#new

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ก.ย. 2024
  • #mezmur
    #habesha
    #eritrean
    #ethiopia

ความคิดเห็น • 8

  • @wediandat698
    @wediandat698 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ይቀበለልኩም ❤❤❤

  • @ፌብ-ዘ24
    @ፌብ-ዘ24 วันที่ผ่านมา +1

    በስመ ሥላሴ
    ~~~✝️ ኣደ ድኻታት ✝️ ~~~
    ኣደ ድኻታት ጠበቃ ጥቁዓን
    ድኹም ዘዕርፈላ ተስፋ ናይ ሓጥኣን
    ነሳ 'ያ ጽዮን መንጪ በረኸትና
    መራሒት ንጽድቂ ኣደ ናይ ኩላትና
    ✝️~~~~~~~~~~~~~~~
    *መወጽኢት ጸሓይ ብርሃን ተረኽበላ
    ንጽህቲ ኣደ'ያ ሕፍቲ 'ውን ዘይብላ
    ድንግል ማርያም መቐረት ሕይወትና
    ንዓኣ ንምሕጸን ኪዳና ኣሚና
    ✝️~~~~~~~~~~~~~~~
    *ናይ ኖህ ቃል ኪዳን ቀስተ ደመናና
    ናይ ኣዳም ተስፋ ምኽንያት ድሕነትና
    ብምኽንያት ሔዋን ዝተዓጽወት ገነት
    ብኣኺ ተኸፍተ ኽንበልዕ ዕጸ ሕይወት
    ✝️~~~~~~~~~~~~~~~
    *ኣደ ናይ ፍቕሪ ርህርህተ ሕልና
    ኸመይ ተኸኣለኪ ምውላድ ንኣምላኽና
    ልዕሊ ኣእምሮና ዕጹብ 'ዩ መንክር
    ናትኪ ቅድስና ብኣና ዘይንገር
    ✝️~~~~~~~~~~~~~~~~
    *እንክሓቱኒ የብለይን መልሲ
    ብቃላት ዘይግለጽ ወሊድክለይ ፈውሲ
    ብንብዓት ዓይነይ እንተዝምስክር
    ባሕሪ ምሉእ 'ዩ እቲ ናትኪ ተኣምር
    ዝንቱ መዝሙር ኣምሳለ ዝማረ መላእክት ዘያጠልል ኣዕጽምተ ወዘያርህቅ ኣጋንንተ ወእግዚኣብሔር ይትወከፍ ዝማሬክሙ
    ኣሃውየ ❤ ወኣሃትየ

  • @BetielBeraki
    @BetielBeraki 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤️❤️

  • @LuwamHailetewelde
    @LuwamHailetewelde วันที่ผ่านมา +1

    ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ❤❤❤❤

  • @MerhawiKahsay-zi3ib
    @MerhawiKahsay-zi3ib 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @fiyorimezgebo2654
    @fiyorimezgebo2654 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @okbaysolomun5825
    @okbaysolomun5825 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Zimare meliakti yesmealna

  • @HaniAnde-h1z
    @HaniAnde-h1z 2 วันที่ผ่านมา

    Zmari melakti yesmalina ❤❤❤