Mahustar
Mahustar
  • 64
  • 1 958 572
ድሕረ ባይቱኡ እናፈለጥኩ ዝተመረዓኹዎ ሰብኣየይ
#ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie
⚑ CONNECT WITH ME⚑
Instagram➡️ Mahustar88
Facebook ➡️ mahustar
Facebook ➡️ Mahustar2
TikTok ➡️ www.tiktok.com/@mahustar
Webesite ➡️ mahustar.com/
WhatsApp➡️ wa.me/message/6SZHBKLXHZWJE1
Join this channel to get access to perks:
th-cam.com/channels/8nMoaibpP_IBBPX29rtltw.htmljoin
มุมมอง: 12 255

วีดีโอ

ንሕጹየይ ገዲፈ ነቲ ምስ ስድራይ ባእሲ ዘለዎ ቀታልየይ ኣፍቂረ #እንታይ_ትመኽሩኒ
มุมมอง 12K4 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ንሕጹየይ ገዲፈ፣ ነቲ ምስ ስድራይ ባእሲ ዘለዎ ቀታልየይ ኣፍቂረ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ facebook....
ኣዴኻ ክትመውት 30 መዓልቲ ተሪፍዋ ምስ ተባህለ
มุมมอง 9K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣዴኻ ክትመውት 30 መዓልቲ ተሪፍዋ ምስ ተባህለ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ mahust...
✳️ኣብ ቲክቶክ ዝዓብደት ሰበይተይ
มุมมอง 17K19 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣብ ቲክቶክ ዝዓብደት ሰበይተይ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ mahustar Facebook...
ሰብኣይየ ምሳይ ከሎ ካብ ዘይፈልጦ ወሊደ፣ #እንታይ_ትመኽሩኒ
มุมมอง 19Kวันที่ผ่านมา
ሰብኣይየ ምሳይ ከሎ ካብ ዘይፈልጦ ወሊደ፣ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ mahustar F...
ዛንታ ናይ ሱዳን መሓዙተይ፣
มุมมอง 32Kวันที่ผ่านมา
ዛንታ ናይ ሱዳን መሓዙተይ፣ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ mahustar Facebook ➡...
✳️ኤውሮጳ ትዮም እዮም እታ ጃልባ ሓሽሽ ሂዛ ተረኺባ
มุมมอง 7K14 วันที่ผ่านมา
✳️ኤውሮጳ ትዮም እዮም እታ ጃልባ ሓሽሽ ሂዛ ተረኺባ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ mah...
✳️ዛንታ ሳብሪን #ሓቀኛ_ዛንታ 🔶መን ምዃና ጅከይ ከፈለጥኩ ካብ ሰምሰርቲ ዘድሓንኩዋ ጓል
มุมมอง 30K14 วันที่ผ่านมา
✳️ዛንታ ሳብሪን #ሓቀኛ_ዛንታ 🔶መን ምዃና ጅከይ ፈለጥኩ 3000 ዶላር ዝኸፈልኩላ ጓል #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebo...
✴️ንዓርክኻ እየ ኣፍቂረዮ ኢላትኒ፣ ብደወይ ልቢ ሰበይተይ ዘሚትኒ
มุมมอง 26K14 วันที่ผ่านมา
ንዓርክኻ ኣፍቂረዮ፣ ብደወይ ልቢ ሰበይተይ ዘሚትኒ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ mahus...
ኣቦይ እቶም ክልተ ኣሕዋተይ ኣደይ ካብ ካልእ ከምዝወለደቶም ኣይፈልጥን እዩ #እንታይ_ትመኽሩኒ
มุมมอง 47K21 วันที่ผ่านมา
ኣቦይ እቶም ክልተ ኣሕዋተይ ኣደይ ካብ ካልእ ከምዝወለደቶም ኣይፈልጥን እዩ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ fa...
✳️ ዕንበባ #ሓቀኛ_ዛንታ ❤️‍🔥ክልተ ኣሓት ንኽልተ ኣሕዋት
มุมมอง 69K21 วันที่ผ่านมา
#ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ mahustar Facebook ➡️ Mah...
ሰበይተይ ጀርመን ምስ ኣተወት ከይትገደፈኒ ኢለ ዝገበርኩዎ መስተፋቅር
มุมมอง 23K21 วันที่ผ่านมา
ሰበይተይ ከይትገደፈኒ ኢለ ዝገበርኩዎ፣ መስተፋቅር፣ ባዕለይ ኣብ ሽግር ኣትየ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ f...
✴️ንዘይፈጸሞ ገበን 25 ዓመት ክእሰር፣ ሕልና ኣልቦ ሰባት ኣብ ሕጊ ምስ ዝሰርሑ
มุมมอง 12K28 วันที่ผ่านมา
✳️ብዘይፈጸሞ ገበን 25 ዓመት ክእሰር፣ ሕልና ኣልቦ ሰባት ኣብ ሕጊ ምስ ዝሰርሑ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡...
ደም ኣለዎም ካብቲ ወዲ ራሓቅ፣ ኣብ መንጎ ስድራይ ፍቅርን ተቀርቂረ
มุมมอง 14K28 วันที่ผ่านมา
ደም ኣለዎም ካብቲ ወዲ ራሓቅ፣ ኣብ መንጎ ስድራይ ፍቅርን ተቀርቂረ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ faceboo...
ብዕድላ #ሓቀኛ_ዛንታ ጸጊባ ዝተሓሰመቶ መርዓ ዕድለኛ ኣትያቶ
มุมมอง 38Kหลายเดือนก่อน
ብዕድላ #ሓቀኛ_ዛንታ ጽጋባ ዝተሓሰመቶ መርዓ ዕድለኛ ኣትያቶ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie ⚑ CONNECT WITH ME⚑ Instagram➡️ Mahustar88 Facebook ➡️ facebook.co...
ስድራይ እዮም ዘይወዲ ሃገረይን ዘይወዲ ሃይማኖተይን ክምርዓው ደፋፊኦምኒ
มุมมอง 25Kหลายเดือนก่อน
ስድራይ እዮም ዘይወዲ ሃገረይን ዘይወዲ ሃይማኖተይን ክምርዓው ደፋፊኦምኒ
እቲ ቀቢጸዮ ነበርኩ ፍቅሪ
มุมมอง 60Kหลายเดือนก่อน
እቲ ቀቢጸዮ ነበርኩ ፍቅሪ
ሰብኣየይ ገዲዱ መስተ ኣስትዩ ምስ ዓርኩ ርክብ ከም ዝፍጽም ጌሩ
มุมมอง 35Kหลายเดือนก่อน
ሰብኣየይ ገዲዱ መስተ ኣስትዩ ምስ ዓርኩ ርክብ ከም ዝፍጽም ጌሩ
ኣብ መዓልቲ መርዓይ ምስ ሰብኣየይ ዝዘመወት ዝኣምና ማሓዛይ
มุมมอง 71Kหลายเดือนก่อน
ኣብ መዓልቲ መርዓይ ምስ ሰብኣየይ ዝዘመወት ዝኣምና ማሓዛይ
✴️እታ ክሉ ሰብ ቀቢጽዋ ዝሓገዝኩዋ ጓል'ሲ ብህይወት ዶ ትህሉ
มุมมอง 14Kหลายเดือนก่อน
✴️እታ ክሉ ሰብ ቀቢጽዋ ዝሓገዝኩዋ ጓል'ሲ ብህይወት ዶ ትህሉ
ወዲ ዓደይ ኢለ ልበይ መሊአ ዘፍቀርኩዎ ወዲ ከቢድ ምስጥር ነጊርኒ
มุมมอง 25Kหลายเดือนก่อน
ወዲ ዓደይ ኢለ ልበይ መሊአ ዘፍቀርኩዎ ወዲ ከቢድ ምስጥር ነጊርኒ
❤️‍🔥ከፍቅር ኣብ ቀረባ ክመንውን ክጸልእን ኣብ ቀረባ ኮይነ፣ ወዲ 27 ዓመት የ፣ ልዕሊ 8 ኣንስቲ በጺሐ
มุมมอง 16Kหลายเดือนก่อน
❤️‍🔥ከፍቅር ኣብ ቀረባ ክመንውን ክጸልእን ኣብ ቀረባ ኮይነ፣ ወዲ 27 ዓመት የ፣ ልዕሊ 8 ኣንስቲ በጺሐ
✳️እቲ ሕቡእ ገባሪ ጽቡቀይ #ሓቀኛ_ፍቅራዊ_ዛንታ
มุมมอง 39Kหลายเดือนก่อน
✳️እቲ ሕቡእ ገባሪ ጽቡቀይ #ሓቀኛ_ፍቅራዊ_ዛንታ
ሰበይተይ ጽቡቅ ይስማዓኒ የለን ኢላ ጸታዊ ርክብ ካብ ትኣብየኒ 5 ዓመት ኣሕሊፍና፣ ሕጂ ካኣ ውሽማ ሓዝ ትብለኒ ኣላ
มุมมอง 24Kหลายเดือนก่อน
ሰበይተይ ጽቡቅ ይስማዓኒ የለን ኢላ ጸታዊ ርክብ ካብ ትኣብየኒ 5 ዓመት ኣሕሊፍና፣ ሕጂ ካኣ ውሽማ ሓዝ ትብለኒ ኣላ
✴️ንእሽተይ ሓፍተይ፣ ንዓይን ንኣደይን ደም ዘንብዓና ሳምሳሪ ኣፍቂራ፣ ካቡኡ ካብ ዝፈለይ ሞት ይሕሸኒ ኢላትና፣ ጉድ ረኺብና
มุมมอง 16Kหลายเดือนก่อน
✴️ንእሽተይ ሓፍተይ፣ ንዓይን ንኣደይን ደም ዘንብዓና ሳምሳሪ ኣፍቂራ፣ ካቡኡ ካብ ዝፈለይ ሞት ይሕሸኒ ኢላትና፣ ጉድ ረኺብና
ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ገዲፍካ ዘይናትካ ኣልማዝ ምስ ትጥምት
มุมมอง 15Kหลายเดือนก่อน
ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ገዲፍካ ዘይናትካ ኣልማዝ ምስ ትጥምት
✳️ስድራ ዝበደሉዎ ፍቅሪ #ሓቀኛ_ዛንታ
มุมมอง 57Kหลายเดือนก่อน
✳️ስድራ ዝበደሉዎ ፍቅሪ #ሓቀኛ_ዛንታ
ወዶም ከምዝሰረቆ እናፈለጡ ንስኺ ኢኪ ሰሪቅክዮ ይብሉኒ ኣለዉ
มุมมอง 14K2 หลายเดือนก่อน
ወዶም ከምዝሰረቆ እናፈለጡ ንስኺ ኢኪ ሰሪቅክዮ ይብሉኒ ኣለዉ
ብዓል ቤተይ፣ ናይ ኦን ላይን ሕማቅ ወልፊ ሒዝዎ፣ ዘዝሓዞ ገንዘብ የጥፍኦ
มุมมอง 12K2 หลายเดือนก่อน
ብዓል ቤተይ፣ ናይ ኦን ላይን ሕማቅ ወልፊ ሒዝዎ፣ ዘዝሓዞ ገንዘብ የጥፍኦ
ኣደኣ ዝገበረቶ ናብኣ፣ ናይ ህይወት ነገር
มุมมอง 11K2 หลายเดือนก่อน
ኣደኣ ዝገበረቶ ናብኣ፣ ናይ ህይወት ነገር

ความคิดเห็น

  • @zebibtekietekie6072
    @zebibtekietekie6072 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይ ደስ ዘብል ዛንታ ቀጽሎ

  • @hamadhamad9521
    @hamadhamad9521 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ባዕሉ ዘምጸኦ ጽጋብ ኢዩ ግን ስለዝወለድኩሉ ናበይ ክትድርብይዮ ይቕረ በልሉ ንደቅኺ ክትብሊ

  • @lili-t2q1p
    @lili-t2q1p 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ufff egzabiher senay eu bunat natkas natka dea❤

  • @RahwaTesfu-qf7qe
    @RahwaTesfu-qf7qe 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FiraGera
    @FiraGera 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tekeaokbakristos9614
    @tekeaokbakristos9614 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይትተሃወኺ ብዓኒ አውሮፓስ እቱ ዘዕበየ እዩ አቦ እምበር ናይ ስዉር አቦ አይኮነን ስለዚ ነቦኺ አይተሕሚሚ ስቅኢልኪ ረአዪ እትን እትን ከየበልኪ

  • @SurafielSurafiel-hz4vg
    @SurafielSurafiel-hz4vg 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነብሰይ አብ ቦታኪ አእትየ ክሪኦ ከለኩ ከቢድ እዩ ግን ይቅረ በልሉ ዝሓፍተይ አምላክ ከዓ ደስ ክብሎ እቶም ደቅኩም ዉን ምስ ወለዶም ክዓብዩ ዝሓፍተይ ማዓረይ❤❤❤

  • @slamslam6022
    @slamslam6022 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይቅረ በልሉ ምዓረይ😢❤❤

  • @yesabhabteab1680
    @yesabhabteab1680 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yikre mibal nay Lebam seb eyu emo kemti Ferari Yikre zibelelna nizibedeluna dima yikre kinibil Sebawi gidetana eyu. Egzabhuer mihret gerulna nihina dima mihret nigebir. Kemue etom dekina bixibuk kiabuyu Ade tirah aykonetin tedliyom, Abo win yedliyom eyu. Silizi Kal Kidan Kubus eyu. MIHRET kingebirwin gubuna eyu. Silizium Mihret giberulu eki, selam zelwo Hiwet dima kitnebri eki.

  • @EmbabaHagose
    @EmbabaHagose 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ze hafetey mesu kuni zey qeyer seb edelen zey hawi besela wen yelen komu ka amelak ente da feqidu zey hawi qena yekun meseberti yelen zelezi mes deqeken mes sebayken mugan yeheseki kale seb ente da temeriki kale xegem eyu ke mexeki selezi mesu kuni ❤

  • @awetberhane9351
    @awetberhane9351 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓፍተይ ኣዴኪ ኣብ ዓቢ ናይ ሕልና ጭንቀት ከምዘላ ዝሰሓት ኣይኮነን እዚ ጉዳይ ነዴኪ ዕረፍቲ ዘይብሉ ሓሳብ ኢዩ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ኪዳናን እሙን በዓል ቤታን ዝገበረቶ ኣነዋሪ ፍጻሜ ኣብ ሕልናኣ እናመጸ ከም ዝርብሻ ርዱእ ኢዩ ሰለኪ ኣዴኪ ብሕልናኣ ሕንቕቲ ኢያ ተሓኒቀ ክመውት ኢየ ትብል'ሲ ሕጂ ከማን ሕንቅቲ ኢያ ሕኑቅ ከኣ ኣብ ምድሪ ጥራይ ኣይኮነን ሕኑቅ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ከማን ተቀባልነት የብሉን ስለዚ ሕልና ኣዴኪ ክቀስን ብቀሺ ኣበ ነብሲ ጌርካ ሰብ ከይፈለጦ ብስቱር ኣቦኪ ይንገር ካብዚ ንደሓር ኣዴኪ ሕልነኣ ይቀስን።

  • @healthfood6717
    @healthfood6717 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይቅረ በልሉ ዝሓፍተይ ይቅረ በሉ ይቅረ ክበሃለልኩም ስለዝብለና.❤❤❤

  • @SaronAndom
    @SaronAndom 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይቅረ ግበሩሉ ማዓረይ ❤

  • @Meaza-o1t
    @Meaza-o1t 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤waw

  • @TeTe-h7b
    @TeTe-h7b 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም አሕዋተይ ዛንታኪ ዛንታይ ኮይኖ ተሰሚዕን የፍቅሮ የፍቅርኒ ከሉ አብ ፅገመይ ይኩን ሓጎሰይ አሉ አም ካአ አብ ሰደት ብተግባራቱ መመሊሰ ከምዘፍቅሮ ገይርኒ ከም ኢልና አብ ሓደ ሃገርከለና ኢና ዘለና 8ዓመት አቁፂርናአብ ሓልዮት ምትሕግጋዝ አምበር ርክብ ጠቅላላ አይጀምርናን ግን ምዙ ፅብቅ ፍቅርና ሓንቲ መስተ አላቶ ብከምኡ አየካአ ዘይተራከብና ዝወስኖ ጠፊእኒ ሐዝስ ክገድፎ ዶ ወይ መሕደጊ መስተ ታሃልዮ ገለኒ በሉኒ

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብቲ ወርዲዎ ዘሎ ዝከፍኢ የለን ሲሰይ ይቅረ እልኪ ናብ ሰብኣይኪ ተመለሲ😥 so ኣምላኽ መሕረት የውርደሉ🥺

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ጣጣ ጋል ካብ ዝፍውሳ ዝፈስወላ ኮ ኢሎም ዮም 😂😂😂

  • @daniberhane8140
    @daniberhane8140 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይቅረ በሉ ይቅረ ክበሃለልኩም ኢዩ ዝብል መጽሓፍ ቅድስ።

  • @fili9331
    @fili9331 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓዳጋት ንኩን ንክሕደገልና ሩሕሩሓት ንኩን ኣምላክ ክርሕርሐልና ኣጆኺ ዝሓፍተይ ተቀበሊዬ ሓዳርኪ ግበሪ😢

  • @NatanTekle-oi5ck
    @NatanTekle-oi5ck 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yqre elki hadarki gberi eti hne mfday nay fetari srah eu

  • @Hawiwinta
    @Hawiwinta 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉

  • @fili9331
    @fili9331 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከምቲ ኣምላክ ምስኩሉ ሓጢኣትና ዘፍቅረናን ዝቅበለናን ንስኪዉን ይቅረ ግበርሉ ብምክንያት ይኮዉን እቲ ወሪዱዎ ዘሎ

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kal kidan kedem tetahisu endyu,neyenay kakidanyom akbryo zblu zelewu

  • @KweghEyu-1833
    @KweghEyu-1833 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዛ ዓለም ሓደ ወላዲ ንውሉዱ ኢሉ እዩ ዝነብር ስለ'ዚ ንደቅኺ ክትብሊ ይቅረ በልሉ ኢኺ።ካብ ይቅሪታ ዝዓቢ ነገር የለን ።

  • @gereysmartt
    @gereysmartt 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    baaleki negereyo bekulu nebeleki atameken

  • @ZufanLove
    @ZufanLove 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይቅረ በልሉ ሓፍተይ ደቅኩም ብፍቅሪ አዕብዩ 🙏❤️

  • @እመብርሃንዋሕሰይ
    @እመብርሃንዋሕሰይ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሓፍተይ ብሓቂ ከምዚ ናትኪ ብዙሓት ኣለዉ ግን ዓቅሊ ትጌርካን ናብ እግዚኣብሄር ተጠሪዕካን ሓንቲ ምዓልቲ ትኸብረላ ግዜ ኣላ ሕጂ ኽኣ ስጋዕ ሕጂ እካ ቃልኪዳንኪ ኣጽኒዕኪ ጸኒሕክስ ሕጂ ምስ ሰንከለ ኣይግድን ሓፍተይ ። ይቅረ በሉ ይቅረ ክብሃለልኩም እንድዩ ዝብለና ሓዳርኪ ይሕሸኪ።

  • @YorsalemKiros
    @YorsalemKiros 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nbeynki gze wsedi

  • @TEKLUTESFAGABROKBAHANS
    @TEKLUTESFAGABROKBAHANS 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ክብርቲ ሓብተይ ይቅረ ይኹንካካ ኢልኪ ሰብኣይክን ኪዳንክን ዓቅቢ። ዓለም ዋጋ የብላን ኣስፊሕኪ ሕሰቢ። ጌጋ ግን የብሉን ኣይኮናን ንብል ዘለና። ሓደ ተማሃራይ ስለምንታይ መደምሰሰ ይሕዝ ሕሰቢ። ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ን ዓለም ከም ጌጋኣ እንተዝኸዳ ንሕና ምሃለና'ዶ ኢልና ውን ክንሓስብ ይግባእ። ስለዚ ብምኽሪ ነቃዓት ሰባት ከይትዕሸዊ ክብርቲ ሓፍትና ይቅረ በሉሉ። በዲሉኒ እዩ ኢልኪ ምስ እትሓስቢ ግን ኣብዛ ምድሪ ጌጋ ዘይ ብሉ ኣዳም ሃሰው ኢልኪ ኣይክትረክብን ኢኺ።

  • @ሱናማዊትፈዳይ
    @ሱናማዊትፈዳይ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቱም ህዝቢ ክንዛረብ ዶ እቲ ሓቂ እዚ ኩሉ የሕርር ኣቢልክስ ክትምለስዮ ናቱ ሽንትን ቀልቀልን ክትፀርጊ እምበር ከም ዝበደለኪ ተረዲእዎ ኣይኮነን ይቕረ ዝሓትት ዘሎ ስለዚ ከምቲ መጀመርያ ዝሓሰብክዮ ኪዳንኪ ኣውሪድኪ ሂወትኪ ምርሒ በለፀኛ እኳ ኣይብረሃንን

    • @MisYo91
      @MisYo91 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ente hawyu kea nab znebero ymles amel endyu

    • @YowhanaTekleweyini-kc5ho
      @YowhanaTekleweyini-kc5ho 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Nay bhaqi

  • @aysmbskfa6964
    @aysmbskfa6964 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gali trkbo abe delyu endre neru temlsu melay kekefaki eti gali kedan tenlyo zelki kedem eyu afrswo beflay endher neay Bihaki welade alwo tqynu baybya beliyo mexhafe kuduse keman kali kudanki ketfrsi yefkdki eye tekdi eta deqlu heza zela telyo

  • @ብተስፋሚንባርወዲጸጋይ
    @ብተስፋሚንባርወዲጸጋይ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግደፊዮ ወይ ጋሓፊዮ ኣበይ ደሎ ፈስፋስ ሾሩሙጣ ኢዩ ከ

  • @kasay67
    @kasay67 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወላ እቲ ዝገበሮ ጽቡቅ እንተዘይኮነ፡ሕጂ ውን ምእንቲ ኪዳንክን ደቅኽን ይቅረ በልሉ🎉❤

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይቅረ በልሉ ምክንያቱ ኣምላክ ወፅዓኪ ሪኡ ቀፂእዎ ይኮን እና ደሞ ክሓዊ እዩ ❤

  • @missufamily28
    @missufamily28 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Grim eba memstexegemka yqre 🥹😡

  • @syumnelo4525
    @syumnelo4525 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yqere blulu bdlki enidu beti hade dekikum fiker hizom kiabyu

  • @meazakahsey5721
    @meazakahsey5721 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yeah you say sorry because you have to kiss

  • @eru5343
    @eru5343 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abey neru heje mes texegeme zedlyeki neyo belyo Eten mesu zezmewa yeleyo kem Abo deqki ember kem sebayki keytqebleyo mes haweye wun dey nabti zenbero kemles eyu sedi seb eyu ezi

  • @FtmFtm-r1p
    @FtmFtm-r1p 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓብተይ ናተይ ንስኪ ውን ናቱ ኣይ ትድገምዮ ካቡኡ ዝከፍእ ከይ ወርደኪ ኣምላክና ይቅረ በሉ ይቅረ ክበሃለልኩም ዩ ዝብለና ሞ ይቅረ ምባል ምስ ኣምላኽካ ምትዕራክ ዩ ።

  • @BerheAguaStories
    @BerheAguaStories 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነዴኺ ባዕላ ነብሳ ከተጥፍእ ኣተባብዕያ ከይተላበወትን ከይተናስሐትን ኢድኪ ኣይትሓዉሲ ።

  • @FevanFevanFevanFevan
    @FevanFevanFevanFevan 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @Ostirch
    @Ostirch 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክሳብ ውላድን ገለን በጺሑ ኣሎ ንስኪ ግን ዋላ ቃል ኪዳን ክቡር ይኩን ቀስ ኢልኪ ሕሰብሉ ይቅረ ክትብሉሉ ዝበለጸ እዩ ግን ልብኪ ልብካ ብጣዕሚ ኢካ ትጉዳእ ምስ ነብስኪ ምስ ኣምላክን ተዘራሪብኪ ወስኒ ዝሓፍተይ ኣጆኪ ሓዳር መዓት ፈተና እዩ 😢

  • @zegibro2977
    @zegibro2977 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይቕረታ ተቐቢልኪ ናብ ሓዳርኪ ተመለሲ😢

  • @HadishTekletsion
    @HadishTekletsion 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yqre belulu gn nab amlak texegeu krstyan ente koinki qorebu ms abat nebski temekari amlak kulu khgzeki eyu hanti mealti wen fre xaerki khbeki eyu

  • @BdhoBrhane-i9n
    @BdhoBrhane-i9n 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    2y gzie ktbdeli edl eyu gn mnbar echa wey mrcha zbhal kemzi eyu mrexi

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብቲ ወሪድዎ ዘሎ ዝኸፍእ የለን 😢ስለዚ ዓለም ሓላፊት እያ 😢 ይቕረ በልሉ ደቅኺ ይዕብዪ ኣቦ ይኾኖም ንስኺ ኽኣ ብኣምላኽ ትረኽብዮ 🙏

  • @Brhanetesfahuney
    @Brhanetesfahuney 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መጀመርያ ተዓዘብዮ ሓፍተይ❤❤

  • @ErmiasTadese-fb3hj
    @ErmiasTadese-fb3hj 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኪዳን እኮ ክልቴካ እንተሓለካዮ ኢዩ እንበር ንሱ ደኣ ቀደም እንዲዩ ኣፍሪስዎ ብጥዑዩ እንኮሎ ዘይ ሓገዘኪ ዶ ሕጂ ምስ ተጸገመ ክሕግዘኪ ኮይኑ ፡ብዝኮነ ብሰብ ዘይኮንክስ ባዕልኪ ወስኒ ኢኪ

  • @RutaHabtom
    @RutaHabtom 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bejaki yqre bellu amlak ka yqre gberu yqre kbahalelkum eyu zbl 🙏🏻🙏🏻🙏🏻