ተመክሮ ክልተ ስድራ - ተራ ወለዲ ኣብ ዓወት ደቆም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • ኣብ ኣመሪካ ኣብዚ ሕጂ እዋን ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ፣ ኮሌጃትን ዩኒቨርስታትን ዝምረቕሉ እዋን እዩ።
    ኣቤል ሃይላይ ከበደ ብዓውዲ መጥባሕቲ ስኒ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሜሪላንድ ዝተመረቐ ኽከውን ከሎ ኣቤል መኮነን ተስፋይ ድማ ብዓውዲ ባይሎጂ ካብ ዌይን ስቴት ዩኒቨርሲቲ ብዓውዲ ባይሎጂ ተመሪቑ ንዝለዓለ ትምህርቲ ኣብ ዓውዲ መጥባሕቲ ስኒ ፈተና ሓሊፉ'ሎ።
    🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
    » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
    » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
    ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
    ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
    » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
    » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
    » ኢንስታግራም / voatigrigna
    » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

ความคิดเห็น • 5

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 3 หลายเดือนก่อน +1

    Selam መምሕር👋🏿መኩንን ፣ኦቶ ሓይላይ 👊🏿🧮📚

  • @Tumuzgi-millionaire
    @Tumuzgi-millionaire 3 หลายเดือนก่อน

    መኮነን መኻን ሕልና ሻዕብያ

  • @ሃብተ
    @ሃብተ 3 หลายเดือนก่อน

    ፈጣሪ ባዕሉ ጻማኩም ይሃብኩም። ዑውታት ወለዲ ኢኹም ብሓቂ። ነቶም ብሕጂ ነብራ ዝጽበየና ዘሎ ድማ ጽቡቕ ተስፋ እዩ።

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks for bringing both parents good job

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 3 หลายเดือนก่อน

    Mr hiley explain himself Tigrainan American but the journalist prefers to call him Ethiopian which is wrong he isn't Ethiopian.He citizens is American