ክትዕ ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይ ኣብ ሞንጎ ኣብርሃ ተኽሉን ተክሊት ገብረመስቀል_1ይ_ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #ethio_forum
    #Tefetawi_Tolk_Show
    Eritrean Interviews
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
    #Eritrean_Poletics
    #ጠርጣራው_ስቡሕ
    #ተክሊት_ገብረመስቀል
    #Interview_Tertaraw_Sibuh
    #dialogue_Among_Two_Tigrian_Generation
    #Abrha_Teklu_Teklit_Gebremeskel
    #ኣብርሃ_ተኽሉ_ተኽሊት_ገብረመስቀል
    #ክትዕ_ኣብርሃ_ተኽሉ_ተኽሊት_ገብረመስቐል

ความคิดเห็น • 130

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    አብርሃ Proud of You Really and i have big Respect ❤

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ትክክል

    • @haye5696
      @haye5696 นาทีที่ผ่านมา

      True I wish and hope see things in a bigger picture of Tigray interest like him

  • @meleykidane838
    @meleykidane838 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    I am proud of you Abraha 🎉🎉🎉🇪🇷

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068 58 นาทีที่ผ่านมา +2

    መምህረይ ፅቡቅ ገሊፅካያ

  • @habteabsengal7497
    @habteabsengal7497 51 นาทีที่ผ่านมา +3

    I like your discation keep going it

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መምህር ኣብርሃ ፍጹም መድሃኒት ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ❤❤❤❤❤

  • @tesfayberhane6716
    @tesfayberhane6716 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፅቡቅ ሓሳብ እዮ

  • @yonastecle4551
    @yonastecle4551 54 นาทีที่ผ่านมา +2

    ኣብርሃ ብልሒ ኣርኢካና❤❤❤

  • @mathiastesfaalebel718
    @mathiastesfaalebel718 6 นาทีที่ผ่านมา +1

    We Nationalist tegaru are with Teklit ❤
    Viva Teklisheye 👏👌👌

  • @nakfaalgena5920
    @nakfaalgena5920 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ABRHA LOVE FROM ERITREA

  • @firawuadhana2213
    @firawuadhana2213 27 นาทีที่ผ่านมา +1

    Thanks Teklish " The different is visible"

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    መምህር ኣብራሃ ለባም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tittms2199
    @tittms2199 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome, Abrha, big man, respect

  • @robelsultan8980
    @robelsultan8980 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Respect both of you

  • @algahunaregawi
    @algahunaregawi ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሓሪፍ❤

  • @erina2932
    @erina2932 5 นาทีที่ผ่านมา +1

    Professor Abraha Teklu Authentic man

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    መድሂን ጅግና መምህር ኣብራሃ እንካዕ ኣምፃኽልና

  • @WeldeGebremedhin
    @WeldeGebremedhin 22 นาทีที่ผ่านมา +1

    አብርሃ ተስፋ ትግራይ ኢለካ አለኹ

  • @Hada5lf
    @Hada5lf 48 นาทีที่ผ่านมา +1

    መምህር ኣብራሃ ጅግና

  • @TesfayAbrha4905
    @TesfayAbrha4905 13 นาทีที่ผ่านมา +1

    ብሱል ሓሳብ ኣብርሽ💜🙏

  • @mathiastesfaalebel718
    @mathiastesfaalebel718 4 นาทีที่ผ่านมา +1

    Medhen, please continue the debate . Thank you ❤
    Please bring two TPLF factions CC members to the debate 🙏

  • @AboSeare
    @AboSeare ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣብርሽ ብጣዕሚ ዝበሰለ ሓሳብ
    እንተ ተኽልቶ ኮንቶ ጽልኡ ከም ልዝያት ዘጽልእ እዩ በዚ ስነ ሓሳብ ግዝየኻ ኣይተጥፍእ ይብል

  • @AndomAndom-j7r
    @AndomAndom-j7r 45 นาทีที่ผ่านมา +1

    መምህር ኣብራሃ ጂግና🎉🎉🎉🎉❤

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መ/ም ኣብርሃ ናይ ብሓቂ ብሱል ቁኑዕ ሓሳብ ኢዩ ዝህብ ንስኺ ግን ሚድያኺ ንጌታቾው ደገፍኪ ንጌታቾው ስነ ምግባር ናይ ጋዜጠኛ ዝረሳዕኪ ይመስለኒ ህዝቢ ይዕዘበኪ ኣሎ

  • @AronWsilassie-oe1ye
    @AronWsilassie-oe1ye 34 นาทีที่ผ่านมา

    ኣይቀንዐካን ተኽሊቶም ኣይካኣልካዮን እምበር ጎበዝ ኢኻ ብሓቂ መ/ር ኣብራሃ ተኽሉ ግን ይፍለ እዩ ❤❤❤

  • @GebregergsGeb-oi4ml
    @GebregergsGeb-oi4ml 21 นาทีที่ผ่านมา

    ዕድመይሃብካ/ኣብርሽከማካዘበለሓሳብዝህብእናንደሊ።

  • @eliyasmilkyas1255
    @eliyasmilkyas1255 12 นาทีที่ผ่านมา +1

    Realy smart teacher

  • @NajiMuhammad-x1j
    @NajiMuhammad-x1j 58 นาทีที่ผ่านมา +1

    Abreha gen wow ileka aleku kab🇪🇷

  • @TewoldeEyob
    @TewoldeEyob 49 นาทีที่ผ่านมา +1

    Great person Mr Abraha

  • @AronWsilassie-oe1ye
    @AronWsilassie-oe1ye 47 นาทีที่ผ่านมา +1

    Abrish waww ❤❤❤❤ ተኽሊት እውን በርትዕ 😂

  • @SemieGerie
    @SemieGerie 49 นาทีที่ผ่านมา +2

    መ/ር ኣብርሃ ናብ ደብሪፅ ፅግዕ ይብል ዘሎ ይመስል

  • @eliyasmilkyas1255
    @eliyasmilkyas1255 13 นาทีที่ผ่านมา +1

    Smart teacher

  • @AmanuelYohanes-qe4bp
    @AmanuelYohanes-qe4bp ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብርሀ ትግራይ እንተመሪሕዋ ጥራሕ ያ

  • @The_History_of_Tigrayans
    @The_History_of_Tigrayans 16 นาทีที่ผ่านมา +1

    Abriha well organized

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 5 นาทีที่ผ่านมา +1

    ይሊመዲኪ መዲህን ከምዚ ዓይንት❤ተኽሊት ግና ናይ ምድማፂ ቶኹኡሎኡ ብጣዒሚ እዩ ዝገሪም !!!
    ደብረፂዮንነ ጌቾን ወን ተተምፂዮም ብጣዒሚ እዩ ፅቡቅ ደብረፂዮንኮ ሚዲያ ይፈሪሒ እዩዋ ምናሊባት?

  • @AmanuelYohanes-qe4bp
    @AmanuelYohanes-qe4bp ชั่วโมงที่ผ่านมา

    98 ጀሚሩ ፀገም ሕዋሐት ዝሐበረ ሰብዮ አብርሸ

  • @Berhun-zw9uw
    @Berhun-zw9uw 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @FiliPs-h1w
    @FiliPs-h1w ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Abrha ❤❤❤

  • @BrexMax-ve6ir
    @BrexMax-ve6ir 31 นาทีที่ผ่านมา

    Proud of u Abrish.

  • @adiamgebre7805
    @adiamgebre7805 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አነ ከምዝርደኦን ከምዝከታተሎን መድህን እቲ ነባር ህወሓት ንኽጠፊእ እያ ትሰሪሕ ዘላ ውግንነአ ምስቲ አብ ጉባኤ ዘይ አተወ ሓይሊ እያ

  • @ukbayc
    @ukbayc ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዞም ኣብ ደገ ዘለዉ እኮ ዝበዝሑ ደቂ ዓድዋ እዮም ስለዚ ምስ ትግራይ ኮይኖም ተጋሩ ኢና እዮም ዝብሉ ምስ ራያ ተንቤን 70 እንድርታ ብኸመይ ክስለፉ ይኽእሉ

  • @negahaile5391
    @negahaile5391 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንታይ እይዩ ተፈጢሩ ኣብ ትግራይ ?
    ዘይከውን እቲ ሕቶ።

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ኣቐሚ ፍልጠቶም ን ኣፈላላዮምን ኣብ ሞንጎ ፀጋይ በርሀን መለስን ኮይኑ ዋዕ ስቀውን ፍልጠትዮ

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Abraham is right

  • @KiflomGebreegziabher-q7g
    @KiflomGebreegziabher-q7g ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Neoliberalism v developmental statism, period

  • @shalomshalom09
    @shalomshalom09 9 นาทีที่ผ่านมา +1

    Abraha has a better idea.

  • @Nigesti-r1z
    @Nigesti-r1z 38 นาทีที่ผ่านมา

    Abrha beslet zelewo tigrawy tebarek

  • @michaelweldai7293
    @michaelweldai7293 42 นาทีที่ผ่านมา

    Nfiat ketsllu ❤❤❤❤

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መም ተኽሉ ዝብሎ ዘሎ ኩሎም ንስልጣኖም ንህዝቢ ዝሓልዩ ኣይኮኑን ከምሓፈሻዊ ታሪክ ትግራይ ድማ ተክሊት ጽብቅ ኣሎ ንኩሉኩም ክምእውን መድሂን የድንቀኩም

  • @berhehagos864
    @berhehagos864 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

  • @NatnaelAndeberhan
    @NatnaelAndeberhan 54 นาทีที่ผ่านมา +1

    Abraham, be careful about your life and with whom you meet.

  • @WediRaya-t4c
    @WediRaya-t4c ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    No more leaders of tigray ይኣክል

  • @BinyamBinyam-bl7tz
    @BinyamBinyam-bl7tz ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደብሪፅ ጀግና

  • @YfGdf-p3i
    @YfGdf-p3i 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WeldeGebremedhin
    @WeldeGebremedhin 11 นาทีที่ผ่านมา

    ተኽሊት አይበሰለን

  • @erina2932
    @erina2932 10 นาทีที่ผ่านมา

    ሱዱድ ቢሀር ትኽክል 100%

  • @ukbayc
    @ukbayc 44 นาทีที่ผ่านมา

    ጻድቃ እቲ ንገታቸውን ንወዲ ወረደን ብድሕሪት ኮይኑ ምስ ኣቢ ክሰርሑ ዝደፋፍኦም ዘሎ እዩ ፍጹም

  • @dawitmikiele
    @dawitmikiele 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ደብሪፅ ልቅድሚት

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mebratu-n2x
    @Mebratu-n2x 36 นาทีที่ผ่านมา

    መምህር ሓሳቡ ይግለፅ ልምኻኑ መን እዩ ጠያቂ ገይሩካ ጋዜጠኛ ጠይቃቶ መልሲ ይሓብ ንስኻ ናይ ደብረ ፅንተት ደጋፊ ምኻንካ ፈሊጥና አለና ክትአፍን ደዩ አሌታዊ ወስላቲ

  • @SemieGerie
    @SemieGerie 52 นาทีที่ผ่านมา +2

    ተኽሊት ብጣዕሚ መስተውዓሊ

  • @Araeyaraya-e2u
    @Araeyaraya-e2u 10 นาทีที่ผ่านมา

    አብ መወዳእታ አትዬ ትፅቡይ አምሽዬ

  • @محمد-ت1ش5ر
    @محمد-ت1ش5ر ชั่วโมงที่ผ่านมา

    T/t jegena

  • @Shishay-ki8os
    @Shishay-ki8os 24 นาทีที่ผ่านมา

    ካብ ድሕሪ ሐዚ ትግራይ ውልቀ ዓለት ዝጥቀምሉ ኣብቂዑ እዩ ። ብዙሕ ዝልፍልፍ ብዓለቱ ዝጥቀም ንሰምዕ ኣሎና ? ካብ ምፍላጡ ሓሊፉ ? ከም ቅድሚ ሐዚ በይኑ ዝበልዔሉ ግዜ ኣብቂዑ እዩ ። ስለዚህ ጉጅለ ፅንተት ኣቃርፁ !!!

  • @abha6653
    @abha6653 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    1.1k view and 145 Like please like and share

    • @kenyanlove5615
      @kenyanlove5615 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ስታሊን 😂😂😂በይኑ ተረፉ ሚዛናዊ ዘይምኮን

  • @Hada5lf
    @Hada5lf 10 นาทีที่ผ่านมา

    ተክሊት ሓንቲ ዘረብኡ መዲሂን ዓቅሚ መጢንኪ ኣቅራርቢ

  • @michaelweldai7293
    @michaelweldai7293 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zeytetsebenyo prlotka tgray wediku yhzn gn mewatso yftrelom

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 56 นาทีที่ผ่านมา

    መጀመሪያ አብ መንጐ ህወሓት ነይሩ ድሕሪ ጉባኤን ምስተባረሩ ግን ነገር ተወዲኡ ። እቲ ኣፈላለይ ምስ ግምት ኰይኑ ኣሎ።

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 41 นาทีที่ผ่านมา

    ሓደ እቲ ናይ ስልጣን ሽሚያ ኣብ በረኻ ከም ዝተጀመረ ይሕበር ዩ፤ ካልኣይ እቲ ኣብ ግምት ዘሎ ሸራፍ ሓያሊ ከም መሳርሒ ተጠቒሙ ናይ ባዕሉ ድሌት ከማልእ ዝደሊ ሓይሊ ዉን ኣሎ ዩ።

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 14 นาทีที่ผ่านมา +1

    ፦ መምህር አብርሃ ዝተዛረብኻዮ መሰረታዊ ስሕተት እዩ። ናይ ስልጣን አፈላላይ አይኮነን። ናይዕላማ አፈላላይ እዩ ዝግዕተኛ ማለት ናይ ብልፅግና ወይ ናይሊበራል ርእዮቶ አለም ዝኽተል ማለት እዩ።
    ፦ ስልጣንእማ ህውሓት እዩ ሒዝዎ ዘሎ።
    ፨ እዚይ ተኽሊት ዝብሃል እኳ ሓደዕትሮ ሰለዝኾነ ሓሳብ አይህበሉን ዓቅሚዘለዎ እውን አይኮነንን። መድሂን ንባዕልኺ ፖሎቲካ ስለዘይርድአኪ ዓቅምኺ ናይ አፃርፉኒ ከምዘን ብቡን ዝብኣሳ ጎራርብቲ ሰለዝኾንኺ ወሻሽምኺ ክተቅርቢ ትኽክል እዩ።

  • @WeldeGebremedhin
    @WeldeGebremedhin 29 นาทีที่ผ่านมา

    ውድብ ዘይገርሖ መንግስቲ አብ ዓለም አሎዶ?

  • @FinanAsmelash
    @FinanAsmelash 35 นาทีที่ผ่านมา

    Abreha today out of idea turn him self to host good idea teklit brilliant ideas

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 40 นาทีที่ผ่านมา

    ህዝቢ ትግራይ ካብ መግዛእቲ ኣብይ ኣሕመድ ተጽዕኖ ናጻ ኮይኑ ክነብር እንተኮይኑ ዝኾነ ክሳብ ዝኸውን በቲ ቅድሚ ውግእ ዝነበረ ህዝቢ ትግራይ ብሕጊ ዝመረጾ መንግስቲ ትግራይ (ህወሓት) ኢና ንምራሕን ንውከልን ክብል ኣለዎ ::
    ካብዚ ወጻኢ ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ዘይመረጾ በቲ ንህዝቢ ትግራይ ከጽንት ክሳብ ናይ ጎረበት ሃገር ሓይሊ ዓዲሙ ንትግራይ ዝወረረ ግን ካኣ ብጅግንነት ህዝቢ ትግራይ ዝተሳዕረ ኣብይ ኣሕመድ ዝመረጾ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝበሎ ኣይንምራሕን ኣይንማሓደርን ኢሉ ንግዝያዊ መንግስቲ ናይ ጌታቸው ረዳ ክቃወሞ ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ካብ መግዛእቲ ናይ ኣብይ ኣሕመድ ክድሕን እንተ ኮይኑ ::
    ኣብይ ኣሕመድ ዝገብሮ ዘሎ ጻዕሪ ኩሉ ንህዝቢ ትግራይ ንምንብርካኽ ኢዩ ::

  • @kiflomkahsay6171
    @kiflomkahsay6171 9 นาทีที่ผ่านมา

    ተኽሊት ሕደግ አይኸአልኻይ ነብስኻለ አይተገምታ

  • @ነውራምጻድቃን
    @ነውራምጻድቃን 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እቲ ጸገም ካብ አክሱም ውድቀት ይጅምር። 1300 ዘመን አብ ድቅድቅ ጸላማት። ጸገም ስእነት ሀገርነት አክሱም ኢዩ። ኩለን ነግስተ ነግስትታት ዓለም ( empires) ከም ሀገር አለዋ ህዚ፤ ንይ አምብነት
    1። ቻይና
    2።ጣልያንእ
    3። እራቅ
    4። ቱርክይ
    5። ግርክ
    6። እራን
    ኩለን ተረፍ ነግስተ ነገስታትት ኢየን? አክሱም ከም ሀገር አበይ አላ? የላን። ስለዚ ናይ 1300 ዓመት ስእነት ሀገረ አክሱም አለና። ህወህት ግደፍዎ። ህወህት ትግራይ አይፈልጣን ። ስለዚ ህቶና ፡
    1። ህቶ ሀገረ አክሱም
    2። ህቶ ምምላስ ሀገረ አይክሱም
    3። ህቶ ምሕናጽ አክሱም እንደገና
    4። ደብስ ትግራይ
    ካብዚ ውጻእ ዝግብር ነገር ህትኩትኩ ጥራ ይኢዩ። ስለዚ ነዝይቀረ ዓቢይ አብዮት ንዳሎ። ህወህት ናይ ትግራይ ጸገም ኢዩ። ህወህት ካብ ጸግም ምካኑ ሃሊፉስ ጼገም ይወልድ አሎ። ንይ አብነት፡
    1። አቢይ አህመድ ህወህት ወልዲዎ
    2። ጊታችው ረዳ ህወህት ወሊድዎግ
    እዚኦም ሕወህት ዝወለዶምክለተ ገመናታት ትግራይ ክጥፍኡ ቆሪጾም ይሰርሁ አለው።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ግርም እባ 27 አመት ርስቲ ኮይኑ በጃኺም ግደፍው ጽንተት ሕዝቢ

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl 38 นาทีที่ผ่านมา

    መድህን ጌታቸው : ቀይናን ጋዜጠኛ ዳንኤል ክብረት ዝወደባ ኣንጻር ህወሓት ክትሰርሕ ::

  • @Anti-Traitor
    @Anti-Traitor ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gsts ዑሱብ ፡ መሓለዊ ሚዛን ናይ ኣብይን ፡ ኣሜሪካን እዩ

  • @Nigesti-r1z
    @Nigesti-r1z 36 นาทีที่ผ่านมา

    Abrha merahi tigri kitkewn ymne

  • @WediRaya-t4c
    @WediRaya-t4c ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብደብረፅዮንን ብጌታቸውን ብፃድቃንን ዝፍታሕ ፀገም የለይ ባዕሎም ናይ ህዝብ ትግራይ ፀገም እዮም ስለዝ No more ንበሎም በተለይ ከም ብራኸ ሾው ዝበሉ ናይ ህዝብ ትግራይ ፀገም የጋድዱ አለው ።

  • @GebregergsGeb-oi4ml
    @GebregergsGeb-oi4ml 39 นาทีที่ผ่านมา

    ናይህወሓት/ፅልኢክሕግዘኪድኪዓድምክዮ/እሞድማ/ምስከብድሰብድማኣቅርብኪዮ/ፍቅሪተሃልዩኪካብምድያወፀኢኣዛርብዮ/ከምዚተኮንኪ/ትርጉምኣይክህልወክንእዩ/ብርግፅ/ቅድሚሕዚውን/ምስጣርጣራ/ሃጀውኣባህሉኪነይሩ/ናፍክዎይመስለኒእበር/ሓንቲረብሓዘለዋዘረባክዛረብኣይስማዕንእዩ/ንመምህርንዕዑዝመስል/ሰብገርኪዓድምዮ/ደሓንሰብእልና/ንሓስበኪነይርና/ግንተስፋየብልክን።

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 58 นาทีที่ผ่านมา

    ብሱሩ ተክሊት ዝብሀል ምሁር ድዮ???? ላንተ ጠርጣራውን ነበር መላክ

  • @NajiMuhammad-x1j
    @NajiMuhammad-x1j 49 นาทีที่ผ่านมา

    Nay abreha zegermeni nerger ab zekone seb zeyyele hasab u zelewo neseka merahii tigray tetkewen nirka gorobet hizbi tegray yerayeka ,,,,, Mamamiya !!!!!!

  • @tsgehanafisshatedla5448
    @tsgehanafisshatedla5448 47 นาทีที่ผ่านมา

    ሟመ/አብርሃ ልብሱና ጫማዉ ስለቀየረ ጭንቅላትቱም ተቀዮረዋል

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትናንት ትግራይ ትስዕር ይል የነበረ ትግራዋይ ዛሬ ጌችና ደብሪፅ ይስዕር እያለ ሲሻኮት መስማቱ ከኢትዮጵያውያን ድንቁርና ለየት ያለና የከፋ ስለሆነ GSTS ይሄንን ጥናት ቢያረጉበት ጥሩ ስራ ያገኙ ነበር እነሱም

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓው ተኽላይ ክፈልዯ ዘይካአለ ወይድማ ኮነ ኢሉ ዘይምልሶ ዘሎ እቲ ቀንዲ አፈላላይ ገዲፉ ናይ 120 ዓመትብታሪኽን ናይ ሊሂቃን ይሓዋውሶ'ሎ! አፍርድቤት ዝሰርሕ እንተኾይኑ ሓቁ እዩ!
    መምህር ግን ግልፂ እዯም!

  • @YemaneHadgu-tt8ys
    @YemaneHadgu-tt8ys 8 นาทีที่ผ่านมา

    ተክሊት ኣትሃወክ ብዙሕ ኣመድረክ ክትማሃርን ክትፈልጥ ይገበኤካ ገና ገና ኢካ ኣይትወግን

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ጌች ልቅድሚት❤❤❤❤❤❤

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @getachewworku6450
      @getachewworku6450 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጌታቸው ይውደም

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@getachewworku6450ከመይ ሐላያ አድዋ ኢኹም ዳግማይ ሕልቀት ስልጣን ካብ ዝተርፈና ድዩ

    • @getachewworku6450
      @getachewworku6450 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@toyotaw2500 ጌታቸው ድርባይ. እዩ

    • @Shigut
      @Shigut 14 นาทีที่ผ่านมา

      Banda

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንታይ ሪኢኽሉ ኢኺ ንገታቾው ትሞትሉ ብጀካ መብጽዓ ግብሩ ብልችግናዊ Copy ጸረ ትግራይ። ህዝቢ ትግራይ ዝደልዮ ካልእ ንሱ ዝላኣኾ ሓሳብ ኣቢይ ምጽናት ትግራዋይ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 35 นาทีที่ผ่านมา

    I don't agree with መምህር ኢብርሃ analysis on this subject. Because there are division over here.one is ጊዜዊ ምሕደራ ብpp ዝምራሕ ኣከያይዳ እዮ.እቱ ኻልኣይ T P L F እዩ❤❤❤❤

  • @BrhanuKiros-b7x
    @BrhanuKiros-b7x 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gech nikidmit

  • @BrhanuKiros-b7x
    @BrhanuKiros-b7x 48 นาทีที่ผ่านมา

    Memhir admitsuba

  • @TsigeDagnewMesfin-jf6yh
    @TsigeDagnewMesfin-jf6yh 8 นาทีที่ผ่านมา

    መን እዩ ባ ሰላም ኣይንደልን እዩ ዝበለ? ናይ ተኽሊት ሕቶን መካትዒ ሓሳብን ማይ ዝቛፅር ኮይኑ ኣይረኸብክዎን።

  • @samsommekonen-cr5kl
    @samsommekonen-cr5kl 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    How dear you say you do not know the what about of GSTS. Because so far as i know you are the funding member of the civic association, we all were there when it founds. this is to mister Abreha Teklu.

  • @dddwww1948
    @dddwww1948 30 นาทีที่ผ่านมา

    ተሓማዚቛ ነገር። 😅😅😅

  • @wezwelday2580
    @wezwelday2580 15 นาทีที่ผ่านมา

    አብርሃ ግን ናይ ኣውሮፓ ፖለቲካ ዲኻ ትትንትን ዘለኻ ወይስ ናይ ዓድና? ብስሩኮ ናይዚ ዓዲ ፖለቲካዊ ኩነታት ክውንነትን ንድሕሪት ገዲፍካ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ።

  • @menasbogirmay4238
    @menasbogirmay4238 14 นาทีที่ผ่านมา

    ንባይቶና ዞም ቖልዑ ኢልዎም ተአምረኛ ዝኾነ ወዲ ሙሁራዊ ትንተና ድዩ ሐዚ😅

  • @menasbogirmay4238
    @menasbogirmay4238 8 นาทีที่ผ่านมา

    አብርሃ ተኽሉ = ደብረፅዮን ወኪሉ ድዩ ዝሙጉት😅 ዘሎ ሙሁራዊ ትንተና ንምባል እካ የፀግም እዩ።
    ተኽሊት ውን ን ግምት መድሂን ሱቕ አይተብዝሒ ።

  • @HayelomTesfay-q7m
    @HayelomTesfay-q7m 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌች ልቅድሚት

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😅😅😅😅😅😅😅

    • @getachewworku6450
      @getachewworku6450 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሞዋች

    • @AronWsilassie-oe1ye
      @AronWsilassie-oe1ye 33 นาทีที่ผ่านมา

      ኦይ ሃላይ ኣብ ውልቀ ሰብ ኣይትእመን ኣብ ሓሳብ እመን ኣታ ሃላይ

  • @KahsuGebre-xd5fz
    @KahsuGebre-xd5fz 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጌች ልቅድሚት

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂

    • @meshnet9106
      @meshnet9106 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Down Getachew