ምስ ለተገብርኤል ን2ይ ግዜ፣ ዓብዪ ውህብቶ ካብ ጀርመን ተዋሂቡዋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 311

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 2 หลายเดือนก่อน +74

    ኩሎም ሓቢሮም ፀበል ተትሕፀቡ ኣብዘን ወላዲት ኾይኑ እዩ ፀላኢ ስናይ ዝፃወቶም ዘሎ😢😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ❤❤❤

    • @SaddsCZx
      @SaddsCZx 2 หลายเดือนก่อน +6

      ፅቡቅ ኣለኪ ዘይ ማንጨለት ካሊእ መድሓኒት የብሉይ መድሂነኣለም ኣቦይ ምሕረት የዉርደልኩም ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😔

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 2 หลายเดือนก่อน

      Ata tslulat dikum tsebel mancholot endabelkum ab lemena ktenbrwom ezi hzibi kemey geru nebsu kielu yihkem elkum kndi thasbu btmyet ztewetse hzbi bzey megbi srhu gedifu ab berka ktdrbywom dyu dletkum Ab dege enaneberkum saal hizuni elkum nab hakim tgoyu menesyat zblae zseane hzbi ab tswtsway mancholot endabelkum ab dknet knebr tetebabue ageb

    • @LeatishLeatish
      @LeatishLeatish 2 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ መድሃንኣለም ምሕረት የውርደሎም🙏🙏🙏🙏🙏እፍፍ ከሕዝንካ😢😢

    • @alemamichanal82
      @alemamichanal82 2 หลายเดือนก่อน

      እወ ባሓቂ😢😢😢

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 2 หลายเดือนก่อน +17

    ቃሕ ይብለኒ 😢እዚ ጸላኢ ሰናይ እዩ ኣብዘን ወለዲት ኾይኑ ዘሕምሞም ዘሎ ኹሎም ሓቢሮም ጸበል እንተዝሕጸቡ

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🙏🙏

  • @ኩሉካኣሎልበይ
    @ኩሉካኣሎልበይ 2 หลายเดือนก่อน +17

    አበይ አለኹም አሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበሩ እስካዕ ኸዝ ዓሰርተ ሽሕ የለ ዳይ ግበር ኩልኻ ሓፋሽ 🙏🙏🙏

  • @zedigidey-qm8xu
    @zedigidey-qm8xu 2 หลายเดือนก่อน +11

    ኣየ ናይ ዓድና ሓሳድ ዘይሰኣኖ ኣብ ክንዲ ዝሓመመ ምድጋፍ ወሲካ ፀገም ምፍጣር ጌጋ እዩ እዞም ስድራ ብጣዕሚ ሓገዝ የድልዮም እዩ #ሰብኩን ክሳብ መጨረሻ ተከታተልዎም እቶም ቆልዑ ት/ቲ ክኣትው ምግባር ኩሉ እትገብርዎ ሰናይ ተግባር ካብ ፈጣሪ ርከብዎ ክብሪ ይግበኣኩም🙏 ኩሉኩም ስድራ እግዚኣቢሄር ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም🙏❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน

      @@zedigidey-qm8xu ሳብስክራይበ ግበርለይ ማዓረይ❤🙏

  • @melatmelat4316
    @melatmelat4316 2 หลายเดือนก่อน +18

    እዝን ወላዲት ታሓዚ ኣለወን ፀላኢ ሰናይ አለወን ቃሕ ዘበለክን ዘይኮነስ ትገብራሎ አፃር ማጮሎት ቅርዋ አዳራርክን ውሰዳ ምሕረት የውርደልኩም😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน

      @@melatmelat4316 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @ብረይጓልተዋህዶ
    @ብረይጓልተዋህዶ 2 หลายเดือนก่อน +11

    ከብድካ ሕቅንቅን እምበይ😢ኣይ ዛጥዕና እዝኣ እመብርሃነይ ንቅል ኣብለ ሕማምኩም ምሕር ተብልኩም ክብራት ስድራይ🥰

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน

      @@ብረይጓልተዋህዶ ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏🙏

  • @ghebremedhnkifle3052
    @ghebremedhnkifle3052 2 หลายเดือนก่อน +14

    እዞም ሰባት ሓለፍቲ ክሕተቱ እዩ ዝግበኦም መሰሎም እዮም ዝኽልክልዎም ዘለዉ ንጽጉም እንኳዕ ተሓገዘ ክንዲምባል

    • @محمدعلي-ش7ب5ث
      @محمدعلي-ش7ب5ث 2 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ የሕዝን አብዚ ዓዲ ዝስራሕ ዘሎ ነውራም ዝኾነ ስራሕ 😢

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 2 หลายเดือนก่อน

      መን ክሓቶም 😥

  • @Selam-t2w
    @Selam-t2w 2 หลายเดือนก่อน +4

    ተስፉሸይ ዓድግራት ዘሎ ማንጨለት ውሰድወም ኣብ ሴሮ ኣሎ ማይ ፀሎት😢

  • @ብረይጓልተዋህዶ
    @ብረይጓልተዋህዶ 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣቦ እኮ ኩሉ እዩ ኣያዋኒ ማዓር ወለላ ትተስፍኦም ደስ ክብል🥰

  • @roman-ig9dd
    @roman-ig9dd 2 หลายเดือนก่อน +15

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ክቡራት ስድራ እና ክቡር ሓወይ ነዞም ገዛ ፀበል ኣሕፅብዎም በዛካ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน

      @@roman-ig9dd ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🙏

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 2 หลายเดือนก่อน +17

    መዳሃኒ ኣለም ዋሕስን ጠበቃን ይኩንኩም ምሕረት ይውርደሎም🤲
    ወሃብቲ ብዘውፅዎ ይተከአሎም ንዓኩም አውን ደኪምና ከይበልኹም ዘኩሉ መንገዲ ተጋዕዝኩም አኪም አሞ ኣምላክ ይባርኩም🙏💚

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 2 หลายเดือนก่อน +4

    ማሕበር መድሃኒኣለም ተባረኹ መድሃኒኣለም ካብጎንኹም ኣይፈለ ኣብዚ ዝተሳተፍኩም❤ ዞምስድራ ቡዙሕ ሓገዝ የድልዮም ማይፃሎት፣ት/ቲ፣ ረዲኤትውን ክድገፉ ኣለዎም❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 2 หลายเดือนก่อน +10

    _መድሃን ዓለም ብምሕረቱን ብቸርነቱን መሉእ ምሕረት የውረደልም ክቡር ሰድራ ማይ ፆሎት እንተከዱ ፅብቅ ነይረ 💞💞💞_

  • @medhini7477
    @medhini7477 2 หลายเดือนก่อน +7

    ብዝወፀ ይትከኣልኩም ኣሕዋተይ
    ማይ ፆሎት ክከዱ ተሓባበርዎም ኣሕዋተይ በጃኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ካኣ ይሓግዝኩመ😢❤❤

  • @ኣስገደዘዓደይ
    @ኣስገደዘዓደይ 2 หลายเดือนก่อน +6

    ማሕበር መድሃኒኣለም መድሃኒኣለም ይሓልኹም 🙏

  • @haftomhayleslase
    @haftomhayleslase 2 หลายเดือนก่อน +12

    ብዝወፀ ይተክአሎም ዕድመን ጥዒናንን ይሃቦም ተስፉሸይ ክዓ ኩሉ ብኣምላኽ ርኸቦ ዝሓወይ

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 2 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ድካምካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይክፈልኩም ዝሓወይይ❤❤❤❤ መንጨለት ክሕፀቡ ግበርዎም ዝሓወይ ካብ መስከረም ሐዚስ ምስቲ ክረምቲ ፅጉምዩ እግዚአብሔር ኣይሰኣኖንዩሞ

    • @tfgddyfyg3875
      @tfgddyfyg3875 2 หลายเดือนก่อน

      Demrni marey

  • @Haregte
    @Haregte 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዓብይ ሕማም ኣብ ዓድና ሕስድና ክጠፍእ ኣለዎ በዚኦም ዶ ይቅናእ ካብ እዚኦም ይምሓረና😢🙏 ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሕረት የውርደሎም

  • @RhohAbody
    @RhohAbody 2 หลายเดือนก่อน +8

    መድሃንየ ኣለም ዋሕስይ ጠበቃይ ይኩንኩም 😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน

      @@RhohAbody ሳብስክራይ ግበርለይ ማዓረይ

  • @Habenyemane-zu6jp
    @Habenyemane-zu6jp 2 หลายเดือนก่อน +6

    መድህኒኣለም ምሕረት የውርደልኩም ንዋሃብቲ ካኣ ኣብዚሑ ይሃብኩም ተሰፍሸይ ካኣ ተባረክ ዝሓወይ 🙏❤️🥰

  • @ህንፃባርያእመብርሃንየ
    @ህንፃባርያእመብርሃንየ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብዘን ወላዲት ኸይኑ ይፃወቶምሎ ብደምቢ ንስሓ ኣትዮም ብልቦም ኣሚኖም ፀብ ክሕፀቡ ንብል ፀላኢ ሰናይ እዩ ብስሩ😢😢 ምሕረት የውርደልኹም

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 หลายเดือนก่อน +6

    ክብሪ❤ንጎይታናን መድሓኒናን❤ይኩን❤

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ ምሕረት ይልኣከልኩም🥺🙏

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 2 หลายเดือนก่อน

      Egziabher Amlak ymlayo bietom

  • @SaddsCZx
    @SaddsCZx 2 หลายเดือนก่อน +5

    በስመኣም ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መድሂነኣለም ኣባይ ምሕረት የዉርደልኩም 😔😔❤

  • @ዮዓዳን
    @ዮዓዳን 2 หลายเดือนก่อน +3

    ቃሕ ዝበለን ዘይኮነ ትገብሩለንስ ኣሕዋተይ ፀበል ይተሓፀቡ ምክኒያቱ ኣብ ኢደን ኣብ ክሳደን ዘሎ ናይ መናፍስቲ ግብሪ ስለዝኮነ መድሃኒ ኣለም ምሕረት የዉርደሎም

  • @Sjf-ul9rp
    @Sjf-ul9rp 2 หลายเดือนก่อน +4

    ምሕረት ይለኣከልኩም እግዛብሄር ኣምላክ

  • @AaAa-gi5kb
    @AaAa-gi5kb 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @مرفدصالح
    @مرفدصالح 2 หลายเดือนก่อน +1

    Tebareku🙏

  • @ዛይድ-ጀ4ኰ
    @ዛይድ-ጀ4ኰ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አብዘሕ ይሃብኩም እግዚአብሔር ዘምአሕወተይ ❤❤❤

  • @alganesh-xe4yb
    @alganesh-xe4yb 2 หลายเดือนก่อน

    Egziabher yikentitelkum Fetari entay yiseano machelot titehasebu Egziabher yimharkum🙏🙏🙏

  • @Sameera-fk3ho
    @Sameera-fk3ho 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይምሕረቱ የውርድልኩም ፀብለ ወስደውም

  • @abrhetknfe186
    @abrhetknfe186 2 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ካምልመፀ ይቃንጥጠሎም😢

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 2 หลายเดือนก่อน

    Oh Egziabeher Amlak mehiret Yeweredelom🙏🙏🙏✝️

  • @saramm8772
    @saramm8772 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @SlB-bd2jy
    @SlB-bd2jy 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአበሔር ኣምላክ ምሕረት የውረደልኩም ደቅኖዋ

  • @MeriZeray-n9q
    @MeriZeray-n9q 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብዝወፀ ይተከአልኩም አሕዋተይ ንስድራና ከዓ ቹሩ መድህኒአለም ምሉእ ምሕረት ይልአከሎም

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน

      @@MeriZeray-n9q ሳብስክራይበ ግበርለይ ማዓረይ

  • @ميريحبشي
    @ميريحبشي 2 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የዉርደልኩም

  • @Askalgremay
    @Askalgremay 2 หลายเดือนก่อน

    ተባርኹ🥺🥺🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @BihanHayelom-lz5fx
    @BihanHayelom-lz5fx 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢ምሕረት የዉሪደልኹም

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 2 หลายเดือนก่อน +4

    ውይ ዙ ሕብረተ ሰብና ብዘይ ረብሕ ድዩ ዝቃንእ እፍ ከሕዝንካ😢😢

  • @سميرهسميره-ح5ظ
    @سميرهسميره-ح5ظ 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሄር ኣምላክ ምሕረተ የውርደልከም ክቡራት ሰድራን እና ክቡር ሓወይ ነዞሞ ገዘ ፀበል አሕፅብዎም በዛኩም ብዝወፅ ይትከእልኩም ክቡራት እሕዋተይ መደህኒአላም ሐለውኩም ይክን እሕዋተይ ተመሰገን አምላክይ❤❤❤❤❤

  • @rahel7771
    @rahel7771 2 หลายเดือนก่อน +3

    ማሕበር መድሐኒ ዓለም ማሕበርካቱም የስፍሕ ናይ ነፍሲ ዋጋ ይግበረልካቱም

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg1826 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ይውርደልኩም ክብራት ስድራ ንዋሃቢ ያሃበ ክብራት ኣሕዋተይ መዲሃኒ ኣለም ይሓሊኩም🙏

  • @mamLove21
    @mamLove21 2 หลายเดือนก่อน +1

    አግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይልአከሎም

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን አግዛብሄር ይመለኣልኩም ❤️🙏

  • @aeeacc5627
    @aeeacc5627 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤ ተባረኩ አሕዋት

  • @senaitabrahadesta8485
    @senaitabrahadesta8485 2 หลายเดือนก่อน +2

    ምሕረት የውርደሎም ፈታርይ

  • @TsegaTsegaGerezihar
    @TsegaTsegaGerezihar 2 หลายเดือนก่อน +1

    lwahabi yhabo blwetse ytekeaelem mahber medhinaalem

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 2 หลายเดือนก่อน

    እግዛብሔር አምላክ ምሕረት የውልደልኩም 🙏🙏

  • @mtlalal
    @mtlalal 2 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልኩም❤❤

  • @seniቱዩብ
    @seniቱዩብ 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኩም 😢🙏👏

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 2 หลายเดือนก่อน

    Tsebele. Tsebele. Tsebele.

  • @FycgXhu
    @FycgXhu 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዘወፀ ይተከአልኹም እመ ብርሃነይ ትፈዉሰኹም ኽቡራት ሰድራይ
    ማይ ፀሎት ተሓፀቡ ናይ ፀላኢ ሰናይ ዪ እግዚአብሔር ዝሳኣኖ የለንሞ ምሕረት ይኣዝዘልኹም ኽቡር ሓዉና ሰብኩን ሚዲያ ደኺምኒ ተይበልኻ ዝኩሉ መንገዲ ከይዲኻ ሓደራ ተብፅሕ ዓሰብኻ ካብ እግዚአብሔር ርኾቦ ዝሓወይ❤

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 2 หลายเดือนก่อน

    Thank u ❤

  • @MuluGermay
    @MuluGermay 2 หลายเดือนก่อน +11

    😢ፈጣሪ ምሕረት ይልአከልኩም ስድራና

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤

    • @MuluGermay
      @MuluGermay 2 หลายเดือนก่อน

      @@tsegatsega238 እሺ ክብረተይ

  • @ghmn-eq9vi
    @ghmn-eq9vi 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚብሔር ኣምላክ ይማሓሮሞ❤❤❤

  • @ArayaAbrha-jj5xr
    @ArayaAbrha-jj5xr 2 หลายเดือนก่อน

    ገ/ዚሄር ኪዳኑ ተክለ ተስፋይ ዓርከይ ማራ ደኪምካ ፅቡቅ ስራሕ ምስራሕ እያ ዛዓለም ትርፋ

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku6246 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውረድልኩም

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 2 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይይ እልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኩም

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 2 หลายเดือนก่อน

    ልዋሃብቲ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃቦም መድሃኒኣለም ብልወፀ ይተከአልኹም ስድራና ምሕረት ይልኣኸልኹም አያዋኒ ኻኣሊ ኹሉ መጉሃያኹም አየጣፈአልኹም ቸሩ መድሃኒኣለም ርሁሩህ መልኣክ❤👏👏👏

  • @HchfHfhf-w3o
    @HchfHfhf-w3o 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @Melat____
    @Melat____ 2 หลายเดือนก่อน +4

    እዚ ርኹስ መንፈስ ኣብተን ኣዴና ኮይኑ እዩ ንኹሎም ለኪሙዎም ዘሎ እሞ ባጃኩም ማንጨሎት ውሰድዎም ❤

    • @SaddsCZx
      @SaddsCZx 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ዘይማንጨለት ካሊእ መድሓኒት የለይ ማንጨለት እዩ መድሓኒቱ✝️✝️

  • @andudadi5981
    @andudadi5981 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉👏👏👏

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 2 หลายเดือนก่อน

    ደስ ባሃሊ ንወሃቢ ይሃቦ ❤❤

  • @ፅጌኣክሱማዊት
    @ፅጌኣክሱማዊት 2 หลายเดือนก่อน

    ተስፉሸይ ተባረኽ ዝሓወይ❤

  • @ReYt-lj9jl
    @ReYt-lj9jl 2 หลายเดือนก่อน

    መዳሃኒ አለም ዋሕስ ጠበቃ ይኩንኩም ምሕረት የዉርደልኩም

  • @kifleguesh6526
    @kifleguesh6526 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🥰

  • @HiwotGebretsadik
    @HiwotGebretsadik 2 หลายเดือนก่อน

    Amen amen 🤲🤲❤️❤️

  • @ffff8192
    @ffff8192 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢❤

  • @hxhjjr2557
    @hxhjjr2557 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tfgddyfyg3875
    @tfgddyfyg3875 2 หลายเดือนก่อน

    medbanialem mebret ydsrdelom nwebabti domo Abzibu ybabom❤❤❤

  • @user-in4hz6ew8oSelam
    @user-in4hz6ew8oSelam 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🥰♥️

  • @yergalemtigray4361
    @yergalemtigray4361 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @alemamichanal82
    @alemamichanal82 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም ደቂ ትግራይ

  • @baarn5671
    @baarn5671 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉egziabhier admen tianan yehabkummmm geberti senayuyyy

  • @حياةحياه-و3ت
    @حياةحياه-و3ت 2 หลายเดือนก่อน

    👏👏👏👏👏

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ያውርዶሎሞ👏😌
    ናይ ትግራይ ሕጊ ግን ኩሉ ግዜ ስኦሊ ንድካታት ፍትሕ ዘይህብ😢

  • @ኤፍታህህሪተስላሴ
    @ኤፍታህህሪተስላሴ 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓል ዓቢ ምሕረት እዩ እሞ ምሕረት የውርደልኩም😢 ግን እዚ ናይ ርኩሳን መናፍቲ ሕማማም ሰለ ዝኸነ ማይ ጸሎት ተትሕጸቡ ብዘይ ምስልቻው ፅቡቅ ይመስለኒ ብዝበለጸ ኸኣ መድኃኒዓለም ኣቦይ ታሪኩም ይቀይረልኩም ማሕበር መድኃኒዓለም የሕዋትና ኻኣ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ዘም ቡሩኻተይ❤❤❤

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ይዉርደልኩም❤❤❤❤❤

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኣብ ዓለምስ 100 ዓመት ዘይንነብርስ ዙኩላይ ስቅያት😢
    ተሱፉሸይ ኣቦ ውፅዓት እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዙሓወይ ተክእልካ ማንጨለት ከም ዝሕፀቡ ግበር ዙሓወይ ምምራቅካ ዘይቃርስ

  • @Atsbe-dera
    @Atsbe-dera 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ብሰላም ዓድኹም ይምለስኹም ብዝወፀ ይተካልኩም ንወሃብቲ
    ክቡራት ስድራለ ምሕረት የውርደልኩም ፈጣሪ 🙏🥹

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤

  • @meksebtesfamaryam8232
    @meksebtesfamaryam8232 2 หลายเดือนก่อน

    Agziabiheir amlak mhretu ylakelkum ❤❤❤❤

  • @ብረይጓልተዋህዶ
    @ብረይጓልተዋህዶ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተስፍሸይ,የዋህ💚

  • @mariamm8239
    @mariamm8239 2 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher bimhretu yitemtkum🙏🙏🙏

  • @RabihhCall-i1x
    @RabihhCall-i1x 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @BjkBb-g3g
    @BjkBb-g3g 2 หลายเดือนก่อน

    እግዛቤሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 2 หลายเดือนก่อน

    መድኃኔኣለም ይሓሊኩም ደቂ ፅዮን መዓረይ

  • @Saudi2024-ih5xc
    @Saudi2024-ih5xc 2 หลายเดือนก่อน

    አግዚኣብሔር አምላኽ ዕድመ ይሃበም

  • @سلامهسلامه-ك2ز
    @سلامهسلامه-ك2ز 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😢😢😢🙏🙏

  • @HulufHailu
    @HulufHailu 2 หลายเดือนก่อน

    እግዛብሄር ምሕረት የውርደሎም

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @ብሪየድንግልማርያምልጅ
    @ብሪየድንግልማርያምልጅ 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aIem-f7s
    @aIem-f7s 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤👏

  • @askb4483
    @askb4483 2 หลายเดือนก่อน

    እግዛብሔር ምሕረት መውርደሎእ😢

  • @UfYd-g9c
    @UfYd-g9c 2 หลายเดือนก่อน

    🌺🌺🌺♥️♥️♥️♥️

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 2 หลายเดือนก่อน

    ብዝወፀ ይተከኣልኩም ኣሕዋተይ ነዛ ስድራ ደሞ ምሕረት የዉርደሎም

  • @Tsigegebrehiwet-b1q
    @Tsigegebrehiwet-b1q 2 หลายเดือนก่อน

    Mhret yewurdelkum 🙏

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 2 หลายเดือนก่อน

    መድሃኒ አለም የለን ዝስአኖ❤
    አማኒኤል የለን ዝስአኖ❤
    ንሱ ቃል ከውፅእ አክራን ሜዳ ይኮኑ❤
    መድሃኒ አለም የለን ዝስአኖ❤
    ብዝወፀ ይተክአልኩም ደቂ ማሕበር መድሃኒ አለም አቱሙ ሰብ ኩን ምድያ ድማ ተባረኩ
    አቱም ስድራ ድማ ቸሩ መድሃኒአለም ሕማምኩም ጸገምኩም ስለ ታቅድስቲ አዶ አምላክ ኢሉ ምሕረት ይልአከልኩም❤❤ አሜን፫

  • @ትግራዋቲአየጓልጀጋኑ
    @ትግራዋቲአየጓልጀጋኑ 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏💚💚😥