ክልተ ኣሓት ወነንቲ ኩባንያ 'ክራር'

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • ራሄል ዮሃንስን ሩት ዮሃንስን ናይ ባዕለን መኣዲ ስራሕ ብምፍጣር ኣብዚ እዋን ኣከፋፈልቲ ቡን: ቆጽሊ ሻሂን ቀመማት ሻሂ ዝኣመሰሉን ኮይነን ይሰርሓ'ለዋ።
    ብፍላይ ዋሽንግተን ዲሲ መደበረን ክኸውን ዝመረጻሉ ምኽንያት ዲሲ ብፍላይ ናይ ባዕለን ስራሕ ክፈጥራ ንዝደልያ ውሑዳን ጸለምቲ ደቀንስትዮ ደገፍን ልቃሕን ገንዘብ ብምሃብ ዘተባብዕ ብምኻኑ ከምዝኾነ ሓቢረን።
    ራሄል ዮሃንስን ሩት ዮሃንስን ብዛዕባ ተመኩረንን ስርሐንን ኣዘራሪብናየን ኣለና።
    🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
    » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
    » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
    ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
    ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
    » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
    » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
    » ኢንስታግራም / voatigrigna
    » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

ความคิดเห็น • 27

  • @johnt1154
    @johnt1154 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብታሪኽን ብንዋይን ሃብታማት ካብ ምዃን ሓሊፉ፡ ኣብ መዛግብቲ ታሪኽ ዝሰፈሩ፡ ክቡራት ስድራ ኢዮም። ብጸሓፊ ነፍሰሄር ተስፋዬ ገብረኣብ ድማ፡ ማህደር ኑረነቢ ብዝብል ኣርእስቲ ብሰፊሑ ተሰኒዱ ኣሎ። ሓቂ ይሓይሽ፡ እቲ ታሪኽ ዝያዳ እንደ ዝፍተሽ፡ ካብዚ ንላዕሊ ሰፊሕን መሳጥን ክኸውን ይኽእል ኢዩ ኢለ እሓስብ። ኣነ፡ ተወላዲ ብሄረ ብሌን ብምዃነይ፡ ናብ ቋንቋ ብሌን ክትርጉማ ድሌት ነይሩኒ። እንተኾነ፡ ቀዲሞምኒ ተርጒሞማ ሰሚዔ ኣሎኹ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሃብተ
    @ሃብተ 3 หลายเดือนก่อน +4

    በርተዓ ንፋዓት ዘንሕዋተይ፡ ዑውቲ ጓለ ንሰተይቲ ካብ ምርኣይ ዘሕኩስ የልቦን።
    ራሄላ ግን ዓብሊልክያ ኣለኪ። Rahel Give her a chance,to express herself,
    Ruta Tigrinya you killed it

  • @AbrahamYayeh
    @AbrahamYayeh 4 หลายเดือนก่อน +2

    WOW! What an inspiring story of inherited heroism and earned entrepreneurship of two brilliant young Africans. You simply make us proud as Ethiopians, Eritreans and most important as Africans. I can't wait to visit your Kirar business when I visit America! I wish you all the best! Love from Copenhagen!
    🙏🌺🙏

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 3 หลายเดือนก่อน +1

    Deki Keren tsaeda

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 3 หลายเดือนก่อน +2

    ተስፋዬ ፅቡቕ ጌሩ ጺሕፍዎ ኢዮ ታሪክ ኣቦ ሕጎኦም " የኑረ ነቢ ማሓደር" ድንቅ መፅሓፍ::

  • @danieldttesfaye
    @danieldttesfaye 3 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations to both of you Rahiel and Ruta.

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምንያ ነመግነካ ከምዝኤን የሕዋት ስለ ዘምጻእክልና ❤❤❤

  • @fala6610
    @fala6610 3 หลายเดือนก่อน +2

    Add coffee in to the tile and it will make sense "ክራር ኮፊ"

  • @biniluwyz4981
    @biniluwyz4981 3 หลายเดือนก่อน

    ማህደረ ኑረ ነቢ። ብ ተስፋዬ ገብረኣብ ፡ ትርጉም ብ ዳንኤል ሃብተማርያም። ብጠዓሚ ጽብቅቲ ክይትውደኣካ እንዳፈራሕካ ተንብባ መጽሓፍ።

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ 3 หลายเดือนก่อน

    VOICE OF AMHARA OR VOICE OF ASMARA.NOT VOICE OF AMERICA. ALWAYS SECOND HAND NEWS.RUBISH!

  • @teklomberhane3011
    @teklomberhane3011 3 หลายเดือนก่อน

    I admire those ladies. Proud of them. I new thier grandmother in Asmara Gebriel's wife

  • @tesfayehagos3560
    @tesfayehagos3560 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ፕሮግራም ስለ ኤርትራውነት ድዩ /ቢዝነስ?

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 3 หลายเดือนก่อน

    The Tigray People created Tigrina language, music, religion, culture in eritrea & ethiopia.

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 3 หลายเดือนก่อน +1

    Proud of you sisters ❤

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 3 หลายเดือนก่อน

    Good success to both of the sisters.

  • @kebekebarino6103
    @kebekebarino6103 3 หลายเดือนก่อน +1

    Change the title please

  • @tesfamichaelabraham1871
    @tesfamichaelabraham1871 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ራሄልን ሩትን ኣብ ንግድኽን ዕብየት , ካብውጽኢንት ንግድኽን መኽሰብን ዓወትን ይምንየልክን ።
    i like coffee ❤

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 3 หลายเดือนก่อน

    Zetzrebeyen

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 3 หลายเดือนก่อน

    eza gaztna eza serah kethedgen eya delya temesel

  • @temesgen8480
    @temesgen8480 4 หลายเดือนก่อน

  • @temesgen8480
    @temesgen8480 4 หลายเดือนก่อน

  • @yonatankelati2858
    @yonatankelati2858 3 หลายเดือนก่อน

    How do they speak fluent tigrigna???

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 3 หลายเดือนก่อน

      Deki Tegaru do aykonan tigrina zyklas

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 3 หลายเดือนก่อน

      @@abrhaleyrussom1718 be positive, she asked them because they grow out side

    • @Erilebna
      @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน +1

      We grew up together we spoke tigriga very well and you have to know there are heroism family. I am sorry for the loss of their mother. Rahel and Ruta be strong.❤💕

    • @tigrayarmy2293
      @tigrayarmy2293 3 หลายเดือนก่อน

      @abrhaley ata Chenawi Banda the Tigray People created Tigrina you are slaves of Arab countries

    • @tigrayarmy2293
      @tigrayarmy2293 3 หลายเดือนก่อน

      The Tigray People created Tigrina language, music,arts, religion in eritrea and ethiopia.