ዘየምልስ ጸድፊ - ሓቀኛ ፍጻመ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 43

  • @bereketfsehaye3653
    @bereketfsehaye3653 4 หลายเดือนก่อน +15

    ጌጋ መናብርትና ዩ ካብ ጌጋካ ዘይምእራም እዩ ግናይ እንቃዕ ተረዲካ ጌጋካ ኣመንካ
    ሰብ ክምሃረሉ ኢልካ ምንጋርካ ውን ሓደ ምልክት ዘለካዮ ቅኑዕ መንገዲ ዓወትን ምካኑ'ዩ ዝሕብር ኣጆካ so tanks❤❤❤

  • @askaluangesom8131
    @askaluangesom8131 หลายเดือนก่อน +1

    Btmi mahrit santa hawey natey

  • @Selemawit278
    @Selemawit278 3 หลายเดือนก่อน +6

    😢ደሓን ዝሓወይ ኣጆኻ እቲ ጌጋ ሓንሳብ ተፈጺሙ ኢዩ😢
    ኣባት ነብሲ ሒዝካ ንስሓ ክትኣቱ ኣለካ አምላክ ምሕረት ክገብረልካ መታን ናይ ሰብ ግን ኣይትገደስ
    ምኽንያቱ ጽቡቅ እንተትገብር ውን ጽቡቅካ ዝዛረበልካ የለን ኣብዛ ምድሪ 😢ን ዝገበርካዮ ሕማቅ ነገር ተረዲእካ ስለ ዘሎ ንስሓ ወስኸሉ ዕረፍቲ ክስመዓካዩ በርትዕ እግዚአብሔር ሰኸምካ የቅልለልካ❤❤❤❤

  • @AduHabtmecal
    @AduHabtmecal 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኤሪ መስከረም ዕድሜኺ የንዋሓዮ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤

  • @asmelashanday2071
    @asmelashanday2071 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጹቡቅ ጌርካ ንካሎኦት ምሃሪ ይኸውን'ዬ

  • @Hagosakeza07Dxb
    @Hagosakeza07Dxb 4 หลายเดือนก่อน +2

    ንሰሃ እተይ ዝሓወይ ሰብ ፍጹም አይኮነን😢

  • @TEMIE..291
    @TEMIE..291 2 หลายเดือนก่อน

    Ahhhhh eway eumnt zablwo man ey zatgbro 😢😢😢

  • @TEMIE..291
    @TEMIE..291 2 หลายเดือนก่อน

    Bekemey eom kenrkba enbr bezhu zablo neruin

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 4 หลายเดือนก่อน +1

    መርሓባ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @henosaymon
    @henosaymon 4 หลายเดือนก่อน +2

    Xebuke temhrit eu thanks 🙏 kexilo

  • @hasansaid2059
    @hasansaid2059 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eway nay adis eminat yebilani maliayat du gedifayo alku nabua kedka meria

    • @pettyJonny77988
      @pettyJonny77988 3 หลายเดือนก่อน

      ኣዲስ ናይ ዓጣሩ እዩ 😂

  • @tesfieboy2145
    @tesfieboy2145 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you

  • @MJ-CIA-094
    @MJ-CIA-094 4 หลายเดือนก่อน +6

    ክኸውን ኣይነበሮን, ካብ ኮነ ግን ን ዓርክካ ባዕልካ ደዊልካ ይቅሬታ ሕተቶ. ዝተደፍአ ኣይሕፈስን እዩ ኣብ ሕሉፍ ውን ኣይንበርን እዩ ስለዚ ዝተረፈ ሂወትካ ብሰላም ምራሕ። ወደሓንካ

  • @lemlemberhe149
    @lemlemberhe149 4 หลายเดือนก่อน +5

    ኸጋጥም ይኽእል እዩ ብኣኻ ኣይተጀመረን ኽመኽረኻ ዝደሊ ግና
    1, መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ
    2, ተናዛዝ ,ተነሳሕ ናብ ኣምላኽኻ
    ናይ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ኽርስቶስ ደም ዘይድምስሶ ሓጥያት የለን ኽልተ ኽሳራ ኸይትኸስር ተጠንቀቅ ኣንታ ተበዳሊ ሓው ውን ይቅረ በል ቃምታ ኸይትሕዝ ናትኻ ኣይኾነትን ኣብ ጉዕዞ ሂወት ብዙሕ እዩ ዘጋጥም ተስፋ ኣይትቁረጽ ሓድሽ ህይወት ጀምር ገና እዩ እቲ ጉዕዞ

  • @NaebKidane
    @NaebKidane 4 หลายเดือนก่อน

    ዛንታ ፍጥር እባ

  • @FilimongeytiomTela
    @FilimongeytiomTela 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆካ ዛዋይ እቲ ጽገም ናትካ ኣይኮነን እታ ቃልኪዳን ኣሲራ ዝማሓልት ግንዝብኡ ይምንቱ ዝክስርቱ ባዓልቲ ቤቱ ያ ተጋጊያ ሄዋን ናዳም ካብ ገንት ኣስጊጋቱ ሳጋብ ሕጂ ካኣ ደቂ ኣንስቲዪ ክስሕታና ይንብራ ኣለዋ

    • @samriel7719
      @samriel7719 3 หลายเดือนก่อน

      ብትክክል ካብቲ ናቱ ናታ ይብእስ።

  • @KbretTesfalet
    @KbretTesfalet 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3im 4 หลายเดือนก่อน

    Welcome 😍😍😍

  • @biniamsolomon1478
    @biniamsolomon1478 4 หลายเดือนก่อน

    Wedi tekalit texawitulu

  • @TsinatAmine
    @TsinatAmine 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @astermogos3105
    @astermogos3105 4 หลายเดือนก่อน

    ❤.......

  • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
    @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጀካ ዝሓወይ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን 😢 ኣምላክ ይሓግዝካ ተሰፋ ከይትቆርጽ የጋጥም ዩ❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢

  • @aranshitesfaldet2126
    @aranshitesfaldet2126 4 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @gidomekidane8524
    @gidomekidane8524 4 หลายเดือนก่อน

    Nerimali ayu ajoka seb kalie aya tigeberi zela nebiska Down atigebera

    • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
      @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 4 หลายเดือนก่อน +2

      ሰብ ምብዳል ዲዩ ኖርማል ቃል ኪዳን ማለት እንታይ ማለት ዩ መጀመርያ ኣሰተውዕል ዝሓወይ ሕልና ንዘይብሉ ሰብ ኖርማል ዩ ንሓቀኛ ሰብ ግን ከቢድ ዩ ግን ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ ለየን

    • @gidomekidane8524
      @gidomekidane8524 4 หลายเดือนก่อน

      @@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ Ya kigeburo aye neberoni kabi kone gine maere kinidue kabi seb yihebae ayu ka zibeleka zelo

    • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
      @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 4 หลายเดือนก่อน

      @@gidomekidane8524 እዚኣስ ሓቅካ ኢካ ዝተደፈእ ማይ ኣይሕፈስን ዩ

  • @teklitdebsay4354
    @teklitdebsay4354 14 วันที่ผ่านมา

    Eri meskerem Gmailkum abey alo bmntay knrekbekum

    • @erimeskerem6389
      @erimeskerem6389  14 วันที่ผ่านมา

      በዚ ዝስዕብ ክትረኽበና ትኽእል ኢኻ ክቡር ሓው erimeskerem@gmail.com

  • @samriel7719
    @samriel7719 3 หลายเดือนก่อน

    ዋላታ ሰበይቱ ስሕተተኛ እያ ።

  • @GeneralPetros-r9g
    @GeneralPetros-r9g 4 หลายเดือนก่อน

    10q❤

  • @erilifey
    @erilifey 4 หลายเดือนก่อน

    L

  • @YohanaMengs
    @YohanaMengs 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢

  • @dawitberhe459
    @dawitberhe459 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @MeazaDawit
    @MeazaDawit 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @luwamnegassi5744
    @luwamnegassi5744 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @BERHANE-gj7ui
    @BERHANE-gj7ui 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @eseygebar6829
    @eseygebar6829 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤