Rest In Peace Real,, Field Marshal O.G, BG Haile Samual !!!! Thank you 🙏 for saving Aseb Red sea from Evil WEYANNE, for our people!!!!!🔥🌟💫⚡️✨💥☄️✨⚡️☄️✨⚡️
Brother ERITREA 🇪🇷 samiale China. First of all thanks for your serving the country of ERITREA 🇪🇷 you do fight for freedom of ERITREA 🇪🇷and serving ERITREA until you are a life. Thanks 🇪🇷. God bless you soul amen. We all remembering you all ERITREAN Warsay ycalo this is the time to say goodbye 👋. Loved you all ERITREA 🇪🇷. . BROTHER FROM ERITREA 🇪🇷 USA 🇪🇷 🇺🇸
2 Part sedodulna nay wedi Samuel gelixka aywdaen eyu mejer teklay and simon okbu resi mirak and tekle manjus and sibhat efrem yerkutu eyom nerom entay koyom zeytezarebu
ብሰላም ዕረፍ ጚግና ዘልኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ውትሩ ዓወት ንሓፋሽ
ዘለኣለማዊ ዘክሪ ንስውኣት። ናይ ብሓቂ ህዝባዊ ግንባር ንዘልኣለም ይንበረልና።
ሰላም ዕረፍ ጅግና ንሰድራቤት ጽንዓት ይሃቦም ፈጣሪ 🙏 ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
ብሰላም ዕረፍ ዘልአለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
ሰላምዕረፍጅግና❤ሓሪበኛስዉእጀነራልኩረ
ሩሃይለሳሚኤልዘልኣለማዊዝክሪንሰማኣታትና🙏ዓወትንሓፋሽ
ንጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና ❤❤❤ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ። ኣሰርኩም ድማ ክንቅጽሎ ኢና ።
ብሰለም ዕረፍ ጅግና ኣቦና
ብሓቂ ጂግና ልዙብ ኣዛዚ ትኩር መስተውዓሊ ሰላም ዕረፍ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና❤❤❤።
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ❤❤❤️🇪🇷🙏
ብሰላም እረፍ ጅግና ንስድራ ነፅንአት ይሃብ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና❤❤❤
ብሰላም ዕረፍ ዘልአለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰 2:08
ጎይታ 71 ኣብ 71 ዓመቱ ፡ብሰላም ዕረፍ ጅግና
ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኹ‘ዩ ዝውረስ
💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሰላም ዕረፍ ጅግናና
🇪🇷❤️🐪ብሰላም እረፍ ጅግና አቦና ሜጀር ጀነራል ሃይሌ ሳሚኤል ቻይና ። ስጋብ ህይወትካ ፍጻሜ ስለ ኤርትራ ዝገበርካዮ ወትሩ ክዝከር ክነብር እዩ ። ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ።🇪🇷❤️🐪
ሐላይ ህዝቡን ሃገሩን፥ ጅግና ጀነራልና መንግስቲ ኣምላኽ የዋርስካ።ጽንዓት ንስድራቤት።
መንግስተ ሰማይ ይርዋርስካ ብሰላም ዕረፍ
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ብ/ጀ ሃይለ ቻይና ብዝሰራሕካዮ ሙቁሉል ንሃገርና ኤርትራን ህዝባን ንዘለዓለም ኣብ ልብና:❤ ክብርን ሞገስን ንስውኣትና!!
ሓርበኛ መ/ጅ ሃይለ ሳሙኤል ብሰላም ዕረፍ
ብሰላም አረፍ ኣያናን ኣቦናን አግዛብሀር ኣብ የማኑ ይቀበልካ😢
ዘልኣለማዊ ዚክሪ ንስዋትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Harbegna ayineberen eyu tariku eyu zewers mengeste semay yewareska jignana awet nehafash ❤❤❤❤❤❤
ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መንግስተሶማይ የዋርስ 😢😢😢🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏🙏
ብሰላም ዕረፍ ጅግና!
50+ ዓመታት አብ አገልግሎት ህዝብን ሃገርን:::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abo Hezbawi Genbar ab malu axihewo u besalme erafe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
እዋይ እዞም ጀጋኑና ሲ ንዘልአለም እንተዝጽንሑልካ😢 ናይ ባሐቂ ጅግና ጠፊኡና😢 May He Rest Peace 😢😢😢
Jigna Abona Haile Samuel 😢: 😢😢😢
Beslam eref jegna arknat gedli Zelalmawi kebren Zekren NJEGNU Smatatna Wetru ab lebna ynveru jeganuna nemsgnqum nesgdlqum kem amlak nzlalem 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💚❤💛💙🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷
Bselam eref jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷,
ሓደ ካብቶም ሰውራ ኤርትራ ዘፍረዮም ብርቂ ጀነራል❤ ብሰላም ዕረፍ ሓርበኛ ጀነራል ሃይለ❤🕯🇪🇷🕯🇪🇷
ሰላም ዕረፍ !ንሙሉእ ስድራን ፈተውቱን ጽንዓት ይሃብኩም
ብጻይ ሳሙኤል ሃይለ, ንመጀርያ ግዜ ኣብ ዓሰብ ኣብ ሓደ ዓብይ አጋጣሚ እየ ዝፈልጦ. ብጣዕሚ ብሱል. ብቁዕ ወተሃደራዊ ምሕደራን ክእለትን ዘለዎ. ንነፍሲ ወከፍ ኣባል ከከም ኩነታቱ ዝርዳእ ምኻኑ ካኣ ኣብታ ሓጻር ግዜ ዝነበረት መደብና ኣስተውዒለ. ካብቶም ኣለዉና ኢልና ንምክሓሎም ናይ ሃገርና ጀጋኑ ከምዝከሰርና ካኣ ሓዘን ይስምዓኒ. ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
እግዚአብሔር አምላኽ ብየማኑ የስፍርካ ብሰላም ዕረፍ ክቡር ጅግና። ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና ዓወት ንሐፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫💪💪💪👈
ጅግና ኣይነብርን'ዩ ፡ ታሪኹ ግን ዘልኣለማዊ'ዩ ! 😢😢😢
ሞት ንኹሉ ዝተዓደለት መንጣሊት ህይወት አያ ካብዚኣ ዝተርፍ ፍጡር የለን. ከምዚ አዞም ጀጋኑ ዝድነቅን ንኽትኣምኖ ዘገርምን ታሪኽ ንህዝቦምን ንሃገሮምን. ሰሪሖም ብኹሎም መሳርሕቶም ዝምስክሮሎም አግዛብሄር ዝዓደሎም ሙሩጻት መጻሕፍቲ ታሪክና አዮም. ሕያው አኹም አሞ ምስቶም ምርሕኩም ዘዋጋኩሞም ጀጋኑ ሱውኣት ብሓባር ትራክብኩም ናይ ሓጎስ መዝሙር አብ ላዕላይ ሰማይ ትዝሙሩ ይግበርኩም 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሜ/ጀነረል ሃይለ ሳሙኤል ብሰላም ዕረፍ ኣቦ ሰውራ
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኣይንብርን ዩ ታሪኹ ዩ ዝውረድ ቅሰኑ ጅጋኑና ኣለና ኣብ ኣሰርኩም ሕድርኩም ክንፍጽም ወትሩ ኣብ መትከልና ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ብሰላም ዕረፍ ዘሌአለማዊ ክብሪ ንሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሑፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bselam eref jigna abona eternal glory to our martayrs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ነብሲ በሰላም ትዕረፍ ጀግና ሐበን ሃገር ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ሰማታት ኤርትራ ዓወት ንሐፋሽ❤❤❤❤❤❤
Rest in peace ብሰላም ዕረፍ ክቡር ጅግና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ን ሰማእታትና፡ ✊
ብሰላም ዕረፍ ጅግና! 😭🫡🇪🇷🐪
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦና 💪❤️🇪🇷
You lifted this earth but you lift many like you God keep you in his right hand ❤❤your tecnic your work is up on others much respect R. I. P🇪🇷💔
ሃበን ሃገር
ሻዕቢያዊ ጀነራል ሳሙአል ሃይለ።
ሻዕቢያዊ ክብሪታት
ሕድሪ
መትከል
ውድብ
ንቅሓት
ቃልሲ
ዓወት
ዓወት ንሓፋሽ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ቻይና!!!
Bedlam eref jigna
Rest in peace Eritrean hero General Haile Samuel ( china )
ብሰላም ዕረፍ ጅግና🙏. ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ::
ሓርበኛ አይነብርን ኢዩ: ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ! ኩሉ ንሃገር ዘድሊ ግቡእካ ፈጺምካ ኢኻ እሞ: ብሰላም ቀሲንካ ዕረፍ ጅግና!!
Fikrin selamin rahsin gidefelna ,niaka dimani amlak ykebelka, nisdraka xinat yhabom fetari. 🙏🙏🙏🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷Awet Nihafas 🦾🦾🦾
Rest in peace
ሐርበኛ አይነብርንዩ ታሪኹ ዩ ዝውረስ
ዕድሚኡ ሙሉእ ንኤርትራ ዘወፈየ ጅግና
ብሰላም ዕረፍ አውሪስካ ኢኻ
Rest In Peace Real,, Field Marshal O.G, BG Haile Samual !!!! Thank you 🙏 for saving Aseb Red sea from Evil WEYANNE, for our people!!!!!🔥🌟💫⚡️✨💥☄️✨⚡️☄️✨⚡️
May all the souls of our beloved faithful departed, through the mercy of God, rest in peace and may eternal light shine upon them .
Beslam eref jegna 😢❤❤❤
Allahyrhak Rahmtoallah Alk Allahoma YRbbbalalmn 🌹Amien🌹🙏🇪🇷🌹🕯🌹🇪🇷🙏💪
ሐርበና አይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝዉረስ ❤️🇪🇷💪🏽
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ኣቦና ሓርበኛ ሃይለ ሳሙኤል
RIP Golden generation of Eritrea
ሓርበኛ ኣይነብርንዩ ታሪኹዩ ዝውረስ።
ኣየወ ዓቢ ኮኮብ ወዲቕና ክጸንሕ ነይርዎ ከየዕረፈ ኣብታ ዝዕርፈላ ጊዜ ባዕሉ ዝደምሰሶ ጸላኢ ሓለፍትና ኩሎም ካብ ሓደ ማሕጸን ዝወጹኡ አዮም ጅግንነቶም ኣውሪሶም ኣንቒሖም መልሚሎም ይከአሎ ዋርሳይ መንደላይ መንግስተሰማያት የዋርስካ ንስድራን ንሕዝቢ አርትራ ጽንዓት ይሓብ
Bselam Eref Harbrna Abona General sameal Hayle zelealemaw kibrn zikrn Nsemaetatna wetru Abe Lbina ❤❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Brother ERITREA 🇪🇷 samiale China. First of all thanks for your serving the country of ERITREA 🇪🇷 you do fight for freedom of ERITREA 🇪🇷and serving ERITREA until you are a life. Thanks 🇪🇷. God bless you soul amen. We all remembering you all ERITREAN Warsay ycalo this is the time to say goodbye 👋. Loved you all ERITREA 🇪🇷. . BROTHER FROM ERITREA 🇪🇷 USA 🇪🇷 🇺🇸
😢 mog jegna halfu
Rest in peace our hero 😢
Nay jeganu jgna haile samiel jgna mengste semay yewarska ❤❤❤❤
Rest in peace Wedi...ERI jigna.
Beslam eref jigna hawey❤❤❤
ንዓኹም ኢዩ ሓዲስኩም እምበር ቻይና ደኣ ንሰራዊት 2009 እንድዩ መይትና ሽዑ በኺና ሓዘና ዓጺና😢
Geganuna nberulna❤
Rip Hero😢😢😢😢
Rip uor hero
ብሰላም ዕረፍ ። ንስድራ፡ ንህዝብን መንግስትን ድማ ጽንዓት ይሃብ።
ጀነራል ሃይለ ሳሚኤል አዛዚ ምብራቕዊ ጎላጉል ኮይኑ ንምሕራር ከተማ ባጽዕ አብ ዝሃንደሶ መስተንክር ወታሃደራዊ ስርሒት ብፍላይ እታ ነጥበ መቐይሮ ርእሲ ኩናት ምፍራስ "ኮማንድ ሰንተር ዓዲ ዕለ " ክልተ ብርጌድ ሙሉእ ክ/ሰ 85 ብውሕሉል አገባብ ብከብዲ ድፋዕ ጸላኢ አስሊኹ ብዘይገለ መስዋእቲ ነቲ አዛዚ ግምባር ዝነብረ ጀነራል ናይ ደርጊ ማሪኹ ነቲ አብኡ ዝነበረ ሰራዊት ምስ ሙሉኡ ቢኢማቱን አጻዋራቱን እንተዘይ ማርኾ አሞ ጽርግያ ጋሕተላይ አብ ሰዓቱ እንተዘይ ቆጻጸሮ ኔሩ ስርሒት ፈንቅል ብዓወት ምተዛዘመ ኔሩ ኢልካ ምዝራብ ይካአል ዶ ኔሩ ?ፈንቅል በሪ ናጽነት ኤርትራ ዘቃላጠፈት ንብል እንተኼና ሃይለ ቻይና ካብቶም አብቅድሚት ዝስርዑ ወታሃደራውያን ሃንደስቲ ኮይኑ ሙሉእ ጀነራል አይኮነን ፊልድ ማርሻል እኳ ከውሕዶ !!!አቦ ፈንቅል አቦ ናጽነት ኤርትራ ኢልካ ምግላጹ ምግናን አይመስለንን!!!
ንኽብሩ እዛ ንእሽቶ ግጥሚ !
ገበል ምድረ በዳ ፈንቅል አባዳህሪ
ድፋዓትካ አውሕስካ ንኻልእ ተብሪ
ዓሰብ አሎ እንክብሉ ትውንጨፍ ከምነብሪ
ትውርወር ከምገበል ከተሕጽር ዕምሪ
አብቲ እግሪመኸል ሩባ ናይ በለሳ
ደምደስካዮ አባይ ዳግማይ ከይምለሳ
ጽኑዕ አብ መትከሉ ጂግና ጥሓሒሳ
አቕሲንካያ ሃገር ሕድሪኻ ወሪሳ
ዓዲ በጊዖ ዉን ተአምር ሰሪሕካ
ወያነ ብዕስለ ክሰብራ ድፋዓካ
ረመጽ ኪዕኻሎም ጸኒዕካ መኪትካ
ብአግላይ ተቐበሩ ሳላ ጅግንነትካ
ርእሲ ኩናት ሃንዳሲ ጽኑዕ ዩ መትከልካ
አውሒስካያ ሃገር ብሉጻት ከፊልካ
ሓርበኛ አይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ
ጽንዓት ይሃቦም ንቤተሰቡን መቕርቡን
❤❤❤❤
Mejer Haile samuale Jaina ginbar Bure biselam Oref ❤❤❤
🇪🇷🌹🌹🌹MY CONDOLENCE to all ERITREANS 🌹🌹🌹🇪🇷
እቶም ንኹላትና ኤርትራውያን ህይወቶም ብምስዋእ ናጽነትናን መንነትናን ዝሃቡና ተጋደልቲ ሓርነትናን ንዘልኣለም ጀጋኑናን ’ ዮም።
ብኹልኹም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ንዘልኣለም ነመስግንን ንዘልኣለም ድማ ንሕበንን!! 🙏 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
💚❤️💙
Rest in peace, baba haile 😢 sineat yehab nimulue sidra gone soon 😢
RIP bxay Major General Haile Samuel
👑👑👑 King of Kede Erift kem Seb
He was humble ❤❤❤😢
RIP hero 🙏
መቃብርኩም፡ፈሐሩ፡ፀረኤርትራን፡ህዝባን።
1ይ ዎራር ላዕልን ታሕትን ክብል ዝራኣዮ ካብ ብጽዕ ክሳብ ዓሰብ 19 የ ነይረ ምልክት ግን ሰብ ጠፊኡ ❤🇪🇷🌹✊🌴🌴🌴🌴🌴🔦🔦🔦🔦🔦🔦👌👌👌👑👑👑👑👑👑👑👑
Bselam eref gegna abona mengste semay yewarska fetari 😢😢
Rip hero 🇪🇷🇪🇷❣
Beslam eref jigna 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🕯️🕯️🕯️😭😭😭🇪🇷🇪🇷🙏
😭😭😭😭😭😭😭😭🕯🕯🕯🕯🕯🕯
Bebhade seb wahd bselam eref China 😢😢😢
Bselam eref jigna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Allah yirhamu zinat yihabkum
Bselam eref our beloved Hiro🙏❤️😭😭😭😭😭
R.p.i
ወዲ ካሕሳይ ብርጋደር ጀነራል ጸሃየ ካሕሳይ ምምስካሩ እኩል እዩ ንዓይ ብሰራዊት ፍቱው ፍትሓዊ ምርሻን ዘይፈቅድ እንዳ 27 ከም መራሒ ክፍለሰራዊት ዘይኮነ ከም ኣቦ ኢና ንርእዮ ነይርና ኣብ ዓሰብ ምክትል ቻይና ኮይኑ ሰሪሑ እዩ እንተ ናይ ቻይና ታሪኽ ግን ብህይወት እንከሎ ካብ ኣፉ ክስነድ ነይርዎ ሕጂ እውን ናይ ግንባር ሓልሓል ፈንቅል ቡሬ ብዝግባእ ክግለጽ ኣለዎ ገበል ምድረበዳ ጎይታ ሓልሓል ጎይታ ፈንቅል ጎይታ ሓንሽ ጎይታ ቡሬ ነይሩ ታሪኹ ብዝግባእ ይሰነድ ይተረኽ እዚ ንወለዶታት ዝመሓላለፍ ውርሲን ቅርስን እዩ
RIP our hero
ተመስገን ኣምላኸይ ነዚ ዝወሰድካዮ ንዝተረፉ ኣስዕቦም
My God may put your soul in peace😭
ክትጸንሓልና ተመኒና ናይ ጀጋኑ ጂግና (ጀነራል) ፍካድ ኣምላክ ካብ ኮነ ግን እንታይ ይበሃል ኮይኑ ኩሉ ከም ፋቃዱ እዩ እሞ ኣብ የማኑ ይቐበልካ ልኡል ፈጣሪ ኣኮይ ጅግና 😢😢😢።
Rest peace
2 Part sedodulna nay wedi Samuel gelixka aywdaen eyu mejer teklay and simon okbu resi mirak and tekle manjus and sibhat efrem yerkutu eyom nerom entay koyom zeytezarebu
ኤርትራውነት ክቡር መንነት እንብለሉ ምኽንያት ጀጋኑና ሰማእታትና ሃገርን ናጽነትን ጥራይ ዘይኮኑ ኣውሪሶምና ሓልዮት ስኒት ምጽውዋር ምብህሃል ብጻይነት ብእኩብ ምሕሳብን ምትሕግጋዝ ሓድነት ተወፋይነት እስኻ ጽናሕ ኣነ ክስዋእ ዝብል ኣብ ዓለም ዘይተራእየን ዘደንቅን መወዳድርቲ ዘይተረኽቦ ኽብርን ዘልኣለም እንዳተኾለዐን እንዳደመቀን ዝነብር ባሕልን ስለዘዕጠቁና ሕቡናት ኢናሞ
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ይኹን።
ብሰላም ዕረፍ ገዲም ተጋዳላይ ሜ ጀነራል ሳሙኤል (ቻይና)
ቅሰኑ ሰማእታትና !