#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 258

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  11 วันที่ผ่านมา +8

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 11 วันที่ผ่านมา +38

    ስታሊን፡ ብጣዕሚ ፅቡቕ ፕሮግራም። ብሓቂ የቐንየልና እዞም ክፉኣት መን ምዃኖም ክንፈልጦም ገይርካና።
    ዋና ተሓታት ግን ጡጡሕ ባይታ ዝፈጠረሎምን ተሓባባሪኦምን ዝዀነ ጕጅለ ጌታቸው ረዳን ንሱ ዝመርሖ ግምትን እዮም።

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf 11 วันที่ผ่านมา +12

    ፀገም ትግራይ ዝፍታሕ ነዞም ድቓላ ብልፅግና እንትእለዩ ጥራሕ እዩ!

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 11 วันที่ผ่านมา +17

    እንተበዲላ ብሕጊ ዘየኣስሩዋ እንታይ ኢዩ ዝግበር ዘሎ ኣብ ትግራይ ጌታቸው ረዳ ትግራይ ምስ ዓብዪ ኮይኑ ክበታትና ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ

  • @JemalAli-o2h
    @JemalAli-o2h 11 วันที่ผ่านมา +13

    ትግራይና አብ ጊዜ ግምት ተዋሪዳ

    • @duliti7133
      @duliti7133 8 วันที่ผ่านมา

      ሓሳዊ

  • @arsema2323
    @arsema2323 11 วันที่ผ่านมา +21

    መቀለ 70 ላበሉ በአና አይትሸቅጡ በለልና እስታሊኖ ሐውና።

  • @AbyeGerae
    @AbyeGerae 4 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ብጣዕሚ. ብጣዕሚ. ፅቡቅ. መደብ. ማሀራይ. መንቅሒ. እዩሞ. ህዝብ. ትግራይ. መንእሰይ. ትግራይ. ክነቅሕ. ይግበኦ. እንተ ንዓኻ ግን የቀንየልና. ክብሪ ይሃብካ. ቀፅለሉ

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 11 วันที่ผ่านมา +10

    ወይ ትግራይ ወሪዱዋ እኒሔ ሽግራ ከይትኽእልስ አብ ልእሊ ሽግራ ሽግር እናወስኹ ዝሓድሩ ፍጡራት ኣዶ ትግራይ ድያ ወሊዳቶም

  • @rozawgiorgis1125
    @rozawgiorgis1125 11 วันที่ผ่านมา +5

    ደቂ አንስትዮ ትግራይ ሰልፊ ወፅየን ኽቃወማ አለወን እንተድአ ሃሊኤን

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 วันที่ผ่านมา +4

    ስታሊን ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ

  • @getachewgebrekrstos2000
    @getachewgebrekrstos2000 11 วันที่ผ่านมา +7

    ፀጥታ ትግራይ እንታይ ይሰርሕሎ

  • @tsegaybaimot7084
    @tsegaybaimot7084 11 วันที่ผ่านมา +6

    Absolutely right Stalin we appreciate for your concrete evidence

  • @michaeldesta472
    @michaeldesta472 11 วันที่ผ่านมา +10

    Please Stalin keep on reporting . We love you!!

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 11 วันที่ผ่านมา +6

    ዋይ ትግራይ ዓደይ ዝኩሉ መሰዋእትሰ ንዙይ😢

  • @Resilience3
    @Resilience3 11 วันที่ผ่านมา +6

    ህማቃት ደምሂት ኢሎም ድማ መፂዬም ዋይ ዛትግራይ 💔

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 11 วันที่ผ่านมา +8

    ዋይ ትግራይ😢😢😢😢

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 10 วันที่ผ่านมา +3

    ስታሊን ድምፂ ህዝቢ ትግራይ

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 10 วันที่ผ่านมา +1

    ❤ስታሊን ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ❤

  • @tesfaldetleghesse2679
    @tesfaldetleghesse2679 11 วันที่ผ่านมา +10

    thanks STALIN !!
    Ghetachew reda trying to dismantling TIGRAY but he can't

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 11 วันที่ผ่านมา +3

    ብልጽግና እዮም ተላኣከም እዘም ባዳታት በሪትዕ እስታሌን vory good

  • @mulugobezayehu9864
    @mulugobezayehu9864 10 วันที่ผ่านมา +2

    መን እዩ ተጠይያቂ ንአዴታትና ወቂዑ ዘቁሰለ ; ልብና ዘድመየ ግዑዝ አብኣድግራት 😴😴😢😢 ስጉምቲ ዝወስድ የለን?? ስታሊን ናበይ እያ ትግራይ ትኸይድ ዘላ አብዙይ ሰዓት 🙁🙁🙁🙁😭😭😭😭

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 10 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ዓደይ ምሕረት የውርደልኪ።

  • @freybare5825
    @freybare5825 11 วันที่ผ่านมา +6

    I'm very sad and feel sorry for the Tigray people. It hurts to see their suffering.

  • @mebrhit-vz5mr
    @mebrhit-vz5mr 11 วันที่ผ่านมา +6

    እዞም ተንታግ ዝባሃሉ ገና እግሪ ከይተከሉ ሓደ ብሓደ ክቀንፀሉ ኣለዎም

  • @TeameTeamir
    @TeameTeamir 10 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ሓዉና ጅግናና

  • @Tsegazeabtube
    @Tsegazeabtube 11 วันที่ผ่านมา +3

    ልስድራ ስውእ ለይትኮን ትግራይ ልማንም አይትኮኒ

  • @gebremedhinnegash9898
    @gebremedhinnegash9898 10 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Estaline
    Ezeom jibiha eyom
    Kiki!

  • @habtom1983
    @habtom1983 11 วันที่ผ่านมา +16

    ሰራዊት ትግራይ እንታይ እዩ ዝገብር ዘሎ ነቲ ሓድሽ ገዛኢ ደርቢ ልክዑ ዘየትሕዞ!👌

    • @محمدعلي-ش7ب5ث
      @محمدعلي-ش7ب5ث 11 วันที่ผ่านมา

      ታደሰ ወረደ እናሃለወ ከመይ ጌሩ ስጉምቲ ይውሰደ ፀጊሙና እኮ ዝበሃሎ እዋይ ህዝበይ 😢😢

    • @GooklGookr
      @GooklGookr 10 วันที่ผ่านมา

      Nti nebar derbi ke

    • @tesfayberhane6716
      @tesfayberhane6716 10 วันที่ผ่านมา

      እንዳሕዮ

  • @MeresaTsehaye
    @MeresaTsehaye 10 วันที่ผ่านมา +4

    ስተሊን አዝየ የክብረካን በጀካ እቶም ትርኦም ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ከም ብፍላይ ሰራዊት ብፅቡቅ ከም ንከታተለካን ከም ዘክብረካን ክሕብረካ እንትደሊ በርትዕ ስቃይ ህዝብና ከብቅዕ።

    • @MehariGeb
      @MehariGeb 6 วันที่ผ่านมา

      ክላ ግደፉና ምስ ክንደይ ድሮናት ተዃሺሑ ዘይተሸነፈ ሰራዊት ዘይረብሑ ባንዳታት ብህዝብና አብ መሬትና ዝኹሉ ዘይግበር እናገበሩ ሱቅ ኢሉ ዝርኢ ሰራዊት ትግራይ ዘሕፍር እዩ። ዲያስፖራ ተጋሩ ብሰራዊት ትግራይ ሓፊርና
      እንታይ ትፅበዩ አለኹም? እስካብ ሓደ ሓደ ትእረዩ ድዩ? 😢

  • @Adisu-w4k
    @Adisu-w4k 9 วันที่ผ่านมา

    እዚ ፅቡቕ ኣይኮነን ብሰላም ምሕታት ሕቶ እንትሃሉዩዋ ።

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 10 วันที่ผ่านมา +1

    ግምት ፀግዑ የሓዝ።
    ነናብ ዝመፆ ይመለሱ።
    ማለትጌታቸው ናብ ህወሓት if it may.
    ፃድቃን መሰላቱን ናብ ዝመሰሎም።
    ካብኡ ሓድነትና ነደልድል
    ህወሓት ትምራሕ
    ፃድቃን ዋላ ናብ ህወሓት ይእቶ if it may

  • @ethiopost01
    @ethiopost01 10 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ first ❤❤❤

  • @HaftomHaftomhadush-j7e
    @HaftomHaftomhadush-j7e 8 วันที่ผ่านมา

    ንበረልና ከልዓየ እስቲል

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 10 วันที่ผ่านมา

    ዲያስፖራ ትግራይ አብ ዓለም ዝወዳደሮም የለን ክብሪ ይግበኦም 🙏❤️❤️❤️❤️

  • @mihiretgebru2707
    @mihiretgebru2707 11 วันที่ผ่านมา +3

    የትግራይ እናቶቻችን ልጆቻቸውን አሰውተው ሲያበቁ በጌታቸው ተከፋዬች ሲዋረድና ሲደበደቡ ማየት በጣም የሚያሳዝንም ውርደትም ነው የትግራይ እናትናአባቶች ረግጠህ እንደማትገዛቸው ታሪክ ምስክር ነው ደርግም አብይንም ሻእብያን ምስክር ናቸው የትግራይ ህዝብ በርነት አይቀበልም ጌታቸው ከማን ጋር እየተጣላ እንዳለ ቢያቅ ጥሩ ይመስለኛል ለህዝባችን ረግጨ እገዛሎ ብሎ ካሰበ አይትኾንን በሉት

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 11 วันที่ผ่านมา +2

    ቅድሚ አርባዕ ዓመት አብ ዓዲ ዳዕሮ ሐምሳ ደቂ አንስትዮ ብሐደ ሰብ አይተደፈራን

  • @MeresaTsehaye
    @MeresaTsehaye 10 วันที่ผ่านมา +2

    አብ ሰራዊት ዘለዉ አመራርሓ ስራሕቶምን ዉክልንኦም ብግልፂ አብተግባር ከርኡና ጠይቁልና እንታይ ክሳብ ንከይድ አዩ ዝረአ ዘሎ።
    ዓገብ አብ ስድራ ተጋደልቲ ዝፍፀም ዘሎ ተጋደልቲን ደቂ አንስትዮን ትግራይ።

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 10 วันที่ผ่านมา +1

    Slame. Istalme dmehet. Gobet. Shewat. Onego. Kulome. Besayas. Ikflu. Nai. Esayas. Ajneda. Eyome. Zsrho

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 10 วันที่ผ่านมา

    ትንታግ አካ ሰብ ንክፈልጦም ምግባርካ ፅቡቅ ስራሕ ስታሊን ሐውና አድመ ይሃብካ

  • @መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
    @መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 11 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ቆቢዕ ጌሩ ዘታልል ሽፍታ ፍጹም ኣይንገድፎን ኢና ክቕን,,ጸል ኢዩ ንከታተሎ ኣሎና ንኹሎም ኣብ ትግራይ ዘለው ባንዳታት ደቒ ዕራይምራይ ክንለቅሞም ኢና ክንርሽ,,፡ኖም ኢና

  • @Mebrhatu1212
    @Mebrhatu1212 10 วันที่ผ่านมา

    እስታሊን ጅግና ሓዉና ብጣእሚ ጵብቅ ኣሎ መደብካ ።እዚ ወዲ እዚ አነ ከም ዝፈልጧ ኣብ ወዲ 12 እድመ ጎብረ ሰዶም ዝፈጰመ እዩ ምስ ይቅርታ እስታሊን ሓወይ

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ ኹሉ ግዜ ዝብሎ ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ጉጅለ ማፍያታት እዩ ዘብለኒ ንዙይ እዩ እቶም ቐተልቲ ሰብ ጨወይቲ ሃንገራት ለያቡ ኹሎም ኣብ ትሕቲ ጌታቸው እዮም ዝመሓደሩ መምረሒ ካብ ጌታቸው እዮም ዝቕበሉ

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 11 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ነውራም ፍፃመ ኢዚ ናይ ' እቲ ዕሱብ ብልፅግና ዝኾነ # ግምት ወይ ድማ Tigrai temporary Administration ዋና መግለፂኡ እዩ።

  • @leteslassiegebreazgi4737
    @leteslassiegebreazgi4737 10 วันที่ผ่านมา

    Thank you Stalin, you doing well in clarifying the hiden, go doing same!

  • @musieasefa9159
    @musieasefa9159 10 วันที่ผ่านมา

    ኣይ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምንታይ ሓጥያት እዩ ወሪድኳ ግን ናይ ፀላእቲ ግፍዒ ከይኣክለካስ በብዘመኑ ብደቅኻ ትከሓድን ንፀላእቲ ኣሕሊፉ ይህበካ።ፈጣሪ ይሓግዝካ እምበር ተደጋጋሚ ተከዲዕኻን ትከሓድን ኣለኻ።

  • @BereheGerezigher
    @BereheGerezigher 10 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ኣዶ ትግራይ እዚዶ ኢድኪ

  • @AbrehetTeka
    @AbrehetTeka 10 วันที่ผ่านมา +1

    እስታሊን ኣቦሓቂ ዕድመ ይሃብካ እንተ እቶም ፀረ ህዝቢ ግና አይትስመዐዮም ። እቶምፀረ ፀረህዝቢ ግና አመሎም ፀርፍንዘርባዕባዕን ካሊእ ዓቅሚ የብሎምን።

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ወይ ጉድ ሓጎስዶ በልኩሞ እዚ ወዲ ?? እዚ ድአ እንታይ ሓጎሱ ሞትን ጥፍአትን ዝእውጅን ሓደ ሰብ ከማን ሓጎስ ረኺቡ ( ተሓጉሱ ) ክርኢ ዘይደሊ ሰብዩ!! 😢😢😢ኤረ ጌታቸውን ጻድቃንን መዓልቲ ብዝተዋሃቦም ቁጽሪ ብዙሕ ሕማቅ ይበቁል አለ!!❤❤❤

  • @assefabirhane2184
    @assefabirhane2184 10 วันที่ผ่านมา +1

    አታ ስታሊን ሐወይ ብናይ ህዝቢ ድሌትን ባህግን ዘይኮነስ ብናይ ውልቆም ሕልሚ ዝነብሩ ፖለቲከኛታት ትግራይና ተዋሪዳ ግደፉንዶ ተመዓራረዩ ህዝብና አይተንብዕዎ ድሕሪ ሞት አቦና ሃፀይ ዮሃንስ አብ ራእሲ ሐጎስን አብ ራእሲ አሉላን ብዝተፈጠረ አፈላላይ ህዝብና ን100ዓመት ድከት አእትዮምዎ ሐዝውን እንዳተዋጠጥኩም ፀገሙ አይተጋድድሉ በጃኹም

  • @MahugaSamicho-lx6ow
    @MahugaSamicho-lx6ow 11 วันที่ผ่านมา +1

    ስድራ ስውእ ኣብቲ ኣኬባ ዝኽሪ ሰማእታት ጥዋፍ ክዕደል ከሎ ንስድራ ስዉኣት ኣይንህበክንን ኢሎም ከሊኦመን ጥዋፍ ንዓይ ከሊእካ ወደይ ንስካ ይትወልዑን ስርዓት ግበሩ ኢልናዮም ዉፃ ኢሎምና ዳኒኤል ንጉሰ ብሰራት ዝብሃል ኣባል ደምሒት ተወቂዓ ከይትሕከም ታኣሲራ ብክንደይ ልመና ናብ ሕክምና ወሲድናያ ግን እቲ ዝወቀዓ ደምሒት እዩ

  • @LjalemAdane
    @LjalemAdane 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ስታሊን ዓብይ ሰብ

  • @anehadegtitetsba5054
    @anehadegtitetsba5054 10 วันที่ผ่านมา

    ዘይወግሕያ መሲሉዋስ ድዮም ዝበሉ ንኹሉ ማዓልቲ ኣለዎ ኣዶ ትግራይ ትኽበረሉ ድማ ክመፅእ እዩ

  • @yared-jg3pz
    @yared-jg3pz 11 วันที่ผ่านมา +2

    Tigray nay banda meAt

  • @gabrlibanostaklu6313
    @gabrlibanostaklu6313 10 วันที่ผ่านมา +1

    ደምሒትን ህግደፍን ሕዚ ርክቦም እንታይ ይመስል?

  • @girmayyohannes
    @girmayyohannes 10 วันที่ผ่านมา

    ሐዚ እዘን ኣደታት ዝበለን ልክዕ ድየን ድዩ ዝብል ዘሎ።

  • @MebrahtuAsefa-z7f
    @MebrahtuAsefa-z7f 10 วันที่ผ่านมา +1

    አዶትግራይ ጀግና

  • @rozawgiorgis1125
    @rozawgiorgis1125 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዐረና እውን አለውዎም ምስኦም ክስልጥኑ ቀንዮም እዮም

  • @anehadegtitetsba5054
    @anehadegtitetsba5054 10 วันที่ผ่านมา

    ስለዚ ዘፃኣት ውን ትንታግ ኮይኑ እዩ ጠፊኡ ዘሎ

  • @Vip65-rm7is
    @Vip65-rm7is 11 วันที่ผ่านมา

    wow best introducing democracy in tigray

  • @צגהדומוזה
    @צגהדומוזה 11 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዋ እቲ ሰራዊት ናይባእሉ ደህንነትዶአይብሉን እዩ ንዚኦም ምእራይ ሲኢኑ ድዩ. እንታይ ዝብልዎ ፀዋታ እዩ ዙይ

  • @Adisu-w4k
    @Adisu-w4k 9 วันที่ผ่านมา

    ንስኻውን ፡ፀግዒ ኣይትውሰድ

  • @mebrimebriy
    @mebrimebriy 10 วันที่ผ่านมา

    ናይመን አዶ ያ ተጉርዕ ናትካ አዶ ኸ አበይ ዝተፈጠረት ያ። እዛ ጀግና ትግራወይቲ አዶና ግን አይትፃረፍ።

  • @TekiaGebrewahd
    @TekiaGebrewahd 10 วันที่ผ่านมา

    ንመን ኢልና ከምንጋደል ዝነበርና
    ጨኑቁና

  • @gebremedhinassefa3681
    @gebremedhinassefa3681 10 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ከመይ ኣለኻ ወናኒ zara ሚድያ ስታሊን ?
    ኣን ኣዜ ዝፈልጠካ ካብ ቅድሚ ኩነታት ሓደ ዓመት ወይ ካብኡ ንላዕሊ ክኸውን ይኽእል ፡፡ ብፍላይ ኣብቲ ፀልማት እዋን ንስኻን መሳርሕትኻን ዝነበረኩም ናይ ቃልሲ ብፅሒት ብሄራዊ ክብሪ ተዝውሃበኩም ይምጥነኩም እምበር ኣይበዝሓኩምን ፡፡ክሳብ እዛስዓት ዘኽብረካ ተቃላሳይ ኢኻ ፡፡ ኣነ ውን ክሳብ እዛ ስዓት ተጋዳላይ እየ ኣባል TDF እየ፡፡ሕጉስ እየ፡፡ኣይጣዓስን ፡፡ብዛዕባኻን ሚድያኻን ሐዚ ህልዊ ኩነታት ባዕልኻን ሚድያኻን ታኣማንነትካ ይቅንስ ተቀባልነትካ ይወርድ ዘሎ መሲሉ ይስመዐኒ ኣሎ ፡፡ ብፍላይ ከም ሚድያ ዘይኮነስ ውግንና ነቲ ሓደ ጫፍ ኮይኑ ህዝባውነት ረሲዑ ኣብ ውድብን ፖለቲካን ተሸሚሙ እዩ ፡፡ ይብሉኻ ኣለው ፡፡
    ብፍላይ ናይ ፖለቲከኛታት ውልቃዊ ጉዳይ ዝወረደ ነገር ናብ ሚድያ ከውዕሎ እየ ትብል ከም ዘለኻ ይውጋዕ ኣሎ ፡፡ ምሳኻ ኣይኸድን፡፡ሚድያኻ ድማ ናብቲ ብራኸኻ መልሶ ፡፡ ፖለቲካዊ እምነትካ ኣይምልከተንን ፡፡ ስለ ህዝብኻን መከርኡን ስቃዩን መፍትሒኡን ተዛሪብካ ፅሒፍካ ዘይውዳእ ጉዳያት ኣለውኻ ፡፡ ካብ ስምዒት ውፃእ፡፡ንኹሎም ንቀፎም እቲ ጌጋ ናይ ኩሎም ስለዝኾነ፡፡ንኹሎም ውቀሶም ኩሎም ስለዝሓመቁ፡፡
    ንቃልስኻ ክብሪ ኣለኒ፡፡

  • @MawchaGebrehiwet
    @MawchaGebrehiwet 11 วันที่ผ่านมา +2

    ህሊንዩ ዞሸጠ ሰብ

  • @zeraihadera1915
    @zeraihadera1915 10 วันที่ผ่านมา

    It is hard to find words to express the depth of my sorrow when I witness the suffering of the Tigray people and the needless sacrifices being made to satisfy the egos of irresponsible politicians. Now, we say firmly, "No More."

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy 11 วันที่ผ่านมา +1

    ድሚሒት እንታይ ጅግንነት እዩ ሰሪሑ ምሰ መን ገጢሙ ከ ጅግንነት ጓሳ ጨዊካ ምቅታል ከፈቲ ጤል ምዝራፈ ድዪ ከም ጅግንነት ዝሕሰብ ዘሎ

  • @hadgumesfen3485
    @hadgumesfen3485 11 วันที่ผ่านมา

    This guy is standing his ground for what he believes what surprised me is that all those diasporas who follow those bandas , who are helping Tigray and it’s people

  • @arsema2323
    @arsema2323 11 วันที่ผ่านมา +3

  • @tsegaleulabady3653
    @tsegaleulabady3653 10 วันที่ผ่านมา

    ሽም ክትጠቅስ ኣለካ እቶም ንትግራይ ዝግዝግዝዋ ዘለዉ ኣመራርሓታት ክትደጉሖ ኣለካ

  • @WediKelebet
    @WediKelebet 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዕንዝር ዝመርሓ ዓዲ እዚ እዩ ትርፉ

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 11 วันที่ผ่านมา

    የዝሆን ስብስብ የኦሮሞን ህዝብ አይወክልም:: 😢

  • @berihugebrihiwot2115
    @berihugebrihiwot2115 10 วันที่ผ่านมา

    ደብረፂዮን ግን መግለፂ ክህብ ኣለዎ ብዛእባ ኣብ ትግራ ዝግበር ዘሎ ግእዚና የቃልእ😮

  • @WediMemher
    @WediMemher 10 วันที่ผ่านมา

    ህወሓት ከ እንታይ ትግበር ኣላ። ንምንታይ ኢያ ምስ ግብፂ ሶማልያ ኤርትራ ግምባር ዘይትፈጥር። ጉጅለ ጌታቸው ምስ ብልፅግና ምስ ደምሒት ምስ ኩሉ ፀላኢ ትግራይ ግምባር ፈጢሮም ኣለው። ህወሓት ከ እንታይ ትገብር ኣላ።

  • @Josi560
    @Josi560 11 วันที่ผ่านมา +1

    ስታሊን በእውነቱ ክብር ይገባካል የስንቱን ስድብ እና ስም ማጥፋት ዘመቻ ተቋቁመክ ላመንክበት ኣላማ እስከመጨረሻው እየታገልክ እያታገልክ ነው የትግራይ ህዝብ መቼም አይረሳህም ቀጥልበት

  • @berihugebremariam7720
    @berihugebremariam7720 10 วันที่ผ่านมา

    ብታሲራ ሰብ አይልካዕን፣ ታሲራ ይትረፍ እንታይ ጸገም አሎ።ናይ ኢትዮጵያ ዲጅታል አሎ እኮ ፣ካብ ትግራይ ውጻእ እንተኾይኑ ሓደ ነገር እዩ

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 11 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🎉❤🎉❤

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط 11 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SolomonKebede-uw7vl
    @SolomonKebede-uw7vl 11 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ሳትላይት frequency እባ ንገረና

  • @Niceertube-h3v
    @Niceertube-h3v 11 วันที่ผ่านมา +1

    አይ ተጋሩ ንስኹምን ብልፅጌና አብይ አሕመድ ሓቢርኩም ንሕወሁት ከተጥፍኡ ተሰማሚዕኹም ዘገርም ታሪክ ንሰምዕ አለና ንዝጨፍጨፎ አካል ዝድግፍ ርኢናን ሰሚዕናን አይንፈልጥን ንመጀመርያ ጊዜ አብ ትግራይ ይረአይ አሎ።
    አምሓሩ ክትጠፍኡ ይደሊዮ ኔሮም ሕጅ ድማ ትላማመፅዎም አለኹም መጀመርያ ወያነ ምሰጥፍኡ ብድሕሪኡ ንዓኹም ከጥፍኡኹም እዮም።

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 10 วันที่ผ่านมา

    በይዛኻ እስታሊን ገዛእቲ ካበይ መፅዩምና? ኩሎም ተጋሩ ኢዮም ናብ ሓደ ኣይትወግን እዘን ኣዴታት ንህዝቢ እዲግራት መን ወከልቲ ገይሩወን? ስታሊን ከ ኣውያት ጌርን ደስ ኢሉካ ድዩ ሓሳበን ብሰላም ምገለፃ ምሐሸ

  • @hgfana6731
    @hgfana6731 10 วันที่ผ่านมา

    ማፍያ ምዃኑ👉ምእማኑ አይትፅልኣዩ ስታሊን ሐወይ

  • @lemlemasmelash2764
    @lemlemasmelash2764 11 วันที่ผ่านมา +1

    I am so disappointed of Tigray elites for me starting UMD media and it is hard breaking Tigray people don’t deserve this what kind power they looking after all you don’t have full control Tigray state sad sad sad

  • @bereket-x8w
    @bereket-x8w 11 วันที่ผ่านมา +3

    ስታሊን አብ ኩነታት ሓጋዚ ትግራይ ኾይንካ ብዙሕ ተቃሊስካ ኢኻ ሕዚ ግን ንትግራይ ትፅዐና አለኻ እትኹነታት አብ ትግራይ ትንስኻ ትፈልጦ ፖለቲካ አይኮነን ልምዓት ጉጅለ እንዳበልካ ክተራስን ትፍትን አለኻ ጌጋ እዩ ሕቶ ዝለዎ ብአግባቡ ክሓትትእምበር ክእውይ ክርብሽ መሰል የብሉን እቲ ሕሉፍ ስርዓት ካብ አዱስ አበባ ንትግራይ ካብ ትግራይ ናብ በርኻታት ትግራይ ከመይ ከምዝፈረሰ ትፈልጥ ኢኻ ስለዚ ንሕና ተጋሩ ለውጢ የድልየና እዩ ከምዝሕዚ ትኸዶዝለኻ እንተኾይንካ ግን አፍቲ ዝሓለፍ ግዜውን ቢዝነስ ኢኻ ትሰርሕ ነይርካ ማለት ዩ።

    • @tsedalegher4705
      @tsedalegher4705 11 วันที่ผ่านมา

      ሰማዒ ምስሰኣና የእውየን

    • @MahugaSamicho-lx6ow
      @MahugaSamicho-lx6ow 11 วันที่ผ่านมา

      ለኽባጥ ኢኻ ኣነ ናብ መረበተይ ዝምልሰኒ እየ ቀዲመ ዝደሊ ብዛዕባ ኣረጊት ስርዓት ሐድሽ ሰርዓት ኣይኮንን ሕቶታተይ

  • @Hdddigv
    @Hdddigv 11 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍

  • @Honest-d8u
    @Honest-d8u 10 วันที่ผ่านมา

    YE BIRHANU Nega SERAWIT NACHEW

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru 10 วันที่ผ่านมา +1

    Men emo yismae Stalin hawey. Gin entetenkirna kihalf eyu

  • @berekethailu2962
    @berekethailu2962 10 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ንምንታይ ግን ሓበሬታ ኣለኒ ኣብ ትብሎ ነገር ፍርጥ ክብል ዘይትገብሮ?.. ዝምልከቶ ባዕሉ ይፍለጦ ኢኻ ትብል... ትኽክል ኣባህላ ኣይመስለንን... ናይ ስልኪ ልውውጥ ዝተገብረ መረጃ እንተሃልዩ ካብዚ ንዳሓር እንታይ ትፅበ?

  • @seifenegash1231
    @seifenegash1231 10 วันที่ผ่านมา +1

    እንታይ እሞ ክግበር ስታሊን ሐውና ጅግና ተቃላሳይ መራሕቲ TDF ግና ተመችዩዎም ኮፍ ኢሎም ይርእዩ አለው ።ፊልም ኮይንዎም ።

  • @semiemerha4420
    @semiemerha4420 11 วันที่ผ่านมา +1

    Ayeeeee Adwa😢😢😢😢

    • @tsedalegher4705
      @tsedalegher4705 11 วันที่ผ่านมา +2

      በይዛ ዓድዋ ጋሕ በሉዋ ፀረ ህዝቢ ኢኹም ክትፈላልዩ ላሕ ኢልኩም

    • @tesfaldetleghesse2679
      @tesfaldetleghesse2679 11 วันที่ผ่านมา +2

      anta adgi entay malet eyu adwa

    • @yared-jg3pz
      @yared-jg3pz 11 วันที่ผ่านมา

      Adgi dikala 🫏🫏

  • @samiyyffggsamiy
    @samiyyffggsamiy 10 วันที่ผ่านมา

    እስታሊን ተጋጊካ እዚ መድረክ ናይ ኤርትራ ዘይኮነ ናይ መቀሌ ናይ ግዜ ብልፅግና 2013ዓ.ም እዩ እዚ ሓጎስ ግርማይ ዝበሃል ዴምህት ምኳኑ ርግፀኛ ድካ ? ብሓፈሻ ብኣጠቃላሊ ብሽም ዴምሒት ምፅራፍ ምሽቃጥ ይትረፍ ኣባላት ዴምሒት ዝነበሩ ን ክንደይ ታሪክን ጅግንነትን ሰሪሖም ዝሓለፉ ኣለዉ ና ብሓደ ውልቀ ሰብ ዝበዝሐ ኣይትለክም

  • @mihiretgebru2707
    @mihiretgebru2707 11 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 11 วันที่ผ่านมา

    ልክዕ እኽብካብ ደናቑር

  • @fsehatsiontsegay3399
    @fsehatsiontsegay3399 10 วันที่ผ่านมา

    ትንታግ

  • @destalembahta9626
    @destalembahta9626 10 วันที่ผ่านมา

    kbur haw

  • @desuhawmuley1212
    @desuhawmuley1212 11 วันที่ผ่านมา

    ደምሂት በበይ መፂአ

  • @Sam-ws3cy
    @Sam-ws3cy 11 วันที่ผ่านมา

    ደብረፅዬን ምስ ሐሻኽርቱ ካብዚ ዝኸፍአ ጌሩ እዩ እስታሊን ፀፍ እይትበል እዚ እውን ፅቡቅ እዩ ማለተይ እይኮንኩን

    • @محمدعلي-ش7ب5ث
      @محمدعلي-ش7ب5ث 11 วันที่ผ่านมา +1

      ችድ ሃለውለው አይትበል ሓሻዊ ረሳሕ

    • @Sam-ws3cy
      @Sam-ws3cy 10 วันที่ผ่านมา

      @ ደንቆሮ ፍልጠት ስለ ዘይብሉ ናብ ፀርፊእዩ ዝጎይይ

  • @mikielweledmariam2884
    @mikielweledmariam2884 10 วันที่ผ่านมา

    ATA we’d Sormta Haswe

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s 11 วันที่ผ่านมา +1

    Do you mean everybody has the right to disrupt meetings with a mob???

    • @wediofla3230
      @wediofla3230 11 วันที่ผ่านมา

      Who is "mob"?