ERISAT: ጉጅለ 15 ንሓደ ኣውራጃ'ዮም ዝውክሉ ዝብል ፕሮፖጋንዳ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ'ዩ | ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
    / @erisatentertainmented...
    ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
    ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
    erisat.org
    paypal.me/erisat
    ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
    ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
    ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
    እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
    Click here to donate -- erisat.org
    paypal.me/erisat
    لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
    استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
    erisat.org : الخيار الأول:
    paypal.me/erisat : الخيار الثاني
    #ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
    #eritreanmusic​ #tigrignamusic​
    #eritreanmusic​ #tigrignamusic​
    #NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

ความคิดเห็น • 272

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 18 วันที่ผ่านมา +1

    ቁዋም ኒተጊቢር ገበንያ።መዩቱ አልክም ቲሰሙዒኒ እና ኢትዮጲያዊ እይ ይቢለናሎ ።።❤❤❤።።።።

  • @natnaproduction968
    @natnaproduction968 2 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ መደብ

  • @filmongebremeskel1322
    @filmongebremeskel1322 2 ปีที่แล้ว

    ብጠዓሚ ጽቡቕ መግለጺ ብ/ጀነራል ተኽስተ ሃይለ እቲ ዘይንፈልጦ ዝፍለጥካና ኣብዝቕጽል ውን ከይትሓለልካ ንህዝብና ክተንቅሕ ይምሕጸነካ ቅጺለ ክብል ዝደሊ ሓደ ንቑሕ ከምዚ ከማኻ ንዚ መኣዝኑ ጥፊእዎ ዘሎ ህዝብና ብሰንኪ ትስፋ ሙቕርጽ ዘምጸኦ ብኣውራጃን ብሄርን ይበታተን ኣሎ እሞ ካብቲ ናይ ነዊሕ ተመኩሮኻ ዓገብ ክትብለና ብኣገኡ ይላቦ እቶም ንቃወም ንምንታይ ኣብ ሓደ ዘይንጥርነፍ ።

  • @nasseralamin9618
    @nasseralamin9618 2 ปีที่แล้ว +1

    ብ|ጀ ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @hailetadese9273
    @hailetadese9273 2 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ብርጋዴር ተኸስተ ሃይለ!

  • @bitatv6004
    @bitatv6004 2 ปีที่แล้ว +28

    ጽቡቅ መግለጺ ኣቦና ጅግና ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ።

    • @michaelhiabu5280
      @michaelhiabu5280 ปีที่แล้ว

      ]
      AaLL

    • @michaelhiabu5280
      @michaelhiabu5280 ปีที่แล้ว

      p0

    • @michaelhiabu5280
      @michaelhiabu5280 ปีที่แล้ว

      Aaaaa!aaa!aaaaaaaaaaaaaaaaa]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]]0]]]]]]]]]]]

  • @sultankubrom9209
    @sultankubrom9209 2 ปีที่แล้ว +4

    ብ/ጀነራል ተኸስተ ሐቅነት ዘለዎ ቃለ ምልልስ thank you General.
    ብዙሕ ብካልእ ዝፈልጦ ዝነበኩ በርሄለያ thank you again and Henok you are amazing.

  • @danitesfai5669
    @danitesfai5669 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks to our general Tekeste Haile on the truth

    • @fsahatsionhabtegabrgebrein5042
      @fsahatsionhabtegabrgebrein5042 2 ปีที่แล้ว

      ሰላም ወዲ ብጫ እቅሬታ ድሕር ኢለ ኢየ ርእየዮ ሓራስ ኢዳ ትብላዕ ዝብል ምስላኣሎ እዛ ጉጅለ 15 ትብሃል ዘላ ን21 ዓመት ትኣስራ እቲ ንኤርትራን ኢርትራውነት ክብልን31 ዓመት ዝተኣስረ ሓርበኛ ቢተውደድ ክእሰር ከሎስ እዛ ጉጅለ 15 ዝነበራ ተራ ንበርጌደር ጀነራል ተኽስተ እባ ሕተተልና !!!

  • @redaebirhane4015
    @redaebirhane4015 2 ปีที่แล้ว

    What a legend person u are... Nay bhaki nifue hatatay.... Eske hji enteteredeom etom tsebib areaiya zelewom gele yimharu yikonu... ❤❤❤❤

  • @titihaile4514
    @titihaile4514 2 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና ብ/ጅ/ ተከስተ ሃይለ ጽቡቅ መግለጺ ምስቲ ጥዕናካ ዕድመካ ትህቦ ዘለካ ሓላፍነት ናይ ቶም መጋደልትካ ኣዝዩ ዝነኣድ ኢዩ፣ክብሪ ይሃብካ።ሄኖክ፣ነዚ ትገብሮ ዘለካ ስራሕ የመስግነካ።
    ኣብየት እዚ ግዜ ክጥዕም ኣብ እዋኑ ምስ በስለ ክትዛረበሉ ዘዕግብ ኢዩ፣

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 18 วันที่ผ่านมา +1

    ፍጹም ገቢሪሂወት ወዲ መምህር ዕድል ጻዒዳ ክርስትያን ።አነ ተዓሚጸ ፍትሕ ዘይዊዒለይ ኩሲሲ 110pc ነይራ 110ncአምጺኢለይ ቢመጠኒቀቂታ አፋኒዮሞ ውል እትም ዚተጋገዩ አይዒሪዩዎን ኢዮም ኢሊኒ አይረቢሑን እይ ቲምሒሪቲዊን 8ኪፊሊዩ በጺሑ ምህሮየቢሉን ርእስ የቢሉ።።።ዮሴፍ ትዲላ ቢርጂነብ ግቦ በሊዑ አዳንጉዋ ።በይነይ ምስልን ልጅ ተረዲኢኒ ቁዋም መይታ ልጅ ኩሊና ውይ እንታይ ገደሰኒ ኒኩሉዪ ንግስ ጂ15እበይ አለዉ 130ሺ ብር ተዘሚተ ፊሉይ ቤት ፍርድ ይፍረሲ ሒራይ ዳግማይ ፋይሊና ይገኒጸሊ።።።

  • @Gira1995
    @Gira1995 2 ปีที่แล้ว +4

    You both are really brilliant ❤ thank you

  • @eriboy2204
    @eriboy2204 2 ปีที่แล้ว +2

    Waww kubur general tekeste Haile btami xbuk agalalxa. Ya bejakum ezi polotica nay Eritrea beal wedi hailen kaliotin bslet zelewom khzwo alewom.

  • @nftuabel
    @nftuabel 11 หลายเดือนก่อน

    Letenia general Tekeste Haile our hero!!!

  • @dejenghermay5459
    @dejenghermay5459 2 ปีที่แล้ว +10

    ዕድመን ጥዕናን ❤

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 2 ปีที่แล้ว +1

    Action is better than word

  • @desietvmogitmogit2124
    @desietvmogitmogit2124 2 ปีที่แล้ว

    Lbona zelewo zereba kubur abo

  • @OmeerrMohammed
    @OmeerrMohammed 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😢Ahh abotatey

  • @moresmichael5730
    @moresmichael5730 2 ปีที่แล้ว

    Edmen teinan yihabka G/Tekeste haile
    Sur meseretawi xegemna eritrawyan aimuqna kinimeramerelu alona.
    Xegemna bailina ena, kalie kulu mekniat eu.
    Thank you kubur abona.

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 2 ปีที่แล้ว +3

    General Tekeste is a man of conscience and integrity. Never forgot and tired to be the voice of those silenced.
    This great man will be remembered in history...and I guess he'll die a happy man.

  • @Eskra2000
    @Eskra2000 2 ปีที่แล้ว

    Aster Fsehazion Smret is from Hamassien(Tseazega) but grew up in Seraye((Adigeda).

  • @biniamkiflay1033
    @biniamkiflay1033 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks kubur abona edmen tinan yhabka

  • @ደላይሰላም-ዠ8በ
    @ደላይሰላም-ዠ8በ 2 ปีที่แล้ว +5

    መጀምርታ ሰላምታ ወዲ ሃይለ ።ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኩ ኣነ እዛ ጉዳይ ጉጅለ 15 ብዙሕ ዓመት ተዘሪብዋ ብዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝክሪ ምግባር ጸገም ኣይኮነን ግን እዞም ሰባት ኩሎም ጥዑያት ድዮም ኔሮም ንዝብል ሕቶ ዝኮነ መረጋገጺ የለን መብዛሕቱ ተጋዳላይ ኣተሓሳስብኡ ሓደ ስለ ዝኮነ ዝተኣስረ ዝሞተ ሰብ ብጹእ ጌርካ ምቅራብ ቅኑዕ ኣይኮነን ።ዝኮነ ተጋዳላይ ንጥቅሙ እምበር ንህዝቢ ሓልዮት ዘለዎ ክትረክብ ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ ጥራይ እዩ ክከውን ዝክእል ምናልባት ግን ካብ ብሱል ጥረ ይስኣን ማለት ግን ኣይኮነን ተጋዳላይ ንስልጣኑ ንረብሕኡ እምበር ንህዝቢ ስልጣን ከረክብ ዝደሊ ኣሎ ክንብል ኣጸጋሚ እዩ ኢሰያስ ድማ ኣብዚኣ ስልጣን ምሕላው ሓያል እዩ ።ኩሉኩም ንስልጣንን ረብሓን ቃልሲ ድሕሪ ነጻነት ከምዝነበረኩም ኩሉ ዝፈልጦ እዩ ።እቲ ስንፍናኩም ግን ካብ ፈቀድኡ ካርታ ጠላዕ ክትጻወቱ ግዜኩም የሕሊፍኩሞ ብቀረባ ስላ ንፈልጠኩም ተኣኪብካ ሕምየት ሳኣን ሓንቲ ጥይት ናብ ኢሰያስ ምቅናዕ ኣበይ ድኣሉ እቲ ጅግንነት ዝብሃል ኣብ ኩናት ጥራይ እዩ ጅግንነት ዝስራሕ ኩሉም ዜሮ ኢኩም ንሕዝቢ ኤርትራ ለኪምኩሞ ሕጂ ያኣክለኩም ኣብ ፖለቲካ ናይ ኤርትራ ብግቡእ ሰራሕኩም ሰለ ዘይፈጸምኩም ቃልሲ ንሓደሸቲ ወለዶ ግደፍዎ ።ዝጠፈሸ ነጋዳይሲ ናይ ቀደም ምዛግብቲ ይፍትሽ ከምዝብሃል።ኣብ መወዳእታ ደቅካ ንመርዓን ደርዓን ስለ ዘብጽሕካ እንቋዕ ሕጎሰካ ይብለካ።

    • @rozanerayo9672
      @rozanerayo9672 2 ปีที่แล้ว

      gaga rdit,haftey eti nhzbi rebha zhasib tegadalay yelen zbelkiyo,fixum giguy eu abzi hadshi weledo kalsi kea kihlu zeybilu zinbu aredada eu nikulom kinwkil aynkilin ena.hanti gin kinu athasasiban amerarhan sle zeybilom kiwgedu alewom tkikil

  • @AwotEri
    @AwotEri 2 ปีที่แล้ว +2

    Like always, a Wonderful explanation Mr. B/General Tekeste Haile. Thank you 🇪🇷🔥

  • @simonmussie86
    @simonmussie86 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nay wuchu xneat zelewo eze sebay hsdna du ?

  • @justiceseeker4961
    @justiceseeker4961 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቒ ጅግና ኣያና ብርጋዴር ተኸስተ ሃይለ :ኤርትራዊ ተቓዋማይ ተባሂሉ መሰል ህዝቡን ኣያታቱ ኣብ ክንዲ ምምጋትን ይፈትሑ ኢልኻ ምቅላስ :ዕላምኦም ረስዕኦም ትግራይ ትዕወትን ኣንጻር ኤርትራዊ መንነትን ደው ኢሎም ኣለዉ: ንሱ ከይኣክል ነቲ ብህግደፍ ዝተጠልመ መወዳድርቲ ኣልቦ ዝኾነ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባርን ኣብ ምሕራር ሃገርና ዝጸንኩሉ ዝተሰውኡን ጀጋኑ ኣያታትና ኣሕዋትናን እንዳኣቆናጸቡ ይንቀሳቐሱ ኣለዉ ::ኸምኡ ውን መራሒ ህግደፍ ንስልጣኑ ክብል ዝገበሮ ፈላላይ ኣታሓሳስባ :ገለገለ ተቃዋሚ መንሰይ ውን ኣብ ሓራ መሬት ኤሮፓን ሴሜን ኣመሪካ ኾይኑ በቲ ኢሰያስ ዛኣወጆ ሕማም ከይተፈወሱ ዞባዊ ኣታሓሳስባ ሒዞም ይነብሩ ኣለዉ

  • @yonasyonas6312
    @yonasyonas6312 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ክቡር ሐው

  • @abiabex4942
    @abiabex4942 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ 21 ዓመትሲ ኣብ ኣውራጃዊ ኣምር ንክመጽአ ድዩ ዝስራሕ ዘሎ ዋላስ ልዕልና ሕጊ ክሓስብ ኣብ ናይ ነብስሄር ዉጩ ጥራይ ባውራጃ ዝሓስብ ጌርካ ምቅራብ ኣብ ካላኦት ግን ኝስኻዉን ዝለውዎ ካብ ደሙ ንጹሃት ዲኹም ጋዜጤና ሄኖክ ናብ ሓደ ኩርናዕ ተኸደ ሚዛን ክትዕይሮ ይግባኣ ውጩ ብሂወት የለን ካብዘለዉ ደቂ ሓማሴን ደኣ ኣብስላ ብከምዚ "ሓቑ ቤላቤልካኒ" ተደጋጊማ ጽላኢ ንምፍጣር ድዩ ዝኽየድ ዘሎ ዋላስ መንአሰይ ከምቲ ኣብ ምዓስከር ስደተኛታት አምኒ ክፋጋአ ክውዕል

  • @hanibal80
    @hanibal80 2 ปีที่แล้ว +7

    ጋዘጠኛ ኣቶ ሄኖክ ተኽለ መደብካ ብጣዕሚ ሰሓብን መሃርን ነሩ ምስ ኣቶ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ሓንቲ ቂር ትብለኒ ነገር ንብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ንኣቶ ጀነራል መስፍን ሓጎስን ከተቅርበልና እንተ ትኽእል ግዜ እንተትፈሊ ህዝቢ ኸኣ ዘለዎ ሕቶታት ከቅርብ እንተዝኽእል ክንደይ ሽፋን ነገር ምተቃለዔ ነሩ መስለኒ እዚ ከኣ ህዝቢ ክንደይ ምፈለጠ ነሩ ይመስለኒ ግዜኻ ወፊኻ ነዚ ክትገብር ግን ይርደኣኒ እዩ ቀሊል ከምዘይኮነ ምስ ሰላምታ ካብ ወዲ ልበይ

    • @regenmehari3064
      @regenmehari3064 2 ปีที่แล้ว

      እታ ጀነራል መስፍን ሓጎስ ዝበልካያ ምዓስ ዝወሰዳ እያ ጀነራል ይግብኦዶ ኣይግብኦን ካልእ ሕቶ እዩ ብርግጽ ግን ናይ ጀነራል ምዓርግ የብሉን ኣብ 96 ምዓርግ ክዕደል እንከሎ ኣማሓዳሪ ዞባ እዩ ኔሩ

  • @muleyetewlde4393
    @muleyetewlde4393 ปีที่แล้ว +1

    ብ ጀ ተኸስተ መጀመርታ ስለ ጽቡቕ ትንታነካ የቐንየልና ውጩ ደቂ ኣከለ ጉዛይ ኢሉ ከጸልም ከሎ ሱጉምቲ ዝወስደሉ ወዲ ኣከለ ተሳኢኑ እዚ ኩሉ ስብእነት ትብዓት ናይ ኣከለ ኣበይ ኣትዩ እነ ወዲ ሰራየ እየ ግን ታሪኽ ኣከለ ስለ ዝሰምዕ እየ

  • @yohannestseggai620
    @yohannestseggai620 2 ปีที่แล้ว +3

    It was a time when a lot of leakages were coming out that were spoken and agreed in closed doors but they were out long before the peace negotiators set out for meetings. The woyane were already had knowledge of what the delegations came with and had poroduced counter measures to it. This was what the situation was at the time. After the action, situations with leakage stemmed. This could be due to the action or in minimising participants in delegations and policy makers. It could be one or the other.

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde8352 2 ปีที่แล้ว +3

    Jigna brgader general Tekeste haile yekenelna amena eina nemesgneka haki ketefltena mxearka nemesgneka edmen tenan neaka

  • @shikorinatatdeqierey91
    @shikorinatatdeqierey91 2 ปีที่แล้ว

    ዋላ ደቂ ሓደ ኣውራጃ ኣይኹኑ ፡ ብረብሓን ጠቕምን ዝተኣሳሰሩ ካብ ሕጊ ወጻኢ ፡ ንኽቡር ፕረዚደንት ክቐትሉ ዝተመሓሓሉ ሰባት ሙዃኖም መቸም ዘይፈልጦን ዘይርደኦን ኤርትራዊ የሎን ፡፡ ኲሪፍን ኩራን ተሓንጊጥካ ውልቃዊ ጠቕምታትካ ስለዘየረጋገጽካ እሞ ክትገብሮ ዝመደብካ ካብ ሕጊ ወጻኢ ስጒምቲ ስለዝፈሸለካ ፍትሓዊ ወይ ንጹህ ኣየብለካን እዩ ፡፡
    እዚ ሰብ እዚ ብዛዕባ ፍሽለት ናይዞም ሰባት እዚኣቶም ምውሓጥ ኣብይዎ ብዛዕባ ብሔራቶም ብዛዕባ መንነቶም እናበለ ሕዱር ሕማሙ ዝትንትን ዘሎ ኣብ ኣውራጃታት ዘንገርግር ዘሎ ሰብ እንታዋይ እዩ ፡፡
    ኤርትራዊ እንተትኸውን ኣይመሓሸካን ፡፡
    ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว

      ልቦናኻ ተደፊኑ 'ሞ ኣበይ ክርድኣካ 'ምበር " ሓደ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተወ ሰብ ገበኑ ብነጻ ኣካል ቤት ፍርዲ ክሳብ ዝጻረ --- ገበነኛ ኣይኮነን ።
      # ሓዉኻ ወይ ንስኻ ብዘይ ፍርዲ ኣብ ሸላ እንተትድርበ 'ዉን ዝስቆረቃ ኣይኮነን ። ኣብዲ

  • @samawi9802
    @samawi9802 2 ปีที่แล้ว

    ኣቦና ጀነራል ተኸስተ ሃይለ የቀነይልና🙏🙏🙏::

  • @inahom
    @inahom 2 ปีที่แล้ว

    Mesfin Hagos is not from Akeleguzai. He's from Seraye.Please correct your info.

  • @amenred5124
    @amenred5124 2 ปีที่แล้ว +7

    It would be great to focus on the future rather than yesterday. …. Why don’t you try to convince young generations and other small parts to come together and work together for our bright future

    • @justiceforall1400
      @justiceforall1400 2 ปีที่แล้ว +1

      Remember these people have kids they are waiting?

    • @amenred5124
      @amenred5124 2 ปีที่แล้ว +1

      @@justiceforall1400 I do remember but doesn’t make any difference unless we revenge over their oppressors so let us make a free our country from dictatorship then their sacrifices wil be worthy and remember forever eve

    • @justiceforall1400
      @justiceforall1400 2 ปีที่แล้ว

      @@amenred5124 yes I do respectful and support our opinion. How ever the propoganda they make black mailing out hero's and misinformed the puplic. I myself I got many information from BG.tekest's interview today regarding the misinformtion HGDF has been desimeting.I believe it t should be said time and again exposed them with many commentary as possible.
      Reverse the puplic opinion about these hero's. During their arrest HGDf was sucessfiull becouse there was no other opinion but simply blackmailing them with treason.

    • @bimbam7732
      @bimbam7732 2 ปีที่แล้ว

      There is a ton of such contents. This program is for remembering g15. Try to learn if you want.

  • @desiemhreteab2835
    @desiemhreteab2835 2 ปีที่แล้ว +1

    Ahhhhh eway gujula 15 si btami azyom belahti sebat tefiamuna 😭😭
    Thanks abona ka nezi kubur melkti sle znegerkana 🙏
    Hgdefn degefti hgdefn gn bmealtom bhgi khtetu eyom?

  • @fanuskesh4838
    @fanuskesh4838 2 ปีที่แล้ว +2

    ኩሉ ዓቅምናን ንዋትናን ኣብ ጎድኒ መንእሰይ ኤርትራውያን ንሓመዱ ንሰለፍ። ህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ ትግራይ ንጽናዕ ኣብ ቃልስና። ኣከለጉዛይ ዓጋመ-ዓጋመ ክብሉ ጸሓዮም ክትዓርቦም ኢያ። ብህግደፍን ሰዓብቶምን ኣይንዋናበድ።

  • @medeber0077
    @medeber0077 2 ปีที่แล้ว +11

    ወዲ ሃይለ ጂግና ብቁዕ መግለጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብ ውግእ ጂግና መራሒ አብ እጋላልጻካ ድማ ማሃሪ 👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏🙏

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 5 หลายเดือนก่อน

    SOME TIMES YOU MAKE A BIG MISSTAKE.
    SORRY

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ሓርበኛ ተቃላሳይ ኣቦና ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ብምቅዳም፣ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ! እዚ ናይ ገረዝግሄር ዓ/ማርያም (ዉጩ) ገበናቱ ጌግኡን ንኩሉ ሰብ ንጹር ክኸውን ኣግሂድኩም ዘይትገልጽዎ፣ ጎጻጒጽክሙና እኮ!

  • @dawitfitsum2400
    @dawitfitsum2400 2 ปีที่แล้ว +3

    ከማካ ዓይነት ኣቦታት ኤርትራ የድልይዋ ኣለዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀነራል

  • @abdelamuhammad5054
    @abdelamuhammad5054 2 ปีที่แล้ว +1

    Mussa rabia wedi Afabet Tigre iyu. Hamed Hamed wedi senhit(maria) Tigre iyu .Alamin shek Salalh wedi barka (adi seidna mustefa) tigre iyu .

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 2 ปีที่แล้ว

    Thanks General Tekeste H for your great clear. Information. Esayas is unhuman and sadist he doesn't care about regional but for his post.

  • @miraftesfasion8859
    @miraftesfasion8859 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣአም ዘሕዝን ሰብ ናይ በሃቂ አዚ ሰብ አዚ መራሒ ኔሩ ክበሃል ከምቲ ዝበሃል አብ ጵቡቕ አክሊ ሓረኢ አክሊ ኣሎ .

  • @awethaile6872
    @awethaile6872 2 ปีที่แล้ว

    Abona arkan birgaser jeneral tekeste haile edmen tinan yhabka fetari xubuk agelalxa 🏆🏆✊

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus289 2 ปีที่แล้ว

    Awerness.
    Wedi shek was not veteran member of the eplf centeral committe.
    His father was an influantial in Barka.
    In the third round of werar weyane, he was ready to eskep from Eritrea to Sudia.

  • @Rocky-life518
    @Rocky-life518 2 ปีที่แล้ว +1

    I have respect for General Tekest but he still believes change will come from Eritrean military! Very unlikely

  • @Zerezgigebrehans
    @Zerezgigebrehans 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 2 ปีที่แล้ว

    SHIFTA TABYA KORARO NEZETEKAWOMU BEAWRAJAWNET YEKEKHESES SLE NHZBI KEMEKAKEL ILU IYU. HANSAB LE UKHAT WOYANE CIA YEBEL . THANK YOU GENERERAL TEKHESTE .

  • @MG-vs8xt
    @MG-vs8xt 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መብርሂ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ምስጋና ይብጻሕካ ጅግና ብ/ጀነራል ተክስተ ሃይለ🙏🙏🙏።

  • @ayobmuzzollo478
    @ayobmuzzollo478 2 ปีที่แล้ว

    I am not sure I think you need to check Saleh kekiya is from senhit. Aster is from halhale seraye. Please check . Even ogbe abrha I think he is from seharti

    • @ሠርወመንግስት
      @ሠርወመንግስት 2 ปีที่แล้ว

      ኣስቴር ጽልማ ሰራየ አያ፡ዕቁበ ኣብርሃ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ ኣከለ ዩ።

  • @Gem-Only
    @Gem-Only 2 ปีที่แล้ว +1

    I dont understand why you ask 2-3 questions together...its not wise for everyone, the audience and your guest...pls correct that Henok.
    Bzterefe bitaemi xbuk medeb...azyu des zebln nxurn agelalxa nai BG Tekeste bitaemi ye zednko...and Erisat keep it up!

    • @teskidane8464
      @teskidane8464 2 ปีที่แล้ว

      Nay Gazetegna agebab kemeu eu.

  • @tesfasnqey6690
    @tesfasnqey6690 2 ปีที่แล้ว +1

    Wedi haile jigna

  • @efremgebrekidan4291
    @efremgebrekidan4291 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ኣገላልጻ ጀነራል ተኸስተ

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 2 ปีที่แล้ว +1

    Ayana wedi Haile jigna 🎉

  • @shishugeograpy1916
    @shishugeograpy1916 2 ปีที่แล้ว

    mebzahitom ensesa kab eritreawi zehashu eyom

  • @محمدعواتي-ذ2ف
    @محمدعواتي-ذ2ف 2 ปีที่แล้ว

    ህዝቢ ኤርትራ ናብ ናይ አምሪካንን ምዕራባውያን ጭቃ ክጨማለቅ ቁሩቡነት የብሉን እቲ ናይ ሰማንያ ዓመት ዘሕለፎ መከራ ንህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ዝምብርከኽ እንተዝኸውን ብረታዊ ቃልሲ አይምጀመረን ነሩ ፡፡

  • @teshememsgane3008
    @teshememsgane3008 2 ปีที่แล้ว

    100%

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว +2

    ኢሳያስ አስማት አውራጃታት (Regions) አስማት ብሄራት (nationalities) ኩሉ ደምሲሱ ኤርትራ ዝብል መንነትን ዘግነትን ደምሲሱ አጥፊኡ ኤርትራ ናይ ትግራይ ትግሪኛ ሃገር ንምህንዳስ ኢዩ። ኢሳያስ ንደቀባት ኤርትራውያን ንምደኻምን ንምፍልላይን ማለት ብብሄር ብሃይማኖት ፋሕ ፋሕ አቢሉ ንኤርትራ ናብ ዘይንረኽባ ገቦ ሰቂሉዋ ክሞውት ኢዩ ዓላማ ናቱ። የዋእ ህዝቢ ኤርትራ ገና አብ ኮማ(coma) ኢዩ ዘሎ ኤርትራ እንዳ ጠፈእት እንኮላ።

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 2 ปีที่แล้ว

    Beal General Tekeste haile tesedidom Hager be beal Yemane manki, Filipos kitemerah geben eyou

  • @aregaigirmai4563
    @aregaigirmai4563 2 ปีที่แล้ว

    ሕጂ እውን ከም ኩሉ ግዜ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ትንታነ ምሃብካ የመስግነካ ቀጺለ ናቶም ካብ ኣፍንፍጭኦም ኣርሒቆም ዘይሓስቡ ነዚ ትህቦ ዘለካ ጭቡጥ መብርሂ ብልቦና ሰሚዖም ኣብ ልቦም ክምለሱ ተስፋ ይገብር
    ብር

  • @binigk7121
    @binigk7121 2 ปีที่แล้ว +2

    Teksets haile .. it was a big mistake that all the power to give him alone .. u should have someone behind him to control for everything. How do u trust one person for the whole nation. It is stupid work I have done it so far

  • @inahom
    @inahom 2 ปีที่แล้ว

    Aster fessehazion is not from Akeleguzay.

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 2 ปีที่แล้ว

    Merhaba 🤝🏻

  • @benpetros919
    @benpetros919 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤህ ጅግና ኔርካስ ምስ እዞም ሰብ ትሕተሃገራዊ ኣጀንዳ ዘለዎም ሃሱሳት ትቛማጣዕ?

    • @selamnegusse3443
      @selamnegusse3443 2 ปีที่แล้ว

      Ben Petros
      ትሕተ ሃገራዊ ዶ በልካ ኣውራጃ ዘይብሉ ከምኡ እዩ ዝብል።ወዲ ሃይለ ደኣ ቀደም ጅግና ሕጂ ጅግና ስውኣቱ ዘይጠለመ ብረበሓ ዘይተቆማጥዐ ጅግና ወዲ ህዝቢ እዩ።

  • @ihaveadream8088
    @ihaveadream8088 2 ปีที่แล้ว +1

    Wuchu malet eti Condom keyfeleten Smu xhifu keykealen zmote donqoro dyu????

  • @hanakubrom7615
    @hanakubrom7615 2 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍😍😍🤩🤩🤩🤩

  • @sabakelati2537
    @sabakelati2537 2 ปีที่แล้ว

    Haki iyu wedy Haile, jeganu usuratna knzikrom allena. Hilina Hilina. Hangolna nesrahayo. Wedy Haile jigna 💪👍

  • @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
    @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ 2 ปีที่แล้ว +3

    መሕደር 1000 ንሓቂ በርሃውሃ ኣበልካያ። ክብረት ይሃብካ

  • @berhanemesgen5583
    @berhanemesgen5583 2 ปีที่แล้ว

    Edmen tienan yhabka kbur abona

  • @warriortom2571
    @warriortom2571 2 ปีที่แล้ว

    ❤️👍❤️👍❤️👍🌹🙏🌹🙏🌹🙏💪🙏💪🙏💪

  • @habteabkflesus4830
    @habteabkflesus4830 2 ปีที่แล้ว +2

    Hammed himd wedi Maria koynu Awraja Senhit eyu

  • @blackaboymen3265
    @blackaboymen3265 2 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ ኣለኻ ህዝቢ ሓማሴን ልዕሊ ሰቡ ተበዲሉ እዩ

    • @wediakele3130
      @wediakele3130 2 ปีที่แล้ว +1

      ንሱ እዩ ካኣ እቲ መታቕዒ

    • @samawi9802
      @samawi9802 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣወ ተበዲሉ መሪቱ ተዘሚቱ ንኢሰያስ ድፋዓ ዝኸንዎ የሕሊፈም ዘይህብዎ ድፋዓ ናይ ኢሰያስ ከኣ ሓማሲን ኢየም ነይረም 20 ዓመት ምሉኣ ::

    • @yadel-karneshim
      @yadel-karneshim 2 ปีที่แล้ว +1

      @@samawi9802 ፖለቲካ ዘይርድኣኩም ኮይኑ እንበር ሓማሴን ሰንጢቁዩ ኣብ ሽቁል እንበር ኣብ ፖለቲካ የለን፡ ኣብ ናይ መወዳእታ ፖላታ ግን ኣይተርክቡናን ኢኹም ተጠንቂቅኩም ጽንሑ ፐርከ ድሕሪ ህግደፍ እውን ጀነራላት ሓማሴን በዚሖም ከይትብሉ ቅቅቅ

    • @samawi9802
      @samawi9802 2 ปีที่แล้ว +1

      @@yadel-karneshim ንተም ትካላኸልሎም ዘለኹም ዘይ ደቂ ሓማሲን: ዓዲ ዘይብሎም ዓባይ ኣስመራ ዝኸኑ :ኢሰያስ ሓገስ ኹሻ የማነ ቻርሊ ዓስማን ሳሊሕ የማነ ገብረኣብ ኣስመላሽ ሓላፊ ኣንዳ ዘይና ኣቲ ናይ ከቢድ ብረት ሓላፊ ገባርን ሓዳጊን ህዝብና ዘጽነተ ብወዲ መቐለ ዝፍለጥ ወዲ ዓዱ ንኢሰያስ ተንቢን :ዓዲ ዘይቡለም ዓዲ ኣይትሃቡወም ናትና ኢዮም ኣይትበሉና ኣንበር ደቀባት ኤሪትራውያን ጥራይ ይኹኑ ኣንበር ዋላ ክለም ደቂ ሓማሲን ይኹኑ ጸገም የብልን ካሊኣ ይትረፍ በታ ሃገር ኣካ መሓሰብኩም ኣርዩና ጥራይ ኣታ ቨላታ ለውጢ ንደሊ ኣለና ከም ሕብረተሰብ ተበቲና ኣብ ዓለም ንጠፊኣ ኣለና ነበሩ ከይንኸውን ::

    • @yadel-karneshim
      @yadel-karneshim 2 ปีที่แล้ว +1

      @@samawi9802 ንብዓል ኢሰያስ ኣይተኸላኸልናሎምን፡ ልክዕ ከምዚ ዓዋተ ኣብ ሰውራ ዘይነበረ ኔሩ ዝብሉና ብስምናዩ ዝሽቀጥ ዘሎ ኣብ ሜድያ ተኸታተሎ መንዩ ደጋፊ ህግደፍ ናትካ መጽናዕቲ ውሰድ ሓደ ወዲ ሓማሴን ንህግደፍ ዝከላኸል ወይ ዝሓቁፍ ኣይተምጻለይን ኢኻ፡ድሕሪ 90ታት ሓማሴን ኣብ ፖለቲካ ፍጹም የለን ደቂሱ ዩ ዘሎ ንኽበራበር ናብ ናይ ቀደም ወኑ ቃልሱ ንምምላስ ክኣ ንሰርሓሉ ኣለና።፡ብሓጺሩ ግን ኣብሽር ሰበይ ኩሉ ኣብ መስመር ክመጽዩ።

  • @sebkbur6019
    @sebkbur6019 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙሳ ራብዓ ተዘይ ተጋግየ ብሄረ ትግረ ኮይኑ። ወዲ ከባቢ ናቕፋ እዩ። ሮራ ሓባብ ይመስለኒ

  • @krubel682
    @krubel682 2 ปีที่แล้ว +4

    I feel bad for all those victims😭

  • @inahom
    @inahom 2 ปีที่แล้ว

    Please say Tigraway and not Tigrigna.This is the hard truth you should swallow.

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว +1

    አስማት አውራጃታት ኤርትራ ምስ ርእሰ ከተማ:
    አውራጃ ጋሽ ባርካ ርእሰ ከተማ ባራንቲ
    አውራጃ ሳሕል ርእሰ ከተማ ናቅፋ
    አውራጃ ሰንሒት ርእሰ ከተማ አቁርደት
    አውራጃ ሰምሃር ርእሰ ከተማ ባጽዕ
    አውራጃ ደንካሊያ
    ርእሰ ከተማ ዓሰብ
    አውራጃ ሐማሰን ርእሰ ከተማ አስመራ
    አውራጃ አከለጉዛይ ርእሰ ከተማ ስንዓፈ/ዓዲ ቀይሕ
    አውራጃ ሰራየ ርእሰ ከተማ መንደፈራ እዮም።

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว

      ሰንሒት -- ከረን
      ባርካ -- ኣቑርደት
      ኣከለጉዛይ -- ዓዲ ቀይሕ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว

      Thank you. እዞም አኽረርቲ ጡርኑፋት ክርስቲያን ፋሽሽት ትግራይ ትግሪኛ ሚስጢራዊ ሰልፊ አስማአት አውራጃታትና አስማት ብሄራትና ደምሲሶም አብ ታሪኽ ኤርትራ ዘይነበረ አስማት " ዞባ ማእከል ዶ ዞባ ማእከል ዶ ደቡባዊ ባሕሪ ዶ ሰመናዊ ባሕሪ ዶ" ዝብል አስማት አጠሚቆም ኤርትራ ብሐደ ብሄር ብሐደ አውራጃ ዓብሊልካ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኹን መንነቱን ደምሲስካ ባህሊ ን ልምድን ብሄራት አነዊርካ አካፋእካ ኤርትራ ምስ ትግራይ ሐደ ባህልን ልምድን ከምዘለዋ አምሲልካ ኤርትራ ዓዲ ተግራይ ትግሪኛ ጥራሕ ንምግባር ኢዩ ብመላን ብውዲትን ብመደብን ዝሰርሑሉ ዘለዉ።

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว

      ዋላ እተን ሙዕቡላት ዝባሃላ ሃገራት ብቢ አውራጃታተን (Region) ኢየን ዝማሐደራ እምበር ከም ኤርትራ ሞቦቆሎም ዘይፍለጥ ታሪኽ ደምሲሶም ካብ ዓዲ ሃሎ ወይ ውን ካብ አስመራ ኮይኖም መሬት አውራጃታት ሃገሮም ብሄራት ኤርትራ አዳኺሞም ጨቁኖም ካብ ሃገሮምን አሰዲዶም አይኮኑን

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว

      @@shabaymender9126 ታሪኽና ባህሊና ክብርታትና ባህርያትና ወይ ደምሲሶም ወይ አካፊኦምን አነዊሮምን ኤርትራ ዓዲ ትግራይ ትግሪኛ ገሮማ ኢዮም። ሎሚ አብ ኤርትራ ዘለዉ ተጋሩ ይበዝሑ ካአብ አብ ትግራይ ዘለዉ።

  • @samuelhailu6069
    @samuelhailu6069 2 ปีที่แล้ว

    Xbuq aglalxa abona brgadenal genral tekste haile ❤❤❤

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ትግራይ ኮንካ ቃልሲ የለን ዘረባ ዋጋ የብሉን

  • @SahluSahlsha
    @SahluSahlsha 2 หลายเดือนก่อน

    ለምን እንደሆነ የማይገባኝ በኤርትራ ትልቅ ሰው (ሽማግሌ) አንተ ለምን ትላላችሁ?

  • @mebrahtomhaile40
    @mebrahtomhaile40 2 ปีที่แล้ว +6

    መጀመኤታ የቐንየልና ኣቦና: እንተኮነ ግን መምሳኣከለ መዘከርታ 20,21 ዓመት.... አንዳበልና ዲና ክነብር ሰብ እኮ ይመውት ዩ ዘሎ. ኣብዚ ሕጂ ግዝየ ሰብ ይጠፍእ አሎ...

  • @jermaymillash8947
    @jermaymillash8947 2 ปีที่แล้ว +3

    "Nay zhalefe halifu" zibehal yelen,ዉዒሉ ሓዲሩ ኢሳያሰን ኣኽላባትን ብሕጊ ክሕተትሉ ኢዮም .

  • @wedibatse1991
    @wedibatse1991 2 ปีที่แล้ว

    ሓምሊ ክንደይ ትሓምቅኪ ወደይ። ነዛ ናይ ኣውራጃታት ሓዊ ንምስዋር ትገብርዮ ጎስጋስ መቸም ጉድዩ።

  • @michaeleskelaw9485
    @michaeleskelaw9485 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላምታ ብምቕዳም ብዛዕባ ኣውራጃ ይኹን ካልእ ብመን ድዩ ዝህንደስ? ፕሮፖጋንዳን ባዶ 3 ዝብሃል ካብ ኢሰይያስን የማነን ካልኦትን ዶ ኣይኮነን ዝእለም? ኣብ ኣገላልጻ ግን ብባዓል ውጩ ተሃንዲሱ ኢሰይያስ ካኣ ከም ኣራሚ ጌርካ ትገልጻ ኣለኻ ምኽንያቱ ንኤርትራውያን በውራጃን ሃይማኖትን ምትፍናን ኣብ ታሪኽ ህዝብና ነዊሕ ሰሪሕሉ ዩ ኣጽናቲ ኢሰያስን ልኣኽቱን።

    • @edrismussa3688
      @edrismussa3688 2 ปีที่แล้ว

      Thank you I agree
      Criminal Isyas and Weyane both working together against Eritrea in secret.

    • @edrismussa3688
      @edrismussa3688 2 ปีที่แล้ว

      Thank you Henok and B/G Tekeste Haile.
      Remembering day to ours Heroes
      Time will criminal Isyas to bring to international court of his crimes in Eritrea.

    • @samawi9802
      @samawi9802 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣተም ናይ ለሚ ህግደፍ ተጋሩ ኢየም ኣውራጃ የብለም ዓዲ የብለም ጽግተኛ ኢየም: ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብራሃ ሓገስ.ሓዊ ሃጽየ የውሃንስ ተንቢን ኣንዳ ኣቡኣ :በዱ የሓ ኣብ መንጎ ዓድዋን ተንቢንን ዝርከብ ዓዲ: የማነ ገብራብ ዓድዋ የማነ ቻርሊ ኣኽሱም ወዲ መቐለ ናይ ኣንዳ ጸታ ገባርን ሓዳግን ንህዝቢ ኤርትራ በታቲንዎ ዘሎ ተንቢን: ዓስማን ሳሊሕ ዘኣበየሉ ከባቢ ሰንዓፈ ተሰዲዱ ዝመጸ ካብ እንቲቸው: ሓግስ ክሻ ዓዲ.ግራት ኣቲ ናይምሉ ናይ ከቢድ ብረት ሓላፊ ግርሆስርናይ ትግራይ: ኢሰያስ ቅድሚ ናጽነት ታሪክ ዘይ ነበሮም ድሕሪ ናጽነት ኣብ ወንበር ዝፋን ኣቐሚትወም ብቅዓት የብለም ሃገራውያን ኣይከንን ብህዝቢ ኤርትራ ዝሓስቡ ኣይከኑን ሕጂ ዘሎ ኪናት ኣብ መንጎ ክልተ ወድባት ተጋሩ ኢዩ ኣቲ ኪናት መን ስልጣን ተቓጻጸረ ኢዩ :ከምቲ ኣብ ዓዲ ግራት ኢሮብ ሺራሮ ዛላበሳ ምስ ኣተው ታሲራ ምኣዳል ዝጀመሩ :ኤርታራውያን ሃገራውያን 2001ኣጥፊኣመም ኢየም ጸኒሐም ከኣ ኣያ ዘይብሉ ህዝቢ በቲነሞ ::

    • @edrismussa3688
      @edrismussa3688 2 ปีที่แล้ว

      @@samawi9802 thank you well done

  • @salhromodan341
    @salhromodan341 2 ปีที่แล้ว

    Abo haki jegna name behaki kemaka yebzhu we'd haile

  • @fre_tesfa95
    @fre_tesfa95 2 ปีที่แล้ว +2

    ህግ ብርግጽ ሽፍታ ጉጅለ 😌

  • @mahariteklit4879
    @mahariteklit4879 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሃይለ ብታሚ ጽቡቅ መብርሂ ንሕና ኢና ቀንዲ ገበነና የሒልፍና ሂብና ነየታትና እበር እሰያስ ንስልታኑ ክብል ኩሉ ሰብ ፈላሊዎ

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 2 ปีที่แล้ว +7

    ERISAT ኣብ ጥፉእ እይትዛረብ ኩፉእ ብዛዕባ G 15 ምዝራብ ድሕሪ 21 ዓመት ፡ሕማቅ ታሪክ እዩ ንህዝቢ ኤርትራ ነቶም መቃልስቶም ዝነበሩሞ ዝጠለምዎምን ሕጂውን ምስ ሐውን ጎረቤትን ህዝቢ ትግራይ ኮይንካ ንለውጢ ኣብ ኤርትራ ፈልሲ ሰላምን ዲሞክራሲ ፡ሕጂው ላንግ ላንጋ ሐሳብ ኣየዋጽእን እዩ unconstitutional and dictator Isayas Afewerki political power by corruption to stop

    • @nasinetb1462
      @nasinetb1462 2 ปีที่แล้ว

      💯💯💯Right .we keep toking about G15 .it’s time to work with TDF and gate rede off Esayas.he is cancer ♋️ to Africa

  • @fanuskesh4838
    @fanuskesh4838 2 ปีที่แล้ว +1

    ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ህግደፍ ጽናዕ-ጽናዕ ሃገረ ኤርትራ ብወታሃደራት ኢትዮጵያ የዕለቕሊቃ ትርከብ። ድሕሪ ደጊም ኤርትራ እትብሃል ኣብ ሕቶ? ብፍላይ ነዞም "ኣነ ምስ ሰራዊተይ።" ዝብሉ ብደቂቕ ምንቅስቃሶም ንከታተሎ።

    • @samawi9802
      @samawi9802 2 ปีที่แล้ว

      ፍርቐም ምስ Ethiopia ፍርቐም ትግራይ ትዓወት ኣቲ ህዝቢ ሃገራዊ ኢዩ ኣተም ፕለቲከችታት ካብ ኤርትራ ወጻኢ ኢየም ዝሓስቡ

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว +1

    አስማት ብሄራት ኤርትራ:
    ብሄር ሕዳርብ
    ብሄር ትግረ
    ብሄር ናራ
    ብሄር ዓፋር
    ብሄር ረሻይዳ
    ብሄር ሳሆ
    ብሄር ብለን
    ብሄር ኩናማ
    ብሄር ትግሪኛን ኢዮም።

    • @teklitxewarshigir8403
      @teklitxewarshigir8403 2 ปีที่แล้ว

      Wetehader rashaida rieiki tfelti diki dos eseyas bzbeleki tray eiki melsley

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 2 ปีที่แล้ว

      @@teklitxewarshigir8403 ፈቲና ጸላእና ረሻይዳ ደቀባት ኤርትራውያን ከማና ትግሪኛ ኤርትራ ማዕረ ኢያ ትብጻሐና። ምስ ብሄር ረሻይዳ ጎንጺ ጽላኣት ዘለኩም እቶም ዘርኢ ሃጸይ ዮውሃንስ አኽረርቲ ክርስቲያን ፋሽሽት ምስ ውድብ ትግራይ ትግሪኛ ምስጢራዊ ሰልፊ ኮይንኩም ንኹሎም ብሄራት ኤርትራ አጽኒትኩም ኤርትራ ምስ ትግራይ ሐዊስኩም ዓባይ ትግራይ ክትሰርሑ ለይትን መዓልትን ትጽዕሩ ዘለኹም ጥራይ ኣኹም። ረሻይዴ ቅድሚ አቦሐጎታትካ ናብ ኤርትራ መጺኦም። ጽሊኢት አብ ልዕሊ ብሄራት ኤርትራ ዘለኩም ኩሉኹም ክርስቲያን አኽረርቲ ፋሽሽት ባንዳ ኢኹም።

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว

      @@teklitxewarshigir8403 ብሄር 'ምበር ወተሃደራት ኣይኮነትን ትጠቅስ ዘላ

    • @teklitxewarshigir8403
      @teklitxewarshigir8403 2 ปีที่แล้ว

      @@shabaymender9126 tteqs dela zelka nezi jigna sebeay ketkewun.kaleay wetehader nzelo enber nzeyele wetehader aytblon eika temahar qdim

  • @tesfom4382
    @tesfom4382 2 ปีที่แล้ว

    ኢሰያስ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኤርትራ ቀሪቡ የሪኦ ይኸውን!

  • @teklitandebrhan5749
    @teklitandebrhan5749 2 ปีที่แล้ว

    አምበኣር አቲ ህማምካስ ኣግህድካዮ ሎምስ

    • @samawi9802
      @samawi9802 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ምንታይ ሕማሙ ኣስከ ኣረደኣና ኣይተዓባብቶ ዝተራየካ ተዛረብ::

  • @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
    @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሃገር ዝኸድዐ ኢሰያስ ኢዩ ካብ 70'ታት ጀሚሩ ነዚ ክሳብ ሕጂ ዘተሰወጦ ኣብ ግዜ ሞቱ ክርድኦ ይኸዉን ግምት ኣለኒ 🤣🤣

  • @mateosmehari3709
    @mateosmehari3709 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ እናዓበኻ ክትከይድ ከለኻስ ኣሰር ትዛረቦ ዘረባስ ነዞም መንእሰያት ይጠቅም ኢልካዶ ትዛረቦስ ዋላስ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆላ እዩ ነገሩ። ወይ ስቅ ጡዑም!

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ አምበር መፋላለይ ይኾነኩም ይኖክ ግን ናይትግራይካ ገበር

  • @danielgarza2473
    @danielgarza2473 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መግለጺ ሓርበኛ ወዱ ሃይለ።

  • @bereketdawit8939
    @bereketdawit8939 2 ปีที่แล้ว

    Eri sat ምስ ግዜ ታዓጻጸፉ ኣብ ህሉው ኩነታት ተትዛረቡ ምሓሸኩም ።

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 2 ปีที่แล้ว +2

      Eti tarik meflat nzey nfelet Agdsi eyue.👍👍👍

    • @selamnegusse3443
      @selamnegusse3443 2 ปีที่แล้ว +1

      @Bereket Dawit
      ብዛዕባ መሰከረም 18 ምእሳር ጉጅለ 15ን ጋዜጤኛታትን አዋኑ ዶ ኣይኮነን? ናይ ሰውኣት ብመዓልቱ ይዝከር እዚ ድማ ናይ እሱራት መዓልቲ እዩ።

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 2 ปีที่แล้ว +1

      Betket you want them to be forgotten is your wish like shabia?

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 2 ปีที่แล้ว +1

      Aster fesehathyon,Aboy fese from Seraye (Halhale)
      From Keren The same senayt Debesay & papayo deki hatina I feel she's my sister when you grow up next door to each other.

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 2 ปีที่แล้ว

      Aster's mom Adey Demekesh from Keren. this side of the family gave to Shabia everything they have all of them.SAD.

  • @warriortom2571
    @warriortom2571 2 ปีที่แล้ว

    Jermano Nate is Kunama

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 2 ปีที่แล้ว

    Let me to clear Chronically HOW the MayHabar shooting Done
    1. The veteran Organized demonstration toward all the way to Asmera to voice their rights and begun calling Esayas Agame even one of the TabeLa was read Esyas Agame
    2. They arrived closer to the merging road Nefasit. There, first they were assigned Tegadelti to reverse them back to mayHabar. When they were closer to the NefaSit merging road, Wedi MemHr asked the guards to shoot but the guards refused. Wedi MemHr come closer to a TegadaLay guard and asked him to shoot directly to the veteran marching toward asmera. The guard refused then Wedi MemHr grabbed the gun(KalaShn) by force from the guard then begun shooting the veteran at very close range even some victims shot forcibly seen their blood exploding. It is believed all the died or the victims were horrifically shot by Wedi MemHr.
    3. The Weyane shocked seeing the fallen veteran, the pool of blood spitted on the road even witnessed the entire shooting period because coincidentally they were behind the shooting scene coming from DekemHare and were heading to drive to massawa with several of their trucks waiting and lined back about one mile long. Therefore the Weyane waited about 2 hours until the victims removed from the road shot to death by blood thirsty WediMemHr.
    THE SAD THING
    Wedi Memhr is blood thirsty and ruthless criminal though given general rank and is still enjoying life , I hope sometime perhaps soon he is arrested and Lynched at the scene where he shoot the powerless victims who were seeking justice rather shot to death in cold blood manner.