ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ትግራይ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ትግራይ ክሲሱ፣ ለውጢ ቅድሚ መኸተ ምዝዛሙ? ዕልዋ መንግስቲ መንግስቲ ኣብ ዝይብሉ ዓዲ! 11/11/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 44

  • @ZeresenanayT
    @ZeresenanayT 12 วันที่ผ่านมา +6

    ዕድመ ንህወሓት ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ዕንወትን ወድቀት ነኸዳዓት ጠለማት ተኸፈልት ከባብውያን!!❤💛❤️💊💊💊💊💊💊💊

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 12 วันที่ผ่านมา +7

    ኣንበሳ ትግራዋይ።

  • @rigbeberhe846
    @rigbeberhe846 12 วันที่ผ่านมา +8

    ሐቅኻ ሐውና ምርዳእ እኮ አቢና ነኒ ባዕልና ንማጎት አለና ዘሕዝን። እስቲ አጆኻ ቀፅል እቲ ፅቡቅ ስረራሕኻ ❤

  • @zeggawrangel3762
    @zeggawrangel3762 12 วันที่ผ่านมา +5

    You say it all! Thank you for your service Mr TOL 💛🙋🏽‍♀️♥️🙏🏽🫶🏾👍🏽☮️

  • @chxmp1
    @chxmp1 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣንታ ኩብር ሓውና ንሳቶም እኮ ሃጥሮም መቹዎም እዩም ዘለው ንቲ ካብ ቤተ ንብረቱ ተፋናቂሉ ዘሎ ህዝብና ዝዝክርዎ ኣይመስለንን ግና ንኹሉ ግዜ ኣለዎ Thank you TOL

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 12 วันที่ผ่านมา +1

    😢ብጣዕሚ የሕዝን😢💔

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 12 วันที่ผ่านมา +2

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @GhgGhgg-z8o
    @GhgGhgg-z8o 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉❤

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 12 วันที่ผ่านมา +2

    '"ዕልዋ መንግስቲ መንግስቲ ኣብዘየብሉ ዓዲ'"
    ረዳኢ ሓ. ነዃዕ ባሃም ይኡ

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 12 วันที่ผ่านมา +4

    ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 12 วันที่ผ่านมา +1

    ከመይ ጌሮም ኣብይ ሓሲው ክብሉ ኣኽልብቲ ናቱ እዮምዋ

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 12 วันที่ผ่านมา +4

    ❤️❤️👍❤️❤️👍💛💛

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኽቡር ሓውና ኣፍቲ ልዕሊ ዘኽብሮን ዝፈትዎን ሚድያኻ ዝባኣሰ ክፈትዎ ገይርካኒ ነፅነዖም ኣለና ዝበልካያ ኣይዞኹም እግዚኣብሄር ካዓ ክሕግዘና ኢዩ ማዓልቲ ዳኣ የናወሕልና ኣለዉ እምበር ሃገረ ትግራይ ክንባሃል

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 12 วันที่ผ่านมา +2

    ተሸኒፎም ክወድቁለውም እንበር አናሕሲዮም ዘሓድግወ እከይ የለን ንሶም ናይባእሎም ምስ ፀላእቲ ኮይኖ ናይ ፀላእቲ ምዲያውን እናተጠቀሙ ይሰርኹ ሕውሃትውን ምስ ህዝብም ኮይኖም በርቲኦም ይስርኹ ውድብ ሕውሃት መሪ ድርጅት እዩ ህዝቡ ሒዙ ይልቅስ ዘይት ዘይት ሓቂ እዩ ዘሸንፍ ግን ሸለል እንተይበላካ ምቅላስ የድልይ።

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ እዛ ሓሳብካ እድግፋ ኢየ ንምንታይ ብላዕሊ ስለ ዝእዘዙ ክነብሩ ኻኣ ስለዘለዎም ብሰፊሑ ኣብሪሕኻዮ ኢኻ ኽቡር ሓውና

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 12 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤💛❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪✊️

  • @t.b4065
    @t.b4065 12 วันที่ผ่านมา

    ተንኮልን ሽርሒን ምሁርት ትግራይ ኣቢ ትዉህብቶኩም እዩ
    ሰላም ፍቅርን ገዲፍኩም ተንኮል ኢኩም ተቀድሙ ስለዚ ኣብ ዕቤት ኣየብጽሓኩምን

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 9 วันที่ผ่านมา +1

    ክቡር ሓውና ምስጋና ይግባኣካ እዞም ወፃእተኛታትተቀቢሎም ዘዛራርቡ አብ ግምት ዘለዉ ስለተመዛበልቲን ግዝዓት ትግራይን እናሰራሕና ኢና እናበሉ ይስንይዎም እምበር እቱ ፀገም አነፂሮም አይገልፁሎምን ንምንታይ ንሳቶም ወላሕላሕ ኢሎም ቦርጮም አእብዬም ዝበልእዎ ተሪፍዎምስ እናስኽሩ ያሓድሩ አለው ኣዶ ትግራይ ምስደቃ አብ ትሕቲ ላስቲኽ ሓንቲ ባኒ ንደቃ ስኢና ብቁርን ጥምየትን ትሳቀ አላ ግን አብምግዳል እናሓለው ንሳ እያ ጎሮሮ ደቃ ገዲፋ ንኦኦም ስንቂ ብሓውን ብመክራን ተብፅሕ ነይራ እሞ ነዚኣ እዮም ከዲኦማ እኒሔው አእፅምቲ ስዋኣት እሽኽ ኮይኑ ይውጋኣዮም ኣዶ ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን ንዚኦም ክትንብርኸኸ የብልካን እሺ እንተልካዮም ጨካናት እዮም ጥምየትካ ሽግርካ መክራኻ አይስሞኦምን ንሶም አይጠመዩንያ ሓድነትካ አስጢምካ ተቃለሶም ንዞም ከዳዓትን ባንዳታትን

  • @fissehateferi
    @fissehateferi 9 วันที่ผ่านมา

    Angar Beray

  • @galaxiabxgi
    @galaxiabxgi 12 วันที่ผ่านมา +1

    👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👍🏾🙏🏿🙏🏿🙏🏿🥰

  • @fissehateferi
    @fissehateferi 9 วันที่ผ่านมา

    Hsawi Melaki

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 12 วันที่ผ่านมา +1

    Imo beal sadqan hizka zkewn neher ylen jonesid bailkum zgebrkumo mkonu slezfeltu iyom ዘይዛረብሉ. Hasot gidefu ክሰሙዕ ኩም ተኮይኖም.

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 12 วันที่ผ่านมา +1

    Vive TDF Vive TDF Vive TDF 💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w 12 วันที่ผ่านมา

    ቤት ምኽሪ ኣለና ድዩ??ሃራምባናቆቦ ኾይናትኒም ትግራይ ኦንላይን እንታይ ሜለትዩ??

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 12 วันที่ผ่านมา

    ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ሓሳብ ምምንጫው ዝተስአኖም ፀማማት

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 12 วันที่ผ่านมา

      መን ውሃ ንስሃ ፀማም ትብል ንስሃኸ ምስ ፀላእቲ ኮይንካ ትግራይ ምፍራስ ድዩ እቲ ስልጣኔ ናበይ ከይዱ እቲ ድህነትን ወነይ ትግራዋይነትን ብገንዘብን ብስልጣንን ተአሶቡ ?

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 12 วันที่ผ่านมา

    ረዳኢ ሓሎፎም ዝቐየሮ እዩ

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 12 วันที่ผ่านมา

    this are engls and egls.

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 12 วันที่ผ่านมา

    አታ ረዳኢ ሓለፎም ራያና አይታፅርፍይዶ አያምበል ብሕሾት ደይኾነስ በሓቂ ትቃለስ ሕሾት ራያቶት ኣይንፈትውን

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 12 วันที่ผ่านมา +1

    ♥️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 12 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤