ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ሓሚምካ ኢላ ኣሚነይ ካብ ገዛ ኣውጺኣ ደብርያትኒ 3ተ ደቀይ ሓዲገ በረካ ተደብርየ ይነብር ኣለኹ ካባይ የድሕንኩም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 มิ.ย. 2024
  • SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
    ______________________________________________
    Follow this channel @
    Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
    Whatsapp = chat.whatsapp....
    Telegram = t.me/tseagy
    Telegram = t.me/gedamaxum
    Instagram = / gedamtube21
    ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
    💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
    💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
    💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
    💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
    share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
    #ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

ความคิดเห็น • 264

  • @mekdiyoutube
    @mekdiyoutube หลายเดือนก่อน +9

    ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ህዝብኻ ርዳእ 🥺እመብርሃን ትዳህስሰካ ዝሓወይ ምሕረት የውርደልካ 🥺👏

  • @almaztesam9020
    @almaztesam9020 2 หลายเดือนก่อน +18

    አምላክ ስፈተወካ ሰብ ኢካ መምህር ዕድሜን ጥዕናን ይሀብካ

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 หลายเดือนก่อน +25

    እዋይ ሐወይ በጃኩም ማይጸሎት ዉሰድዎ እሱ እዩ መድሐኒት አምላክ ይሐግስኩም 🔔✝️💒☔️😇🙏🏼🥰

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 2 หลายเดือนก่อน +13

    እቱም ሰባት ሰብኣይን ሰበይትን ከመይ ኢሎም ድዮም ቃል ኪዳን ዝኣትዉ ምሽ ሓሚሙ ፀሚሙ ፀሚማ ኢለ ከይጠልማ ኦ ኣምለከይ እምንቲ ግበረኒ አነ ይሕመም ንሱ ከይንጠላለም ኣብ እምነትና የፅነዐና ኣጆካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ይፈዉስካ

  • @brijap5171
    @brijap5171 2 หลายเดือนก่อน +13

    ብጣዓሚ ናይ ነብሲ ስራሕ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዋጋኩም ይኽፈልኩም❤ናዓኻ ዉን ምሕረት ይዉርደልካ🙏🙏ዛሓወይ ኣጀኻ

  • @helendaniel1249
    @helendaniel1249 2 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ ኤረትራውያን ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኹም!❤❤❤❤

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 2 หลายเดือนก่อน +13

    እቶም ንጹጉማት ትረድኡ ዘለኹም አምላኽ ይተሐጎስልኩም ወደየ ምሕረት የውርደልካ እዚወደይ አጆኻ ክትሐዊ ኢኻ ክተድግመላ ኢኻ ተጋገየ አብ ጽቡቅ ይምለስ 🙏

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣንቱም ፅብቕ ስራሕ ትሰርሑ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓግዝኩም በዓልቱ ገዝኡ ግን በስመኣብ😢

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie 2 หลายเดือนก่อน +10

    ወዲ ኣይንባዕ ኣየክልንን አፍ ነብዑ ኣንብዑኒ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u หลายเดือนก่อน +1

    ኣይይይ ኪዳነ ምህረት ምሕረት ትልኣኸልካ ትፈዉሰካ 😢😢😢

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha หลายเดือนก่อน

    ኣጀኻ ዝሓወይ ኣምላክ ምሕረት ይሃበኻ ንታ ጣላም ድማ ናይ ኢዳ ይሃባ ኣምላክ

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ አቤይት ምጭካና ደቅ አንስትዮ ንስብአይካ😢

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 2 หลายเดือนก่อน +6

    ፅፀግሽ ፀብበል ኣስትይዎ ዘም ኣህዋተይ እግዚኣብሄር ዝሰኣኗ የለን እግዚኣብሄር ይምሀርካ ዝሀወይ

  • @user-uh1ci2hm1f
    @user-uh1ci2hm1f หลายเดือนก่อน +1

    ሙሉአ ምሕረት ይልኣከልካ ፍጣር ዝሓወይ ኣጀካ ከሓልፍ አዮ 😥😥🙏

  • @user-hg9yp5ud3p
    @user-hg9yp5ud3p 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣደዋይማርያምቅድስቲ
    ምሕረትኣዉርድልና
    ኣጀካዝሓወይመኣረይ
    ፈጣሪምሕረት
    የዉርደልካ❤❤❤

  • @user-px9jz5gn7p
    @user-px9jz5gn7p หลายเดือนก่อน +1

    ኣይይይይ ኪዳነ ምህረት ምሕረት ትልኸልካ ትፈዉስካ💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @user-on3uj6jk1j
    @user-on3uj6jk1j 2 หลายเดือนก่อน +5

    😢😢ብዘይ ወዳእ ምሕረቱ ምሕረቱ የውርደልካ እዝ ሓወይ

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 2 หลายเดือนก่อน

      Egziabher Amlak mihret yewurdelka zhawey

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen9029 2 หลายเดือนก่อน +10

    እቲ ዓብይ ውህብትኻ ኩቡር ሓው እቲ ቃልካ መንፈሳዊ ጽጋብ ዝህብ፣ ካብ ናይ ስነ ልቦና ሓኻይም ዝልዓለ ዝፍውስ እዩ በረከቱ የብዝሓልካ። ቃላት ዘይገልጾ አምላኽ ሂቡካዩ ክንደይ መስዋእቲ ትገብር ከምዘለኻ ኩሉ ዝርድኦ እዩ። ዝገርሙ መናእሰይ (ክብሮም፣ ዮናስ) ለባማት ኩሉሻዕ ከምዚኦም ዝበሉ ለባማት መናእሰይ ክትርእይ ትግራይ መጻኢአ ቡሩህ ሙኻኑ ተስፋ ይህበካ ቃሎም ረዚን ሰርሖም ኩቡር እሞ ጸጋ የብዝሓልኩም።

  • @seluAdokalu8121
    @seluAdokalu8121 2 หลายเดือนก่อน +59

    ከይድካ ኣረዳደአዮም ኣብ ክልተኦም ችግር ክህሊ ስለ ዝክእል ዝሓወይ ኣብ ናተይ ሓሳብ ትራዳድኡ ላይክ ግበርለይ ሕማቅ ኣይትረከቡ😢😢

    • @Hareg675
      @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน +5

      ዋላ እንተበደላ ኸ ብእግዚአቢሄር እንድዩ ተታሒዚ እንተገደደ ሓጉዙኒ ምበለት? ኣሜና ቃልኪዳና እኮ እዩ ዓገብ ገይራ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ🤲🤲🤲

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 หลายเดือนก่อน +1

      I disagree with your comment.

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Hareg675
      You are absolutely right

  • @Tsige-xv9rf
    @Tsige-xv9rf 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሓወይ ናተይ እመቤቴ ማርያም ጢዒናኻ ትመልሰልካ

  • @berryfamily2846
    @berryfamily2846 2 หลายเดือนก่อน +7

    አይይይይረ ንዘሓልፍ መከራ ዘይሓልፍ ተግባር ምግባር 😢😢 ሰበይቱ ከድካ ሕተታ

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 2 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሄር እድመን ጢኢናን ይሀብኩም ክፉእ ነገር ኣየርእኩም መምህር ፀጋይ ንገሰለይ እድመን ጢኢናን ይሀብካ 1000ኣመት ብጢኢና ንበረለይ ፀግሸይ ኣናብስ ደቂ ትግራይ

  • @yemariam979
    @yemariam979 หลายเดือนก่อน

    Egziabher yirdah antenm egziabher wagahn yikfelh

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl 2 หลายเดือนก่อน +2

    😢😢😢ከመይ ዝበለት ጨካን እያ ንኣቦ ደቃ ከምዚ ትገብር ከም ገለ ገይርካ ባ ርከባ መምህረይ😢😢😢💔💔💔

  • @user-gh8mx3hk7g
    @user-gh8mx3hk7g 2 หลายเดือนก่อน +2

    መደኒሐኒ ኣለም ምሕረቱ የውርደልካ 🙏🙏🙏

  • @user-xu2kt5od3k
    @user-xu2kt5od3k 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዝኣብሄር አምላክ ፈጽሙ ምሕረት የውርደልካ እመብርሃን ትዳብስኻ ዝሓወይ 👏👏👏ንባዓልቲ ገዛኻ አምላክ ልቦና ይሃባ 👏👏👏👏

  • @Mhretmicheal
    @Mhretmicheal หลายเดือนก่อน

    Amlak mhret yeerdelka hawey

  • @yordanosgoitom7553
    @yordanosgoitom7553 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ምሕረይ የውርደልካ ሓወይ ናተይ

  • @MerkebGebreagziabher
    @MerkebGebreagziabher หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ ሓወይ!

  • @user-xr6lv9di6b
    @user-xr6lv9di6b หลายเดือนก่อน +1

    መ/ር ፀጋይ ብመጀመርያ ነዓኻ ፀጋ ጥዕና ይምነ
    ቀፂለ ካብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝሰማዕኹዎ መድሓኒት
    1-ካብ ሽኮር ምጥቃም ፈፂሙ ከቋርፅ
    2-ካብ ሓደ ወርሒ እስካብ ሰለስተ ወርሒ ናይ ሎሚን ፅሟቅ ብለብ ዝበለ ማይ ንጉሆ ንጉሆ ይውሰድ።
    3-ናይ ኮኮናት ዘይቲ ሰለስተ ናይ ሾርባ ማንካ ይጠቀም ፍፁም መድሓኒት ካብ ሰርጀሪ ዝበለፀ እዩ ። ሓደራ እዛ ኮሜንት ኣባፅሑዋ ስራሕ በዚሕዎ ከይ ረኣያ ከይተርፍ ንቲ ሑሙም ከብፃሓሉ ምእንታን።

  • @asterberhane3562
    @asterberhane3562 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ናይ ነብሲ ስራሕ እዩ ፈጣሪ ዋጋኹም ይኽፈለኩም

  • @hiwotkidanu7662
    @hiwotkidanu7662 2 หลายเดือนก่อน +7

    መምህር ፀጋይ ንባዕልካ እውን ዕረፍቲ እናወሰድካ ናይ ዓድና ፀገም ኣይውዳእን ።ሓወይ እግዚአብሄር ምሕረት ይልኣከልካ ንኩልኩም ገበርቲ ፅቡቅ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም።

  • @maymemont
    @maymemont หลายเดือนก่อน

    Fetari yiHagzkum! MiHret yewridelka!

  • @medhini7477
    @medhini7477 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብዝወፀ ይተክኣለሰኩም ግልበትኩም።ይባረክ❤

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 หลายเดือนก่อน

    Thank you for your service, Tesgaye.

  • @QweQwe-bw6pi
    @QweQwe-bw6pi 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amilak ahoy mihiret yewiridelika niakatikum ewin tsegue yebizahilikum🙏🙏🙏❤❤

  • @user-kr3nu6he3g
    @user-kr3nu6he3g หลายเดือนก่อน

    ምሕረት ይላኣከልካ ፈጣሪ ኣምላክ 😢😢😢

  • @MebartMehari
    @MebartMehari 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኻ ዝሓወይ 😢😢

  • @MohamedMohamed-on5jw
    @MohamedMohamed-on5jw หลายเดือนก่อน

    ሙሉአ ምሕረቱ ይልኣከልካ ፍጣሪ ዝሓወይ ኣጀካ ከሓልፍ አዮ😢😢👏👏👏

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዝኣብሄር ኣምላክልኩሉ ልሓመመምሕረት የውርደሉ😢😢😢ማዓረይ ስንኪ ነኪስኪዶ ኣትየትኪ መላዓልክይ ናውሽጥክስ ታይፈሊጥናዋ ኣቱምትሕግዙ ፈጣሪ ጉልበትኩም ይገንዘብኩምይ ይባረክ🤲🤲🤲

  • @SaraSara-zu2vl
    @SaraSara-zu2vl หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሓወይ ኣጆካ እስከ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ፀበል ዝወስዶ ከምረከበ 😢

  • @TeddyOkubagerges-jb7ey
    @TeddyOkubagerges-jb7ey หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ምሕረቱ ሰዲዱ ይፈውስካ

  • @Trhasvebremedhn-ue6pd
    @Trhasvebremedhn-ue6pd หลายเดือนก่อน

    A amlakey gexka mleselna mhretika sdedelna nezi hamimu ab arat zdeqese gexika mleselu mhretka sdedelu A kulu zkaleka e/r amlak mhretika sdedelu

  • @user-uf7nu4vb6u
    @user-uf7nu4vb6u หลายเดือนก่อน

    Ajoka.zhawey.medhanye alem msaka ykun

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቤት ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጭካነ ኣጆካ ወድነይ እግዚአብሔር ምሕረት ይልኣከልካ😢

    • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
      @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 หลายเดือนก่อน +4

      ኩሉ ሓደ አይኮነን 2ቆልዓ ምስ ወለዱ አቦይ ዓይኑ ስኢኑ አደዋይ ግን ን20 ዓላዒላቶ ብድሕሪ ዓይኑ ምስአን 2 ቆልዓ ተወሊድና እና ኩላ ጎል ጨካን አይኮነትን ዘሓወይ ሐዚ ግን አቦዋይ ተፈሊና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢

    • @user-mb6cr9cb8z
      @user-mb6cr9cb8z 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv ብሓቂ ኩለን ሐደ አይኮናን አጀኪ ደሞ ነቦና መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም😢❤❤❤❤

    • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
      @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@user-mb6cr9cb8z አሜን ማዓረይ

  • @NohMussie-w7i
    @NohMussie-w7i 22 วันที่ผ่านมา

    Egzabher yrdaaka 🇪🇷

  • @SelamKnfe
    @SelamKnfe 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይ ናይዚ ዓለም ነገረ ክንደይ እካ ትሪኢ

  • @ZafuTesfay-tm6op
    @ZafuTesfay-tm6op หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣኸልካ😭😭😭

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 หลายเดือนก่อน

    እግዝቢሄር ምሕረት የውርደልካ ነባዓልቲ ቤትካ መስተውዓሊ ልቦና ይሃባ ገበርቲ ሰናይ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @fryattsegay
    @fryattsegay หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣከልካ ዝሓወይ

  • @nazretgebre9932
    @nazretgebre9932 2 หลายเดือนก่อน

    አታ መድህኒአለም ልቦና ሀበና እዎይ ምጭክካን🙏

  • @MezgebeAmaha
    @MezgebeAmaha หลายเดือนก่อน

    መምህር አጆካ በርትዕ
    አሎና አብ ጎንካ

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይምሓሪካ ወድነይ😢😢

  • @ttww9470
    @ttww9470 2 หลายเดือนก่อน +15

    😢😢😢 ልብ የሚሠብረ ያአላህ መከራን ሙሠባን አሳልን ሠላሙን አውረድልን

    • @Vcinlv23
      @Vcinlv23 2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን (3)🙏🙏🙏🥲🥲💔💔💔

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤

    • @user-mb6cr9cb8z
      @user-mb6cr9cb8z 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤😢

  • @user-jw7mo9vc3x
    @user-jw7mo9vc3x หลายเดือนก่อน

    እዋይ ሓወይ ኣጀኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልኻ 😢❤❤ ንብዓልት በትኻ ድማ ልቦናኣ ይኽፈተላ ፈትዋ የኾነትን ንሳ ዉን 😢😢
    መምህር ፀጋይ ሓወ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣቦ ደቁኹም ይግበርኹም❤❤❤

  • @bxbbx7087
    @bxbbx7087 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይ ማዓረይ ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ😢🙏

  • @yobel-lh2rj
    @yobel-lh2rj หลายเดือนก่อน

    Amlak Mesaka U Ajoka Nesa Kea Xebah Ketelemen Ya 😢😢😢

  • @lchirusom9612
    @lchirusom9612 หลายเดือนก่อน

    ኣኽ ውቭጡ ተጎዲኡ እወይ ቃልኪዳን ሓሲሩ ከመይ ዓይነት ግዜ በጽሕና ነዛ ሓጻር ዕምርና

  • @SalamSalam-of1rb
    @SalamSalam-of1rb หลายเดือนก่อน

    ምሕረትየዉደልኪሓወይመዓረይ

  • @user-wd1oz4ru4z
    @user-wd1oz4ru4z 2 หลายเดือนก่อน

    ኦ አምለከይ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ አቱም ገበርቲ ፅቡቅ እግዚአብሄር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕነን ይሃብኩም

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 2 หลายเดือนก่อน +2

    በይዛኩም ማይ ጸሎት ውሰድዎ ክሐሾ እዩ ሕክምናውን ከይትወስድዎ😢

  • @yewedia5680
    @yewedia5680 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት ይውርደልካ ሓወይ

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 2 หลายเดือนก่อน +1

    አምላክ ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ ማዓረይ 😢😢😢😢❤😊

  • @senaitkahsay5990
    @senaitkahsay5990 2 หลายเดือนก่อน

    Kulukum AMLAK XEGUU EBZHALkUM FETARI KULU ALEM DEKI KIDANE MHRET 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @sijihk1150
    @sijihk1150 หลายเดือนก่อน

    Ajoka khalf Eyuo ajoka ezahawy

  • @Betelhem153
    @Betelhem153 2 หลายเดือนก่อน

    ኣውይይይ hawey ምሕረት yewrdelka zhawey 🙏🙏🙏

  • @AranshiAsmerom
    @AranshiAsmerom หลายเดือนก่อน

    Mhretu yazzelka hawey marey fetari zsano yelen ajoka

  • @YghgddhigGdtugdw3-yz7je
    @YghgddhigGdtugdw3-yz7je หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ምሕረት የውደልካ ወዱነይ

  • @user-qn3qk3ob1d
    @user-qn3qk3ob1d หลายเดือนก่อน

    አታ አምላክ አቦይ ሃመይ ልበለ ግዜ አና በፅሒና ንኣና 😢😢 ምሒረቲ የውረደልካ ጎታዋይ ላአለ ላብ ልባ ይምለስ

  • @rahel7771
    @rahel7771 2 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር ጸጋይ ምስ በዓልቲ ቤቶም ኣረዳድእዎም ኮራርዩላ ንኣትየቱ
    አምላከ ምሕረት ምሕረቱ ይስደደሎም ኣይ

  • @user-mb6cr9cb8z
    @user-mb6cr9cb8z 2 หลายเดือนก่อน

    ዉይ ሓዎይ ምሕረት የዉርደልካ እዚአብሄር አምላክ ነቢዑ አንቢዒኒ ዎዲ ክነብዕሰ ዘየክእለለይ😭😭😭😭😥😥😥😥መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-mg1lh8gz3p
    @user-mg1lh8gz3p หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ዝሓወይ😥🤲🤲🤲

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ኤረትራውያን ኣሕዋተና ተጋሩ ኣሕዋተይ ፅቡቅ ሰራሕ ትሰርሑ ዘለኹም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓግዝኹም እንተ በዓልቱ ገዝኡ ግን በሸመኣብ🙄😥😥

  • @user-ko6tf2xh6y
    @user-ko6tf2xh6y 2 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር ሃወይ ን እስነትኩም የምንኩም ካብ ንባት የድህንኩም ኣይትህመሙ ካብ ኣራት ማእሲ ይድህንኩም

  • @Hareg675
    @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት ካብ ፈጣሪ እዩ እሞ ምሕረት የውርደሕካ ዝሓወይ😢🤲🤲🤲

  • @user-kz9vp1qk5b
    @user-kz9vp1qk5b 2 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኻ ዝሓወይ ዘክታማት ክትኮኑስ አይገድፈኩምን ኢዩ ሞ አጆኻ 😢

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 2 หลายเดือนก่อน

    ኣራዳዳአየም መምህረይ ኣምላክ ብዘወፀ የተከአሉኩም ኩቡራተይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም መምህረይ🙏❤

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g หลายเดือนก่อน +1

    አይዞ ሓወይ ፈጣሪ ንፅቡቅ እዩ ዝፈትን 😢😢

  • @jackson-iz1ng
    @jackson-iz1ng 2 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ምህረት የውርደልካ ንሱኩም የዋት🎉 ኢግዚኣብሄር ይሃግዝኩም

  • @fjhgfdff5985
    @fjhgfdff5985 หลายเดือนก่อน

    ፈጣር ምሕረት ያውርደልኻ ዝሓወይ 🙏😢😢😢

  • @abrahatsionbeyene2110
    @abrahatsionbeyene2110 หลายเดือนก่อน

    Edemn tenan yhbekia nzhmam ka mulue tenan ymeni

  • @user-cm5sp1dv2d
    @user-cm5sp1dv2d 2 หลายเดือนก่อน

    ጎይታዋይ ምሕረት የውርደልካ ኣምላክ ኣጀካ ሓወይ ማዓረይ😢😢😢

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢ኣየ ሳእኖ ዝገብር ዘሎ መከራ እዩ ፈጣሪ ምሕረት ይሃብኻ ዝሓወይ ብምሕረቱ ይዳብስኻ 💔💔💔💔ፀጋይ ሓውና ድማ ፈጣሪ ይባርኽኻ ጉልበትኻ ፁኑዕ ዓይንኻ ድሙቅ ይኹን 🙏🙏🙏ፀበል ዘሕፅባ ተዝርከብ ድማ ዝበለፀ እዩ

  • @SalamSalam-zx7pm
    @SalamSalam-zx7pm 2 หลายเดือนก่อน

    እመብራሃን አደይ አብ ዚኸድክሞ ቅቅድመኹም ትምራሕኹም ምሕረት የዋርደልካ ወድነይ

  • @miletemicheal2201
    @miletemicheal2201 2 หลายเดือนก่อน

    Ewayyyy hawey Kebdka ybelie amlak milieu Mihret yewrdelka hawey

  • @user-nd8pm2ju7h
    @user-nd8pm2ju7h 2 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ምሕረት የውረደለኻ ሓወኒ ኣጆኻ እህም😢❤❤

  • @tijey8083
    @tijey8083 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ሓወይ❤🙏😢😢

  • @TsegaTK
    @TsegaTK 2 หลายเดือนก่อน

    ምሕለት ይአዝዘልካ አቱም እትህቡ ፈጣሪ አብዚሑ ይሃብኩም፡፡ እንተ መምህር ግን ቃል የብለይን ቃላትካ እኳ ይአክል ዕድመ ጥዕና ይሃብካ 🙏🙏🙏

  • @natsinetteklay6987
    @natsinetteklay6987 หลายเดือนก่อน

    Mhret ywerdalk fetri haweyy

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ገበርቲ ሰናይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😢😢😢❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 2 หลายเดือนก่อน

    በስመአብ ዋላ በዲሉዋ እንተኾነ ኸ ሓሚሙስ ከይትመፀኒ😢 ናበይ ገፅና ንኸድ ኣለና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣማውታና ኣፀብቀልና😢🤲

  • @GiorgisFshaye
    @GiorgisFshaye 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጆን ጻድቅ ወዲ ድንግል ኢኻ,
    መምህር አግዛብሄር ይደግፍካ
    ኣታ ጎበዝ ኣጆኻ ሕማምካ ሕማም አዮብ ይግበተልካ
    አታ ሰበይቱ ግን I have no idea
    ለዋህ ሰበይቲ ይፍጠረልና ጎይታ 🙏

    • @jeirejeire8992
      @jeirejeire8992 2 หลายเดือนก่อน +1

      በዲሉዎ ከይኮን ቅድሚኡ ክንፈርድ አይንክእልን ምሕረት የዉርደሉ

    • @jamilaatta823
      @jamilaatta823 หลายเดือนก่อน

      ​@@jeirejeire8992ዋላ ይበድላ

  • @DanelDani-ph8zb
    @DanelDani-ph8zb หลายเดือนก่อน

    Ajoka thehawey mhret yewrdelka

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 หลายเดือนก่อน

    መምህር ክቡር ሰብ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ መሳርሕትካ❤❤❤ ንሓውና ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ❤😢

  • @rahel7771
    @rahel7771 2 หลายเดือนก่อน

    ንወሀቢ ወሀቢ ኲሉ እግዚአብሔር ይሀቦም እዞም ሓውና

  • @asantiisaliya9996
    @asantiisaliya9996 2 หลายเดือนก่อน

    አይይ እፍፍፍፍ ኣጀኻ ዝሓወይ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን👏💞😥

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ሰብ ሰብ ጨካን እሞ ከኣ ዝወለደላ ፈጣሪ ኣቦይ ሕድርኻ ምሕረትካ ልኣኸሉ ኣቦ ሓላለይ ምሓሪ❤❤❤🎉🎉🎉ተባረኹ

  • @Acnt12
    @Acnt12 2 หลายเดือนก่อน +1

    Xebel kikeydi alewo gidin please 🙏

  • @ezgahariateklom9896
    @ezgahariateklom9896 2 หลายเดือนก่อน +1

    Mheret ywerdelka fetari zehawey neakum KeA asebkum kab fetari rkebwo

  • @hamanot3362
    @hamanot3362 2 หลายเดือนก่อน

    ንዝሓገዝኩም እግዚኣብሄር ብዝወፀ ይተክአልኩም ንሓውና ምሕረት የውርደሉ