ስብ ዝፈንፈነና ሰባት ኢና ከይትቐርቡና ዞም ደቀይ ጋለይ መርዓት እያ ነይራ 6ተ ዓመት እይ ሓዚለያ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
- SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና
ተጋሩ አበይ አሎኩም አቱም ሕደጉ ምድያኩም የዕብዩ ነዚ ሓውና ነበረረተዐዮ እሰኪ
❤️❤️❤️👌
ናይ በሐቂ አነሰ ብክይ ይዉዕል ናብዚ ተአትየ
አጅኪ ዋላ አነ እየ ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት እየ ዝውደኦ አምላክ ሰላምን ምህረቱን ይላአከልና ተጋሩ ግን ብጣዕሚ ሰነፍት ኢናብሰሩ ክሰብ ከዚ 19kብቻ@@شمسشمس-و4ز
Bkyat tsbuq aykonen aynki keythami zhaftey abzi alem rahwa yelen ke ftna nab ftna eu emo nberta daa @user-qz6kq7in2p
ሃኪ ዝሃፍተይ
🇪🇷 እዚ ቻነል ንኽዓቢ ንሐግዞ ናብ ሰናይ ዝገብር ንጠምት
Hawey lewah ❤
ብሓቂ ለባም ሓወይ
መምህር ፀጋይ ብሩኽ ሰብ ናትካ ነገር ገልፀልካ ቃላት እዩ ዝሓፅረኒ
ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ኑዑባ ናይ ባዕልና ንሓግዝ ሼር ላይክ ንግበር ብያንስ ሼር ላይክ 👌🙏🙏
ግን አበይ አትዮም እቶም ጆ ባይደን እንዳበሉ እዩ ዝብሉ ዝነበሩ😂
ተባረክ ወገን ለዚህሠው መኬና ያሠፈልገዋል ምኽንያቱ የፈለገውን ቦታ ቶሎ እንዴደርሠ
እመብርሃን በመንገዳቹ ሁሉ ከፍት እየቀደመች ትምራቹ የቅዱሳን አምላክ ይጠብቃቹ ለቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ብርታት ጥንካረው ይስጣቹ ❤❤❤❤❤
መምህር እግዚአብሔር ኣምላክ ከክፉ ሁሉ ይጠብቅህ 🥰🥰🙏
ተባርኩ ይህዋትውይ አድመን ተናንን ይሃኩም ንሃብትና ምህረት ይውርደላ🙏🙏🙏
ቁጽሪ ቴሌፎነን እባ ጽሓፈለይ ሓወይ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኩም ብጣዕሚ ሰናይ ስራሕ❤ 🇪🇷
ኣብ ላዕለይ ተፃሕፉ ኣሎ
Ab laeli aleka nsa eya xihifelka aleku 🙏
@@simonrezene2583 ok bro 🙏😍
@@gsgs2241 ok bro 🙏😍
አነስ ካብ ዘረኝነት ዋጻዊ መልካም ዝሓስብ ሰብ ሕማመይ እዩ ዘቅልለለይ
ተባረኪ ሓፍተይ❤❤❤
ቃላት ስኢነልኩም ነቲ ስናይ ስራሕኹም❤❤❤❤❤❤❤
ንብዓል እዚኦም ውልዶ መናእሰይ ገበርቲ ሰናይ ነተባባዓዮም የሕዋት
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኪ
መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ዓስብኹም ይኽፈልኹም❤
ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
መድሃኒ ኣለም እየሱስ ክርስቶስ ምሕረቱ የውርደልኪ🙏🙏🙏
ምሓረት የውርደልኪ ማዓረይ ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ፅላለ ይኩንኩም🙏💔😘🥺
😭😭😭😭😭😭 ወይ አደየ ማዓረይ ገዳም ምድያ ስለርህራየኩ ክትምስ ገኑ ይበአኩ ተባረኩ ከመይ ዕድለኛታታ ኢኩም ጉልበትኩም ይባረክ አይከአልኩን
ከዚህ ቤት ስመጣ ሰላም ይሰማኛል ትህትና ፍቅርን ዝቅ ማለት ምን ያክል ለውስጥ ሰላም እደሚሰጥ አስተምረኸኛል ትግሬኛ በድንብ ባላቅም ግን እሰማለሁ እድመን ጠነኣን ይኃብካ ሓወይ🙏🙏አይዞት እማማ
ክብር ይስጥሸ እህትየ
እናመሰግናለን
እኔንም ሰለ ተከታተለሀን በጣም ደስ ብሎኛል ወንድሜ ወይም እህቴ ሰላም ላንተ
እምብራሃን ሓላዊትካ ትኩን ሓወይ ማዓረይ 🥺 ንፅጉም ምሕጋዝ ክድይ ይጥዕም ፅበል ክትከድ ኣለዋ 😢ስ ሕክምና ስ
Enamesegnalen enter qey wendme
ቃላት ሲኢነልኩም ነቲ ሰናይ ስራሕኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ መምህርየ ብእግዚኣብሔር ርከቦ ዝሓወይ ታዓዲልኻ ሰናይ ግብርኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መ/ር ፀጋይ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
tebareku yehwat amlak mhret ywrdela nakn kea hayli yhabkn ade
ወንድሜ, እግዚአብሔር ይስጥህ ❤❤ዋጋህ በአምላክ ዘንድ ትልቅ ነዉ🙏🙏 እማ የኔ እናት እነ ላልቅስ 😭😭😭😭 እመቤቴ ማርያም አለሁ ትበላችሁ 🙏😭
አቤት ድግነት😢❤❤❤እግዚአብሔር. ያክብሩኹም አሕዋተይ❤❤❤❤
Xegae hawe gzabher edemen tean yehabka zehawe❤❤❤❤🙏🙏🙏
መምህር ፀጋይ ሃወይ ካብ ጭንቅን ካብ መከራን የውፅኩም ኣብ ዝከድካዮ መድህናኣለም ይሃግዝካ
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ
ኣምላኽ ሓጢኣትኩም ይሕጸበልኩም ደቅ እመብርሃን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Abet sidki amlak alokum yehwatey bless you
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ንሓፍትና ድማ ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውርደላ😢😢😢
😢መዓረይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ይሓግዝክን ወላዲተይ ዋይ ወላዲት ትረክቦ💔😢
ስብ ሕሊና አሕዋተይ ነዚ ሓባሲ ንብዓት ህዝቡ ዝኮነ ኩብሩ ሓውና መምህር ፀጋይ ደክሙኒ ርሕቁን ዓቀብ ቁልቁል ከይበለ ዘገልግል ዘሎ ተሓባብርና 100 ሺሕ subscribers ነብፃሓዮ አሕዋተይ ሓፍተይ ማዓረይ ድማ ምሕረት የውርደልክ ማይ ፀሎት ተሓፀቢ ርግፀኛ እየ ክትድሕኒ ኢኪ አደይ ማዓረይ ድማ ንብዓትክን ናብ ሓጎስ ይቀይረልክን መምህረይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Ewe ezia ewn abay hagez eya ahwatey maarey
❤❤
እዋይ ማማየይ አስመራ ድዓበያ እዝጋብሄር ምሕረት የውርደልክን መታዓቢተይ ተጋሩ የሕዋተንይ ዘኪረ
ተባሩኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
ብሩክ ሐወይ ጥዕና ይሀብኩም አጆክን አደ መድሀኒአለም ይምሐራ ይዳህስሳ ሰበል ውሰድአ ክትማሐር እያ አጆክን አትጨነቃ ጭቀት አርሕቃ አጆኪ አደ
ነዚ ሓውና እዙይ ብትክክል ሼር ሳብስክራይ ይግቦኦ በጃኩም ነተባበዐዮ❤❤
እዋይ ፈጢርልኩም እግዝኣብሄር ክፈትወኩም ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ኮይና ትሓልኩም ተባረኩ።
ስብ ሕሊና አሕዋተይ ነዚ ሓባሲ ንብዓት ህዝቡ ዝኮነ ኩብሩ ሓውና መምህር ፀጋይ ደክሙኒ ርሕቁን ዓቀብ ቁልቁል ከይበለ ዘገልግል ዘሎ ተሓባብርና 100 ሺሕ ነብፃሓዮ አሕዋተይ ሓፍተይ ማዓረይ ድማ ምሕረት የውርደልክ ማይ ፀሎት ተሓፀቢ ርግፀኛ እየ ክትድሕኒ ኢኪ አደይ ማዓረይ ድማ ንብዓትክን ናብ ሓጎስ ይቀይረልክን መምህረይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ብሓቂ ማይ ፀሎት ተታሓፂባ ክገደፋ እዩ ታይ ይሳኣኖ ለእግዚአብሔር❤
ኣነ ደም ክነብዓልኪ ኣደይ መዓረይ 😭😭😭
ኩፉ አይንካቹ በኡዉነት ከፈጣሪ ታገኙታለቹ
brukat sebat tebareku amlak xegeo yeabzehalekum ❤❤❤❤❤
መምህር ፀጋይ ሓወይ ካብ ጭንቅን ካብ መክራን የውፅክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🙏🙏🙏
ትባረክ ወድነይ ድዘራእካዮ ይብቆል
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ ኣባ ውፅዓት❤
እድመን ጥዕና የሐብካ ፀጒዕ የብዘሐልካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ተባረኹ ኣሕዋተይ ንዓኹም የምስለና ፈጣሪ
ኢድ ሰብ'ዩ ስከውን አደይ ማይጨሎት ውሰዱዋ። አጆኩም። አምላክ ይሃግዝኩም።
Medhanialem aboy edmen tenan yehabkum kemzi kerkum zetetsegemen zeteshegerun kethegezu ❤❤❤
አጆኪ ዝሐፍተይ 😢💔😭🕊🔔🔔 ማይጸሎት ዉሰድያ ☔️💒👏
መምህር ጸጋዬ ዝሓወይ ንአካ ዝገልጽ ቃላት የብለይ ንአካ ዝወለደት ማህጸን ክንደይ ተባረከት እያ እግዚአብሔር አምላክ ገጹኡ የብዘህለካ ማማይ ማአረይ አጆክን እግዚአብሔር አምላክ ንባአትክ ተመሊክት ንጓልክን ምህረቱ ይላአከላ
Fetari mehrtu yeazezlki haftey😢🙏🥺🥺
Hekmna zewesda entezerkeb mehaweyet neyra eway hzbey😢😢
መምህር ፀጋይ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡረይ💚🙏 ዓደይ ኣትየ ብዝክኣልክዎ ክሰርሕ ትምኒተይ እዩ💚🙏😥
የብቅዕኺ
ኣብኺን ኣደይ❤ ፀላኢን ይንባዕ😢😢😢
ብገንዘብ ትሕግዙ እግዚኣቢሄር ኣብዚሑ ይሃብኩም ብጉልበት ትሕጉዙ ውን ጉልበትኩም የፅንዓዮ 🙏🙏🙏
ተጋሩ ናባዕልና ምድያ ነዐቢ ሕደጉ ናባራታዓዮ😍😍
ዝገርም ውህብቶ ተዓዲልካ:- ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ ንዓኻን ንሓገዝትኻን ኩሉ ዓብይ ክብሪ አለና፣ እምነተዩ ኩሉ ትግራዋይ አብ ጎንካ ኮይኑ ዘድልይ ሓገዝ ክገብር። ትግራዋይ ብዕሊ ጸሩ ቀሊል ከምዘይኮነ ተረዲኡ ብመርዓን ደርዓን ገንዘብ ምብታን ጠጠው አቢሉ ካብ ህልቂት ዝተረፈ ህዝብና ናይ ምድሓን ሓላፍነት ከምዘለዎ ክርዳእ ተስፋ ይገብር። ፈጣሪ በረከቱ የብዝሓልካ
Lka aleka gn ztadele eu zhgz enber ab meran teskarn zfess zelo god eu
ረቢ የከን መሳከን የአረበ❤
ክርስቶስ ምሕረቱ ይልኣኸልኪ ሓፍተይ ማዓረይ።
Amlak mulue mhret ygbrelki haftey ajoken adey mearey xelaekn ynbae
መምህረይ🧡🙏
እግዛብሄር ኣምላክ ብፀግኡ ይሓግዝካ መምህርይ
ምሕረት የዉርደልኪ ሓፍተይ መምህር ፀጋይ ምስ መሳርሕትካ መድሃኒአለም ይሓልኩም ንኣሕዋትና ብዝወፀ ይተካኣልኩም
May GOD Bless YOU All .
ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣሕዋተይ ብሓቂ❤
አቤት እንኤካ ትዕድልቲ እግዚአብሔር አምላክ ይሓሊኩም አሕዋተይ👏❤🥰
ትግረኛ አልሰማም ግን ተግባራችሁ እማይደበቅ ነው ❤❤❤❤❤::: እንደ ዘመኑ ዩቱቨሮች አይደላችሁም እውነተኛ ትህትና እዉነተኛ ፍቅር ይታይባችሗል እግዚአብሔር ይስጣችሁ
ልፀልመቶ ተበራርሁ እግዛብሄር ብብዝሑ የብረሃልኩም
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብኩም
ምሕረት የውርደላ ፈጣሪ
😢😢😢😢 akk weladit rekabit mekra egziabiher mhret yewrdelki habtey mearey
እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕደመ ይሃብኻ ንመላእ ቤተሰብኻ ❤
Amlak amlak amlak yhagzkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ያወጣቹት እግዚአብሔር በወጣ ይተካላቹ በእውነት ለእናንተም እግዚአብሔር ጉልቦታቹ ይባርክላቹ በእንባ ነው የጨረሽኩት🎉
ፀጉሽየ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ብሓቂ ዝደዓደለ እዩ ዝፀገመ ዝሕግዝ እና ናይ ድካም ፍረካ ኣብቲ ዘይ ትሓልፍ ሰማያዊ እዮርሳለም ይፅናሕካ ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ወድነይ
ንሓፍትና ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ጓልነይ😢
ተባረኩ ወገናተይ ❤❤❤🤲👏👏
እዋይ ትሕትና ዘኒሀ ምስ መምህር ፀጋይ ተዓዲልካ , መሳርሕትካ ውን ቡርኻት
ኣሰይ ዞም የሕዋተይ ኣምላኽ ይባርኹም
መድሃኒ ኣለም እየሱስ ክርስቶስ ምሕረቱ የውርደልኪ🙏🙏🙏
Fetari zey wdae mhretu yewrdelkn adey marey
Mehret yewredelik fetari 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ዕድሜን ጥዕናይ ይሃብኩም መምህር ፀጋይ❤ንሓፍትና ድማ ምሕረት ይሃብኪ 😢እመ ብርሃን ትብፃሕኺ ጋልነይ😢
ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ፈጣሪ መምህረ ፀጋይ ንሓፊትና ምሕረት የዉርደልኪ ማዓረይ 💔
አምላኽ የኽብርካ ጎይታዋይ ተጋሩ አበይ አለና ነታባበዐዮ ነዚ ክቡር ሓዉና ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Egziabher yihabkum
ብኣምላክ ርከቦ ዝሓወይ 1000 ንበርና ❤❤❤❤
አሜን
tebareku egzabiHer amlak edmen tenan yHabkum
It is amazing wonderful that we went to see between Eritrea and tigray as Eritrawit
እግዚኣብሔር ዉዕልታካ ይክፈልካ
Egziabher. mehaeret. Aurad. Ahwatey. Uaye ✝️😢🙏🙏🙏❤️🌿
ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ሓፍተይ ማጮሎት ይወሰዳኣ ኣደዋይ ክትማሓር እያ ዋ👏🥰🥰
ፀግሽ ናይ ዝፀገሞን ናይ ዝፀልመቷም መብራህቲ ኢካ እሞ ናብራካ ኩሉ ብርሀን ይግበረልካ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 እግዚኣብሄር ኣብ ዝከድካዯ ኩሉ ብርሀን ይግበረልካ
መምህር ፀጋይ ትሕትናካ ብሓቂ ይገርም። እግዚኣብሄር ፈውሲ ይሃብኪ ንእሽቲ። ኣዶ ንብዓትክን ናብ ስሓቅ ይቀይሮ ኣምላክ ንኩልኩም ሓገዝቲ ክብረት ይሃብኩም። like subscrib ንግበረሉ ንሱ እውን ሓገዝ እዩ።
ንገበርቲ ሰናይ ኩለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Goyta yeberekeka zehawey
እግዚኣብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም ብሓቂ ሰብ ንሰብ ክፀዮፎስ ክንደይ ይከቢድ ኡፍፍፍ😢😢
እድመን ጥእናን ይሃብኩም ገዳም ምድያ መምህር ጸጋይ ሐወይ ቃላት የብለይ እግዚአብሄር እድመን ጥእናን ይሃብካ
Amlak ybarkum
😢😢😢😢 ድንግል ማርያም ምሕረት ተውርደልኪ ዘሐፍተይ
እግዝኣብሄር ይባርኽኹም ክቡራት ኣሕዋት
Asey nfat bamlak rkebuwo adeye ajoki fetawitkm kab🇪🇷
Egzabher edmen tenan yhabkum kulkum berkt berktkum selamkum yebzah ❤