Brilliant, articulate, intelligent, brave, principled ( MESMERNA) TDF & most of all TIGRAYAN … thank you 4 exposing all Achilles of Tigray! TEGADALAY …Lifatey!
Releasing the military who involved in Genocide in Tigray , It is not wrong it is being criminal. Getachew is selfish,love himself so much. He doesn’t care about any body else trust me .😔😔😔😔😴😴😴
Ere besirat yeh sewing degmeh atkrebew yeh learn debresion new miseraw year sebhat enable alem gilgel new select reyot yetenagerew rasu ayn yaweta kahadi new
Ere besirat yeh sewing degmeh atkrebew yeh learn debresion new miseraw year sebhat enable alem gilgel new select reyot yetenagerew rasu ayn yaweta kahadi new
❤❤❤ልፋዓተይ ብርሃነ ጅግና ተጋዳላይ ትግራዋይ ❤❤❤❤❤
Thank you 🙏🏾 Tigray press and our hero Berhan for voice for voiceless ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ልፋዓተይ ተስፋ ፥ ሰብ ዝሰኣነ ሰብ ።
You're the best Bera!
❤❤❤ናይ ልፍዓተይ ስነልቦናን ምስትውዓልን አዝየ እዩ ዝገርመኒ ምስቲ አብ ትግራይ ዘይምዕባዩ!!!❤❤❤ ዓቢ ነገር ንትግራይ ዝጠቅም አብ ውሽጡ ተሸኪሙ ዝመላለስ ሰብ ምካኑ እየ ተረዲኤ❤❤❤
LIVE MIRACULOUS HISTORY OF TIGRAY! Thanks a lot you are bible of TDF TIGRAY! THE TRUTH SPIRIT OF TIGRAY!
ወይ ልፍዐተይ መፅሐፍ ትግራይ
Thank you Tigray press, at least we are getting good information 🤔. Nowadays we are getting confused with the mixed up informations🫤😑😀😏
ጀግና ወዲ ትግራይ ንስካ ጥራሕ ነፃ ተግራይ
ትግራይ ፐረስ እመን አየትእመን ተኽክል እዩ ዝነግረካ ዘሎ
ተጋዳላይ ብርሃነ( ሰብ ዝሰኣነ ሰብ) : ምጡቕ ኣእምሮ ዝወነነ ስብ ተስፋ ትግራይ::
ጀግና ሀውና ብሬ ንበረልና ❤❤❤
I love & admire this top brilliant brother ተጋዳላይ ብርሃነ, he is simply the best ሓላይ ፈታዊ ዉፉይ ህዝቡ (ጀግና ህዝቢ ትግራይ) keep it up & God bless dearest bro ✊💪👊
Brilliant, articulate, intelligent, brave, principled ( MESMERNA) TDF & most of all TIGRAYAN … thank you 4 exposing all Achilles of Tigray! TEGADALAY …Lifatey!
ጅግና ሓውና ተጋዳላይ ብርሃነ ፥ ከም ኣቦና ( ጅግና ኣቦና ደጃዝማች ገብረሒወት ባይከዳኝ ። ) ስለ ሕዝቡ ኣሪሒቑ ዝርኢን ዝእምት ን ባዓል በሊሕ ሕሊና ዝተዓደለ ወዲ ሕዝቢ ትግራይ ምዃኑ ቕድሚ 10 ዓመት ጀሚሩ ናይ ተጋሩ መንቅሒ / ድምጺ ኮይኑ ፥ ሓቂ - ንሓቂ ዝዛረብ ኣዚዩ ብጣዔሚ እንኾርዓሉ ተባዕ ትግራዋይ ሓውና እዩ ።
Welcome Berhan and Tigray press 🙏❤️🔥❤️🔥🙏❤️🔥🙏❤️🔥🙏
Thank you Berhane we need more Information 🙏 ❤️ ♥️ 💙 💕 💗 🙏 ❤️ ♥️ 💙
ጌታቸው ሕዝዋ ዘሎ ቦታ ብርሃነ እንተዝሕዛ እንተናኣሰ መሰረታዊ ሕቶታት ትግራይ ክሻብ ሐጂ መልስወን መሃለወ።ብርሃነ ጅግና እካ ፓሎትካዊ ብቅዓትካን ተጋደላይ ኮይንካ ብዝበርከትካዮ ኣስተዋፅኦን ክትድነቅ እዩ ዝግበአካ።
King tdfy ❤❤❤❤King tdfy jag ❤❤❤🎉🎉🎉King ❤❤❤
ትግራይ
ጀግና ወዲ ትግራይደው በል :: ህልውናኻ ሐሉ የቕንየልና❤🙏
ንምቀለ ኩሎም ተኣኪቦም እንትኸዱ ምሰኦም ኣባዱላ ገመዳ ምሰኦም ሒዞምዎ ከይዶም
እቱ ድሌቶምን ሰረሖምን ኩሉ ኣብ ኢድ ኣብዪ ኣትዩ
እዙ ወዲ እውን ኦሮምኛ ካሊእ ንትግራይ ድማ ሕሩር ውፉይ ከይኑ ይቀርብ
ትግራይ ንምብታን ዓብዪ ስራሕ ይዋፃእ ኣሎ
ተጋሩ ምስ ሓራዲኦም ዝመኽሩ ዝነብሩ ምዃና ካብ ኣባዱላ ንቀደም ንርአ
ብርሃነዋይ እዝጊሄር ያሓሊኻ ንፈርሐልካ ኢና ።
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሙኡዝ ግደይ፣አሉላ ፣ቴዲ ሪኦት፣ግደይ አኹስማዊ ፣መዘክር፣ ዘረበኦም ሚዛናዊ ዘይኮነስ ጫፍ ፅላአት ህወሓት እዩ።
❤❤❤❤
Tigray press❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ናይ ጌታቸው ሓቃፍነትሲ ርኢናዮኮ!! ንመን ይሓቁፍ ንሰረቅትን ንጎሓሉን ንመጠፋፋእትን ግን ድማ ንጌታቸው ስሙ ከም ናይ መልአኽ ስም ልዕል ልዕል ንዘብሉ እዩ! ዘሓቁፍ ጌታቸው!! ❤❤❤
ጌታቸው አብዙሪኡ መን እዬም ዘለው ገብሩ አስራት አረጋዊ በርህ አክሱማዊት ሚዲያ 😊TDF ክብተን አለዎ ኢሎር ዝአምን 😈 አብይ አህመድ ዳንኤል ክብረት ኩሎም ናይ ትግራይ ፀላእቲ ንምንታይ? ሉኡኮም ስለ ዝኮነ።👌
ኩነታት ትግራይ ቅድሚ ሰቡዝተረድአ መንእሰይ ትግራይ
👏👏👏Kuberat Ahwatena ❤❤❤
ብርሃነ ንዝሃበና the Truth information ብዝኾነ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝደረቀ ሳዕሪ ወይ ድማ ድርቋን ሓዊን ሓዙ ኣብ ትግራይ ዘይጠፍእ ሓዊ ክውላዕ by ground ኣፀቢቁ ይሰርሕ ኣሎ። ኣነ ብጣዕሚ ዘሕዝነኒ ነገር ናይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ቅሉዕ ዝኾነ መፃኢ ጥፍኣት እናረኣዩ ምስ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ረዳ ዘጣቅዓ በዓል UMD, reyot, Cyber & Hakfen media እዩ።
ሃየ !!! ትግራይ ናይ ኩሉ ትግራዋይ እያ
ኩሉ መስዋእቲ ዝከፈለላ ዓዲ እያ
ክትፈልጦ ዝግበእኮ ሓደ ነገር
ድሕሪ ደጊም ህወሓት አብ ትግራይ በይና ትሕዞ ስልጣን የለን እዚኣ መራር ሓቂ እያ !!!
ምክንያት ድማ
ከም ትግራዋይ ኩሉ እዩ ተጋዲሉ
በይነይ ክጭፍጭፈካ እየ ዝብል ሓይሊ ፍፅም ተቀባልነት የብሉን
ጭቆና ካብ ደገ ይምፃእ ካብ ውሽጢ ኩሉ ሓደ እዩ ወጊድ ጭቆና !!
Congratulations 🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤ተጋዳላይ ብርሃነ ናይበሓቂ ንፉዕ ሓቀኛ፡ ብሱል ፡ቆራፅ ትግራዋይ ።ግን ሽግር ኮይኑ ዘሎ ናዕካን ንከማካዝበሉን ብሓቅነት ቀዳምነት ንትግራይን ህዝባን ጊዜ ሂቦም ዝሰርሑ ናብስልጣን ዘይምምፃእ እዩ።
Bra bror 🎉🎉🎉🎉🎉King❤❤❤❤King tdfy ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷💐🌷💐🌷💐🌺
Yes 100%
❤️🌺💐👌👍
ቴዲ ሪኦት ፀረ ውድብ ህወሓት እዩ ።ሚዛናዊ አይኮነን ።መራሒከስእኖንህዝብና እዩዝደሊ።ቃላት ምእራይ እዩዝፎቱ።
❤❤❤
ተጋዳላይ ብርሃነ ኩሉግዜ ዘረባኻ ሓቅን ወገንውፅዕን እዩ። ግንእቶም ፀረውፁዕ ዝኾኑ ከብዶምዘቀድሙ ሕማቃት ከይረኽቡኻ ብጣዕሚይሰግእ ብዝኾነክትጥንቀቅ አለካ ይብል ።እዝጊሄር ምሳኻ ይኹን።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ሂትለር ሉኡካት ጨፍጨፍቲ ዓለም ኣሚና ንሂትለር ፍሮዶም ኢላ ከም ፍራድ ይቁፀር
ትኽክል እዪ ቴዲ አድናቂ ምኒልክ እዪ ዘምልኽ
ፀለመ
ጉጅለ አደመ
ቂመኛ ፓርቲ@@luwamluwam3868
Lbrhane. Ms p/f mulugeta. Ms elibasha desta hawiska medrek yedli
Getachew's and Kendya's are more concerned about the amount of Gold Abiy has not received from Tigray than the well-being of IDPs.
You got it 😅😂
ዶር ደብረፅዮን በዚህ መልኩ ሚገመገም መሪ አይደለም በጦርነቱ ጊዜ ስለጆነሳይድ እያወራ ነው የከረመው እሱን ለማጥቆር የፌደራሉ ተላላኪዎች ተንኮል ነው
ብራሐነ ብጣአም ጎበዝ እኻ ግን ህዝ ትገብሮ ዘለኻ ዘረባ ገታቸዉ ለመቃወም ብቻ አያኹን ናይ ክልል ምክርቤት እንድህር ፈርሱ ናዞባ ምክር ቤት ክተርፍ ዝኽለሉ የለን እና ያታአረም ህዚ ክንገብር ዝግበአና ንህዝብ ዝጠቅም ንግበር
💖❤️💖❤️💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪
እሞ ደብረፅዮን እኮ ብጉባኤ እኮ ወሪዱ እዩ ብሽምግልና እና ብጀነራላት እዩ ተመሊሱ ልዚኣ መልሲ ሃበላ
Teddy 😀they may ask him to stop talking about genocide , but he is resistant !!! to accept those trashes 👍👌👍
Anbesa ...
ATA ZOR BEL MIWUL
መኽፈርታት !!ጌታቸው እኮ ብህወሓት ማዕከላዊ ኮሚቴ እዩ ተመሪጹ
@wassieabay6868 🤣🤣🤣🤣 he is wss chose by abiy ahamed haswi
ኣይሳተፉ እንታዩ ፀገሙ:: ዩትና ጥራሕ ድዩ ትግራዋይ:: ብርሃነ ግን ውግንናኻ ንህዝቢ ትግራይ ይኹን:: ግደይ እንታዩ ጌሩካ?
Kem eni brhane zbelu akmi zelewom belahti degagimkum akrbuwom
ዲያስፖራ ንሕወሓት ገንዘብ ኣለኣኸን ትዛረብዎ ፍለጡ
መን እዩ ዳያስፖራ ንህወሓት ገንዘብ ሂቡ ኢሉ?
Releasing the military who involved in Genocide in Tigray , It is not wrong it is being criminal. Getachew is selfish,love himself so much. He doesn’t care about any body else trust me .😔😔😔😔😴😴😴
ኣታ ብርሃነ ሓቂ እባ ተዛረብ:: ንሕና ሓደ ክኾኑ ኢና ንደሊ:: ንስኻ ተኸፋሊ ስለዝኾንኻ ንዝኸፈለካ ደግፍ:: ግን ኣይትሓሱ::
እቲ ጉባኤ ሕጋዊ ኣይኮነን እኮ ስለዚ እንታይ ትብሉ ኣሎኹም ።
አይቶ ጌታቸዉ ረዳ ንኣሰና ንምዉሎ ነይርና ሕዚ እዉን ብህወሓት ይምወል እዩ ዝበሎ እቶም ጉጅለ ናይጥፍኣት ኸብዳማት እን በዪነ ምኽሩ ዘጥፍእዎ ናይ ትእመት ሃፍቲ ንምሽፋን ክኸዉን ይኽእል እዩ።ኽሕደትን ሕሶትን ክጅመር እንከሎኮ መልኽዕ የብሉን ካብ ጎይትኡ አብይ አህመድ ዝተመሃራ መደናገሪ መላ እያ እዚኣ።
ደደቢት
Hi Biserat
I think you're biased at Debretsion. But no one should not doubt about debrits's integriety and stand on tigray.avoid fake rumours.
Yegeberewa eneber
Ere besirat yeh sewing degmeh atkrebew yeh learn debresion new miseraw year sebhat enable alem gilgel new select reyot yetenagerew rasu ayn yaweta kahadi new
Berte tegadelay brhae riot mdiya there hwehat Kone elu ztemedebe seb eyu
አቶ ፡ ሰሎሞን ፡ አሰርተ ፡ አመት ፡ አብስል ጣንኔሬ ዝብል ፡ ብዛዕባ ፡ ናይ ፡ ውድብ ፡ ህገ ፡ ደንቢ ፡ ዛይፈልጥ ፡ ቀይ ፡ ዕምኒ ፡ እዩ
ናይ ትማሊ ኢና ዝበልናካ ምሳሌኻ ጊጋ እዩ
Weshetam
ኣብዙ ሪኢቶ ፅቡቅ ከሓዲ ንንእሽተይ ጥቅሚ ብርሃን ትግራይ እንተፀልመተ ዘይጉዳዩ እዩ
ባይዘወይ ንእሽተይ ኣባዱላ ገመዳ እዩ
ትግራይ ንምብታን ዓብዪ ተልእኾን ተግባርን ዝሰርሕ ናይ ኦሮምኛ ተዛራቢ በታኒ ሞያተኛ ምዃኑ ንሕብረኩም ኣለና ።
kulu riesi alewo nay baelikki giberi habarit
way getachew kemzuy nfus eu beka bsru entay euba dlyetu bsru kemza hah elna zeysemanayos
kinsemo atsliuna way ane.
Neao zemeslo sekramat eum 🤣🤣❌️❌️
Mirt midia malet tedy reayot becha new
መላጥ ገፃብ ሰብ ረኺብካስ ብርሃነ
ወንድሜ ብርህነ በደብረጽዮን ዝተዛረቦ ለምን ታይፍናለህ ነጭውሸት አይሆንም ወንድሜ ።
ሌላ ቃላት የምትናገረው ይመጥናል ቀጥልለት።
ዘሕፍር ተግባር ጉጅለ አደመ ኩሉ ዕድሉ አቀፃፅሉ
ልመና ሻዕቢያ ኮነ
ውርደት
ከምታ ዘባረርካኒ መልሰኒ ናብ አራት ኪሎ
ጫፍ ውርደት ህወሓት
ብዝኮነ መንእሰይ ትግራይ ነቂሑ እዩ አይትድከሙ ቻው !!!
ሓሳስ ኸዚ ዘሎ ሐቂ ገልቢጥካ ምዝራብ ትርፉ ቅሌት ዕዩ ዓይንኻይ ዕዝንኻይ ዘወር ዘወር ኣብሎ
አታወዲ አነነት አይንቅበልን ዶር ደብረፂዮን ዝበሎ አይትተርጉም አነነት ናብድዮ በል ወዲዚ ኦሮሞ
What abut debresion you talk only abut getachew
You called all the relevant media. If you think freely then you are bought, according to you. መሕዘኒ ፍጥረት ንስኻቱም ኢኹም:: Cheap shots.
كذاب والله كذاب
እዚ ላህዛዝ እዙይ ካበይ አምፃካዩ ብስሬ even he doesn’t know what character assassination mean.
አረ ባክህ ሃሳብ የለህም ዝም ብትል ይሻለሃል ። ለምን ቢባል ይህ በል እየተባልክ እየፃፍክ የነበርክ ነህ እኮ
እዚወዲ ሎቅማፅ ወዲዚ ሓሳዊ
ግን ተኣማኒ ሓሶት ምሽ😅
ናኢሳያስ ኾራኹር ወላሃደ አይምልኸተኹምን። ሸያጥን
ወዲዛ ሓሳዊ ንሰኻ ኢኻ ብርሃነ ብመርትኦ ይዛረብ ኣሎ ጌጋ ትብሎ ብመርትኦ ኣቅርብ ሓሳዊ ፈሰፍሰ
lomiko eta haki shuma hasot eu.
U like your gotts
❤❤❤❤❤❤
Ere besirat yeh sewing degmeh atkrebew yeh learn debresion new miseraw year sebhat enable alem gilgel new select reyot yetenagerew rasu ayn yaweta kahadi new
❤❤❤