ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኩቡራት ቤተሰብ Mahustar #like&Share ምግባር እዚ ቪድዮ ናብ ካልኦት ንክበጽሕ ሓጋዚ ስለ ዝኾነ #like&share ምግባር ኣይትረስዑ ኢኹም፣ የቀንየለይ
እዎ ነዚ ድኣ እንታይ ሕቶ ደሊኹሉ 😊ሓዳርኪ ይሕሸኪ ዝሓፍተይ
ህይወትኻ እተባላሺ ኣደ ኣይኮነትን😢
ኖ ሓዳርኪ ሞ ምረጺ ደሓር ከኣ ምስ እዴኪ ንሰብኣይኪ ዕረቅዮም ግን ርሕቀትኩም ዝሓለወ ምቅርራብ ክከውን ኣለዎ
ቃልክዳን ይዕብ
ክብርቲ ሐብተይ ብሰንኪ አዴኪ ሰጥ ኢልኪ ሐዳርኪ አትበትኒ
ክብረቲ ሐፈቲ ምስ ቤተሰብ ዝነብር ሰብ የለን ሐዳረኪ ግበረ ንሰብአይኪ ለሚንኪ አታዓረቅዩም ብድሕረኡ አማቻቺኪ ካፈቲ አዴኪ ዘለቶ ባታ አረሕቅኪ ገዛ ቀይረ ብድሕረኡ ረክብኩም ብስልኪ ጥራሕ ይከውን አገዳሲ ነገር እንድሕን ሃልዩ ሰብአይኪ ቢዚ ከምዝኮነን ምሳኪ ናብአ ክክይድ ከምዘይ ጣዓሞን እንዳነገረኪ ካብ ነገረ ህደሙ እንታይ ዳአ ሞ ድሕረ ግዜ ግን ንሳውን ጥፈአተኛ ምካና እናተረደአ ሰብ እናነፈቀት ክትከይድ እያ
ቃል ኪዳን ይዓቢ ኣደ ኮ ናይ ኣደ ነገር ዘይትገብር ኣደ ኣደ ኣይትበሃልን ኢያ ስለዚ ኣደኺ ገድፍኺ ሓዳርኺ ግበሪ ሰብኣይኺ ኣኽብሪ ዝብለኺ
انا الحاجة الي حيرتني ما تمشي أمها لولدها ليش الأم بتعيش مع راجل بنتها ولدها ده تعبان
ሓዳርኪ ምረፂ ዝሓፍተይ
ሓዳር ይዓቢ❤❤❤❤
ጽቡቅ ሓሳብ ስምዒ ዝሓብተይ ኣዲ ውርዚቲ እንተትኾውን ምስ ኣቡኺ ሓዳር ምገበረ ኣይትስምዕያ ሓዳርኪ ግበሪ ግን ከኣ ወላዲትኪ ስለዝኾነት እቲ ውላድ ንወላዲ ክገብሮ ዝግባእ ግበርላ ንባዓል በትኪ ከኣ ኣረድእዮ ብሰንኪ ኣዲኺ ኣዳርኪ ክብተን የብሉን ንስኺ ብዘይ ኣቦ ዓቢኺ ደቅኺ ብዘይ ኣቦ ክዓብዩ ኣይግባእን
ብያ በልያ ንሳ ኣብ ዓዲ እዝግሄራ ምስ ከደት መታርፍትኺ ንሱ ዩ ፡ ከም ኣዴኺ ኣኽብርያ ምበር ኣብ ሓዳርካ ፋሚልኻ ክውሱንልካ መሰል የብሎምን ፡ ደሓር ከኣ ንባዕልኺ ኣደ ኴንኪ ኢኪ ብዛዕባ ደቅኺ ምበር ብዛዕባ ስድራኺ ትሓስብሉ ግዜ ኣይኮነን፡ ኣይተኽብርዮም ማለተይ ኣይኮነን ንወለዲ ዝግበኦም ክብሪ ትህቦምን ተፍቅሮምን ብዘድልዮምን ዝከኣልካዮን ከኣ ትሕግዞምን ፡ ካብዚ ንኔው ግን ሓሚቁ ጸቢቁ ሂወቶም ይነብሩ ለዉ ሂወትክን መጻኢኽን ኣብ ናትኪ ውሳነን ምርጫን ምበር ካብኦም ፍቃድ ትሓትሉ ግዜ ሓሊፉ ዩ፡ ኣዴኺ ክፍእቲ ምኳና ምስ ፈለጥኪ ኣቦኺ ዝተሃሰዮ ሃስያ እንተተረዲእክሉ ፡ ሎሚ ንሰብኣይኪ ብዘይ ኣበስኡ እንተገዲፍክዮ ግን ደቅኺ ውን ምስ ጎቦዙ ንስኺ በዳሊት ምንባርኪ ምስ ፈለጡ ኣባኺ እምነቶም ከጥፍኡ ዮም ፡ ሰብኣይኪ ኣፍቃሪኺ ጥራይ ኣይኮነን ወላዲ ናይ ደቅኺ ውን ዩ ሰብኣይኪ ምረጺ
Hadarki yehesheki za haftey❤
ወይ ጉድ ጉዳመኛ ኣደ ምናልባት ሰብኣይ ስለ ዘይብላ ትቕንኣልኺ ከይትከወን አሞ ካብኣ ከተማ ቀይሪ ቐሲንኺ ሓዳርኪ ትግበሪ
To the point move to other place. Limit your connection with her. First takecare of ur husband and kids as the bible says. And confront her when she is wrong!!!
ሓደረኪ የሐሸኪ ማዓረይ
ሰላም ሓፍተይ፡ንወላዲትኪ ክትሰምዒ ኢልኪ ደቅኺ ከይተዘኽትሚ።እቲ ዝግባእ ናይ ኣደ ክብሪ ሃብያ።ካብኡ ሓሊፉ ግን ናብ ሓዳርኪ ገጽኪ ኣይተቅርብያ።ደቅኺ ከይተዘኽትሚ፡ከምቲ ንሳኻትኩም ዝዓበኹሞ ከምኡ ከይዓብዩ ደቅኺ።
Adeki gidefya sebayki yhsheki😊
ከም ኣደ መጠን ኣክብርያ ካብኡ ሓለፈ ግን ሓዳርኪ ኢዩ ሓዳርኪ
✴ኣደይ ሓዳር ምግባር ከሊኣትኒ #እንታይ_ትመኽሩኒ
ምስ ሓዳርኪ እዩ እቲ ሕጊ ሓዳር ዘይብላ ኣደ ደቃ ሓዳር ክገብራ ኣይትደል እያ ዓርከይ ሓዳር ምስገበረ ኻብ ዓዲ ንኣድኣን ኣቡኣን ኣምጽዎም ወዲ ዓድና ኣይኮነን እናበሉ ኣሳቅዮማ ፈልዮማ ሓፍታ ምንአሳ ወዲ ጋና አፍሪካ ክምርዓዋ ምስ በለ ሓራይ ኢሎማ ወዮ ኣባይ ሓፍታ ንስድራኣ ኣይኮምኩምን ሓደረይ በትንኩም እሞ ኤርትራዊ ሓወይ ብምባል ንሰብኣያ እቅረ ግብረለይ ኢላ ኣብ ማሙቅ ሓዳራ ተመልሻ ጽቡቅ ሓዳር ምስ ራኣዩ ኣታዓርቁና ኢሎም ተዓርቆም ስለዚ ኣደ ንሓዳርኺ መምህር ክትኮውን ትዘይ ኬኢላ እስኪ መምህር ክትኮንያ ኣለኺ ሓዳርኪ ምስ መርጽኽ ባዕላ ክትዕረ እያ ሰብኣይኪ ቅኑዕ አሎ እስኪ ተቃቂረ ምባል ብወገነይ ኣይቅበሎን እየ ምስ ሰብኣይኪ ደቅኺ የእብይ ሰላም የውርደላ ንኣደኪ ሰይጣን ኣብዝባና እዩ ዘሎ ብዘይ ኣቦ የብያትኩም ንደቅኪ ድማ ብዘይ ኣቦ ክዓብዩ ትፈርድ ኣደ ድያብሎስ እያ ::
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩሉኹም ተኸታተልቲ እዚ መደብ ይኹን። ክብርቲ ሓፍትና ቃልኪዳን ሰማይን ምድርን ደው ኣቢሉ ዘሎ ኢዩ፡ ብቃልኪዳን ምውልዋል የለን። ስለዚ ሓዳርኪ ፍተዊ፡ ቃልኪዳንኪ ኣኽብሪ። ኣዴኺ ከኣ ኣደ ኣኽብርያ፡ ኣብ ሓዳርኪ ግን ኣይተእትዊ፡ ኩሉ ነናቱ መሰልን ኣገባብን ኣሎዎ ዝሓፍተይ። ኣምላክ ምሳኺ ይኹን።
ብመጀመራታ ሰልስምታይ ከቀድም፡ ቀጺለ ክብል ዝደሊ ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ክርደኣና ዘለዎ ቃል ኪዳን ኣዝዩ ዓቢ ዝኾነ ትርጉም ዘለዎ እዩ ከምቲ ኩላትና ንፈልጦ ማለት እዩ ፡ ካብታ ኣብቲ ቑዱስ ቤቱ ኣቲና ኪዳን ዛተናላ እለትን መዓልትን ሰዓት ጀሚራና ናይ ሰባይና እበር ናይ ስድራና ኣይኮናን ንስኺ ይኹን ሰባይኪ ካባ ጀሚርኩም ሓደ ስድራ ኢኹም ናይ ስድራኹም ኣይኮንኩምን እዚ ክብል ከለኹ ግን ንስድራና ዝግብኦም ክብረት ንሃቦም ካብኡ ሓሊፍና ግና ኣብ ሓዳርና ካትዉ ኣይነፍቅደሎም ሓዳርኪ ምረጺ ነዴኺ ኣክብርያ ኣብ ሓድርኪ ግን ቦታ ኣይትሃብያ ደቕኪ ምስ ኣቦኦም ኮንኪ የብዪም ብዝተረፈ ሰላም ይምነየልኩም❤❤❤
ሓዳር ይዓቤኪ ኣደ ጽቡቅ ናይ ዉላደ ትደሊ አያ ኣደ ትበሃል።ወላ አዉን በዓል ቤትኪ ተብደላ ንሳ አያ ክትጽመም ዝግበኣ ከም ወላዲት።
Kbrti hafteyy nateyyy. Xubuq merixki aleki aykfen eyu. Weladitki mkbar kale eyu. Ab hieetki atya ktrbshekii gn ketefqdii yebelkn hadrki mrexi. Nkbri kalkidankn deqkn nberiii❤❤❤❤
እቲ ፀገም ናይ ወላዲትኪ ካብ ኮነ ብርሑቅ ዘድልያ ነገራት ሓግዝያ እንበር ሓዳርኪ ከይትፈትሒ ምስ ስብኣይካ እንበር ምስ ወላዲካ አይንበርን እሞ ክዓ ኣቦ ደቅኪ
ብፈላይ ክርስትያን ተኮይን ሓዳርኪን ቃል ኪዳንኪን ይሕሽኪ ንምንታይ ሓደ ኣካል ካብ ኮንኩም ኣብኡን ኣዲኡን ይሕደግ ስለ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ ነቶም ኣምላክ ዘራከቦም ሰብ ኣይፈልዮም ኢዩ ዝብለና
ሰላም ንዓኪ ይኩን ክብርቲ ሓብተይ።መጀመርታን መወዳእታን ሓዳርክን ቤትክን ቃልኪዳንክን ይሕሸኪ።ካላኣይ ኣዴኪ ካብ ሓዳርኪ ምስ ፈለየትኪ ውን ንግዝይኡ ጛለይ ጛለይ ክትብለኪ ኢያ ምስ ግዜ ግን ንዓክን ንደቅክን ልክዕ ከምዛ ሕዚ ንሰብኣይኪ ትገብሮ ዘላ ክትገብረኪ ኢዩ ሰላም ዝበሃል ኣይትህበክን ኢያ።ካቡኡ ዝከፈአ ከኣ ኣዴኪ ንኣቦደቅኪ ሰለዘይትፈትዎ ንዑኡ ዝርርከበት መሲልዋ ንደቅኪ ውን ሰላም ኣይትህቦምን ኢያ ምስኣ ገዲፍክዮም ክትወጺ እንከለኪ።ካልእ እቲ ዝዓበየ ነገር ከኣ ንዓክን ንደቅክን ሰብኣይክን ሓዳርኩምን ደቅኩምን ኢዩ ክብረትኩምን ሰላምኩምን ኣዴኪ,ከ ካብዚ ሰብ እዚ ፈላልያ ጽባሕ ንጉሆ ሰብ ኢኪ ምስ ካልእ ፍቅሪ ክተጀምረኪ ኣይትክእልን ኢያ።ስለዚ ገዛኪ ኣይተፍርሲ ዝተሓጸ ገዛ ገዲፍኪ ናብ ዝፈረሰ ገዛ ኣይትጠምቲ።ቃል ኣቦኪ ዘክሪ ኣዴኪ ሓዳር ከምዘይተግብረኪ ዝበለኪ ቃል።
ሓዳርኪ ምረጺ
ቃል ክዳን ሓዳርኪ ምረጺ
ሓድርኪ ይሐሸኪ ዝሓፈተይ
Matthew 19 ትግ - ማቴዎስ4: መሊሱ በሎም፡ እቲ ካብ መጀመርታ ዝፈጠረ፡ ሰብኣይን ሰበይትን ገይሩ ፈጠሮም፡5: ድማ፡ ምእንትዚ ሰብኣይ ነቦኡን ነዲኡን ይሐድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኸኣ ይጣበቕ፡ ክልቲኦም ሓደ ስጋ ይዀኑ፡ ከም ዝበለዶ ኣየንበብኩምን፧6: ደጊም ሓደ ስጋ እዮም እምበር፡ ክልተ ኣይኰኑን። ነቲ ኣምላኽ ዘጋጠሞስ፡ ሰብ ኣይፍለዮ።
Haftey natey ade eka temtn hakakafitn ena nfelt koynu gn sahti kem adeki aysann hayalat gn esa eka zey hasebetlki xbuk bzaba hadrki eski gn ketgagey arhkum kab adeki hadarki gberi kal kidan kbur eyu 💕🙏🏿
እዚ ነገር ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ። እታ ኣደ ምስ ወዳ ዘልዋ ርክብ ካብ ናይ ጓላ ዝሓይሽ እንተኾይኑ ፡ እታ ኣደ ምስ ወዳ ጥራሕ ክትራኸብ ኣለዋ። ምስ ጓላ ውን ኣብቲ እንዳ ወዳ ብጥንቃቀ ኣብ ዝተወሰነ ግዜ ክትራኸብ ጥራሕ ኣለዋ። ኣብ ወርሒ እንተበዝሐ 2ግዜ ኣብ ቀዳመ ሰንበት ተራኺባ ጓላን ደቂ ጓላን ክትሪኦም ምሓሸ ምበልኩ። ወዳ ውን እቲ ትገብሮ ዘላ ብሜላ ጽቡቕ ከምዘይኮነ ከረድኣ ኣለዎ። ምስ ሰብኣይ ጓላ ግን እንተዘይተራኸቡ ተመራጺ ይኸውን። ክንደይ ግዜ ሞ ክጽመም ዩ። ምስ ደቁን ሓዳሩን ከተባትኾ ብሕጊ ሰማይን መረትን ከማን ቅቡል ኣይኮነን።
Amengo aden weladitn felaliki reayo. Hiwetki natki eya baelki nberya haftey
ሓዳርኪ ይሐሸኪ❤
Ade negala.hadarki geberi iya tebel. Neseki sma hadarki geberi Aboki smart iyo hadarki geberi ilyki ❤
ሰላም ክብርቲ ሓፍቲ በዚ ትብልዮ ዘልኪ ኣደኺ ክርምታ ኣበልሽያ ክረምትኪ ከተባላሹ ኢያ ታዓጥቃ ቁጠባ ሽግር ከይህልዋ መንግስቲ እዩ ዝክላ ብትኽክል ገለ ነገር ዘድልያ እንተልዩ ድማ ከም ወላድትኪ ክትታሓባበርያ ግድን እዩ ካብዚ ብዝተረፈ ሓዳርኪ ግበሪ ናይ ኣደኺ ተግባር ናይ ወላዲት ተግባር ኣይኮነን ምላድ ዋላ ምእንቲ ወልፍካ እውን ይውለድ እዩ ወላዲኻ ዓቅሚ እንተሓልዎ አቅሙ ዘፍቅዶ ክግብረልካ እንተዘይብሉ ድማ መሪቁ ሓዳርካ ንኽትገብር ይሰደካ ወይ ይገድፍካ እንተዘይኮነ ከምዚ ናይ ኣድኪ ተግባር ግን እቲ ኣብ ወላድኺ ዝገበሮቶ ተግባር ብሰባይኪ ሓቂ ስለዝተፍልጠ እዩ ሕማማ ስለዚ ውሉድ ንውሉዱ እዩ እሞ ንውልድኪ ንበሪ ኣነስ ደቀይ ሓዲገ ሓዲግ ምድር ሓዲግ ሰማይ ገረ ድሕሪ ብዙሕ ዕግርግር ድማ መንግስቲ ክወስዶም እዩ ድልየታ ስለዚ ምስ ኣዴኺ ንበይንኪ ሓብርኪ ኣደዳ dpretion ኮንኪ ክትነብሪ ኢኺ ስለዚ እቲ ሓደ ብሰላም ምንባር እዩ እቲ ሓደ ድማ ናብ ገደል ምጽዳፍ እዩ እቲ ምርጫ ናትኪ እዩ
አዴኺ ግደፊያ ።ዊሉድክ ረአዪ፡ሐዳርክ፡ይሕሽክ
ትርጉም ፍቅሪ ሓዳር ውላድ ሰለ ዘይርድኣ ንሓዳርኪ ይሕሸኪ ምክንያቱ ኣደኪ ንሰብኣይኪ ኣይትፈትዎን ግን ንሰኪ በቲ ሃይማኖቲኪ ጸሎት እንዳ ገበርኪ ሓዳርኪ ግበሪ ድሓር ዘረባ ኣዴኪ ሰሚዒኪ ኣብ ጣዕሳ ከይትነብሪ
ሐቢብቲ ሐዳርኪ ግበሪአዴኺኻአ ብሩሑቅ አኽብሪ
Hadarki yehesheki zehafteyyyy meareyyy❤❤❤
Kab adeki rahaki, mis sebayki dekikin mwuq hadarku kexili.
Selam kebrti haftey hadarki gebari abe welad bexihkumes nadki kea nab leba yimlesa fetari hadarkum yibark❤😢
ዝከበርኪ ምእንቲ ሓንቲ ሂወት ናይ 3 ሂወት ይበላሾ ከም ዘሎ ኣስተውዕሊ ሞእዚ ከኣ ኣዝዩ ቀሊል ዩ መፍቲሑኡመጀመርያ ሓዳረይ ኢልኪ ሓዳርኪ ግበሪገዛ ውን ቀይሩብድሕሪኡ ንሰበኣይኪ ለምንዮ ክሓድገላ ከም ዘለዎ ብድሕሪኡ ነደኪ ይቅረታ በልያ ከም ኣዴኪ ውን ኣክብርያ ኣብ ሓዳርኪ ንከይ ታኣቱ ውን ዕድል ኣይ ትሃብያ ፡ኣባት ነብሲ ማለት ( ቐሺ ማራሕ ሃይማኖት ውን ግበኡ) ብድሕሪኡ ሂወትኪ ክምቅር ዩኣምላክ ዓወትን ፍቅርን ይሃብኩም።
ሰላም ክብረቲ ሓፍተይ በመጀመርያ ሰላም ጥዕና የምነይልኪ ከብርቲ ሓፍተይ ኣደ እታ እንኮ ኣብ ዓለም መተካታ ዘይብላ ርህርህቲ እየ ናዓይ ከይበልቲ ንደቅይ እቲብል ናይ ኣድኪ ግን ብግምጣሉ እዩ እንሀ ሰልዚ ንድኪ ከመ ናይ ኣደ መጥን እቲ ዝግባኣ ክብሪ ሃብያ ኣብ ሓዳርኪ ጣልቃ ከታኣትውኪ ግን ኣይትፍቅድላ ሰለዚ ሓዳርኪ መረጺ ደቅኪ ኣቦምን ኣዲኣሞን ኣብ ዓለም ከልዉ ኣይትዝክትምዮም ቃሊ ከዳን ካኣ ኩቡር እዩ እቲ ኣመላክ ዘገበሮስ ሰቢ ኣይፍለዮ የበል ቃል ኣምላክ ሰለዚ መስ ሰባኣይኪ መረጺ ሰባኣይኪ ለባም እዩ ዘመስል ኣይተፍታተንዮ ደቂ ተባዓትዮ ካኣ ቡዙሑ የጽመሙ እንድሕር ናይ ሞወዳኣታ በጺሖም ግን ኣይመለሱን እዮም ሰለዚ ሓዳርኪ ባዓልኪ ሓልውየ ኣድኪ እንድሕር ምቅያር ኣብያትኪ ካኣ ግድፍያ ቃል ኣምላክ ከምዝ እዩ ዘበል ሰባኣይ ኣቡኡን ኣድኡን ሓድጉ መስ ሰበይቱ የነር እታ ሰበይቲ ወን ኮምኡ ማልት እዩ ሓዳር ካኣ ከብርት እዩ ንድኪ ከትብል ኣብዝይውጽ ጣዓስ ከይትነብሪ ተጠንቀአልቂ❤
hadarki merxi sister. hiwetki keytbalshwelki
Hadarki yhsheki kbrti haftna
Lbki zbleki gberi haftey
ኣዴኺ ገዲፍኪ ናብራኺ ግበሪ።ከምቲ ኣቦኺ ዝበለኪ ኣዴኺ ጥዕይትን ለባምን እንተትኸውን ሓዳራ ምግበረት።ስለዚ ኣዴኺ ሰጒግኪ ናብራኺ ግበር ፓስታ
Hadarki yaybeyki sisterey adeki qes ela ab Liba kitmles eya ajoki teray
Kbrti hbtna ms sebaayki ereqya ndeki nski,gn qal kidanki aythdegi kdan kebid eyu sebay sdrku yhdeg sebeyti sdra gedifa naal kidankum kem tekbrun eyu eti mahla gn ereqyom mkrey nzi ymesl
Yes mes sebayki yhdheki ade kemzi tegebr ade aytbahal niya meshlah nab lba entetemeleset
Kebid Ayu Hadar temahahilka tatwo Kebid Andiyu nay ade ♥️ fqri kan ♥️ ❤️ qelil aykonen😮😮😮😮
Hadarki yehesheki za hafteyyy
ሰላም ንኣዳላዊ ንዚ መደብ ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ከም ሓፍትኺ እጃመይ ከም ዞም ኣሕዋተይ ምኽረይ ክልግሰልኪ ሓፍተይ ሕደ ወድሰብ ጎጅኡ እተከፍቱ ብቃልኽዳን እተ ተመርዕዩ ኣቦ ኣደ ከምወላዲ ክከብሩ ኣለዎምእበር ኣብ ሓዳርኺ ኣተእትውዮም ከምወለዲ ክብሪ ሃብዮም ሓፍተይ ኣነ ሓዳርዲ ግብሪ ❤🎉
ሰብኣይኪ ይሕሸኪ 👌☝️✔️
Eway nadikie hmaq keytezarebiki rehakla
Selam kbrti haftey kemzi zbelkiyi antekoynu hadarki yhsheki nediki aytsmeya
Hadrik yahsheki ❤❤❤
ሓዳርኪ ግበሪ ዝሓፍተይ ኣደ ኮ ናይ ኣደ ምስትገብር ያ
Hadarki mgbar yhsheki sisterey
ሓዳርኪ ግበሪ ሓብተይ ነደኪ ንጸግያ፡ ብዙሕ ምበልኹኺ ግን ትርጉም የብሉን፡ልክዕ ከምዛ ናትኪ ዝፈልጦ ስለ ዘለኒ ሓዳርኪ ግበሪ።
Awe wedey ane wn bezi nay zahaftey zey fle aleni gn aw alka zey bkeyo mot hutsuy kem zbahal haftey key ttaleli dekki key tezektmi hadarki gberi ade nfelt ngola tsekita hadar kt gebrela gola aytdferya weladit sle zkonet kal kidanki gn key tbtni hwetkn hiwet dekkn keytrmsi haderaki mkrtey❤
ሓዳራ ይሕሻ ምስ ሰብኣያ ኢንበር ምስ ኣድኣ ኣይ ኮነትት ትነብር ፥ኣብ ገዝኣ ከማን ክትእትዋ የብላን ካብ ጋና ዘፍል የብላን ኢዝ ትገብሮ ዘላ ኣድኣ
Hadarki mrexi
❤❤❤❤
ኣደ ኣይኮነትን እዚኣ 😢
Haftey hadarki mrexie
Hadariki giberi
🙏🏾♥️
_ሓዳርክ ይዓብ ቀስ እልኪ ክዓ ዕረቅዮም_
ሓዳርኪ ሐሸኪ
ሓዳርኪ ግበሪ ።
Ajoki zhaftey hadarki gbri kabu tfllki Ewen adki Selam aythbken eya
Sebuke alke hadarke yhshake
ሓደርኪ ይሕሸኪ ሓፍተይ
ሓፍተይ ናተይ ሰባይኪ ይሕሸኪ ንሱ ክሳብ ዘኽበርኪ ንሱ ኢዪ ኣቦ ደቅኺ ። ደቅኺ ከይ ተዘኽትሚ ምስ ኣቦኦምን ኣዲኦምን ክዓብዩ ኣለዎም ስለዚ ምስ ሰብኣይኪ ድኣ ይሕሸኪ መኣረይ❤❤😊😊
Ezi dea entay mkri adliwo kemzia aynet weladit dongiki keman
ሓዳርኪ ይሕሽኪ ምክንያቱ አብ ቃልኪዳንን ቆልዑን ስለ ዝበፃሕኩም ስብአይኪ እውን እንድር ሓዳሩ ዝደሊ ኮይኑ
Adieki ko adia gedifa ya ms sebeya niera... kulen adietatna ko adien gedifen yen ms sebeayen zelewa
እቱ ቅዱስ ቃሉ ከምዘይ ይብል ሰብአይ አቡኡን አዲኡን ገዲፉ ምስ ሰበይቱ ይላገብ ሰበይቲ ክዓ አቡአን አዲኣን ገዲፋ ምስ ሰብ አያ ትለገብ ስለዝ ካብ ገዲም ሓደ አካል እዮም እንበር 2ተስ አይኮኑን ይብል 🙏ስለዝይ ካብ እነኺ ተትርሕቂ ይብል ርኩስ መንፈስ እዩ ኸምኡ ዝገብራሎ ንሰብአይኪ እውን ትሕት ኢልኪ ተገዝእሉ ነቦኺ ዘይኮነት ንአኺ አይትኾነክን ፀልዩ አነኺ ናብ ቀልባ ትምለስ🙏😮
ክሳብ ናብ ልባ ትምለስ ረሓቅያ ኣዚኣ ነቀዝ ኣዶ እያ
ነደኺ ናይ ኣደ እንበር ናይ ኣፍቃሪ ቦታ ኣይትሃብያ።ካብ ኣደኺ ርሕቅ ኢልኪ ብፍቅሪ ንበሪ ።ቦታ ኣፍቃሪ ኣይትሃብያ ነደኺ።
ኣብ ሓዳርኩም ክትኣቱ ክተፍቅዱላ ናይ ኣምላኽ ፍቓድ ኣይኮነን:ግን ክትኣልይዋ ኣለኩም ወላዲትኩም ኢንዲያ:: Jesus Christ is Lord,
መቸም ኣደ ኣደ ኢያ ግን እዚኣ ናትኪ ካብ ናይ ኣደ ባህሪ ዝወጸት ኮይና ረኪበያ ነቦኪ ምስ የሕዋታ ኮይና ኣባሪራ ደቁ ከይተርእዮ ከልኪላስ ሕጂ ካኣ ኣባኪ መጽያ ንስኪ ክትልብሚ ይምነ ሓዳርኪ ግበሪ ድሕሪ ግዝየ ምስ ጸመዋ ክርደኣ ኢዩ
Kidanki yhisheki haftey natey adeki n baela hadar zeybla entay slezkonet eya
ስምኢ ሽኮሪናሓዳርኪ ምረጺ እየ ክብለኪ ሰብአይኪ እንተከሲርክዮ መሊስኪ ከይትረክብዮ ትክእሊ አዴኪ እንተከሲርክያ ግና ናይ ጊዜ ጉዳይ እዩ ክከውን
Selam haftey natey kab abonan adenan newled gen mesom aykonan nenaber selazi nateki hewat family kal kedan mesretki aleki selazi hadarkn dekeken kubur lebam akal beal bet wen aleki sebayki yehsaki gal ab hadar enta haleya eya tkebr nateki zanta zkeri Good luck ❤❤❤
Bzey hto hadarki gberi
Mis sebayki niberi
Donkiki kemanKolu welidki hadar gerki. , halafnetki haderki mis dekiki eyu.
Hadarki mrexsi wae adeki bhadarki tethagusa tkreb tezeykoynu trhak ngezi u dhar krdea u ade konki eki ndekiki hsebi nsebeayki wun autechenkyo
Kbrti haftey bhadarki ksnti entekonki hadarki yhsheki kal kidan kubur eu adeki sorry gn❤
She dont have to come to you go to her no matter what she is your mother
Hadarki yhsheki adeki betaemi eya tgage zela ezi tgebro zela gega dro teredouki alo slezi hade mealti terediuwa nab lba ktmles eya niski suk elki hadarki gberi welidki eki sle Tom bhiji ziabyu deqki hsebi maletey nski bzey fqri nay abo eki abiki emo deqki abo keyteseniyom tetenkeki hadera ajoki nerki nerki kea nedeki dehay gberla
ወላዲ ናይ ወላዲ ድሕር ዘይሰርሕ ኮይኑ ትርሕቆ ገበን እንዳ ገበረ ትርኢ እንተሊካ ንስካ ውን ገበነኛ ኢካ።ምስ ስብኣያ ግን ሓደ ኣካል እዮም።
Sebeayki
Rehikiya kisbi lebai terai
Hadarki geberi zehaftey
Hadarki Gibri Adey kitbli dekki bzey fikri weladi keytiebyom
Hadarkia geber by Bela ni motherkia
ኩቡራት ቤተሰብ Mahustar #like&Share ምግባር እዚ ቪድዮ ናብ ካልኦት ንክበጽሕ ሓጋዚ ስለ ዝኾነ #like&share ምግባር ኣይትረስዑ ኢኹም፣ የቀንየለይ
እዎ ነዚ ድኣ እንታይ ሕቶ ደሊኹሉ 😊ሓዳርኪ ይሕሸኪ ዝሓፍተይ
ህይወትኻ እተባላሺ ኣደ ኣይኮነትን😢
ኖ ሓዳርኪ ሞ ምረጺ ደሓር ከኣ ምስ እዴኪ ንሰብኣይኪ ዕረቅዮም ግን ርሕቀትኩም ዝሓለወ ምቅርራብ ክከውን ኣለዎ
ቃልክዳን ይዕብ
ክብርቲ ሐብተይ ብሰንኪ አዴኪ ሰጥ ኢልኪ ሐዳርኪ አትበትኒ
ክብረቲ ሐፈቲ ምስ ቤተሰብ ዝነብር ሰብ የለን ሐዳረኪ ግበረ ንሰብአይኪ ለሚንኪ አታዓረቅዩም ብድሕረኡ አማቻቺኪ ካፈቲ አዴኪ ዘለቶ ባታ አረሕቅኪ ገዛ ቀይረ ብድሕረኡ ረክብኩም ብስልኪ ጥራሕ ይከውን አገዳሲ ነገር እንድሕን ሃልዩ ሰብአይኪ ቢዚ ከምዝኮነን ምሳኪ ናብአ ክክይድ ከምዘይ ጣዓሞን እንዳነገረኪ ካብ ነገረ ህደሙ እንታይ ዳአ ሞ ድሕረ ግዜ ግን ንሳውን ጥፈአተኛ ምካና እናተረደአ ሰብ እናነፈቀት ክትከይድ እያ
ቃል ኪዳን ይዓቢ ኣደ ኮ ናይ ኣደ ነገር ዘይትገብር ኣደ ኣደ ኣይትበሃልን ኢያ ስለዚ ኣደኺ ገድፍኺ ሓዳርኺ ግበሪ ሰብኣይኺ ኣኽብሪ ዝብለኺ
انا الحاجة الي حيرتني ما تمشي أمها لولدها ليش الأم بتعيش مع راجل بنتها ولدها ده تعبان
ሓዳርኪ ምረፂ ዝሓፍተይ
ሓዳር ይዓቢ❤❤❤❤
ጽቡቅ ሓሳብ ስምዒ ዝሓብተይ ኣዲ ውርዚቲ እንተትኾውን ምስ ኣቡኺ ሓዳር ምገበረ ኣይትስምዕያ ሓዳርኪ ግበሪ ግን ከኣ ወላዲትኪ ስለዝኾነት እቲ ውላድ ንወላዲ ክገብሮ ዝግባእ ግበርላ ንባዓል በትኪ ከኣ ኣረድእዮ ብሰንኪ ኣዲኺ ኣዳርኪ ክብተን የብሉን ንስኺ ብዘይ ኣቦ ዓቢኺ ደቅኺ ብዘይ ኣቦ ክዓብዩ ኣይግባእን
ብያ በልያ ንሳ ኣብ ዓዲ እዝግሄራ ምስ ከደት መታርፍትኺ ንሱ ዩ ፡ ከም ኣዴኺ ኣኽብርያ ምበር ኣብ ሓዳርካ ፋሚልኻ ክውሱንልካ መሰል የብሎምን ፡ ደሓር ከኣ ንባዕልኺ ኣደ ኴንኪ ኢኪ ብዛዕባ ደቅኺ ምበር ብዛዕባ ስድራኺ ትሓስብሉ ግዜ ኣይኮነን፡ ኣይተኽብርዮም ማለተይ ኣይኮነን ንወለዲ ዝግበኦም ክብሪ ትህቦምን ተፍቅሮምን ብዘድልዮምን ዝከኣልካዮን ከኣ ትሕግዞምን ፡ ካብዚ ንኔው ግን ሓሚቁ ጸቢቁ ሂወቶም ይነብሩ ለዉ ሂወትክን መጻኢኽን ኣብ ናትኪ ውሳነን ምርጫን ምበር ካብኦም ፍቃድ ትሓትሉ ግዜ ሓሊፉ ዩ፡ ኣዴኺ ክፍእቲ ምኳና ምስ ፈለጥኪ ኣቦኺ ዝተሃሰዮ ሃስያ እንተተረዲእክሉ ፡ ሎሚ ንሰብኣይኪ ብዘይ ኣበስኡ እንተገዲፍክዮ ግን ደቅኺ ውን ምስ ጎቦዙ ንስኺ በዳሊት ምንባርኪ ምስ ፈለጡ ኣባኺ እምነቶም ከጥፍኡ ዮም ፡ ሰብኣይኪ ኣፍቃሪኺ ጥራይ ኣይኮነን ወላዲ ናይ ደቅኺ ውን ዩ ሰብኣይኪ ምረጺ
Hadarki yehesheki za haftey❤
ወይ ጉድ ጉዳመኛ ኣደ ምናልባት ሰብኣይ ስለ ዘይብላ ትቕንኣልኺ ከይትከወን አሞ ካብኣ ከተማ ቀይሪ ቐሲንኺ ሓዳርኪ ትግበሪ
To the point move to other place. Limit your connection with her. First takecare of ur husband and kids as the bible says. And confront her when she is wrong!!!
ሓደረኪ የሐሸኪ ማዓረይ
ሰላም ሓፍተይ፡ንወላዲትኪ ክትሰምዒ ኢልኪ ደቅኺ ከይተዘኽትሚ።እቲ ዝግባእ ናይ ኣደ ክብሪ ሃብያ።ካብኡ ሓሊፉ ግን ናብ ሓዳርኪ ገጽኪ ኣይተቅርብያ።ደቅኺ ከይተዘኽትሚ፡ከምቲ ንሳኻትኩም ዝዓበኹሞ ከምኡ ከይዓብዩ ደቅኺ።
Adeki gidefya sebayki yhsheki😊
ከም ኣደ መጠን ኣክብርያ ካብኡ ሓለፈ ግን ሓዳርኪ ኢዩ ሓዳርኪ
✴ኣደይ ሓዳር ምግባር ከሊኣትኒ #እንታይ_ትመኽሩኒ
ምስ ሓዳርኪ እዩ እቲ ሕጊ ሓዳር ዘይብላ ኣደ ደቃ ሓዳር ክገብራ ኣይትደል እያ ዓርከይ ሓዳር ምስገበረ ኻብ ዓዲ ንኣድኣን ኣቡኣን ኣምጽዎም ወዲ ዓድና ኣይኮነን እናበሉ ኣሳቅዮማ
ፈልዮማ ሓፍታ ምንአሳ ወዲ ጋና አፍሪካ ክምርዓዋ ምስ በለ ሓራይ ኢሎማ ወዮ ኣባይ ሓፍታ ንስድራኣ ኣይኮምኩምን ሓደረይ በትንኩም እሞ ኤርትራዊ ሓወይ ብምባል ንሰብኣያ እቅረ ግብረለይ ኢላ ኣብ ማሙቅ ሓዳራ ተመልሻ ጽቡቅ ሓዳር ምስ ራኣዩ ኣታዓርቁና ኢሎም ተዓርቆም ስለዚ ኣደ ንሓዳርኺ መምህር ክትኮውን ትዘይ ኬኢላ እስኪ መምህር ክትኮንያ ኣለኺ ሓዳርኪ ምስ መርጽኽ ባዕላ ክትዕረ እያ ሰብኣይኪ ቅኑዕ አሎ እስኪ ተቃቂረ ምባል ብወገነይ ኣይቅበሎን እየ ምስ ሰብኣይኪ ደቅኺ የእብይ
ሰላም የውርደላ ንኣደኪ ሰይጣን ኣብዝባና እዩ ዘሎ ብዘይ ኣቦ የብያትኩም ንደቅኪ ድማ ብዘይ ኣቦ ክዓብዩ ትፈርድ ኣደ ድያብሎስ እያ ::
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩሉኹም ተኸታተልቲ እዚ መደብ ይኹን።
ክብርቲ ሓፍትና ቃልኪዳን ሰማይን ምድርን ደው ኣቢሉ ዘሎ ኢዩ፡ ብቃልኪዳን ምውልዋል የለን። ስለዚ ሓዳርኪ ፍተዊ፡ ቃልኪዳንኪ ኣኽብሪ። ኣዴኺ ከኣ ኣደ ኣኽብርያ፡ ኣብ ሓዳርኪ ግን ኣይተእትዊ፡ ኩሉ ነናቱ መሰልን ኣገባብን ኣሎዎ ዝሓፍተይ። ኣምላክ ምሳኺ ይኹን።
ብመጀመራታ ሰልስምታይ ከቀድም፡ ቀጺለ ክብል ዝደሊ ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ክርደኣና ዘለዎ ቃል ኪዳን ኣዝዩ ዓቢ ዝኾነ ትርጉም ዘለዎ እዩ ከምቲ ኩላትና ንፈልጦ ማለት እዩ ፡ ካብታ ኣብቲ ቑዱስ ቤቱ ኣቲና ኪዳን ዛተናላ እለትን መዓልትን ሰዓት ጀሚራና ናይ ሰባይና እበር ናይ ስድራና ኣይኮናን ንስኺ ይኹን ሰባይኪ ካባ ጀሚርኩም ሓደ ስድራ ኢኹም ናይ ስድራኹም ኣይኮንኩምን እዚ ክብል ከለኹ ግን ንስድራና ዝግብኦም ክብረት ንሃቦም ካብኡ ሓሊፍና ግና ኣብ ሓዳርና ካትዉ ኣይነፍቅደሎም ሓዳርኪ ምረጺ ነዴኺ ኣክብርያ ኣብ ሓድርኪ ግን ቦታ ኣይትሃብያ ደቕኪ ምስ ኣቦኦም ኮንኪ የብዪም
ብዝተረፈ ሰላም ይምነየልኩም❤❤❤
ሓዳር ይዓቤኪ ኣደ ጽቡቅ ናይ ዉላደ ትደሊ አያ ኣደ ትበሃል።ወላ አዉን በዓል ቤትኪ ተብደላ ንሳ አያ ክትጽመም ዝግበኣ ከም ወላዲት።
Kbrti hafteyy nateyyy. Xubuq merixki aleki aykfen eyu. Weladitki mkbar kale eyu. Ab hieetki atya ktrbshekii gn ketefqdii yebelkn hadrki mrexi. Nkbri kalkidankn deqkn nberiii❤❤❤❤
እቲ ፀገም ናይ ወላዲትኪ ካብ ኮነ ብርሑቅ ዘድልያ ነገራት ሓግዝያ እንበር ሓዳርኪ ከይትፈትሒ ምስ ስብኣይካ እንበር ምስ ወላዲካ አይንበርን እሞ ክዓ ኣቦ ደቅኪ
ብፈላይ ክርስትያን ተኮይን ሓዳርኪን ቃል ኪዳንኪን ይሕሽኪ ንምንታይ ሓደ ኣካል ካብ ኮንኩም ኣብኡን ኣዲኡን ይሕደግ ስለ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ ነቶም ኣምላክ ዘራከቦም ሰብ ኣይፈልዮም ኢዩ ዝብለና
ሰላም ንዓኪ ይኩን ክብርቲ ሓብተይ።መጀመርታን መወዳእታን ሓዳርክን ቤትክን ቃልኪዳንክን ይሕሸኪ።ካላኣይ ኣዴኪ ካብ ሓዳርኪ ምስ ፈለየትኪ ውን ንግዝይኡ ጛለይ ጛለይ ክትብለኪ ኢያ ምስ ግዜ ግን ንዓክን ንደቅክን ልክዕ ከምዛ ሕዚ ንሰብኣይኪ ትገብሮ ዘላ ክትገብረኪ ኢዩ ሰላም ዝበሃል ኣይትህበክን ኢያ።ካቡኡ ዝከፈአ ከኣ ኣዴኪ ንኣቦደቅኪ ሰለዘይትፈትዎ ንዑኡ ዝርርከበት መሲልዋ ንደቅኪ ውን ሰላም ኣይትህቦምን ኢያ ምስኣ ገዲፍክዮም ክትወጺ እንከለኪ።ካልእ እቲ ዝዓበየ ነገር ከኣ ንዓክን ንደቅክን ሰብኣይክን ሓዳርኩምን ደቅኩምን ኢዩ ክብረትኩምን ሰላምኩምን ኣዴኪ,ከ ካብዚ ሰብ እዚ ፈላልያ ጽባሕ ንጉሆ ሰብ ኢኪ ምስ ካልእ ፍቅሪ ክተጀምረኪ ኣይትክእልን ኢያ።
ስለዚ ገዛኪ ኣይተፍርሲ ዝተሓጸ ገዛ ገዲፍኪ ናብ ዝፈረሰ ገዛ ኣይትጠምቲ።
ቃል ኣቦኪ ዘክሪ ኣዴኪ ሓዳር ከምዘይተግብረኪ ዝበለኪ ቃል።
ሓዳርኪ ምረጺ
ቃል ክዳን ሓዳርኪ ምረጺ
ሓድርኪ ይሐሸኪ ዝሓፈተይ
Matthew 19 ትግ - ማቴዎስ
4: መሊሱ በሎም፡ እቲ ካብ መጀመርታ ዝፈጠረ፡ ሰብኣይን ሰበይትን ገይሩ ፈጠሮም፡
5: ድማ፡ ምእንትዚ ሰብኣይ ነቦኡን ነዲኡን ይሐድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኸኣ ይጣበቕ፡ ክልቲኦም ሓደ ስጋ ይዀኑ፡ ከም ዝበለዶ ኣየንበብኩምን፧
6: ደጊም ሓደ ስጋ እዮም እምበር፡ ክልተ ኣይኰኑን። ነቲ ኣምላኽ ዘጋጠሞስ፡ ሰብ ኣይፍለዮ።
Haftey natey ade eka temtn hakakafitn ena nfelt koynu gn sahti kem adeki aysann hayalat gn esa eka zey hasebetlki xbuk bzaba hadrki eski gn ketgagey arhkum kab adeki hadarki gberi kal kidan kbur eyu 💕🙏🏿
እዚ ነገር ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ። እታ ኣደ ምስ ወዳ ዘልዋ ርክብ ካብ ናይ ጓላ ዝሓይሽ እንተኾይኑ ፡ እታ ኣደ ምስ ወዳ ጥራሕ ክትራኸብ ኣለዋ። ምስ ጓላ ውን ኣብቲ እንዳ ወዳ ብጥንቃቀ ኣብ ዝተወሰነ ግዜ ክትራኸብ ጥራሕ ኣለዋ። ኣብ ወርሒ እንተበዝሐ 2ግዜ ኣብ ቀዳመ ሰንበት ተራኺባ ጓላን ደቂ ጓላን ክትሪኦም ምሓሸ ምበልኩ። ወዳ ውን እቲ ትገብሮ ዘላ ብሜላ ጽቡቕ ከምዘይኮነ ከረድኣ ኣለዎ። ምስ ሰብኣይ ጓላ ግን እንተዘይተራኸቡ ተመራጺ ይኸውን። ክንደይ ግዜ ሞ ክጽመም ዩ። ምስ ደቁን ሓዳሩን ከተባትኾ ብሕጊ ሰማይን መረትን ከማን ቅቡል ኣይኮነን።
Amengo aden weladitn felaliki reayo. Hiwetki natki eya baelki nberya haftey
ሓዳርኪ ይሐሸኪ❤
Ade negala.hadarki geberi iya tebel. Neseki sma hadarki geberi Aboki smart iyo hadarki geberi ilyki ❤
ሰላም ክብርቲ ሓፍቲ በዚ ትብልዮ ዘልኪ ኣደኺ ክርምታ ኣበልሽያ ክረምትኪ ከተባላሹ ኢያ ታዓጥቃ ቁጠባ ሽግር ከይህልዋ መንግስቲ እዩ ዝክላ ብትኽክል ገለ ነገር ዘድልያ እንተልዩ ድማ ከም ወላድትኪ ክትታሓባበርያ ግድን እዩ ካብዚ ብዝተረፈ ሓዳርኪ ግበሪ ናይ ኣደኺ ተግባር ናይ ወላዲት ተግባር ኣይኮነን ምላድ ዋላ ምእንቲ ወልፍካ እውን ይውለድ እዩ ወላዲኻ ዓቅሚ እንተሓልዎ አቅሙ ዘፍቅዶ ክግብረልካ እንተዘይብሉ ድማ መሪቁ ሓዳርካ ንኽትገብር ይሰደካ ወይ ይገድፍካ እንተዘይኮነ ከምዚ ናይ ኣድኪ ተግባር ግን እቲ ኣብ ወላድኺ ዝገበሮቶ ተግባር ብሰባይኪ ሓቂ ስለዝተፍልጠ እዩ ሕማማ ስለዚ ውሉድ ንውሉዱ እዩ እሞ ንውልድኪ ንበሪ ኣነስ ደቀይ ሓዲገ ሓዲግ ምድር ሓዲግ ሰማይ ገረ ድሕሪ ብዙሕ ዕግርግር ድማ መንግስቲ ክወስዶም እዩ ድልየታ ስለዚ ምስ ኣዴኺ ንበይንኪ ሓብርኪ ኣደዳ dpretion ኮንኪ ክትነብሪ ኢኺ ስለዚ እቲ ሓደ ብሰላም ምንባር እዩ እቲ ሓደ ድማ ናብ ገደል ምጽዳፍ እዩ እቲ ምርጫ ናትኪ እዩ
አዴኺ ግደፊያ ።ዊሉድክ ረአዪ፡ሐዳርክ፡ይሕሽክ
ትርጉም ፍቅሪ ሓዳር ውላድ ሰለ ዘይርድኣ ንሓዳርኪ ይሕሸኪ ምክንያቱ ኣደኪ ንሰብኣይኪ ኣይትፈትዎን ግን ንሰኪ በቲ ሃይማኖቲኪ ጸሎት እንዳ ገበርኪ ሓዳርኪ ግበሪ ድሓር ዘረባ ኣዴኪ ሰሚዒኪ ኣብ ጣዕሳ ከይትነብሪ
ሐቢብቲ ሐዳርኪ ግበሪ
አዴኺኻአ ብሩሑቅ አኽብሪ
Hadarki yehesheki zehafteyyyy meareyyy❤❤❤
Kab adeki rahaki, mis sebayki dekikin mwuq hadarku kexili.
Selam kebrti haftey hadarki gebari abe welad bexihkumes nadki kea nab leba yimlesa fetari hadarkum yibark❤😢
ዝከበርኪ ምእንቲ ሓንቲ ሂወት ናይ 3 ሂወት ይበላሾ ከም ዘሎ ኣስተውዕሊ ሞ
እዚ ከኣ ኣዝዩ ቀሊል ዩ መፍቲሑኡ
መጀመርያ ሓዳረይ ኢልኪ ሓዳርኪ ግበሪ
ገዛ ውን ቀይሩ
ብድሕሪኡ ንሰበኣይኪ ለምንዮ ክሓድገላ ከም ዘለዎ ብድሕሪኡ ነደኪ ይቅረታ በልያ ከም ኣዴኪ ውን ኣክብርያ ኣብ ሓዳርኪ ንከይ ታኣቱ ውን ዕድል ኣይ ትሃብያ ፡
ኣባት ነብሲ ማለት ( ቐሺ ማራሕ ሃይማኖት ውን ግበኡ) ብድሕሪኡ ሂወትኪ ክምቅር ዩ
ኣምላክ ዓወትን ፍቅርን ይሃብኩም።
ሰላም ክብረቲ ሓፍተይ በመጀመርያ ሰላም ጥዕና የምነይልኪ ከብርቲ ሓፍተይ ኣደ እታ እንኮ ኣብ ዓለም መተካታ ዘይብላ ርህርህቲ እየ ናዓይ ከይበልቲ ንደቅይ እቲብል ናይ ኣድኪ ግን ብግምጣሉ እዩ እንሀ ሰልዚ ንድኪ ከመ ናይ ኣደ መጥን እቲ ዝግባኣ ክብሪ ሃብያ ኣብ ሓዳርኪ ጣልቃ ከታኣትውኪ ግን ኣይትፍቅድላ ሰለዚ ሓዳርኪ መረጺ ደቅኪ ኣቦምን ኣዲኣሞን ኣብ ዓለም ከልዉ ኣይትዝክትምዮም ቃሊ ከዳን ካኣ ኩቡር እዩ እቲ ኣመላክ ዘገበሮስ ሰቢ ኣይፍለዮ የበል ቃል ኣምላክ ሰለዚ መስ ሰባኣይኪ መረጺ ሰባኣይኪ ለባም እዩ ዘመስል ኣይተፍታተንዮ ደቂ ተባዓትዮ ካኣ ቡዙሑ የጽመሙ እንድሕር ናይ ሞወዳኣታ በጺሖም ግን ኣይመለሱን እዮም ሰለዚ ሓዳርኪ ባዓልኪ ሓልውየ ኣድኪ እንድሕር ምቅያር ኣብያትኪ ካኣ ግድፍያ ቃል ኣምላክ ከምዝ እዩ ዘበል ሰባኣይ ኣቡኡን ኣድኡን ሓድጉ መስ ሰበይቱ የነር እታ ሰበይቲ ወን ኮምኡ ማልት እዩ ሓዳር ካኣ ከብርት እዩ ንድኪ ከትብል ኣብዝይውጽ ጣዓስ ከይትነብሪ ተጠንቀአልቂ❤
hadarki merxi sister. hiwetki keytbalshwelki
Hadarki yhsheki kbrti haftna
Lbki zbleki gberi haftey
ኣዴኺ ገዲፍኪ ናብራኺ ግበሪ።ከምቲ ኣቦኺ ዝበለኪ ኣዴኺ ጥዕይትን ለባምን እንተትኸውን ሓዳራ ምግበረት።ስለዚ ኣዴኺ ሰጒግኪ ናብራኺ ግበር ፓስታ
Hadarki yaybeyki sisterey adeki qes ela ab Liba kitmles eya ajoki teray
Kbrti hbtna ms sebaayki ereqya ndeki nski,gn qal kidanki aythdegi kdan kebid eyu sebay sdrku yhdeg sebeyti sdra gedifa naal kidankum kem tekbrun eyu eti mahla gn ereqyom mkrey nzi ymesl
Yes mes sebayki yhdheki ade kemzi tegebr ade aytbahal niya meshlah nab lba entetemeleset
Kebid Ayu Hadar temahahilka tatwo Kebid Andiyu nay ade ♥️ fqri kan ♥️ ❤️ qelil aykonen😮😮😮😮
Hadarki yehesheki za hafteyyy
ሰላም ንኣዳላዊ ንዚ መደብ ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ከም ሓፍትኺ እጃመይ ከም ዞም ኣሕዋተይ ምኽረይ ክልግሰልኪ ሓፍተይ ሕደ ወድሰብ ጎጅኡ እተከፍቱ ብቃልኽዳን እተ ተመርዕዩ ኣቦ ኣደ ከምወላዲ ክከብሩ ኣለዎምእበር ኣብ ሓዳርኺ ኣተእትውዮም ከምወለዲ ክብሪ ሃብዮም ሓፍተይ ኣነ ሓዳርዲ ግብሪ ❤🎉
ሰብኣይኪ ይሕሸኪ 👌☝️✔️
Eway nadikie hmaq keytezarebiki rehakla
Selam kbrti haftey kemzi zbelkiyi antekoynu hadarki yhsheki nediki aytsmeya
Hadrik yahsheki ❤❤❤
ሓዳርኪ ግበሪ ዝሓፍተይ ኣደ ኮ ናይ ኣደ ምስትገብር ያ
Hadarki mgbar yhsheki sisterey
ሓዳርኪ ግበሪ ሓብተይ ነደኪ ንጸግያ፡ ብዙሕ ምበልኹኺ ግን ትርጉም የብሉን፡ልክዕ ከምዛ ናትኪ ዝፈልጦ ስለ ዘለኒ ሓዳርኪ ግበሪ።
Awe wedey ane wn bezi nay zahaftey zey fle aleni gn aw alka zey bkeyo mot hutsuy kem zbahal haftey key ttaleli dekki key tezektmi hadarki gberi ade nfelt ngola tsekita hadar kt gebrela gola aytdferya weladit sle zkonet kal kidanki gn key tbtni hwetkn hiwet dekkn keytrmsi haderaki mkrtey❤
ሓዳራ ይሕሻ ምስ ሰብኣያ ኢንበር ምስ ኣድኣ ኣይ ኮነትት ትነብር ፥ኣብ ገዝኣ ከማን ክትእትዋ የብላን ካብ ጋና ዘፍል የብላን ኢዝ ትገብሮ ዘላ ኣድኣ
Hadarki mrexi
❤❤❤❤
ኣደ ኣይኮነትን እዚኣ 😢
Haftey hadarki mrexie
Hadariki giberi
🙏🏾♥️
_ሓዳርክ ይዓብ ቀስ እልኪ ክዓ ዕረቅዮም_
ሓዳርኪ ሐሸኪ
ሓዳርኪ ግበሪ ።
Ajoki zhaftey hadarki gbri kabu tfllki Ewen adki Selam aythbken eya
Sebuke alke hadarke yhshake
ሓደርኪ ይሕሸኪ ሓፍተይ
ሓፍተይ ናተይ ሰባይኪ ይሕሸኪ ንሱ ክሳብ ዘኽበርኪ ንሱ ኢዪ ኣቦ ደቅኺ ። ደቅኺ ከይ ተዘኽትሚ ምስ ኣቦኦምን ኣዲኦምን ክዓብዩ ኣለዎም ስለዚ ምስ ሰብኣይኪ ድኣ ይሕሸኪ መኣረይ❤❤😊😊
Ezi dea entay mkri adliwo kemzia aynet weladit dongiki keman
ሓዳርኪ ይሕሽኪ ምክንያቱ አብ ቃልኪዳንን ቆልዑን ስለ ዝበፃሕኩም ስብአይኪ እውን እንድር ሓዳሩ ዝደሊ ኮይኑ
Adieki ko adia gedifa ya ms sebeya niera... kulen adietatna ko adien gedifen yen ms sebeayen zelewa
እቱ ቅዱስ ቃሉ ከምዘይ ይብል ሰብአይ አቡኡን አዲኡን ገዲፉ ምስ ሰበይቱ ይላገብ ሰበይቲ ክዓ አቡአን አዲኣን ገዲፋ ምስ ሰብ አያ ትለገብ ስለዝ ካብ ገዲም ሓደ አካል እዮም እንበር 2ተስ አይኮኑን ይብል 🙏ስለዝይ ካብ እነኺ ተትርሕቂ ይብል ርኩስ መንፈስ እዩ ኸምኡ ዝገብራሎ ንሰብአይኪ እውን ትሕት ኢልኪ ተገዝእሉ ነቦኺ ዘይኮነት ንአኺ አይትኾነክን ፀልዩ አነኺ ናብ ቀልባ ትምለስ🙏😮
ክሳብ ናብ ልባ ትምለስ ረሓቅያ ኣዚኣ ነቀዝ ኣዶ እያ
ነደኺ ናይ ኣደ እንበር ናይ ኣፍቃሪ ቦታ ኣይትሃብያ።
ካብ ኣደኺ ርሕቅ ኢልኪ ብፍቅሪ ንበሪ ።
ቦታ ኣፍቃሪ ኣይትሃብያ ነደኺ።
ኣብ ሓዳርኩም ክትኣቱ ክተፍቅዱላ ናይ ኣምላኽ ፍቓድ ኣይኮነን:ግን ክትኣልይዋ ኣለኩም ወላዲትኩም ኢንዲያ::
Jesus Christ is Lord,
መቸም ኣደ ኣደ ኢያ ግን እዚኣ ናትኪ ካብ ናይ ኣደ ባህሪ ዝወጸት ኮይና ረኪበያ ነቦኪ ምስ የሕዋታ ኮይና ኣባሪራ ደቁ ከይተርእዮ ከልኪላስ ሕጂ ካኣ ኣባኪ መጽያ ንስኪ ክትልብሚ ይምነ ሓዳርኪ ግበሪ ድሕሪ ግዝየ ምስ ጸመዋ ክርደኣ ኢዩ
Kidanki yhisheki haftey natey adeki n baela hadar zeybla entay slezkonet eya
ስምኢ ሽኮሪናሓዳርኪ ምረጺ እየ ክብለኪ ሰብአይኪ እንተከሲርክዮ መሊስኪ ከይትረክብዮ ትክእሊ አዴኪ እንተከሲርክያ ግና ናይ ጊዜ ጉዳይ እዩ ክከውን
Selam haftey natey kab abonan adenan newled gen mesom aykonan nenaber selazi nateki hewat family kal kedan mesretki aleki selazi hadarkn dekeken kubur lebam akal beal bet wen aleki sebayki yehsaki gal ab hadar enta haleya eya tkebr nateki zanta zkeri Good luck ❤❤❤
Bzey hto hadarki gberi
Mis sebayki niberi
Donkiki keman
Kolu welidki hadar gerki. , halafnetki haderki mis dekiki eyu.
Hadarki mrexsi wae adeki bhadarki tethagusa tkreb tezeykoynu trhak ngezi u dhar krdea u ade konki eki ndekiki hsebi nsebeayki wun autechenkyo
Kbrti haftey bhadarki ksnti entekonki hadarki yhsheki kal kidan kubur eu adeki sorry gn❤
She dont have to come to you go to her no matter what she is your mother
Hadarki yhsheki adeki betaemi eya tgage zela ezi tgebro zela gega dro teredouki alo slezi hade mealti terediuwa nab lba ktmles eya niski suk elki hadarki gberi welidki eki sle Tom bhiji ziabyu deqki hsebi maletey nski bzey fqri nay abo eki abiki emo deqki abo keyteseniyom tetenkeki hadera ajoki nerki nerki kea nedeki dehay gberla
ወላዲ ናይ ወላዲ ድሕር ዘይሰርሕ ኮይኑ ትርሕቆ ገበን እንዳ ገበረ ትርኢ እንተሊካ ንስካ ውን ገበነኛ ኢካ።
ምስ ስብኣያ ግን ሓደ ኣካል እዮም።