemusika
    Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
    Instagram: / lelemusika
    #SamuelTesfu #SebGberni #LeleEntertainment
    #TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2023 #NewTigrignaMusic
    More Awesome Videos On Our Channel:
    Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
    Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
    Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
    Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
    Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
    Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
    Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
    Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
    Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
    Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
    Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
    Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
    Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...
  • เพลง

ความคิดเห็น • 651

  • @samueltesfay12
    @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน +82

    ❤❤❤ እንኻዕ ኣብፀሐኩም ኒባዓል ልደት

    • @agona4373
      @agona4373 4 หลายเดือนก่อน +10

      ይበል ዙ ሓወይ ይበል ዞም ኣሕዋተይ መናሎ ከማኹም! በል ደጋግመና ኢኻ !

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 4 หลายเดือนก่อน

      @@agona4373 eshi tax

    • @yeyawit
      @yeyawit 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@agona4373w333

    • @user-no1gs3yn4k
      @user-no1gs3yn4k 4 หลายเดือนก่อน +6

      🎉1​

    • @jacksonleckt3795
      @jacksonleckt3795 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@agona4373❤❤❤❤❤❤

  • @samueltesfay12
    @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน +210

    የቅኒየለይ ፈተውተይን ኣደነቅተይን ትገብርለይ ዘለኩም ሓገዝ ሞራለኩም ኣይፈለየኒ ድምፃዊ ሳሚ ሰብ ግበርኒ tax

    • @tigraweyti661
      @tigraweyti661 5 หลายเดือนก่อน +2

      Good job keep it up bro❤

    • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
      @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 5 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቒ ዝድነቕ ስራሕ ብዙሕ ትምህርቲ ዘለዎ ምስኡ ከኣ ምስቶም ጥዑም ዓበይቲ ዓዲ ባህልና ይበል ቀፅለሉ❤

    • @user-ui6ss9ee8p
      @user-ui6ss9ee8p 5 หลายเดือนก่อน +2

      ቡዙሕ ንፅበ ኢና ካባኺ ሳሚቾ❤

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน +6

      ኩሉ ትገብሩለይ ዝለክም ካብ ልቢ ከምስግነኩም ይደሊ ሳላ እቶም ጀጋንና ኢና ሂወቶም ከፊሎም ክንነብር ገርምና ዘለዉ ቢሂወት ተሪፍና ዘለና ሞ ክብርን ኒ ❤❤❤ ጀጋንና

    • @user-op5pi4is7w
      @user-op5pi4is7w 5 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ ፅቡቕ ሰራሕ ቓፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-sb8st7yu9y
    @user-sb8st7yu9y 4 หลายเดือนก่อน +25

    እኔ አማራ ነኝ ትግሬውቹን ሰወዳቸው💋💋👌👌👌❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ love tigery💞💞💞💞💞💞💞💞💞💃💃💃💃💃💃

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 3 หลายเดือนก่อน +37

    ትግራዊነት ፍቅሪን ሕውነትን ሂወትን እዩ ድሕሪ መፅሓፍ ቁዱስ 🇪🇷🌹🇻🇳👍👍👍👍👍

  • @user-qz5du1gg9q
    @user-qz5du1gg9q หลายเดือนก่อน +19

    እኔ አማራ ነኝ ትግራዮች እወዳችሇለዉ 🎉🎉🎉🎉 😘😘😘😘😘😘

    • @TesfagetnetTesfagetnet
      @TesfagetnetTesfagetnet หลายเดือนก่อน +1

      Egna tgrewoch demo yemiwedenn eniwedalen

    • @africapress5784
      @africapress5784 26 วันที่ผ่านมา +1

      እኛንም ለንፅህ እና ባለ ህሊና ሰዉ ከየትም ከምን ከልብ እንወዳለን😍😍😍

  • @AzuGere
    @AzuGere 5 หลายเดือนก่อน +46

    ሳሚየ ጥዕም ድምፁ አብ ዝላዓለ ደረጃ በፂሒኻ ክሪኤካ ትምኒተይ እዩ❤ሰማዕቲ ትግርኛ ነተባባዓዮ😍

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน

      ካብ ልቢ ከመስግነኪ ይፈቱ

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน +1

      Halaley ykuniylay eshi❤❤❤❤

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤

  • @erimychannel3505
    @erimychannel3505 5 หลายเดือนก่อน +55

    I am Eritrean.I love tigray Music selam ymineyelkum tegaru tumat selamn fikrn kfetrelna ymine ❤❤❤❤

    • @tesfamariam4401
      @tesfamariam4401 5 หลายเดือนก่อน +1

      Amen, selam yifterelna🙏

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 4 หลายเดือนก่อน

      Amn kubray

    • @freweynidesta
      @freweynidesta หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @samueltesfay12
    @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน +28

    ሰላም ሰላም ፈተውተይን ኣድነቅተይን እትገብርለይ ዘለኩም ሓቦን ተስፋን ሞርል ከባክም ብጣዓሚ ታሓጊሰ እየ ሓጂ ካብ ዛሓለፈ ተማሂረ ቆንጆ ስራሓ ሒዘ ከም ዝመፅእ ኣይጣራጣርን ይፈትወኩም እየ ካብልቢ❤❤❤❤❤

  • @Selugaltigray
    @Selugaltigray 5 หลายเดือนก่อน +72

    ተጋሩዋይ ዝረገፅኩምዎ ለምለም ዝተዛረብኩምዎ ቀለም ይግበረልኩም
    ድንግል ማርያም ፅላላ ተንብረልኹም
    ንዓይ ሓፍትኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ዞምአሓተይ❤❤

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน

      አምየን ሓላል ሓፍተይ

    • @teamereda8947
      @teamereda8947 3 หลายเดือนก่อน

      😊

  • @user-kv4oq4cz4f
    @user-kv4oq4cz4f 3 หลายเดือนก่อน +7

    😢i love tgray people from amhara🎉💞selam ለሰሜን ህዝብ ❤😢ተጋሩ &ፋኖ ልበይ🥰❤

  • @samueltesfay12
    @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน +12

    ሳላካትክሞ ኣብዛ ደረጃ በፂሐ ኣለኩ ሞ ኢግዚ ኣብሔር ልበና ያሃብክም❤❤❤❤

  • @UfYs-gq1fh
    @UfYs-gq1fh 5 หลายเดือนก่อน +16

    ዊይዊይ በላዕኻያ ካብደይ ለለ ይመችኹም እስኪ ኣቱም ጀጋኑ ተጋሩ😍🥀❤❤

  • @halefomgebreyohanns3442
    @halefomgebreyohanns3442 5 หลายเดือนก่อน +12

    ዋዉ ብጣዕሚ ጥዑም ድምፂ ምስ ባህሊ ትግራይ ዝሓቆፈ ስራሕ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛 ብፍላይ ነዓና ክብሉ ኣካሎም ዝጎደሉ ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣብዚ ምስሊ ምሕዋስካ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ

  • @user-yu8uq9ic6r
    @user-yu8uq9ic6r 5 หลายเดือนก่อน +9

    Welcome ተጋሩዋይ🥰❤❤❤

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 5 หลายเดือนก่อน +36

    ተጋሩዋይ ሽኮራት! ሰብ ጥዑም ባህሊን ጅግንነትን💖💖💖💖

  • @Gebremedhin-nl8pk
    @Gebremedhin-nl8pk หลายเดือนก่อน +5

    ድጋሜ ይፅሕፍ ኣለኩ ተጋሩ ድኩማት ኢና በጃኩም ናይ ትግራይ ባህልን ታሪክን ክዝምሩ ሼር ንግበረሎም ❤❤❤

  • @user-yr4bj6hr6v
    @user-yr4bj6hr6v 5 หลายเดือนก่อน +25

    ትግራዊይ ባዓል ፅሩይ መንነት ሕማቅ ኣይንካእኩም ስላም ፍቅሪ ጥዕና ኣብ ዘለክምዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TmnitTesfay-df2yx
    @TmnitTesfay-df2yx 5 หลายเดือนก่อน +7

    Deki Tigray Ahferom. Deki Adey brukat ❤❤❤❤❤

  • @Tsagu-eo3fh
    @Tsagu-eo3fh 5 หลายเดือนก่อน +12

    እንኳዕ ብስላም መፀእኽም ዳስ ዝብሉ ባህልና ጥዕና ❤❤❤❤❤

  • @user-ji5eg7bs9z
    @user-ji5eg7bs9z 5 หลายเดือนก่อน +6

    ተጋርዋይ ንሓውና ሰብ ንግቦሮ❤❤❤

  • @user-ih3ks1iz4j
    @user-ih3ks1iz4j 5 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ ኣለና ዶ👍👍 ግበሩ
    ኣሰይ ተጋሩዋይ ደስ ኩትብሉ🥰🥰

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit 5 หลายเดือนก่อน +18

    ዋውውው ድምጺ እንቋዕ ሰላም መጻእኻ ትግራዋይ ዓይነይ❤❤😊 ንርኣየሉ ተጋሩ አሕዋተይ❤❤

  • @heijejdhhh1034
    @heijejdhhh1034 5 หลายเดือนก่อน +11

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤️❤️❤️

  • @user-zx6we3xb3r
    @user-zx6we3xb3r 5 หลายเดือนก่อน +7

    ❤❤❤❤ተጋርዋይ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም🎉🎉🎉🎉

  • @yemaryamleg9164
    @yemaryamleg9164 5 หลายเดือนก่อน +71

    ምስቲ ምእንታና ኢሉ ክልተ እግሩ ዝሰኣነ ዘራክበኒ በጀካትኩም ከትሓልፉኒ😥❤🙏

    • @Hnbashatube6681
      @Hnbashatube6681 5 หลายเดือนก่อน +3

      ስልኩ ዶ ክሰደልካ

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤

    • @genetalemayo4932
      @genetalemayo4932 5 หลายเดือนก่อน +1

      ♥️❤️♥️

    • @yemaryamleg9164
      @yemaryamleg9164 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@merhawitkide7839 እሺ ቃንዛ ኣለኒ ቃንዛ ደቅነይ ዝብል ኣድ በለኒ 😢❤

    • @yemaryamleg9164
      @yemaryamleg9164 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Hnbashatube6681እሺ ብምንታይ ክረክበካ❤🙏

  • @fsefdssd1242
    @fsefdssd1242 5 หลายเดือนก่อน +12

    ዝገርም ስራሕ ብባህልና ኣከዳድና ኹሉ ነገር ቐፅለሉ❤❤

  • @user-iy3jv5ok6w
    @user-iy3jv5ok6w 5 หลายเดือนก่อน +9

    ተጋሩዋኒ ባህልና ክብረትና ኣሰይይይ❤❤❤❤

  • @21youzer
    @21youzer 5 หลายเดือนก่อน +4

    ርሑስ በዓል ልደት ፁሩያትዘርኢ እግዛብሄር ተጋሩ❤❤❤

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 5 หลายเดือนก่อน +9

    ተጋሩዋኒ መዓረይይ❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤️❤️🥰🥰💚💚👏

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y 5 หลายเดือนก่อน +8

    ሳሚየ ጀግና አሰንኳዕ ብሰላም መጻእካ ጽቡቅ ስራሕ ተጋሩዋኒ ምስ ጡዑም ባህልና ሰላምኩም ይብዘሐለይ ደቂ ዓባይ ትግራይ🙏❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

    • @user-rs8bd8un8y
      @user-rs8bd8un8y 5 หลายเดือนก่อน

      @BarakiAbrha-ev5re እሺኒ ወድነዋ 🙏❤

    • @HaylomGegezer
      @HaylomGegezer 4 วันที่ผ่านมา

      ​@@user-rs8bd8un8y,

  • @tirhasadane8906
    @tirhasadane8906 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደሰ ዝብል መዚቃ ደሰ ዝበል መልእክቲ አለዎ ትግራይ ዓደይ እዚ መከራን ክፋእን ሓሊፉ እቲ ሓላል ለባም መንእሰይ ትግራይ ናብቲ ንቡር ሂወቱ ዝምልሰሉ ማዓልቲ የሕፅረልና ቸሩ መዳሃኒአለም አሜን።🙏💙💛❤️❤️❤️❤️

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 5 หลายเดือนก่อน +8

    ስለና ኢልካ ክልተ እግርኻ ዝስኣንካ ዝሓወይ ክብሪ ንዓኻ ይኹን ዝጎይታይ እህ😢

  • @samrawitsamrawit8938
    @samrawitsamrawit8938 4 หลายเดือนก่อน +5

    ከማይ ገይሩ ተጋጊሞ ዝሰማዓ ሰብ ይህሊ❤❤❤

  • @SelamSelam-pg5gs
    @SelamSelam-pg5gs 5 หลายเดือนก่อน +4

    ታጋደላይ ሳሚ ሰብ ግበርኒ ቅድም ክብል ይሕርን ዝብል ደርፍካ ኣድናቂት እየ ኣጀኻ❤❤❤

  • @user-sd7cu6ks4w
    @user-sd7cu6ks4w 5 หลายเดือนก่อน +10

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tigray122
    @Tigray122 3 หลายเดือนก่อน +4

    ክቡራት ብሉጻትን ጽሩያትን ጀጋኑን ኩሉ መሊኡ ዝዓደሎም ሰላም ንዓኩም ❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰🥰🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነስ ብዙሕ ዙናሎሚ ደርፊ ኣድናቂት ኣይኮንኩንዋ ኣዒንተይ ምስ ዙጅግና ቱጋዳላይ ምእንታና ኣካሉ ዝጎደለ ከብደይ በሊዑኒ💔❤

    • @Samsunga535G-we2pr
      @Samsunga535G-we2pr 4 หลายเดือนก่อน

      Eshi

    • @mhretmhret270
      @mhretmhret270 3 หลายเดือนก่อน

      ንሱ ደኣ ኮይኑ እንድዩ 😢እንታይ ሞ ክንገብር ንኽእል ግን ሓዚና ንልውጦ ነገር የለን ሂወት ከዓ ይቅፅል ዩ ሓጎስን መርዓን ሓደ ዩ

  • @zenebekahsay8341
    @zenebekahsay8341 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ ጀግና በርትዕ ቀፅለሉ ፤ መሐጎሲ ሰብ ክትኸውን ኢኻ ፤ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሙዙቃ እዩ

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน

      tax ❤❤❤❤

  • @agona4373
    @agona4373 4 หลายเดือนก่อน +9

    ተጋሩ ኩሉ ትኽእሉሉ ኩሉ የጥዕመልኩም ሰብ ዝናር ሰብ ጭራ ሰብ ቢሮ ሰብ ወንበር ሰብ ሰብ ከበሮ ኣናብስ በረኻ ኣናብስ ኣደባባይ ኣናብስ!

  • @selamasweet7680
    @selamasweet7680 5 หลายเดือนก่อน +7

    አሰይይይይይይይይ ምቅራተይ ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @hadushhaftu363
    @hadushhaftu363 5 หลายเดือนก่อน +5

    ዋው..❤❤💛! ሰብ ግብረኒ! ሓሪፍ ስራሕ!

  • @DerjeMulat-bh7hg
    @DerjeMulat-bh7hg หลายเดือนก่อน +1

    i love tigray music and tigray people expet tigray political people from Amhara wollo Ethiopia golden man continue bro

  • @KhanKhan-on7yy
    @KhanKhan-on7yy 5 หลายเดือนก่อน +3

    wowwwwww ተጋርዋይ ፁሩያት❤❤

  • @user-lz1rh4zf1c
    @user-lz1rh4zf1c 5 หลายเดือนก่อน +5

    ተጋሩዋይ ብሉፃት ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 5 หลายเดือนก่อน +13

    መሃሪት ክሊብ ፍቅሪ ንኩሉ እዩ ዝስዕር ብዓቅልን ተፃዋርነትን 😍😍😍

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน

      ፅብቅ ኣለኪ ❤❤❤❤

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ht1lem5mv7e
    @user-ht1lem5mv7e 5 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ ምዑሩጓትን ድሙቃትን ይመችኩም😘😍❤🙏

  • @hailehisho3331
    @hailehisho3331 4 หลายเดือนก่อน +5

    Nice traditional Tigrigna music 💝💝💝

  • @user-jg7du8ls5s
    @user-jg7du8ls5s 8 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ዓደይ ዋውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውውው 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @dwedete389
    @dwedete389 5 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @keleabtsehaye4480
    @keleabtsehaye4480 5 หลายเดือนก่อน +4

    💜💛♥️ ዕንባባ ኢዩ ምልጭ ቁንጂና 💝💜💝

  • @user-eb2rf2nd4k
    @user-eb2rf2nd4k 5 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹምልና ተጋሩዋይ ጥሩያት ፍጥረት❤❤❤❤

  • @SelamGebrekidan-bv1tm
    @SelamGebrekidan-bv1tm 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውዋውዌውዋው ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅርያተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ንኹለኹም ይመችኹም ደስ ዝብል ስራሕ 👌👌👌🥰😍😘🙏🙏🙏

  • @SelamSelam-pg5gs
    @SelamSelam-pg5gs 5 หลายเดือนก่อน +3

    ታንኪው ኣይባሃልን ድዩ 2ሚኢቲ ኣብ ሰሙኑ ዝገርም ደርፊ እውይ

  • @user-me5jq4dv4i
    @user-me5jq4dv4i 5 หลายเดือนก่อน +5

    I am Amhara/Eritrean
    I can understand most of it very beautiful ❤

    • @tigrayhagerey
      @tigrayhagerey หลายเดือนก่อน +1

      amhara Eritrea yemibal ale ende🤔

  • @mabrhetmoh1967
    @mabrhetmoh1967 5 หลายเดือนก่อน +3

    Tegaru forever🇻🇳♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 5 หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ተጋሩዋን❤❤ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ተመሰገንንን🤲😻😻😻😢

  • @medhin8187
    @medhin8187 5 หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ ሰላም መፃእኹም❤❤❤❤
    ደስ ዝብል ባህልና ጥዑም❤

  • @rfghjhhgc3429
    @rfghjhhgc3429 5 หลายเดือนก่อน +4

    ተጋሩዋይ ፅሩይት ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-pl4cm4ou6n
    @user-pl4cm4ou6n 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዋዉ ፅብቁ ስራሕ ሳሚየ ቀፅለሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @magdmagd2558
    @magdmagd2558 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዝባህልና ኽጥዕም

  • @lulbahri
    @lulbahri 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nice videoclip 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ 📹 👍 👌 👏 😀

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 5 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይ ባህልና ክፅብቅ❤❤❤❤

  • @user-ev2ep2bc5y
    @user-ev2ep2bc5y 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ደስ ክበል እንኳዕ በሰላም መፃኹም

  • @MukurTube16
    @MukurTube16 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤des behali music ❤❤❤

  • @tslalomtslalom6021
    @tslalomtslalom6021 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዝፈትወካ ኣርቲስት ❤❤🎉ይሕርን ትብል ሙዚቃ ሰሚዐ ኣይሞንዋን

  • @user-kp3fb6fy8l
    @user-kp3fb6fy8l 5 หลายเดือนก่อน +6

    keep up work so good song ❤️

  • @user-vi3hm6eu8n
    @user-vi3hm6eu8n 5 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ስራሕ፡ ባህልና ጥዑም።

  • @mikidani7186
    @mikidani7186 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kq3es3cw3j
    @user-kq3es3cw3j 5 หลายเดือนก่อน +4

    ይበል ይበል ፅቡቅ ስራሓ ኢለ ዓርከኒ❤❤❤

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน +1

      ቀዳማይ ዓርከይ

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ምሩፃት ዘርኢ 😍😍ምእንታና እዩ ጀግናና ❤

  • @LetebrhanGebremariam-cj7db
    @LetebrhanGebremariam-cj7db 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ❤😘

  • @selulove-wh9zs
    @selulove-wh9zs 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዋዉ ፅቡቁ ስራሕ ሳሚየ ቀፅለሉ❤

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤ taxx

  • @lezebunigusse6259
    @lezebunigusse6259 5 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ፈጣሪ ምጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሊ ትግራይ ካብዝኹሉ ህልቂት ተርፍና አብዚ ንክንህሉ መስዋእቲ ዝኸፈልኩም ጀጋኑን ዋዕሮታትን ክብርን መጎስን ነዓኹም💖💕❤💕💖❤💕❤💕

    • @samueltesfay12
      @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน

      ትክከል ክብርን መጎስን ኒ ጃጋንና ሳላኣቶም እየ ኣብዚደረጃ በፂሐ ዘለኩ

  • @BelaneshMengesha
    @BelaneshMengesha 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሰብግበርዮ❤

  • @selamlove3408
    @selamlove3408 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንካዕ ብሰላም መፃኩም ተግስሩዋይ❤❤

  • @user-qw4ve9qi7q
    @user-qw4ve9qi7q 5 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋሩዋ ፅሩያት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bn6zb9om4l
    @user-bn6zb9om4l 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ሰላም መፃእካ ሳሚ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ

  • @asterabraha7968
    @asterabraha7968 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ፁርያት ፃዓዱ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን
    💖💖💖👌👌👌🌾🌾🌾🌾🌾

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 5 หลายเดือนก่อน +2

    ባህልና❤❤❤❤

  • @magdmagd2558
    @magdmagd2558 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤እንካዕ ብሰላም መፃእኹም

  • @user-tr3kk3tf2y
    @user-tr3kk3tf2y 4 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww des zebl u yekenyelna kalay like texkal mhabnakum

  • @user-fe9ku9xm8r
    @user-fe9ku9xm8r 5 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ትግራይና ምስህዝባ ብሰላም ትንበረልና ጀቅ ሃገረ ትግራይ ዓይነይ ትግራዋይነት ሙርፁ ኩቡር መንነት 💊💊💊💊💊💊😍😍😍💚💚💚💘💘💘😍💊💊💊💊😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏🙏🙏💘

  • @user-mp5kc3ux4j
    @user-mp5kc3ux4j 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ዙባህልና ምፅባቑ ባዕልትና እናባላሸናዮ እምበር ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ከምዚታት ዝበለ ኣብዚሕኩም ስርሑ ❤💛😍😍😍😍😍😍😍

  • @haphtom617
    @haphtom617 5 หลายเดือนก่อน +5

    Great job Sami

  • @avielavi990
    @avielavi990 4 หลายเดือนก่อน +8

    Amazing Tigrigna video music beautiful people of Tigray long life God bless you all 🙏

  • @samueltesfay12
    @samueltesfay12 5 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ልበይ ከመስግነኩም ይደሊ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ly7fs1zf8p
    @user-ly7fs1zf8p 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውው❤

  • @embiaygzaeneye6913
    @embiaygzaeneye6913 5 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ክጥዕምምም ይበል የዓኺ ትግራዋይ ማለት ኩብር መንነት እዩ

  • @dmmksa3370
    @dmmksa3370 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ የመቹኩም ❤❤❤❤

  • @teklehaymanotKinfe
    @teklehaymanotKinfe 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣትንዮ ሰብ እንዶ ግበረኦ❤❤❤❤

  • @user-nl8ql8qb6j
    @user-nl8ql8qb6j 4 หลายเดือนก่อน +2

    Fuluy aynet qdi btami xbuq music qexlelu ❤❤❤

  • @user-rn6mi7pm1t
    @user-rn6mi7pm1t 5 หลายเดือนก่อน +1

    ውድድድድ❤💊💊💊💊

  • @Azebkiros-nv7cl
    @Azebkiros-nv7cl 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ባህልና ጡዑም❤❤❤

  • @user-wy2vd7xp6q
    @user-wy2vd7xp6q 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤

  • @AhMeD-ww8wq
    @AhMeD-ww8wq 4 หลายเดือนก่อน

    انا من السعودية ويعجبني هذا النوع من الاغاني

  • @fikeye
    @fikeye 2 หลายเดือนก่อน +1

    Samiway btaemi zfle anbesaw❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪

  • @user-nx8zi3wj8z
    @user-nx8zi3wj8z 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሳሚ ሓወይ እንኾዕ ብሰላም መፅካ ዝሓወይ ፅቡቅ ሰራሕ ኢዪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @thth6422
    @thth6422 4 หลายเดือนก่อน +1

    des behali ❤❤❤deki tgray ❤❤❤❤

  • @weditigray5782
    @weditigray5782 3 หลายเดือนก่อน

    Great Work Samuel 💯
    TEGARUS are back in the arena. WE TEGARUS are leaders of TIGRIGNA MUSIC 🎶

  • @user-zd1ub9nv2m
    @user-zd1ub9nv2m 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ጀጋኑ ተጋሩዋይ ሰላምና የብዝሓልና❤❤❤🎉🎉🎉