Samson Gebrekiros (Kula Nenata Hiza) ሳምሶን ገ/ኪሮስ (ክንዲ ሽሕ) ኹላ ነናታ ሒዛ / Tigrigna Music (Official Video)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 25 เม.ย. 2024
- Samson Gebrekiros (Kula Nenata Hiza) ሳምሶን ገ/ኪሮስ (ኹላ ነናታ ሒዛ) New Tigrigna Music 2024
goo.gl/e32poa
@LihamMelody
/ lihammelody
/ liham_melody
/ lihammelody
Any unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited.
Copyright ©2024 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigraywedding #ethiopianmusic - เพลง
ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለካ
ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ
ኣብ ሂወትካ ጥዕና
ኣብ ዘለካዬ ሰላም
ይምነየልኩም ደቂ ትግራይ!
አሜን ንዓኻውን
ኣሜን❤
Amen ❤
Amen
ኣሜን ❤
ቀዳመይቲ ባዓለይ እምበር ክንዲ ሽሕ ❤
ኣድነቅቲ ሳይሞን እስከ ❤👍ክጨዉ
በሃንቀዉታ ዝፀበያ ዝነበረ ❤
ኩላ ነናታ ሂዛ ከምዛ ዋዛ😅
@@tekleghebre3125 😂😂😍
🎉
😂😂❤
❤
Tigray, Tigrigna WOW.
I love tigray people much much respect.
Ane hawkum kab 🇪🇷
♥️
❤
ክበረልና ሓውና!
ሲሚ ሓሪፍ ስራሕ .ሀየ ሪኢና ኣይንሕለፍ like ላገበርና ተጋሩ የይይይ 👌👍👍
ድምፂ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ዘለዉ እሱረኛታት ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ 😢😢😢😢
ሳሚየ ዝፈትወካ ጅግና ሓዉና እኳዕ ብሰላም መፃካ ሓሪፍ ስራሕ❤ግን እዋይ ተጋሩዋይ ናበይ ከይድና ኣሕዋትና ባዕልና ዘየተባበዕናዬም መንዩ ከተባብዖም በጃኩም like ሼር ዳገበርኩም ሕለፉ ተጋሩዋይ ምዓረይ ❤🫶so ርሑስ ቅንያት ዓመት ብዓዓል ይኩነልና❤
ብጣዕሚ ዝገርመኒ እዚ ጉዳይ እዩ። ናይ ኣምሓርኛ ወይ ናይ ኤርትራ ደርፊ ትዝኸውን ሚሊዮን ቪወር ይኣትው ኔይሩ ኣብዚ ሀዚ እዋን።
መምህር ሳምሶም ጎቡዝ በርትዕ ኩቡሩን ሙዑርግን ተጋዳላይና
ኩሉ ኣምልኡ ዝሃቦ🌺💞
ሰላምን ጥዕናን ንህዝብናን ንሃገርናን ናተመነይና ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም የራክበና ኣብ ትግራይ ❤❤ላይክ ሃብኒ ❤❤❤❤❤
ኽንዲ ሽሕ my favorite ❤️ እንኻዕ ናብዚ አብፀሓና ታይ ይሳአኖ ጀግና ህዝቢ ትግራይ::ትግራይ ሰብ አለዋ!!
Music of the Year 2024 much love ❤️ 😍😍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dmxi wedi tukabo do tedegima dhri kndey gze
Rhus beal Hosaena deki hagere Tigray❤💛TDF
ፅቡቅ ስራሕ ሳምሶም ሓውና ክንድ ሽሕ ዲኻ ዝበልካ ንስኻ ብዓልኻ ክንድ ሽሕ ኢኻ ❤❤❤
ናይ ብሓቂ ሳምሶን ክንድ ሽሕ❤❤🎉🎉
ተጋሩዋኒ ጥዑም ድምፂ❤️💛🙌
አንካዕ ብሰላም መፀካና ወዲ ኖ ❤
ኣዝዩ ዝገርም ስራሕ'ዩ ሳምሶን ክንድሽሕ። ብግጥሚ በል ብዜማ፡ ብዳይረክቲንግ በል ብድምፂ ታይ ክወፆ። ግቡእካ ብጅግንነት ፈፂምካ ናብ ከምዚ ዝበለ ብሉፅ ስራሕ ብምብቃዕካ ደስ ኢሉኒ፡ ብሽመይን ብሽም ነበር ማሕበረሰብ SOSን ድማ የመስግነካ።
ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤
ተጋሩ ኣወዳት ግርማ መጎሶም ይፍለ ዉርዙያት ጎብለላት💛❤️👌 በዚ ትስማዕመዓ ኣዋልድ like ርገፃኒ
ብኩሉ ጀግና ባዓል ጡዑምድምጺ ❤❤❤❤❤❤❤❤ እንቃዕ ዳሕና መጻእኻ
ተጋሩዋይ ኣብ ዘለክምዎ ሰላም ኩኑለይ። ፍቅርኩም ከዕብደኒ ኢሉ።
ተጋሩ ምቁራት ፅሩያት ወርቂ💛❤️
Good Luck my brother ❤
ዘክብሮ ሐውና ደርፉ ዘይምኖ ሰሚዕካዩ አሰይ እግዚአብሄር ይሐልካ ሐወይ
Oromiaa is the land of hero man's and the most beautiful woman's 😍 blessed country 🙏 Good job man keep up ❤💚💯❤💛👏✅
እንካዕ ሰላም ምፃኻ ጅግና ወዲ ትግራይ ብሉፂ ደሪፍያኣ ኣይ❤❤❤❤❤❤
ቃደመይቲ ባዓለይ ብጣዓሚ ደስ ልብል 👍ተጋሩዋይ
ፅቡቕ ስራሕ ሳምሶመይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ❤❤❤❤
ዝገርም ስራሕ ናብ ቀደምና ተመሊስና ተጋርዋይ የሪእን❤❤❤ትግራይ
ሳሚ ጅግና ባዓል ጥዑም ቓና ብጥዑም ቃላት ሰሚእኻ ዘይሙኖ ኹሉ ደርፍታትካ አምላኽ ይሓልኻ ❤
God bless the people of Tigray❤🇻🇳
ኹላ ነናታ ሒዛ Amazing Brother Samson
❤🎉🎉ሳምሶን ዝፍትዋ ጅግና ❤❤❤❤❤ኣንዃዕ ብስላም መፅኻ
ሳሚ እንካዓ ትግራዋይ ኮንካ ከይቲ ትግራይ ፍልያት ኢኩም
እፍፍ አነስ ክፈትዎ ደራፊ እዚ ተጋሩዋይ ፅሩያት ንበሩና እስቲ ❤❤❤
ጥዑም ደርፊ ኣስሚዕኻና የቐንየልና ሳሚ ሓውና
ንኺድ ጥራሕ 1ሚልየን ስካዕ ዝበፅሕ❤❤🎉🎉
ብጣዕሚ ጥዑም(ፅቡቕ) ስራሕ ወድኖ❤
ሳምሶሞይ ኣታ ጅግና💛❤💛❤
Wow Wow Wow 😮😮😮
what an incredible
piece of music! The singer's voice is truly mesmerizing and has the power to touch hearts and souls. The beautiful lyrics evoke happiness and deeply connect with the emotions. The incorporation of Tigray culture in the music adds a special and unique touch, making it even more captivating. The stunning visuals in the video complement the music perfectly.
Overall, a masterpiece that leaves me speechless.
#samsonGebrekiros #kulanenatahiza
#tigraymusic #love #happyFriday 💛❤️💛❤️
ሓይሊ ጥበብ ኣባኻ ሪኤዮ ሳሚ ብፃየይ መማህርተይን መሳርሕተይን...ገና ዝግበኣካ ቦታ ኣይረገፅካን እሞ ትፅቢተይ ብዙሕ እዩ። አገንዕ!🙏
Nay bhaqi abet dmxi ybel belellna nay wedi Tukabo dmxi dhri kndey lomi zdgmo terekibu deqi adey tuaumat❤❤❤❤
Amazing, beautiful melody Samson 👍💛❤️👏
ክንድሺሕ እልካፀማም ተዋጋየ ገደደ ናይ ሐዝ ኩላ ምላ,,, ኩላ ምላ ማለት ኮ ጅግንነቱ,, ዉሐለነቱ,,, ብርዕ ይሰስን ኢልና,,, ሓውና 🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩
Wow good job 💯👌❤❤❤❤🤗🤗🤗🥰🥰🥰🥰🥰
ጀግናና ክሉ ዘጥዕመሉ ኩሉ ትክእለሉ😍😍😍😍😍😍
ሳምሶን ዘድንቀካ ከያኒ ይበል ስራሕ♥
ሳምሶሞይ ጅግና ብዓል ጥዑም ድምፂ ብጣዕሚ ፅፉፍን ተመራፅን እዩ ኩሉ ስራሕትካ ቀፅለሉ ወዲ ትግራይ ፅሩይ ሓፍትካ ካብ ትግራይ ነባሪት ስዑዲ ዓረብ
አረ ሳሚ ሓዉና ኮሪዕናልካ ፅቡቅ ስራሕ ኣጆካ❤💛✊
This melody deserves millions of views♥️
ኹርዓት ተጋሩ ሳሚ ሓወይ ይሞችኻ 💪
ተመስገን ጥዑም ደርፊ ሰምዒና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሳም ብሉፅ ስራሕ ትፅቢት ግና ቀቲልካና ኢኻ❤❤❤❤
እንካዕ ብሰለም መፃካ ጅግና ሓውና ፅቡቅ ስራሕ ❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️ዋናም,, ወረጃ,,, ጅግና ትግራዋይ 👍😍👍👍
How come still don’t have a million views, this song is a masterpiece Love it ❤
ርግእ ዝበለ ብሉጽ ስራሕ 👌🥰
❤❤❤❤❤❤ጥዑም ልሲን
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ማዓረይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ❤❤❤👌👌👌👑👑
ጡዑም ልሳን ሕሊና ዘሕድስ ደርፊ¡❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቕ ስራሕ ከምወትሮ ክንዲሽሕ❤❤❤
Herzlichen Willkommen Bluts derafi ❤ 👌 🤩
ፀጋዘኣብ ገ/ስላሴ፡ወዲትካቦ፡ክንድሽሕ፡ ናይ 3ቲኦም ድምጺ/ዜማ ይሰምዕ እለኹ። ግሩምዕጹብስራሕ!
Ane win ❤❤❤❤❤
ሳምሶን ገብረኪሮስ እንካዕ ብኣኻ ተደረፈ ጀግና ኢኻ ብጣዕሚ ወድ ነይ ክብሪ ልዓኻ ኣቱም ናይ ሎሚ ትግርኛ ደረፍቲ ብደንቢ ስምዕዎ ሞ ከምዚ ዓይነት ፅቡቅ ስራሕ ሰሪሕኹም ኣስምዑና....ኣይትጥፈአና ንሰምዖ ላሰኣና ኢና👏👏👏👏👏👏👏💪 100/100 Rate👌
Kende kuluen ❤❤
❤❤❤💛 best music, thank you.
እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ሳምሶም ሓወይ 🙏🎉❤️💛🕊🌿
amazing music keep working
አቤት ድምፂ ምጥዓሙ.... ይመችካ ጎበዝ ቀፅለሉ
ልፅበያ ልነበርኹ❤❤❤
ሳሚ ሓወይ ጎብዝ ቀፅለሉ ደስ ዝብል ስራሕ
ክንዲ ሽሕ ፅቡቅ ስራሕ❤💛😘
waw sami zgerm srah 😍😍😍
ሓሪፍ ስራሕ
ዋውውውው ገለ ዓይነት መፀለል🙏ወዲ ሪመይ❤
ደቅታ ሓላል መሬት ተጋሩ አለኩም ዶ ❤❤❤❤
ዋው ድሚፅ ብጣዕሚ ጡዑም 100%❤ ዘይሰመዕኽዎ ዘይውዕል ሳሚ ሓወይ ብጣዕሚ ፁቡቕ ስራሕ ይኡ ቐፅለሉ❤😊🎉
The best sound with the talent artist who contributed a lot during Tigray war time.
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
🌻🌺 መልካም 🌺🌻
🌻🌻 በዓል! 🌻🌻
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻❤❤❤❤❤❤
Sami Hawey Tsebuk serah eyu .... ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ዳሕን መፃእካ ሳሚየ🤴😘 ደሞ ተጋሩዋኒ👍ማረግ ይከፈላል እንዴ🙄👍አርጉ እንጂ ደማሙ🥰
እንዃዕ ብሰላም መፃእኻ ሳሚ ሓወይ❤❤❤❤
ገራሚ ሙዚቃ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ቆንጆ ስራሕ ሳሚ ሓወይ❤❤❤
ጹቡቕ ሲራሕ ❤️
ፈላማይ እየ
ማሻኣሏህ፣ ይበል ፣ ሸገ ስራሕ
ይመችካ ባች ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Gerami derfi eyu keep it up brooo❤❤❤
ሳሚዋይ ፅቡቅ ስራሓ ❤❤❤
ኩላ ንናታ ሒዛ ኣነኸ ማኣስ እየ ናተይ ክሕዝ😁😊
ፅቡቅ ስራሕ
ሓሪፍ ስራሕ❤❤❤❤
ጫሕማይ ሽኮሪና ድምፅኻ ኾላይ ደስ በሀሊ አዮኻ በርትዕሞ
ሳሚ ጅግና ኹሉ ነገር ዘማላእኻ ዋይ ድምፂፂፂፂፂፂፂ❤
Ember kndisheh ❤❤❤❤❤❤❤
always ahead ma bro love u
Wowwwwww harif music yekenyelna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ሳሚ ሓወይ ግርም ስራሕ እዩ👌
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክንድሽሐይ ሓሪፍ ስራሕ my💜👑
ፅቡቅ ስራሕ ሓወኒ
ሳሚየይ ኩሉ ግዜ ቡሉፅ❤
እንቋዕ ሰላም መፃእካ ሳሚ ክንዲሽ ናይና ደስስ ባሃሊ ስራሕ❤❤❤
ጅግናና