ተፃረርቲ ማንታ 👭 ኣብ ከብዲ ኣደና ተረሲዓ 😱

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 401

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 3 หลายเดือนก่อน +135

    ኣሰይ ምቁራት ደስ ክትብላ 2ይ ክፋል ይቀፅል ትብሉ👍ካብ ክልቴክን መን ተላኢኹ ዘይሰምዕ፣ምግቢ ዝሕሰም፣ቀልጢፉ ዝኩሪ፣ምግቢ ዘማርፅ...!👌ኣነስ ማንታ ክፈቱ ማዓት እስከ ፈጣሪ የስምረልኪ በሉኒ 🤲🙏ደሞ ደሙሩኒ ሽሕ ክመልእ❤❤❤❤❤😍😍😍🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  3 หลายเดือนก่อน +3

      ኣደይ መዓረይ 🙏🙏🙏🙏

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 3 หลายเดือนก่อน +62

    ብጣዕሚ እክን ደስ ትብላ ማንታ ብጣዕሚ እየ ዝፈትው ቦክሪ ውላደይ ማንታ ክወልድ ይምነ ሓላላት እክን

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ❤❤

    • @ZnabGerie
      @ZnabGerie 3 หลายเดือนก่อน

      @@hiwettsegay1616 ገይረልኪ

    • @ZnabGerie
      @ZnabGerie 3 หลายเดือนก่อน

      @@hiwettsegay1616 ገይረልኪ እየ

  • @Tgray-b2s
    @Tgray-b2s 3 หลายเดือนก่อน +51

    ለማዓን መበል ራብዔቲ የተቀደምኩን😂 ደስ ክትብላ ኣነ ካብ ባዕለይ ማናቱ ደስ ክብለኒ ድሕሪ ስደት ማንታ ይፍጠረልና🙏💚

    • @GgRr-r4y
      @GgRr-r4y 3 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን❤🤲

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ🙏🙏🙏🙏🙏

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 3 หลายเดือนก่อน +17

    2pይቀፀል ኣነ ውን ናይ ፀባሕ ተሰፋይ ማንታ ማንታ ናይኩሉ ግዜ ትምነተይ🥰♥️

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน +18

    ደቀይ አለውን መንታ አውድት መልክዓ ግን ዝተፈላለዩ አዩ ማራ አየ ዝፍትውም ካብ ስድት ተመልሰ ደቀይ ሕዚ ክረክበኪን አዩ የኔ ማርች 🎉❤❤

  • @Wegen-s3f
    @Wegen-s3f 3 หลายเดือนก่อน +11

    ዋውውው ደስ ክትብላ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏😍 ዋላ ኣነ ማንታ እሕዋት ምንኣሰይ ጓልን ወድን ኣለውኒ ብጣዕሚ እየ ሕጉስቲ ፈጣሪ ይመስገን 🙏💝

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏🙏

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብጥዓሙ ኢክን ደስ ትብላ አነ ማንታ ብጥዓሙ እየ ዝፈቲ❤❤❤

  • @ShegeTgray
    @ShegeTgray 3 หลายเดือนก่อน +12

    ናይ ማንታ ምስሊ ግን የብልኽኒ መልክዕኽን ዘይትራኸባ😊ሽኮራት❤🎉

  • @sooqusabya4372
    @sooqusabya4372 3 หลายเดือนก่อน +11

    ኣሰይ ምቁራት ደስ ትብላ ዕድሜ ጥዕና ይሃብክን ሙቅራተይ❤❤❤❤❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ማዓረይ ሳብስክራብ እባ❤❤

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 3 หลายเดือนก่อน +31

    ከማይ ላተፀበይ ዝነበረ 👍ክጨውኒ❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د 3 หลายเดือนก่อน +17

    ክትምቅር ሄራነይ ኩሉ ግዜ ንዒ❤❤❤🎉🎉

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤🎉

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይ ደስ ክትብላ የኔ ማርች ኣነሰ ክፍትዎክን ንሪህዉሸይ ኩሉ ግዜ ኣምፅእዎ እንዳ ጆቲ &ሮዚ በዝተረፊ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ፈጣሪ ኣይፈለሊክን ፈቅርክን ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ የኔ ማርች ብትወተይ ብፅሕፍ ምፅሓፊ ኣዊኒ ምቁሪተይይይይ💙💙💚💚💜💜

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar 3 หลายเดือนก่อน +22

    መበል 2 እየ ኣንካዕ ብዳሓን መፃኩም🥰

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ማዓረይ ሳብስክራብ እባ❤

  • @hfdeyjvdeyj
    @hfdeyjvdeyj 3 หลายเดือนก่อน +19

    ከምዚ እለ ዘይ ምረኣክዎ ኣነስ ማ ዕድል ዘይብለይ ኣምላክ ደ ወሲድወን ቅዱስ ቅንኢ ቀንኤ

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ❤

    • @ጓልተንቤን
      @ጓልተንቤን 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጀኪ ዝያዳይ ፈጣሪ ናትኪ ዝበሎ ክህበኪ እዩ🙏❤

    • @hfdeyjvdeyj
      @hfdeyjvdeyj 3 หลายเดือนก่อน

      ህያበይ ኣምላክ ይመስገን ብሉፃት ደቅነ ኣሕዋት ኣለዉኒ እዮም ግን ወዲ ስለ ዝነበረስ ከምዝኣ እልና ክርዓት ክከነለይ ነይሩ ልምባል እየ ወለላይ ክብረት ይሃበለይ🥰🥰🥰🥰​@@ጓልተንቤን

    • @TiTiYou-r5j
      @TiTiYou-r5j 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኪ ፍቃድ ኣምላከ እዩ

  • @hgf6568
    @hgf6568 3 หลายเดือนก่อน +5

    ራህውሸይ ኩሉ ሻዕ ንዒ እና ፅብቃት ብጣዕሚ

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክትብላ ሽኮራት ሄራን ድማ ይበል ፀባየ ሰናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 3 หลายเดือนก่อน +8

    አሰይ ኣነስ ማንታ ተሪአ ይቀንእ ብፋላይ ሓደ ዓይነት ፆታ ሄራነይ ዶሞ ትልዉህ የኔ ጣፋጭ So ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ላሰሓቅኽን ላተጨወትኽን የንብርኽን ሙቅራተይ🌺💐👏

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน +1

      ማዓረይ ሳብስክራብ እባ በልለይ❤

    • @RdEy-lu8vo
      @RdEy-lu8vo 3 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኺ ወለላይ❤​@@hiwettsegay1616

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @ኣርሴማጓልእንደርታ
    @ኣርሴማጓልእንደርታ 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣነ ክዓ ማንታ ክወልድ ትምኒተይ እዩ የስምረልኪ ዝብል ብላይክ❤❤❤❤❤❤

  • @zaydgadrmkl3278
    @zaydgadrmkl3278 3 หลายเดือนก่อน +4

    ረጋዕታክን ክፅብቅ ዘንኣሕዋተይ ጎብዛ❤

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 3 หลายเดือนก่อน +3

    አትን መኣራተይ ደቅ ጸጋ ጎቢዝክን ♥♥♥♥♥♥♥

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ሃረን እና ራህዋ ቀፅላሉ ፅርያት ፍጥረት ደስ ባሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😘😘😘😘😘ፈጣሪ

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ 3 หลายเดือนก่อน +7

    ራህዊተይ ምቅርቲ ደስስ ክትብል
    ገጫመይ❤😁 ዩቲብ ይከፈተላ ዝትብሉ ላይክ👌

  • @عليعلي-ك4خ4ه
    @عليعلي-ك4خ4ه 3 หลายเดือนก่อน +2

    2ይ ክፍል ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብል ዕላልክን ሙቁራተይ ሂወት ታሪክን ❤❤❤❤❤

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 3 หลายเดือนก่อน +2

    ነቄ ክንደይከ ደስ ክትብለካ እያ ራሂዊተይ ምቅርቲ ምቁራት ይመችክን❤❤❤❤❤❤

  • @ferehayilay2153
    @ferehayilay2153 3 หลายเดือนก่อน +11

    ራህውሸይ ትናባዕላ እዎዶ ኣጣቢቃትልኪ❤❤❤ሮዚ ረባሺት ሕደጊ😂😂ብዝተረፈ ኣጆክን ቀፅላሉ ፅቡቃተይ❤❤❤❤❤
    ❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ በልለይ❤❤

    • @ferehayilay2153
      @ferehayilay2153 3 หลายเดือนก่อน

      @@hiwettsegay1616እሺ ዝያዳይ❤

  • @CrossSuuc-ns8xu
    @CrossSuuc-ns8xu 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣደወአይ ማዓሮለ ከምዚ ከማኽን ሓንቲ ወሊዳ እቲ ሓደ መዳሕንቲ መስሉወን ብሽፉኑ ስለ ዝተወለደ ተደናጊረን ብዝኾነ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኽን ፅሩያት❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏🙏

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሽፍን ዝተወለደ ሃፍታም ይከውን ይበሃል😁😁😁 ሓወይ ከምዚ ሽፍን ምዝተወለደ ብሂወቱ ዘሎ ኣይመሰለንን ተን ዘዋልዳ ኣዴታት ፀንሐን ተረኣዮኦ ፈለክ ይብል ኣሎ ኢለን ካብ ሽፋኑ ተቀለዐኦ ከመይ ዝበለ ህፃን ሀዚ እኹል መንእሰይ ኮይኑ። የጋጥም እዩ ግና ኣብ ገዛ ምውላድ ዝፈጥሮ ፀገም ነይሩ ንቀፃሊ ዝወልዳ ኣዴታት ናይ ሰብ ሞያ ክትትል የድሊ ትሕቲ ፈጣሪ ጥንቃቀታት የድሊ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🙏🙏🙏

    • @CrossSuuc-ns8xu
      @CrossSuuc-ns8xu 3 หลายเดือนก่อน

      @@freweynidesta ብሓቂ 🌹🌹🌹👌

  • @ygffghdhjiig2044
    @ygffghdhjiig2044 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ደሰክትብላ ንሓፍተይ ኣዘኪርክናን ፁቡቃተይ🥰🥰😘

  • @LH-iu7mx
    @LH-iu7mx 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጥዕና ይሃብኽን እግዚአብሔር ❤❤❤❤

  • @FgfggFfgh
    @FgfggFfgh 3 หลายเดือนก่อน +20

    ኣሰይ ሙቁራት ደስ ክትብላ ዕድመ ጥዕና ይሃብክን ውቅባት so ንኢቫናይ ስዕምዕም ኣብላለይ ናፊቀያ የኔ ማር ግን ብጣዕሚ ትጠፍኡ ና ኣለኩም ብዝተረፈ ዙ ቪድዮ ከማየይ ዝተመቸወኩም ላይክ👍👍ግጨውኒ ሽኮራተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน +1

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ❤

  • @FevenTadesse-j1t
    @FevenTadesse-j1t 3 หลายเดือนก่อน +2

    Shkorat❤Heran le nay baela TH-cam tkfet tblu❤

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tn 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤረትራዉያን ይመስለኒ ነይሩ ተጋሩ ዲክን
    ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን ጽሩያት❤❤

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏🙏💙

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 3 หลายเดือนก่อน +9

    2ይ ክፍል ሙቁራተይ❤❤❤❤ ዕላልክን ክጥዕም❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሂወት ታሪክን ለ ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብል ❤❤❤❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ሰበይ ሳብስክራብ እባ❤

  • @semeretekle4280
    @semeretekle4280 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሄሩ ሰንጋል ዶ ይኮኒ ❤😂 I need happy life and happy wife like you

  • @GgRr-r4y
    @GgRr-r4y 3 หลายเดือนก่อน +8

    ወይ ዛሐፍትኪ ምልዋሃ ምቅርተይ❤❤❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ማዓረይ ሳብስክራብ እባ ❤❤

  • @ውቅሮዛዓደይ
    @ውቅሮዛዓደይ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክትፅብቅ ሓፍትኺ ሮዛ🥰🥰🥰

  • @NorehaAli
    @NorehaAli 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ቆናጅ ❤ግን ቡዝሕ አይትመሰላይ ሓደ ሓደ ማንታ ምፍላይ ይአብየካ መልክዓም

  • @SaraSara-e2c
    @SaraSara-e2c 3 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክትብላ ሮዛዬ ራህባ 😊😊

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 3 หลายเดือนก่อน +3

    አሰይ ሽኳራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ፈጣሪ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @ሰላምሓለፎም
    @ሰላምሓለፎም 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን የዋሃት ፍጥረት ሮዚተይ ሓፍትኪ ደስ ክትብል ዋላ ፀባያ የዋህ ነገር ❤❤❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @zemedateka1891
    @zemedateka1891 3 หลายเดือนก่อน +10

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ደስ ትብላ ግን ማንታ ኣይትመስላን ዓባይን ንእሽተይ ትመስላ ብዝኮነ ቀፅላሉ ! ❤🎉

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ማዓረይ ሳብስክራብ እባ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

    • @Momna-k9x
      @Momna-k9x 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

  • @Hani-w9i
    @Hani-w9i 3 หลายเดือนก่อน +7

    ቡዙሕ ሰብ ይርኡ ኣሎ ዝቭድዮ ግን መብዛሕትአኩም ላይክ ሸር ሳብስክራይብ አትገብሩይ ዘለኩም በዛኩም 15k ነብፀሐየም የሕዋት

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  3 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 3 หลายเดือนก่อน +1

    አብ ዓድና አለዋ ማንቱ ዘይመሰላ ብጣዓሚ ዝተፈላለያ እን ኩሉ ማንቱ ማዓረ እዩም ዋላ ንሰኽን ዳሓን ኢክን መቅራተይ❤😂

  • @YohanesAsmerom
    @YohanesAsmerom 3 หลายเดือนก่อน +4

    Ane si elementary school 🏫 meliskinanj kulu t kunetat znebere free mind hugus menfes beqa kab kulu des zbeleni ka ab mengokin zelo respect next come together to grew their channel 👌👌❤️🥰🥰

  • @SosA-tg4ll
    @SosA-tg4ll 3 หลายเดือนก่อน +4

    ፁሩያት ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን❤❤❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 3 หลายเดือนก่อน +5

    😂😂😂😂😂እሰይ ሙቅራት ብስሓቅግን ከብደይ ቀስለ ሀረነይ ረዙየይ❤🎉

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏🙏

    • @Sojoo-k5z
      @Sojoo-k5z 3 หลายเดือนก่อน

      @@tsegatsega238 እወ ወለለአይ

    • @Sojoo-k5z
      @Sojoo-k5z 3 หลายเดือนก่อน

      @@tsegatsega238 ደምረክ

  • @ጓልድጅታልወያነ
    @ጓልድጅታልወያነ 3 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂😂ዋዉ ጎበዝ ቆልዓ

  • @TesfayeGT
    @TesfayeGT 2 หลายเดือนก่อน

    ማይ ሓፂበ ክወስዳ ፀባያ ባዕለይ ክመክራ እየ ዋ❤❤❤❤❤ክክክክክክ

  • @ነኝፈቃርነቦኣ
    @ነኝፈቃርነቦኣ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክብላ ሙቁራት🥰🥰

  • @TtYy-pi6wk
    @TtYy-pi6wk 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይትማሰላን ግን ብጣዕሚ ኢክን ደስ ትብላ ሙቁራተይ❤❤❤

  • @eyorsa
    @eyorsa 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክትብላ😍😘ኣይትጥፍኡና ግን❤😚

  • @SelamSelam-g1w
    @SelamSelam-g1w 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤waww konju

  • @ሊሊ_ትግራወይቲ
    @ሊሊ_ትግራወይቲ 3 หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ ሰላም መፃእኽን ደቂ ዓደይ ፅሩያት ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይና🙏💝💝💞💞 ግን ዙፎቶ ኣይረአን ዘሎ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @MahletMahlet-ij4ox
    @MahletMahlet-ij4ox 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ኢኪን ደስ ትብላ❤❤❤

  • @uutgmf0gy921
    @uutgmf0gy921 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዋውውውው❤❤❤❤❤ ደስ ባሃልቲ❤❤❤🎉🎉

  • @HgfjgfBbcdss
    @HgfjgfBbcdss 18 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ፅርያተይ

  • @trhasfkadu-nx6hy
    @trhasfkadu-nx6hy 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ኬብረተይ ሳብስክራብ እባ ❤

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ደስ ክትብላ በስማኣም ሩዚ መሰሐቂት 😂😂❤❤ so ይምቸክን ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @ድንግለይዋሕሲልበይ
    @ድንግለይዋሕሲልበይ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽ❤❤❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 3 หลายเดือนก่อน +4

    ፆሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏♥️💜

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏🙏

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ትብላ ማንታ ግን ኣይትመስላን😮

  • @KibromTekiea
    @KibromTekiea 3 หลายเดือนก่อน

    Atn demamu..❤❤❤

  • @salams7331
    @salams7331 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቓት❤🙏

  • @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ 3 หลายเดือนก่อน

    ተዓዲልክን ማናቱ የኔ ማሮች ❤❤

  • @ggffyff4753
    @ggffyff4753 หลายเดือนก่อน

    ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SlamhSlamh-f4p
    @SlamhSlamh-f4p 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤️❤️❤️

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምቅረት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሙቁራተይ ደስ ምባልክን ፁሩያት❤❤❤❤❤

  • @ቲቲጓልውቅሮ
    @ቲቲጓልውቅሮ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅሩያተይ❤❤

  • @hanigaltigray4573
    @hanigaltigray4573 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣነስ ማንታ ክፈቱ ማዓት እየ ደስ ኢክን ትብላ ሙቁራተይ ግን ካብክን ታይ ድየ ተዓዚበ ማናቱ እንተኮይነም ወይ እንተኮይነን ዙመጀመርታ ዝውለድ ረጊድ ዙዳሕረዋይለ ንኡሹተይ ቅጥን ዝበለ ይከውን ልክዕ ከማካትክን ማለት እዩ ሶ ይመቸክን❤❤❤❤

  • @CLf-kg7gb
    @CLf-kg7gb 3 หลายเดือนก่อน +4

    2ይ ክፍል ይቃፅል😳😁😁😁

  • @SalmaSndayo-kn3cl
    @SalmaSndayo-kn3cl 3 หลายเดือนก่อน +3

    ደሰ ክትብላ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hhfhfhj4432
    @hhfhfhj4432 3 หลายเดือนก่อน +1

    Asaye das kabla❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @Brzafhaftay
    @Brzafhaftay 3 หลายเดือนก่อน +2

    Btaemi eikn des tbla ♥️♥️♥️

  • @Tige-zs4og
    @Tige-zs4og 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቃተይ❤😍💘🌬

  • @hhkk5680
    @hhkk5680 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጨግርክን/ሓደ/ይመስል❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ፈጣሪ❤❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ፅጋበይ ሳብስክራብ እባ ❤❤❤

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኪን ፈጣር ኩላአለም ሺኮራቲ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Geni__12
    @Geni__12 3 หลายเดือนก่อน +4

    4ቲ ባዕለይ😂❤

  • @TimtiAbrha
    @TimtiAbrha 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክትብል❤❤❤

  • @YaredHaylemariam
    @YaredHaylemariam 3 หลายเดือนก่อน +2

    Hiraneyy my sensational and lovely family 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክትብላ ፅቡቃት❤❤❤😂

  • @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
    @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሽኮራት ደስ ባሃልቲ ኣነ ዝምነ ማንታ ክወልድ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ወልድ ግን ካዓ ካልኤይ ክደገም ደስ የብለን አሉ

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዋለ ኣነ አግዚአብሔር አምላክ ሰደትና የሕፀረልና❤

  • @tgr817
    @tgr817 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደሰ ትብላ😊💝

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደሰ ክትብላ ኩሉ ግዘባ ንዕነ❤

  • @azbgalweyentiytgray221
    @azbgalweyentiytgray221 3 หลายเดือนก่อน

    Nay tsbah tsfay manta❤

  • @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc
    @Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc 3 หลายเดือนก่อน +1

    እስይ ፀቡቀተይ❤❤❤❤

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕዋተይ ፁሩያት🤣❤💛

  • @gedu8644
    @gedu8644 3 หลายเดือนก่อน +8

    ግን ማናቱ ኣይትመስላን ይፈትወክን እየ❤❤

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 3 หลายเดือนก่อน

      ክብረተይ ሳብስክራብ እባ❤

    • @gedu8644
      @gedu8644 3 หลายเดือนก่อน

      @@hiwettsegay1616 ኢለኪ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ደምረን🎉

  • @ዮርዲ-Tube
    @ዮርዲ-Tube 3 หลายเดือนก่อน +1

    እውይ ፅሪቲ❤

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 3 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክትብላ መቅሰናት💋❤😍

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉😊

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅሩያተይ ክፈትወክን ፍቅርክን ይብዛሕ❤ማንታ ኣነስ ክፈቲ ብእነት❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @mmn7636
    @mmn7636 3 หลายเดือนก่อน +3

    እዊይ ደሰ ክትብላ ሽኮራት❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @Liyaliya-ou4nl
    @Liyaliya-ou4nl 3 หลายเดือนก่อน +2

    Mukurat des ktbla❤❤❤❤❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ መቅራተይ እቲ ሓፍትኪ ለዋህ እያ😂😂😂😂

  • @ferwaynigermay794
    @ferwaynigermay794 3 หลายเดือนก่อน +1

    መቁራተይ🥰😍

  • @ተመስገንኣምላኪ
    @ተመስገንኣምላኪ 3 หลายเดือนก่อน

    ሙቁራት❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Shewit4569
    @Shewit4569 3 หลายเดือนก่อน +3

    Hran ግን ደስ በሃሊት አያ English ግን ኣብዝሕክዮ ምቅርተይ ሓደ ሓደ ሰባት ቡዙሕ ኣይርደኣናይ ምስ ይቅርታ ዛ አምበተይ

  • @tebebehareya
    @tebebehareya 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሮዛ ቀስ ኢልኪ ተዛረቢ ፃሕገርገር ኮ ኢልኪ😅❤ሶ ደስ ኢክን ትብላ ፅቡቃት❤

  • @Mery4656
    @Mery4656 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሄራነይ ምቅርቲ😂❤❤

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf 3 หลายเดือนก่อน +5

    እዛ ራህዋ ትብሃል ቆልዓ❤❤❤ ካብ ምጽባቃስ እቲ IQ ናታ ከማን በላሕ እያ። so that both gorgeous girls ❤❤😅😅!!.