#New

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 18

  • @semerekiflom1687
    @semerekiflom1687 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት ኣሕዋተይይይ❤❤❤❤ኣጆኹም በርትዑ ካብዚ ንላዕሊ እየ በርቲዕኹም ክሪኤኩም ዝደሊ
    ።ቅዱስ ኡራኤል ክንፉ የጽልለልኩም ፡ኣምላኽ እስራኤል ድማ የሓልኹም❤❤

  • @yerubbealkoynusmey9158
    @yerubbealkoynusmey9158 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ዝማሬ መላክቲ ይስማዓለና ኣምላክ ፈጸምቲ ይግብርኩም❤

  • @dingladegoyta4140
    @dingladegoyta4140 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይይ ዝማረ መላኣኪቲ የስማኣልና ❤❤❤❤ ኣምላክ ዕድመን ትዕና ይሃብኩም❤❤❤❤

  • @GenetBrhane-i5t
    @GenetBrhane-i5t 2 หลายเดือนก่อน +2

    Zmare melakti yesmalna❤❤❤

  • @okbaysolomun5825
    @okbaysolomun5825 3 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen zimare melaekt yesmealna xega ab lieli xega yebzihalkum amlak Amen

  • @lidiya727
    @lidiya727 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ስታምሩ እህቶቼ

  • @SELAMNIKULU-gn3dr
    @SELAMNIKULU-gn3dr 3 หลายเดือนก่อน +2

    Zmare melakt yesmalna ftwat - amlak fexemti yigberkum 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Diaconhaben
    @Diaconhaben 3 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሔር ዘመንኩም ይባርክ 🙏🏽

  • @tedroswelday7272
    @tedroswelday7272 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መልእኽቲ የስምዓልና እቲ ፍረ ግን ብዙሕ ይስማዕ የለን ግጥሚ ተትጽሕፍልና ጽቡቅ ነይሩ

  • @natsnethagos282
    @natsnethagos282 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kal hiwet yesman ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @biniamtesfa9585
    @biniamtesfa9585 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ። እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዘሓልኩም።

  • @ገቡርማርያም
    @ገቡርማርያም 2 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤

  • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
    @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ 2 หลายเดือนก่อน +5

    ብመዘምራን ቅዱስ ኡራኤል ሞንሽን (ጀርመን)
    ብብዙሕ ትዕግስቲ
    ብብዙሕ ትዕግስቲ ነፍስና ነጥሪ
    ከምቶም ኣቦታትና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ
    ብዝረኣናዮ ዝወርደና ሽግር
    ዘመን ክህበና ንለምን ንእግዚአብሔር
    ህይወትና ብምልኡ ዘብቅዐ ይመስለና
    ንብሩህ ተስፋና ከም ትንፋስ ስኢንና
    ንነብስካ ምቅታል መፍትሒ ኣይኮነን
    ዝከፍአ ዓስቢ ናይ ይሁዳ ኣምኖን (2)
    ካብ መከራ ምህዳም ብክርስትና ህይወት
    ርስትካ ምስኣን እዩ ናይ ሰማያት መንግስት
    ንሽግር ከም ጸጋ ኣሚንካ ምቅባል
    ዓስቢ በረከት ዩ ናይ ቅዱሳን ኣክሊል (2)
    ድምቅቲ ጽባሕ ንጎሆ እትበርቅ ጸሓይና
    ንጭንቀት ሸፊኑ ከይርእያ የዒንትና
    መከራ እንተሎዩ ዓወት ዝስተማቀር
    ብጸበባ ንጽናዕ ጸሎት ውን ነዘውትር (2)
    ድምቅቲ ጽባሕ ንጎሆ እትበርቅ ጸሓይና
    ንጭንቀት ሸፊኑ ከይርእያ የዒንትና
    መከራ እንተሎዩ ዓወት ዝስተማቀር
    ብጸበባ ንጽናዕ ጸሎት ውን ነዘውትር (2)

  • @elsatesfamichael258
    @elsatesfamichael258 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ።

  • @tsegatesfamichael854
    @tsegatesfamichael854 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልል 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️

  • @salmonmedhanie5739
    @salmonmedhanie5739 3 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏

  • @Mihretmisgna
    @Mihretmisgna 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @nateynatey6741
    @nateynatey6741 2 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏