ERISAT: መቃልሕ| ኣዛዚ ክ/ሰራዊት ሓረጎት ፍርዙን (ወዲ ፍርዙን) ኣብ ትግራይ ብኣባላቱ እዩ ተወጊኡ| ስለምንታይ? ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 762

  • @tekhaile5525
    @tekhaile5525 3 ปีที่แล้ว +38

    ክቡራት ተኸታተልቲ ስለ እኽብሮትኩምን ኣድናቖትኩም ኣዝየ የመስግነኩም። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ!!

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 3 ปีที่แล้ว +35

    ጀነራል ተኸሰተ ሃይለ ናይብሓቂ በሊሕን ትሑትን መስተዉዓልን እቲ ዝሃብካና እዋናዉን ምኽርን ኣዝዩ ሃናጺ እዩ እሞ ካብ ጎንና ኣይትፈለየና ኢኻ ኤሪሳት ከም ወትሩ ዕዉት ስራሕ ቀጽልዎ።

  • @danielbokru7576
    @danielbokru7576 3 ปีที่แล้ว +19

    Thanks wedi Haile
    Priority - Focus - acting Timely are the best tools to overthrow this totalitarian regime. Great analysis!

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 3 ปีที่แล้ว +7

    Jigna ayana Tekeste haile GBU and thank you team Ersat.

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 3 ปีที่แล้ว +29

    A truly remarkable man! His memory is razor sharp!

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 3 ปีที่แล้ว +7

    Good explanation general Tekeste haile. Our enemy is frustrated by your interview.

  • @asmaralondon8912
    @asmaralondon8912 3 ปีที่แล้ว +6

    Thank you for your great analysis wed Haile

  • @aberaali311
    @aberaali311 3 ปีที่แล้ว +22

    ብጣዕሚ ብሊሕ ሰብ።

  • @Weld2930
    @Weld2930 3 ปีที่แล้ว +46

    ፁቡቕ መደብ ፍትፍት ኣቢልካ ተኾልሰና ኣለኻ አብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ
    @ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ 3 ปีที่แล้ว +5

    ጅግና ጀነራል ወዲ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተሞክሮኻ ምክፋልካ የመስግን። ኤርሳት ነመስግን ምቅራብኩም ንኹቡር ጀነራል ምቅራብኩም። ብህንጥዩነት ክጽበዮ ጸኒሐ 2 ቃለ መሕትቱ ናይ ንጀነራል ወዲ ሃይለ።

    • @helenukbe4886
      @helenukbe4886 3 ปีที่แล้ว

      ጥዕና ይሃቦ ካብ ተሓታትነት ካብ ዋርሴይ ግን አይተርፍን ዲሂኾምና

  • @habtomhabtemicael1454
    @habtomhabtemicael1454 3 ปีที่แล้ว +42

    ወዲ ሃይለ is not only a hero but also very briliant.

    • @maharigbremeskel9711
      @maharigbremeskel9711 3 ปีที่แล้ว

      Ane baka yhazn aleku sireka tekeliek bzey sire erop atka hiji tezarbka tmxio etay eyu nzinebere jignnetka dmssikayo alka degma hiseb eka

    • @tesfittadese5959
      @tesfittadese5959 3 ปีที่แล้ว

      ,

  • @amra5753
    @amra5753 2 ปีที่แล้ว

    Eritrean People. Unted. 23. Novembre. 2023. Thankyou. All. You teache. Us thankyou. Grenral

  • @wiseman2732
    @wiseman2732 3 ปีที่แล้ว +36

    ኣቦና ብጀ ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!ሓቀኛ ተባዕ ወደባት ኤረተኣዊ!💝🥇👍🙏⭐🇪🇷

  • @abdrieone4080
    @abdrieone4080 3 ปีที่แล้ว +17

    Wow he's really brilliant thanks general wedi haile.

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346 3 ปีที่แล้ว +9

    ጽቡቅ መደአብ ፣የቀንየልና ስለ ዘይህለል ጻዕርኹም
    አምላኽ ዕድመአን ጥዕናን ይሀብኩም ።🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @zetamful
    @zetamful 3 ปีที่แล้ว +9

    So brillant the way you bring information same isuss with the others

  • @simontekali2738
    @simontekali2738 3 ปีที่แล้ว +20

    Wedi Haile, i heard all the interviews you did, the most interesting thing is your analysis is supper intelligent. We need you may God Keep your health till the new Change come to our Country. I hope things will go forward eminently.

    • @Tsegai
      @Tsegai 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen Egziabher mulue teena yhabo

    • @belaymesfun579
      @belaymesfun579 3 ปีที่แล้ว

      Kbur wedi HAile biziada nimexai kigber Zelewo mihsabn midrjawn iyu nihizbi Eritra kedhn zikiel bimisaliye mikri nab bixotka amahalalf..what you are doing is great.

  • @መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ
    @መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ 3 ปีที่แล้ว +37

    እዛ ሰብኣይ ደስ ክትብለኒ መዓት እያ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ኩቡር ኣቦና

    • @yonasabrha4017
      @yonasabrha4017 3 ปีที่แล้ว +11

      እዛ ሰብኣይ ኣይትበል
      ናይ ጀግንነት ን ኣቦነትን ኽብሪ ሃቦ

    • @መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ
      @መንካዕ.1973.እዩሓቀኛምንቅ 3 ปีที่แล้ว +7

      @@yonasabrha4017 እሺ ብሮ ናተይ

    • @ube-23s
      @ube-23s 3 ปีที่แล้ว

      @@yonasabrha4017 Thank you. MAAS eyom wexiom in wexae adi. When did he leave home?

  • @bihonbihon6074
    @bihonbihon6074 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣቦና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ብጣዕሚ ነመስግነካ እድመ ይሃብካ ።

  • @amra5753
    @amra5753 2 ปีที่แล้ว +2

    I am 47 years old. Iam not well educatede but i love m'y country eritrea. Thankyou. Eplf and elf happy

    • @mumm-yg2nd
      @mumm-yg2nd ปีที่แล้ว

      You frasturate your life so if get frasturate you dint any thing you have the only choise to apprecita dictatour leader .

  • @abrehetbeyene1945
    @abrehetbeyene1945 3 ปีที่แล้ว +42

    ክፈልሕ ዝቐረበ ማይ ቄጽርጽር ኢሉ ይበሂል። ወዲ ሃይለ ትህቦ ሓበሬታ ርጡብን ተኣማንን ካብ ስሚዒት ዝረሓቐን ኢዩ thanks 🙏 god blessing you .

  • @ghideonortho4957
    @ghideonortho4957 3 ปีที่แล้ว +18

    ክላ ንስኹምሲ ከለኹም ብጠጠውኩም ሜትኩም ኢኹም !!!
    ንስርዓት ክትቃወም ንቡር እዩ።
    ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ፥ ኣንጻር ሰራዊት ኤርትራ፥ ናይ ህወሓት ሻራ ምዃን ግን ናይ ሞት ሞትዩ

    • @orangemediamarktomm5713
      @orangemediamarktomm5713 3 ปีที่แล้ว +1

      Isayas mis weyane, ni jebha kem zetifias tifelit do Tikewen, isayas mis alshebab anxar weyane ab somal kem zitehababere, higi kea mis abi anxar weyane nisu zigebero kinue , wey kea tsadik zikonelu Entay u wela eko mis weyane kem zitehababere chibti ente zeybilka. Mo kea eritrean Enda axnete

    • @Horn_of_Afrika
      @Horn_of_Afrika 3 ปีที่แล้ว +1

      ቀደም ኢዮም ሞይቶም ዝሓወይ:: ሕጂ ከኣ ንወያነ ካብ መቓብር ከተስእዋ ህርድግ ይብሉ ኣለው::

  • @berihuembaye7210
    @berihuembaye7210 3 ปีที่แล้ว +25

    ናይ ብሓቂ ስዲ ኢዩ ኣብ 2006 ኣብ ናይ ክፍለሰራዊት ኣኬባ ዝተባህልኩሞ ትገብሩ ወይ ዓድና ገዲፍኩምልና ኪዱ ኢሉና

    • @behappy6830
      @behappy6830 3 ปีที่แล้ว

      Men ?

    • @berihuembaye7210
      @berihuembaye7210 3 ปีที่แล้ว +1

      @@behappy6830 ሓሮጎት ፍርዙን

    • @romarioestevao415
      @romarioestevao415 3 ปีที่แล้ว +2

      ክክክክክ አሞ አቲ ኣኬባ ኣብ ኤርትራ ኣይኮነን ኔሩ አዚ ደኣ ስዲ ዘይኮነ ደንቆሮ ዩ ሓወይይይ

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 3 ปีที่แล้ว +8

    Brigader general u are very smart.the way u transmit your massage is brilliant.stay safe and blessed.

  • @ፍትሒንውጹዕ
    @ፍትሒንውጹዕ 3 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ሃይለን ሄኖክን ብጣዕሚ ጠቓሚ ቃለ መሕትት። ቀጽልዎ። ከም ብዓል ወዲ ሃይለ ዝኣመሰሉ መኽዘናት ፍልጠት ናብ ቅድሚት ምምጽኦም ንህዝብናን ሃገርናን ዕቢ ጥቕሚ እዩ። በርትዑ። ወዲ ሃይለ ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!

  • @bwoldu6776
    @bwoldu6776 3 ปีที่แล้ว +3

    Thanks both of you

  • @kiflurezene6624
    @kiflurezene6624 3 ปีที่แล้ว +4

    ኤርሳት ኩሉ እትገብርዎ ናይ ጀነራል ተኸስተ ክላበወኩም ናይ ብሓቂ ብመጽሓፍ መልክዕ ተጻሒፉ ኣብዝሓጸረ ግዜ እንተዝቀርብ ሲ እዚ ወለዶ ድፍኢት ምገበረሉ ይብል

  • @amra5753
    @amra5753 2 ปีที่แล้ว

    Thankyou for free speech and press 23

  • @danielmehari8197
    @danielmehari8197 3 ปีที่แล้ว +2

    General Haile , T
    መጀሙርያ ከም ነባር ወታሃደርን መራሒ ሰራዊትን ኤርትራ ምስጋነይ ይብጻሕካ.
    አብ ገለ ገለ media interview ክትገብር ቀኒኻ እሞ ቁሩብ ሓሳበተይ ፈይ ከብለልካ .
    ብናተይ አጠማምታ አሰና (paid , መዝሩዕ)ዋላ'ውን ኤረሳት ኤርትራ ኤርትራ ንምንዋር ን ንምጽላምን ተዋፊሮም ዘለው እዮም.
    መጀመርያ ነቲ ንስኻ ን ብጾትካን ኩላትና ኤርትራውያን ከቢድ ዋጋ ዝኽፈልናሉ ንሓርነትን ንናጽነትን ዋጋ አብ ዝሐሸ ን ዝበለጸን አብ ዘተእማምን ጽፍሒ ክበጽሕ ባዓል ዓቢ ተስፋ እየ, ፈጣሪ ድማ ንኤርትራን ህዝባን ይባርኽ.
    G. Haile (ካብቶም ውሑዳት ዝተረፉ ገዳይም) በቲ ዘሎካ አብ ሕብርተሰብና ተቐባልነት ተጠቕምካ ንመንእሰያት ኤርትራ አብቲ ምኽንያትን ውጺኢትን -አወንታዊ ሃገራዊ ተርኽቦታት ምምስካር , መብጸዓ ስውኣት ምኽባርን ምምስካርን, እወ መብጸዓ ብጾትካ ስውኣት ምኽባርን ምምስካርን ሐድሽ ወሎዶ ምምሃርን .
    ብፍላይ ከም መራሒ ሰራዊት ሃገር እበይ አሎኻ ጡሮታ ወጺእካ , active member ዋላ አብ deathbed ሃሉ ትዛረቦ ጸላዊ ክኽውን ስለዝኽኡል ምስ መን interview ትገብር እንትይ ትብል ምሕሳብ አገዳሲ እዩ.
    ከምኡ'ውን አብ ምህናጽ ሃገር ሃገራዊ ወፈራ ንኹሎም ኤርትራውያን ምምካር መንገዲ ምትሓዝ ጉብእካ እዩ.
    እሞ እቶም ዘለውን ዝተሰውኡን አብቲ ንስኻ ን ኩላትና ንፈልጦ , ሰማያት ኤርትራ ነፈርቲ እትዮጰያ ብሒተኖኦ ጸረ ነፋሪት ከይዓጠቑ, ብ አማኢት ታንክታት ምስ ሺሾ ሰራዊት ብዑሩቕ ዝባኖም ብጡሙይ ከብዶም , ዝተሰውኡን , ተሪፎም ዘለው ዋላ ጋና መናባብሮኦም ንስኻ ትፈልጦም ውልቀ ሰባት አስማቶም እንዳጠቐስካ እዚ እባ ከምዚ እባ ክትብል
    ዓ ገ ብ
    ዓ ገ ብ
    ዓ ገ ብ

  • @samsonfissehaye7807
    @samsonfissehaye7807 3 ปีที่แล้ว +36

    ኣዝዩ መሳጢ፡ ዘየሰልቹ፡ ብሉጽ ትሕዝቶ ዘለዎ ቃለ መሕተት። ብ/ጀ ተከስተ፡ ከምዚ ዝበለ ኣዝዩ ተቃሚ ሓበሬታ ብዘይ ዝኮነ ጸርፊ ወይ ምግናን ስለ ዘቅረብካ ኣዝየ የመስግነካ። ከምኡ ውን ሄኖክን ኤሪ ሳትን ልባዊ ምስጋና ንዓኩም። እዚ ዘሎ ሓበሬታ ኣዝዩ እዋናውን ተቃምን ኮይኑ፡ ኣብ እንታይ ንግበር ዘተኮረ ተመክሮ ሓዘል ምክሪ እንተ ትሓትዎ ከኣ ጽቡቅ ምኮነ እብል ።

  • @thegarzado1470
    @thegarzado1470 3 ปีที่แล้ว +10

    Amazing General 🇪🇷💪💪💪

  • @kiflomhabtemariam4643
    @kiflomhabtemariam4643 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሐቂ ሐላፊና ነይሩ እዩ ኅሊጽካዮ እለኻ

  • @forceforgood4669
    @forceforgood4669 3 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ጄኔራል። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ነኽብረካ።

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ኔርካ ግን እዚ ምሽሙሽ ትግራይ ትዕወት ክሓተካ ዘሕፍር እዩ

  • @goytayibarek
    @goytayibarek 3 ปีที่แล้ว +18

    Rezin Senay bunet. Thanks so much for this.

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 2 ปีที่แล้ว

    Thanks Erisat. Long live to you hero General Tekeste Haile. You memorize the past history as the prayer of Jesus .let God keep you to see the free Eritrea from the sadist Esayas regime!

  • @DawitTeklemariam-xe2xs
    @DawitTeklemariam-xe2xs ปีที่แล้ว

    ካባካ ንላዕሊ ኣውራጃዊ ኣይነበረን

  • @lsaneyade7763
    @lsaneyade7763 3 ปีที่แล้ว +47

    ብእሩም ቃላት ስሚዒት ዘይብሉ ገሊጹልና ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። እንበር ወዲ ፍርዙን ኣዝዩ ስዲ እዩ ( ነቡኡ ከማን ኣይገፈፎን ሃሪሙዎ ኔሩ ።

    • @Fi5701
      @Fi5701 3 ปีที่แล้ว +2

      Father harimuwo ewayyy kkkk

  • @aidaazmir1696
    @aidaazmir1696 3 ปีที่แล้ว +5

    Wedi haile Really seb Amlak misake yikune GOD BLESSED u 👍🙏😍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tareketesfamicael4793
    @tareketesfamicael4793 3 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ የቀንየልና ጀነራል ተኸስተ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::: ኤረ ኢሳት ከኣ የቀንየልና:: ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ:::

  • @mhuraraya6048
    @mhuraraya6048 3 ปีที่แล้ว +3

    Btami mesati melekti thanks hero

  • @salmhumed4994
    @salmhumed4994 3 ปีที่แล้ว +26

    I remember wedi hayle when he make as meeting in 1999 in tukumbiya was a great man ! long life I pray for you ! u r our hero!!!

    • @robitete3838
      @robitete3838 3 ปีที่แล้ว +4

      ቶኾምብያ ዓደይ እዩ😊

    • @machwegdektatorvonunsereml7186
      @machwegdektatorvonunsereml7186 3 ปีที่แล้ว +3

      @@robitete3838 tchunbya adcha trh zeykonet,adey klu eritawie eya,Selzi hbrwi hseb brother

  • @amra5753
    @amra5753 2 ปีที่แล้ว

    Thankyou all you teach us. About our country eritrea. 24 May 1991. I respect all worlde thankyou

  • @essayasberhane7698
    @essayasberhane7698 3 ปีที่แล้ว +15

    ወድሃይለ ቆራጡ ምስ ወጻካ ንደገ እቲ ዝገርመካ ትግራዋይ እዩ እኮ ኢሎም ከውሪልካ ጀሚሮም ባዓል ሐሮጎት ምስ መን ኢና ተጋዲልና ሕጂ ገሪሙና አጆካ ግና።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 3 ปีที่แล้ว +3

      ሎሚ ድዬም ኢሎም ግደፍ ዶ ንውልቀሰብ ንኣውራጃ ምልእቲ ንእሽቶ አጋመ ንመን ድዬም ኢሎምዎ።ንፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ዝሰምኦ እዩ።

  • @natsennetnagasi9115
    @natsennetnagasi9115 3 ปีที่แล้ว +23

    That is realy good news from our military 🙏👍❤🌹

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 2 ปีที่แล้ว +4

    ተክስተ ሃይለ መቸም ቡዙሕ ጽቡቅ ስለ ትዛረብ በዛ ናይ ሕጂ ሑሉፍ ጽቡቅካ አይድምስሶን የ ፡ግን ወግናውነት ድአ መን ድዩ ጀሚርዎ ዶስ አባካ ክም ቁቡል ስለ ትወስዶ ኢካ ኮንካ እስከ ክዘክረካ ድሕሪ ጉጅለ 15 ምእሳሮም ብዓል ኮሮኔል ወዲ ሓጎስ /ሌ,ኮ ወዲ ምስግና /ትሃድሶ ክ/ስ 33 አዛዚ ወዲ ሓጎስ/ምምሕዳር ክ/ስ 33 ወዲ ደስታ ፡ኤምዳድ ክ/ስ 33 ቴድሮስ እስከ እዚኦም ትፈልጦ ዶ ብሓቂ ትሕፍር ኢካ ፡ካልእ ኮሮኔል ወዲ ሓጎስ 6 ወርሒ አፍዓበት ምእስሪኡ ድአ አበይ ረሲዕካዮ ዶስ አብ ግዜ ጅብሃ ምሳካ ስለ ዝነበረ ፡እስከ ክሓተካ ደቂ አኮሎጉዛይ ጥራሕ ድዮም ትአሲሮም እስክ መልስ እስከ ልብካ ሓቂ ተዛረብ ኢልካ ሕተቶ ፡እስከ ዘክር 2006 26 ኮሮኔላት ትአስሩላ እስከ አውጻዮ ፡ዝግርም ዩ እስከ ኮሮኔል ምዓርጉ አብ እዚ በርጌድ ዘሎ ሓላፊ አሎ አብ ኤርትራ አታ ቁሩብ ሲሒትካዶ ሎምስ ፡ሌ,ኮ ደይኮኑን ሓለቃ ስታፍ ዘለው አብ ኤርትራ ብሓቂ እዚ ናይ ሎሚ መግለጺካ ዜሮ ብኩሉንትንኡ ፡ካልእ ትማል ትማል እስካ ደይኮንካን ምስ ሕውሓት ኮንካ ዶም ስራዊት ኤርትራ ክትፍሰስ ዝነቀልካ ብሓቂ ፍታሕ ብጎቦ ትመጽእ ድያ ቃልሲ ብየን ዝመጸ ይድምዕ ጽቡቅ ጌርካ ትፈልጥ ኢካ ግን እዚ ምግባርካ ዝርኢ ሓሳብ እንተ ሃልዪ ንስካ ውን ጥጁኡ ዕላማ ከም ዘለካ የነጽር ዕላማካ።

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 4 หลายเดือนก่อน

      ሻዕብያ ዑሱባት እዬም.

  • @nezz2025
    @nezz2025 2 ปีที่แล้ว

    ኤሪሳት ዛ ኣይከሰርናን ትብል ኣብ መእተዊ ዘላ እለይዋ።
    any way i love you.b/ce you are one of these true eritrean medias i follow.

  • @abrahamkahsai8930
    @abrahamkahsai8930 3 ปีที่แล้ว +7

    Brilliant general only in Eritrea 🇪🇷.

  • @melesrezene7526
    @melesrezene7526 3 ปีที่แล้ว +25

    ብጣዕሚ ለባም ርሁሩህ ወላዲ ዝመስሎን ይኸዉን ዝብሎም ዝገብር ናይ ካልኦት ሓሳብ ዘኽብር ኣብ ጠንቂ ፕራይ ዘተኩር ምኻኑ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቆን ዘመስጉኖን

    • @alazarasmelash8308
      @alazarasmelash8308 2 ปีที่แล้ว

      ብመጀመራ ንኹሉ ጹፉፍ ሓበሬታ መሐብ ጽቡቅ እዩ ቀዳማይ ወዲ ፉሩዙን ናይ ክፍለ ሰራዊት 22 እዩ ክሳብ ሕጂ :ሓዉ ከአ ሓለቃ ስታፍ ክፍለ ስራዊት 26 እዩ : ካልእ ወዲ ፉሩዙን አብ ትግራይ አይተወገእን እዚ ተብሎ ደለኻ ሓሶት እዩ ክሳብ ሕጂ ከአ አዛዚ ክፍለ ሰራዊት ወዲ ፉሩዙን እዩ ካልእ ንስኻ ንባዓልካ ስዲ ኢካ ብሰክኻ ክንደይ ሰብ ጠፊኡ ሕጂ ወጺኻ ጻድቅ አይትምሰል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kiflebrhane8616
    @kiflebrhane8616 3 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ብሉጽ ሓሳብ ፍትፍት ኣቢልካ ኣውሕጥ ኣቢልካና

  • @Debsh7
    @Debsh7 3 ปีที่แล้ว +2

    ዕንኩር ይባሃል ወድ ሃይለ እታ ቃል.

    • @Debsh7
      @Debsh7 3 ปีที่แล้ว

      ካልኣይ መብርሂ (ዕንኩር) ማለት ዕንካር, ነድሪ:ረጽሚ ተላዒሉ :ፈለኽለኽ ኢሉ:ገምፊሉ ኢልካ ክትንትና ትኽእል ኢኻ.
      ዕንካር ንዕንካር ኮይና ኢልካያ ወድ ሃይለ.
      ሕጂ ኮፍ መበሊ የለን ፈጸጋ ከይበሰለ.
      ኣንታዓያ በሎም ወድ ሃይለ.

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 3 ปีที่แล้ว +9

    B.G.W.HAYLE-THE BEST IRON PROUD TO SEE,&HEAR HIM.....SON OF DECA....

  • @tmuzgigebrekidan8579
    @tmuzgigebrekidan8579 3 ปีที่แล้ว +21

    ብጣሚ ንፉዕን ተባዕ ተጋዳለይ :ሓቅታት ንምቅላዕ ተመሓላልፎ ዘለኻ ብዘይ ቀልዓለም ክትምስገን ክትከብርን ዝግባካ ሰብ ኢኻ ሞ :ስለዚ ኣጆኻ ቐጽሎ ኣጎንኻ ኣለና ::

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 3 ปีที่แล้ว +14

    ወዲ ሃይለ ክዋሓጥ ዝኽእል ጽፉፍ ዘይተጋነነ ጽቡቅ ኣፍልጦኻን ገምጋካን ንሰባት ብዘለውዎ ሕጂ ጥራይ ዘይኮነ ብልጭኦምን ድኻሞምን ብዝግባእ ክትሕብር ምኽኣልካ ዝድነቅ ኢዩ። ከምኡ ውን ፍልልያት ኣብ ወለዶ ተኸሲቱ ዘሎን ኣተሓሳስባን ምስ ሕሉፍ ክዛመዶን ክጓነጾን ዘሎ ተኽእሎታት ሰብ ክግንዘብ ምግባርካ ዝምስገን ሓበሬታ ኦዩ። ቀጺሎ ሓበሬታ ሓይሊ ስለዝኾነ ።

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 2 ปีที่แล้ว

    Thank you Erisat kemeziom ayenet intelegent sebat bememetsakum.

  • @zemenfeskfle4069
    @zemenfeskfle4069 3 ปีที่แล้ว +11

    ጅግና ብ ጀ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ተመኩረካ ኣሕልፈ

  • @TedrosZerom-jn3jg
    @TedrosZerom-jn3jg 4 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ሃይለ ኣነ ጽቡቕ ጌረ ይፈልጠካየ ጅግና ኢኻ ዓርኪ ጀጋኑ ኔርካስ ዓርኪ ወኻሩ ናይ ሓረጎት ንጡፍዩ ሰራዊቱ ይቆጻጸርዩ ትእዛዝ የኽብር እዚ እንድሕር ኮይኑ ሚዛንካ አዛዚ ክ ሰራዊት ክኸውን እንታይ የጸግሞ ካልእ ዝተጋገኻያ ኣውራጃዊ ኢልካዮ ተጋጊኻ ንኣኻን ንዑኡን ጽቡቕ ጌረየ ዝፈልጠኩም እስኻ በተራ ኣባል ተነቒፍካ ትቕበል ኢኻ እስኻ አብዝነበርካሉ ኣብትሕተኻ ኣውራጃውያን ነሮምዮም ደቂ ከባቢኻ ሓቂ ተዛረብ መንዩ ኣውራጃዊ ጽቡቕ ጌርካ ትፈልጥ ኢኻ።

  • @tesfom161
    @tesfom161 3 ปีที่แล้ว +16

    Doing a great job wedi haile

  • @andomhadgu3502
    @andomhadgu3502 3 ปีที่แล้ว +6

    GO GO GO! This an intelligent. I really support your suggestion. We should work hard to inform the people inside .......the only way is fight back....even kill those who don't side with will of the people! No more bending your knees fight back!

  • @hadishketema1545
    @hadishketema1545 3 ปีที่แล้ว +12

    Thank you General, long live

  • @issacmedin1731
    @issacmedin1731 3 ปีที่แล้ว +2

    Thank u Henok and Briigadier General T. Haile. It's a good job. We people will move to action after fed this idea. Issac T. Medin

  • @mghmmghm4700
    @mghmmghm4700 3 ปีที่แล้ว +2

    Good job General Tekeste.

  • @kayaskayaskayas3221
    @kayaskayaskayas3221 3 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ኤሪሳት ሰስኑ ሰስኑ::
    ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣዝዩ በሊሕ: ምኩር :ክኢላ :ባዓል ልዑል ህያብ ናይ ምዝካር ተኽእሎ ዘለዎ ክቡር ወድ ሃገርዩ: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::

  • @AngelMichael386
    @AngelMichael386 3 ปีที่แล้ว +17

    ወዲ ፍርዙን ኳዜን እንተኾይኑ ዋጋ ዘይብሉ ምዃኑ ፍሉጥ እዩ ምኽንያቱስ ንህዝቢ ኳዜን ከድሕን ዘይክእል ሕልኩስ ብዓደብኡ ዝተረግመ እዩ ማለት እኳዩ ኣምላኺ ይሁዳ።

    • @MD-qk3uu
      @MD-qk3uu 3 ปีที่แล้ว +5

      ምሽ ዓዱ ከድሕን ነታ ዓድን ከባብን ድም ኣንቢዕዋ እዩ ዓሽ ዝኾነ ፍጥረት

    • @mahariteklit754
      @mahariteklit754 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ልብና ኣሎ እዚ ረሳሕ ወዲ ፍርዙን ዝገበሮ ኣብ 2009 /2020 ኣብ ልእሊ ህዝቢ ዓዜን ካዜን ዝገቦሮ

    • @berbere4478
      @berbere4478 3 ปีที่แล้ว

      Michael Zeraebruk. ኩሎም ኳዜን ዋጋ የብሎምን ኢዩ ዘስምዕ መልእኽትኻ ይርዳኣካ ዶ ኣሎ

    • @AngelMichael386
      @AngelMichael386 3 ปีที่แล้ว +2

      @@berbere4478 ኣበየናይ ዓለም ዲኻ ትነብር ቋንቋ ትግርኛ ትሓጽረካ ድያ?ዋላስ ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ኤርትራውያን ቃላት ሰንጢቕካ ነገር ክትጽሕት?ንጽልን ድርብን/Singular and Purular/ ኣነጺርካ ፍለጦም።

    • @berbere4478
      @berbere4478 3 ปีที่แล้ว

      @@AngelMichael386 ወዲ ፉርዙን ኻዜን እንተኾይኑ ዋጋ ዘይብሉ ፉሉጥ ኢዩ, እዚ ኢዩ ጺሒፍካዮ ዘለኻ, , ወዲዃዜን እንተኾይኑ ዋጋ የብሉን ትብል ኣለኻ

  • @kbribrhane8459
    @kbribrhane8459 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝኸበርካ ብ/ጀነራል ተኸስተ
    ኣቀዲመ ሰላምን ጥዕናንን ይምነየልካ።
    ብዛዕባ እዚ ቀጻሊ ትህቦ ዘለኻ ቃለ መሕተት ድማ ዋላኳ ኣብ ገለ ጉዳያት ቅሬታ እንተ ሃለወኒ ንብቅዓትካን ልዑል ዓቅምኻን ድማ ሓደ ካብ ኣድነቅትኻ እየ።
    ኣብዛ ናይ ሓረጎት ወዲ ቀሺ ፍርዙን መግለጺ ግና ኣስፍሕ ኣቢልካ እንተ ትገልጻ ጽቡቅ ነይሩ።
    ሓረጎት ፍርዙን መልክዑን ባህርያቱን ቅርጺ ኣካላቱን ኣዝዩ ዘጽልእ ሰብ ኢዩ።
    ስለዚ ነዚ ዝትፋእ ድኣምበር ዝውሓጥ ዘይብሉ ሰብ ዝመስል ኣራዊት ሓረጎት ፍርዙን ኣስፊሕካ እንተ ትገልጾ ምሓሸ።

  • @eyobzewelde1196
    @eyobzewelde1196 3 ปีที่แล้ว +1

    Good idea

  • @hello-nz4hy
    @hello-nz4hy 3 ปีที่แล้ว +19

    This is the real eritrean hero. His life was and still dedicated for his people and country. A true hero

  • @rahelyetbarek7439
    @rahelyetbarek7439 3 ปีที่แล้ว +8

    May the Lord give us wisdom to pass this difficult time. Very intelligent and brilliant man. Thank you🙏🙏🙏

  • @elilhagos9952
    @elilhagos9952 3 ปีที่แล้ว +6

    Brilliant guy!!! Isayas is always escaping from accountability. That is true is the cause of the problem.

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 3 ปีที่แล้ว +19

    Brilliant person! May God be with you for eternity 🌹🌹🌹

  • @NA-bb9cb
    @NA-bb9cb 3 ปีที่แล้ว +4

    Thank you General tekaste hayle 🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @themaischannel7092
    @themaischannel7092 3 ปีที่แล้ว

    Thanks wedi haile anbesa 💪💪💪

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰራዊት ኤርትራ አሕዋትና አቦታትና አደታትና እዮም። አብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ንሰራዊት ኤርትራ ከንቃወም ወይ ውን ክንቅፍ ገጋ እዩ። ወያነ ምስ አጽዋሮም ተዘይ ተደምሲሶም ኤርትራ ምስ ህዝባ ክድምስሱዋ እዮም። መሬት ኤርትራ ናይ ትግይ ኢዩ ኢሎም ንህዝቢ ትግራይ ውን አእሚኖሞ ኢየም።

  • @robelweldu4398
    @robelweldu4398 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦና ተከስተ ሃይለ ከብረት ያህበልና

  • @shuruqshams2247
    @shuruqshams2247 3 ปีที่แล้ว +22

    This is great episode. This kind of topics will educate us about Isias’s yes men. They will be very concerned too now because people know their dirty jobs.

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 3 ปีที่แล้ว +2

    ኩቡር ሄኖክ ሐወይ ( I have high respect for you and the general) ወያነ አሎ ዝባሃል ማእለያ ዘይብሉ ዝኣከበቶ አጽዋር ናዓና ንኤርትራውያን ንምጽናት ዳኣ ኢምበር ንህዝቢ ኢትዮጵያ ሲ ብ ክልል ብቃንቃ መቃቂላ ፋሕ አብላ ን30 ዓመት ስለ ዝገዛኣትም ንዘለኣለም ብ ሸርሒን ተንኮልን ንኽገዝኡዎም ውን ዘይጣራጥር ሕልምን እምነትን ነሩዎም ኢዩ። ንሕና ኤርትራውያን በዚ ጀጋኑ ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ዝገብርዎ ዘለዉ እቲ ዝላዓለ መስዋእትን ይኽፍሉ አለው። እዚ ወያነ ትነዝሖ ዘላ ብ ተጋሩ አብ መላእ ዓለም ሐሶትን ጸለመን ንሕና ኤርትራውያን ክንምክቶ ዳኣ እምበር ክንደግሞን ክንዛረበሉን ከም ጨብጥታት ( as if it was hard fact) ገጋ እዩ። ናይ ወያነ ምጥፋእ ናዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነስ ንህዝቢ ቀርኒ አፍሪቃ ውን ካብ ኩናትን ወረ ኩናትን ዘውጽእ ኢዩ።

    • @jossiboy5464
      @jossiboy5464 3 ปีที่แล้ว

      አንቲ ዓዋን ናይዚ ሓሳዊ ዶክቶር አቢ ኸ እንታይ ውሕስነት አለኪ እዩ ወያነ ወያነ ትብሊ እቲ አርማ ሕሰም ኢሰያስ እንታይ ይገብር አሎ ንምንታይ ሕጂ ኸ መስዋኣቲ ይኽፈል አሎ ትሓስብሉ ዶ ወይስ ምረት መሳዋኣትን ስንክልናን አይስማዓክን እዩ ንምንታይ ሕጂ እቲ ን20 ዓመት ዶብና እንዳበለ ከርተት ዘበላና ሕጂ ንምንታይ ታሓንጺጹ ዘይውዳኣ ንወያኒ እኮ ዶብና ሒዝና ንኽእሎ ኢና ሕጂ ወያነ አይኮነን አብ ክልል ኮይኑ ምልእቲ ኢትዮጲያ ሒዙ አይሳዓረን መቸም ዳሓን እንታይ ይገበር ብጽሊኢ ትግራይ ትህነጽ ኢርትራ ተልያ ክንሪኢ ኢና ።እንተ እቲ ሞት እሞ ኩልና ኢና ከም ቀጽሊ ንርግፍ ዘለና ።ግን ኽሓተኪ ብምጥፋኣ ወያነ እዚ ንኸፍሎ ዘለና መስዋኣቲ ንካሓስ ዶ ይመስለኪ ፡ውያነኸ ጠፌአ ዶ ትብሊ ወይ ወያነ ኽ ይሳዓር ዶ ይመስለኪ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 3 ปีที่แล้ว

      @@jossiboy5464 ገጋ ብገጋ አይእረምን ኢዩ። ኢሳያስ ኩሉ ግዜ ብጀካ ገጋ ቁኑዕ ቦሊሲስ ( policies) ወሲዱ አይፈልጥን ኢዩ። እዚ አብ ቦቱኡ ኮሎ ግን ናይ ወያነ ገበናታት አብልዕለና ዝገበረቶ ማእለያ የብሉን። ወያነ ናዓና ኤርትራውያን ንኽተጸንት ማእለያ ዘይብሉ ዘመናዊ አጽዋር አኪባ። ብስውር መንገዲ ወያነ መሬት ኤርትራ ናይ ትግራይ ኢዩ እንዳበለት ን ተጋሩን ዘይ ተጋሩን ሐንጎሎም ሐጺባ ንትግራይ ጥራይ ሰላም ሂባ ትነብር ነራ።

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 3 ปีที่แล้ว

      @@jossiboy5464 ተጋሩ ካብ 1889 ማለት ን123 ዓመት ብስውር መንገዲ ተዋጊኦሙና። ሃጸይ ዮሃንስ አብ መራሒ ናይ ትግራይ ዝነበረ አብ 1889 ድሕሪ ሚልዮንናት ኢትዮጵያውያን ምስ አጽነተ ናብ ኤርትራ መጺኡ ውን ሚልዮንናት ደቀባት ኤርትራውያን ኢዩ አጽኒቱ። ህዝቢ ትግራይ ብደም ኤርትራውያን ጨቂዩ ኢዩ።

    • @jossiboy5464
      @jossiboy5464 3 ปีที่แล้ว

      @@wintahabtom9894 ንሕና ኤርትራውያን እንትርፎ ጸላኣትና ጸላኣትና ክንብል ዋላሓደ ፈተውትና ከይበልና ዘመናት ሓሊፉ ።አነ ዘዛርበኒ ዘሎ እቲ ቀንዲ ጸላኢኻ ገድፍካ ወያነ ክንብል ድሕሪ ሰብ ተሪፍና ወያነ ክንድዚ ድዩ ዝፍራሓና ዘስጋኣና ክሳብ ክንድዚ ድይና ወዲቅና ግን ክሓተኪ ናይ ኢርትራ ሽግር አይኮነን ትግራይ ብምልእታ ኢትዮጳያ ዋላ ሰዱና ጠፊኢን ሽግርና ዝውዳኣ ዶ ይመስለኪ ንዓይ አይመስለንን ምኽንያቱ ኢሰያስ ፍቅሪ ኢርትራን ህዝባን ብፍጹም የቡሉ አብ ዛዓለም ዘለዋ ሃገራት ናይ ዶብ ሽግር ዘይብለን የለን ናህና ግን ንበይኑ እዩ ባድመ ክንብል ህዝብን ሃገርን ባዲማ መወዳኣታ ዓለም ተሪፊ ንሕና ድማ መድንግጻት ለመንቲ መንበሪ ወረቅት ኮይና ተሪፍን እዚ ኩሉ መስዋኣቲ ይግርም እዩ ሃገር ከለና ኢርትራዊ ታሲራ እኮ እንትርፎ መውሃቢ ወርቀት ካልእ ክንግብረሉ ዘይንኽእል ኢና ።ክሳብ ወዲቂና ተዋሪድና ከምዘለና ከይአመና ዋላ ዋላ አብ ንበጽሖ የለን እንዳተቀንዘኻ ምንባር እዩ ኢርትራ ኢርትራ ተበልካ አብ ወጻኢ ዝመጽእ ለውጢ የለን ።እዚ ኩሉ ኢርትራ ክብል ዝውዕል ሃገራዊ ክይመስለኪ ንሕና ሰደተኛታት ኢና ምኽንያቱ ሃገራዊ ዝባሃል አብ ሃገሩ እዩ ዝንብር እዞም አብ ደገ ዝነብሩ ደገፍቲ ህግደፍ ግን አብ ሃገሮም ዘይቅመጡ ሃገራውያን ዘይኮኑ አምሰሉታት ተጃሃሪቲ እዮም

  • @weldemaikwelu8671
    @weldemaikwelu8671 3 ปีที่แล้ว +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና

  • @A.G.Teklay
    @A.G.Teklay 3 ปีที่แล้ว +6

    I never stopped to hear the truth history of B. General Tekeste Hile (wedi Hile). He is a very sharp mind and the truth General

  • @amra5753
    @amra5753 2 ปีที่แล้ว

    I love. You. M'y country eritrea. I call. M'y family. Iam sent m'étale

  • @tesfaytesfazgy6502
    @tesfaytesfazgy6502 3 ปีที่แล้ว +5

    አብርሃ ካሳ መን ኢዩ ?
    አብርሃ ካሳ ሓርበኛ ፣ ስለኤርትራ ከርተት ዝበለ፣ በሊሕ ሓንጎል ዝውንን፣
    እቲ ዝለዓለ ፍልጠት ዘለዎ ነቲ ሓያልን ዘይድፈርን ሓገራዊ ድህንነት ዝመርሕ፣ ተባዕ በዓል አርባዕተ ፍርንጭት፣ ነቲ ጎይታኹም ወያነ ዝቐበረ፣ ጸረዕሱብን፣
    ጸረተረፍ መረፍ ጀብሃን ጸረ ከዳዓት ባራዩ ወያን ሀገር ዘድሓነ ጀግና ኤርትራዊ ኢዩ ። ሞት ንከዳዓትን ወያነን ።

    • @simontesfalem8631
      @simontesfalem8631 4 หลายเดือนก่อน

      መንዩ ከዳዕ ኣቦታትና ንሕና ኣብ ሃገርና ከቢርና ክንነብር ዝተሰውኡ ነዚ ጠሊሙ ሰብ ኣደዳ ስደተን ማእሰርትን ዝገበረ ስርዓት ድዩስ ወይ ህዝበይ ዝተበደለ ይኣኽሎ ኢሉ ሓቂ ዝዛረብዩ ገለዶ ኣብ ቤተሰብካ ዘይተኣሰረካ ኮይኑ ወይስ ሕልናኻ ዝሸጥካ ኢኻ። ንዓና ደቂ ስዉኣት ስድራና ዝሰኣናሞ ዓድና ገዲፍና ስቓይ ስደት ነስተማቕር ዘለና ኢልካ ምዝራብሲ ግደፎ መስዋእቲ ኣቦታትና ኣምላኽ ይቀበሎ ንስኻ ግን ንዓና ኢልካ ዘይኮንካስ ንኣምላኽ ኢልካ ምስ ሓቂ ወግን

  • @amra5753
    @amra5753 2 ปีที่แล้ว

    I was boren in eritrea highe lande of eritrea and love. And peace forall world. Iam 47 years old i was boren in 1975 i h

  • @annakelete4199
    @annakelete4199 2 ปีที่แล้ว

    ናብሐቂ

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 3 ปีที่แล้ว +7

    it's amazing how the dictatorship worked for a ver long time to get to this point but none of the comrades suspected his deep intentions and still at loss...

  • @hisa3439
    @hisa3439 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay bahaki General!!
    Very intelligent analysis ! I wish you can lead the new generation to fight the dictator !
    Thank you General for your service 🧡🧡

  • @isaiastenbenai2286
    @isaiastenbenai2286 3 ปีที่แล้ว +7

    Great , wise and gentle patriotic man !

  • @amra5753
    @amra5753 2 ปีที่แล้ว

    Yes you are right thé New génération of eritrea they dont Know about eritrea you are right 2023

  • @tewisaak9248
    @tewisaak9248 3 ปีที่แล้ว

    ሰራዊት ኤርትራ ልእላውነት ንምውሓስ ዝወፈረ ።ብእኻትኩም መስዋእቱን መቆሰልቱን ንትግራይ ተሓሊቅኩም ሐራይ ገበርዎ ክትብሉ ብሓቂ ደለይቲ ፍትሒ አይኮንኩምን ደለይቲ ወያነ።ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰራዊትናን መሪሕነቶምን ብመስዋእቶም ሃገር አውሒስኩም ።ዕሱባት ዘርኢ ተጋሩ ሃገር ንምፍራስ አይካአልን ኢዩ።ጎብለል ቅርኒ አፍሪቃስ ሻዕብያ ሰራዊቱ መሪሕንቱ ወዲ ፍርዙን ዘሎዎምን ፕረሲደንት ኤርትራ ምንስተራቱን ፈታዎ ሃገሩ እንካዕ አሐጎሰና ወያነ ተቀቢራ

  • @regatgiegziabiher7197
    @regatgiegziabiher7197 3 ปีที่แล้ว

    Well done 👍 Tekeste Haile

  • @asfaha.m.g.d8021
    @asfaha.m.g.d8021 3 ปีที่แล้ว +2

    Jeneral wedi hayle tebae kulu akaliayo esku

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣዚዩ ዝናኣድን ዝድነቅን መደባት ብምቅራ ብኩም ልዑል ምስገና ይብጻሕኩም

  • @amra5753
    @amra5753 2 ปีที่แล้ว

    Thankyou all. Gornaliste of eritrea. Ican speake english tigrina tigre

  • @petertella4169
    @petertella4169 3 ปีที่แล้ว +2

    Azyu ankahi mhari xruy kereb thank you erisat.

  • @tekestehaile705
    @tekestehaile705 3 ปีที่แล้ว +2

    Thank you all for your respect and encouragement. I appreciate you. Thank you also for those who don’t agree, because, I respect opinion differences as a democratic right.

    • @hisa3439
      @hisa3439 3 ปีที่แล้ว

      We thank you very much for your service Mr. General!
      You are such an intelligent and brave person. With you on our side, I am sure we will bering this to the end 🇪🇷

    • @hisa3439
      @hisa3439 3 ปีที่แล้ว

      Edmen tienan yihabka Amlak 🙏🏾🇪🇷

  • @amra5753
    @amra5753 2 ปีที่แล้ว

    Yes you are right géniale.

  • @gebrielasfaha1604
    @gebrielasfaha1604 3 ปีที่แล้ว +1

    ጽብቅ ኣስተምህሮ
    ቀጽሉዎ፡ንህግደፍ ጉዱ ክቃላዕ ኣለዎ፡ነዚ ሓርኢ እክሊ ዝኮነ
    ኣረጋዊ ሓጎስ ኣይትስምዕዎ
    ብባካ ሰሪሑ ንኣረጋዊ ዝመስል
    ኪሮስ ከቅርበልና ይከውን፡ድማ

    • @peacewins3281
      @peacewins3281 3 ปีที่แล้ว

      ኣረጋዊ ሓጎስ ኣምስሉ (hypocrate),,,ኣዕሚቕካ ምስ ዝፍሓር ኣውራጃዊ, ስዲ ንደቀንስትዮ ሸርሙጣ እናበለ ዝጻረፍ ካብ ባህልናን ስርዓተ ኽብርታትናን ዝርሓቐ ኣመል ዘለዎ እምባሕ ዘይብል ኮይኑ እምበር ብዕራይ እዩ

  • @meharigebrenigus6935
    @meharigebrenigus6935 2 ปีที่แล้ว

    ኣይትሓስዉ ሓረጎት ፍርዙን ኣበይ፡መኣስን ኣብ ምንታዩን ኢዩ ተወጊኡ።ሓሶት ንሓቂ ደፊና ትኸደሉ ግዜ ሓጺር እዩ።

  • @letinak4559
    @letinak4559 3 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ልዙብን ጽፉፍን መግለጺ ክቡር ኣቦ

  • @adelsaid8926
    @adelsaid8926 3 ปีที่แล้ว +2

    Zegerneni entelo elet werhat enda tekese ygelex mekanu 💪🏾

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea4608 3 ปีที่แล้ว +4

    Long life general teksete you hero

  • @asuqu9965
    @asuqu9965 3 ปีที่แล้ว

    How can I contact this media