HDMONA - ከም ፍቓድኪ ብ ሜሮን እስቲፋኖስ (ወዲ ዘማች) Kem FKadki by Meron Estifanos - New Eritrean Music 2019
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
- HDMONA - ከም ፍቓድኪ ብ ሜሮን እስቲፋኖስ (ወዲ ዘማች) Kem FKadki by Meron Estifanos (Wedi Zemach) - New Eritrean Music 2019
"New Eritrean Music 2019" by Meron Estifanos
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
TH-cam : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2019. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #eritreamusic #EritreaSong #eritreaWediZemach
ኣቤት ላዛ
ነዛ ኮመንተይ ተንብብ ዘለኻ ወላዲትካ ንዘልኣለም ትንበርለልካ ሳብስክራይብ ከኣ ንዓይ። ጽቡቅ ስራሕ wellcome my hero
Tigrigna Tube Ata kemey zbeluka buruk seb ika Amen 🙏
Sorry natey adey yelan 😥😥
ይቅርታ ሓወይ
Amen bro
Tigrina tube ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ thanks
ደቂ ኤረይ ኣነስ ስቅ ኢለ ይሕጎስ ኣለኩ።ከምዚ ከማይ እስከ ሓጎስ ይፍጠረልኩም ፈጣሪ።
Hagos yegberelna
ደቂ ኤረይ ብሩህ እዩ መጻኢና ስለዚ ከመይ ዘይንሕጎስ።
Wela ane hgus hgus ybil alku bro hagos ygbrelna
.
Amennnnn
Amen burukey
ሜሮን 🥀😘😘 ክሳብ 2023ይሰምዓ ኣለኩ ሰሚዐ ዘይ መንዋ 💛❤️🕊🇪🇷🕊 ሰላም ንኹሉ 🕊❤
Like father like son ....!! !!! ናይ መን ድኣ ክትወስድ ናይቲ ጀግና ኣቡኻ እምበር .... ጀግና ጀግና ወሊዱ ኣኹሪዕና ....!!!! ተዓወት ሜሮና ....!!!!! Keep it up 👍.
ዋውው ብርሃነ ክፍሉ መሳጢ ትሕዝቶ ዘለዋ ደርፊ፡ ንገጣማይን፡ዘያምን ዘድንቅ like
Brhan Kufulu, nay bahaki wed Dokter Kufulu diyou?
Hayal getamey nay bahaki
0 director
Bitami tiemti gitmin zeman dimtsin ente clip gin aygidn director keyr bejaka welhanti miwhat abyatini,
Keygermeka Bro eza derfi Lke ms kunetatey 🤔kdmi 3 malti nay 2 amet fkry kesire 💔 lke kemza derfi kuntat mfllayna
BRHANE KFLU
megletsi yebleyn adnikeyo
ዋው ገለ ዓይነት ፍቅሪ ይንገስ
መተባብዒ like እስኪ ን ሜሮን እስቲፍ 💓💓💓💓💓💝💝💝💝😘😘😘😘😘😘
👍👍👍👍👍
ሃገርና ኤርትራ ተፍርዮም ብዘላ ብሉጻትን ፥ ተካእትን ደረፍቲ ኩሩዕ እየ።
Eritrea Ne Ertrawian derefti bezihomna alew mhurat yom zedliuna
Dokaturn xhaftn muhuratn ena nideli zelena usub
*ትምህርቲ እንዳ ተበጋገስኩ ሰዲድኩማ እንዳሰተማቐርክዋ ክኸይድ 'የ: ትምህርትኻ ይገለጸልካ ኢለኩም እስከ መሩቑኒ ደቂ ኤረይ ብሩኽ መዓልቲ ከኣ ይግበረልና ደቂ ኤረይ ።ሜሪ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ❤‼*
Ane kemaka eye zarkey xibuki srha Nice music kexilo ab zamexi kab zelo nlali fetari edmen tanan yhabka wedi erey buruki malati 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷
አወ ትምህርትካ ይክሰተልካ ወገነይ ወዲ አረይ
Hasab lbka yesmrelka br ktbl tahagos tmrtka yksetelka
@@MrPeaceandlove2all 🙏🙏🙏ብሩኸይ❤
@@Fthiteklu4814 🙏ሓብተይ ናተይ❤
ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ልቦም ፈቃራት ዜጋታት ኢኩም ወትሩ ዝሓሰብክሞ የስምረልኩም
Amen mareay
ሜሪ ኣንበሳ ኣጆካ ቆጺሎ 100%...
ደገፍቲ መሮን ኣለኩም'ዶ?
Awe alek
AWe
Ewe alena
@yorusalemtesfahiwt32😢😅87
የለን ወትሩ ጥዑም ኣይ ከምኡን'ያ ዓለም
ንገለ ተብለጭልጭ
ንገለ ጭልምልም
ጋዕን ገልታዕታዕን ኮይኖም እግሪ እግረይ
እናሻዕ ዝብደል ዓቕለይ ዲዩ ኣቨረይ!!!!👈👌👍😘😘😘😘
ይበል ብህሎ🤔🤔🤔
ኣንበሳየ ብልጽቲ ስራሕ💎🇪🇷💎
*** ደቂ ኤረይ ሎሚ ኣደይ ማርያም ኢዩ'ሞ ኣኣብ ዘለኹሞ በረኸታ ምሳኹም ይኹን🇪🇷🇪🇷🇪🇷😇😇😇🙏🙏🙏
ኣሜን ኣብ ዘለኩም ሃሊሉም ደቂ ኤሪ ማርያም ታሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ጋል ኣቦኣ amen amen amen
Amen Amen amen
ዋዉዉዉዉዉዉዉዉ ደቂ ኢረ ፅሩያት ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ
Gal tegray shikorrr i love you 🎥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@@جونيتسيجي ❤❤❤❤❤❤❤
Wowwwww ሜሪየ ከምዚከማይ ደጋጊመ ሰሚዑ ሙምናው ዝሳኣና ኢሰኪ እንተሃልዩ Like ኣግርጭውውውውው
مني
@@أبوبكرمحمد-م7ظ 929
100% ዝወጻ ዘይብላ ኣጆካ ወዲ ዘማች ናይ ኣቦካ ሕዝ።100%100%100% ኪልፕ ዜማ ግጥሚ ጎሮሮ ኣልባሳት ሳዕሳዕቲ ዳረክት ምግባር
ናይ ብሓቂ brain ኣነቃቂሑ
ዕድመ ዝውስኽ ሙዚቃ ወዲ ኤረ
ከም ፍቓድኪ ይኹን እንካብ መረጽክዮ
ፍቕሪ ትሕሰሚ ንስኺ እኳ ኣለኽዮ
ከም ፍቓድኪ ይኹን እንካብ መረጽክዮ
ዘንገደ ልብኺ ይምለስ'ዶ ኢለዮ
እዋይ ኣነ እዋይ ኣነ እዋይ ኣነ
የለን ወትሩ ጥዑም ኣይከምኡን እያ ዓለም
ንገለ ተብለጭልጭ ንገለ ጭልምልም
ጋዕን ገልታዕታዕን ኾይኖም እግሪ እግረይ
እናሻዕ ዝብደል ዓቕለይ ድዩ ኣቨረይ
ኣቲ ፍቕረይ ወሲንኪ'ዶ ወሲንኪ'ዶ
እስኺ' ኸ ወሲንኪ'ዶ ወሲንኪ'ዶ
ከመይ ኢለ ሰብ ክኸውን ጸበለይ እናኸድኪ
ኣበይ'ከ ሓሲበዮ ሪአ ክስእነኪ
ግን ክቕበሎ'የ ዝኸንክዋ ምኽኣል
ንስኺ እኳ ኣለኺ ክኢልኪ ምብዳል
ኣቲ ሓላለይ በቓ ተጋጊኺ ኢኺ ተጋጊኺ
እውይ ምቓለይ በቓ ተጋጊኺ ኢኺ ተጋጊኺ
ከም ፍቓድኪ ይኹን ከም ፍቓድኪ ይኹን ሓላለይ
ከም ፍቓድኪ ይኹን ከም ፍቓድኪ ይኹን ሓላለይ
ምርጫኺ እንካብ ኮነ ጊዲ ጥራይ
ከምኡ ምዃን ተፈቲኽስ ኩኒ ሕራይ
እንተ ኣነ'ስ የለን የልን ዝብሎ የለን
ብፍቕሪ እምበር ብግዲ እኳ ፍቕሪ የለን
በቓ ኦሮማይ እንካብወሰንኪ
ክቐብጸኪ እየ ከምዘይነበርኪ
እዋይ እዋይ ኣነ እዋይ ኣነ እዋይ ኣነ
በሊ ኪዲ ደሓን እሞ ሻሙ ኽብሎ
ጥራሕ ይቕደወልኪ ይኹን ዘይጎደሎ
በቓ ኪዲ ናተይ ኩሉ ክቕበሎ
እስኺ ይጥዓምኪ እምበር ይኹን ልበይ ዝብሎ
Asmerom Niezghi
10q bra
ግጥሚ ዝፅሕፍ ኮማቲ ክፈቱ ማዓት የ 🤙100%
@@Rimey-show m
Thanks bro
fifi gale hritey 🤙🤝🌹
That’s how it’s supposed to be folks. U don’t need anyone’s status to build ur own. Well done Meron.
ወዲ ተቃሊሱ ዘቃለሰ ጅግና ዘማች እንዲኻ ናይ መን ደኣ ክትወስድ
ኣግኣዛዊ ወዲ ከረን dahar endemo fah eilato
Kkkkkkkkkkkk
@yayahayl😅e1638
ብውሑድ 20 ግዜ ስሚዕ ዘስተማቀርክዋ ብልፅቲ music ኣብዚ ኣላ ሜሮነይ ደስ ብሃሊት
Xbuk serah jegen 🇪🇷🇪🇷❤️🇵🇸🇵🇸
"ምርጫኺ እንካብ ኮነ ኪዲ ጥራይ
ከምኡ ሙኻን እንተደሊኽስ ኩኒ ሕራይ
እንተኣነ የለን የለን
ዝብሎ የለን
ብፍቕሪ 'ምበር ብግዲ'ኮ ፍቕሪ የለን
በቃ ኦሮማይ እንካብ ወሰንኪ
ክቐብጸኪ'የ ከምዘይነበርኪ "
ደስ ዘብል ግጥሚ።
( የለን ወትሮ ጥዑም ኣይኮኣምን ኣየ። ዓለም ነገል ተብለጭልጭ ንገለ ጭልምልም ጋዕን ገልታዕነን ኩይኖም ኣግርኣግረይ ኣንሻዕ ዘብደል ዓቅለይ ዲዩ ኣበረይ...... ) 👈👈👈👈 👍👍👍
I'm from ethiopia 🇪🇹......am like Eritrea 🇪🇷 🎶 🎵
Iam Eritrean student in semhar secondary school he is my teacher meron English teacher I like him and i love Eritrean people
I'm from Somalia about i am like Eritrean music 🇪🇷👑👑
Senef profile keyro mo dahare semalawi gedifka yemenawi bel
Hawey entay gedesheka bi hagerka deytikorio entay amxio somalie eye tbil 2y ke eti Englishka xbuk gerka xehafo 🤣🤣🤣
@@marugher6405 قبل
In asmara. Somali born in asmara. He. Spoken tigringa very well
werya kuchalayyy
እዛ ደሪፊሲ እንዳሓደርካ ትፍቶ❤️
Bahaki tkkl ❤❤❤💖💖💙💙
ሜሪ መቕሰን ኣጆኻ ከምኡውን ብርሃነ ክፍሉ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ደቂ ኤረ
ዋው ሜሪ ሃወይ ብታሚ ምሳቲት ዜማ ግጥሚ ኦኦኦኦኦ ከምይ አንተሎ አስከ
ጽቡቅ ስራሕ ብርኖ 🤗❤
Love from Ethiopia 🇪🇹🇪🇷
Ufffffff semia kimniwa aykealkyn.
Hiwetey abza getemi rekibeya😰😰
Tebarek meroney❤
ትኣምር ደርፊ ውድእቲ ስራሕ! 👏🏾🙌🏾
Merry shekour wellcame bro wedi erey ❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏ya anes erey nafeke uffffff kemzi kemiy zenafke alo do
ፍቅሪ ዩ ጥዑም ንፋቀር edu shikor me tooo
Kkkkl😁😁😁😁
ፍቅሪ ዩ ጥዑም ንፋቀር 2% only you to pay
Meron xbuk srah laza zelewo zeman gtmn
Kulatna🇪🇷😭
ጅግና ጅግና እዩ ዝወልድ ናይ ባሓቂ ኮሪዔልኩም እንዶቦይ ዘማች ዓወት ንዓኹም
ኣታ ሓወይ ምስላ ተጋጊኻ ኣምበሳ ኣምበሳ ኣይወልድን ኢዩ ዝበሃል ክክክክክክክ
@@goytamhretkasded6640 ይገርመካ ዩ ጅግና ኣይነቢሪን ዩ ታሪኩ ዩ ዝውረስ ክቢል ከይከዊን። ክክክክክክክክክክ
ዓርኩ ጡምዙሕ'ከ ኮምኡ'ዶ ይወልድ ትብሎ።
Ata men eyu jegna estfanos eti higdef wahide
Men eyu jigna ata gex dnsch
Zhe pest for mi Lovliy song✅✅✅💐🌹💐🌹💐🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏
ሜሪ ሓቢቢ እንቓዕ ብሰላም መጸኻና ኣቕሱኑለይ እስከ ነዚ መቕሰን
ማራ ጥዕምቲ ወዲ ዘማች ብዘይቀልዓለም ብልጽቲ ስራሕ
ብፍቕሪ ምበር ብግዲ' ኮ ፍቕሪ የለን ጽቡቕ ስራሕ ሜሪ ሓወይ
geleaynet derfi
ስነ ጥበባውያን ሃገርና ከነተባብዕ ይግባእ እቲ ምንታይ 'ሲ ንሶም ንዓና ሕዞም እዮም ጸዓርዓር ዝብሉ : ንሕና ውን ንዕኦም ሕዝና እና ንኾርዕ ! ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው ከንደይ ደረፍቲ ሰሚዕና ግን ፉሊ ደስ ዝብል ሙዚቃ ንዝኸደ ዘይምልማን እሰይይ
ግን ክቅበሎ'የ ዝኾንክዎ ምኽኣል
ንስኺ እኳ ኣለኺ ክኢልክዮ ምብዳል...
ኣቲ ሓላለይ በቓ ተጋጊኺ ኢኺ😔❤
pallmal
@@nabra7948 መን ክብል
ዋዋዋውው ውዱእ ስራሕ ብሓቂ
ኣነስ ኩሎም ስነጥበባውያን ሃገርና ናፊቐዮም ብሓደ ተዝእከቡ ኣብዛ ምጭውቲ ኣስመራ ስነጥበብ ሃገርና ኣበይ ምበጽሐ
ያ ኣነ ዉን ዝብሎ የለን። ኩሉ ነገራ ብልጽቲ ስራሕ ምስ ብሉጽ ሓዱሽ ቅዲ ዝብሎ የለን ሰጉም ጥራይ!!
Wow meron wedi gezawitey kab kedemka tewuhubo neyruka love u bro♥️🇪🇷♥️
ወዲ መን ዲሓ ብጣእሚ ጽብቅቲ ስራህ ከጽሎ ወዲ እቲ ጅግና ኩርአት ኤረና ይበል ድምጺ
wawwwwww ሜሮን ጎበዝ ብጣዕሚ ንፉዕ ደረፍቲ ሃገርና ኣብዝዕህምሉ ዘለቁ ንስኻ ምትንሳእካ ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን ፎርሳ ፎርሳ ፎርሳ
Wwwwooo ወዲ ዘማች ነብሲ ክሊብ ገለ ዓይነት ዓይነይ ሕዉዝዉዝ ኢሉኒ ክክክክ ሰለስተ ግዜ ደጋጊመያ ዘይ ትሙኖ ዚያዳይ 😍😍
ከምዚ'ኣ ክሊፕ ኣይራእኹን ብፍጹም
ኣዚያ ጽፍፍቲ ስራሕ ኢያ ?
ወዲ ዘማች ብሓቂ ዝድነቅ ስራሕ ሰሪሕካ ድምጽካ ሞ ዘረባ የብሉን ደጋጊምካ ክትሰምዖ ዩ ባህ ዝብልካ !
ሜሮን ጅግና ወዲ ጅግና ኢኻ አባኻ ተጋዲሉ ዝጋደለ ሰብ ዩ ናይ አቦኻ ስለ ዝወረስካ ደስ ኢሉኒ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ላይክ እስከ ሃቡለይይይይይይይ ነዚ ውልዶ መንእሰይ
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደርፊ እያ ሜሮን ሓውና ቀጽሎ
ሓድሽቲ ወለዶ ስነ-ጥበባውያን ሃገርና ነታባብዕ
ሜሮን ሓወይ ጽብቅ ደርፊ ደስ እላትኒ ንሜሮን ዝፈቱው ኣብዝኣ ላይክ
Waoooooo may goodness
Entay dele dmsiy eyu
Wesede number 1
Kab Canada Toronto
አቤት ኤርትራዊነት ልብህን ከውስጥ ነው የሚፈነቅለው
Amlak sdetna yexrelna adey Mariam thalkum deqi Eri 🇪🇷❤️🙏
Amen amen amen
Amen amen Amen
Amen Amen Amen
Amen amen amen
Shewit Hiyab amen amen marey
Stop asking who's still listening in 2020, we never stopped listening ...
ሜሮነይ ኣንበሳ ♥️💯ትኣምር ዝኮነ ስራሕ ኣጆኻ ቀጽለለይ ብሩኸይ🌹🌹🌹💓💓💓
Waoooooooo Meslel derfiy
Kab Canada Toronto
Semikata zeytmno
ወዲ ኣንበሳየ እንካዕ ብሰላም መጻኻ።
Eta teregum anebesa ayetefelton dika
ኣታ ጅግና ወዲ ጀጋኑ,,,ኣኩሪዕካኒ መታዓብይቲ
እንተ ኣነስ ዝብሎ
የለን
ብፍቅሪ
እንበር
ብግድስ
የለን
የለን
ሳዕሳዕቲ ገለ ዓይነት ናብ ታዕሊም ጸርያ ስምረት ቤላ። best clip
ኣከለ። ኣብዚ አንሀልካ ደርፊ፡ ግጥሚ፡ ኣርቶዖ፡ ዳይሪክተር፡ ሙዚቐኛታት፡ ብፈላይ አታ መኪና ኣራንሾኒ ሕብራ ነዛ ክሊብ ኣድሚቃታ። ኩላትኩም ዋጋ ጻዕርኩም ከምትረክቡ ደማ ኣይጠራጠርን አየ። ሚሮን ደማ ሰሰናዩ ይምነየላካ። ንሕና ደማ ነታባባዓዮም ብፈላይ መነአሰያት።
በቢዘለናዮ ሰላም ዎ ሰናይ
Eta emni abta makina zela ke entay tgebr nera hope part neza clip keytikewn.
Tsibuq sirah
Gn ab next clip degeftu bzuh kitsibeyu eyom.
Ee
ሜሪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ንመጻኢ ድማ በርቲዕካ ስራሕ ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ
ዘማች ናይ በሓቂ ኣውሪሱ ብሉጽ ስራሕ
ገለ ዓይነት ዘማችኖ ዓርከይ ማራ ኬፍ ኣለካ just like father god bless bro. Good job bro.
2019 best music 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾 meri shekor
ኣሜን ዝሓወይ እንካዕ ኣመንካለይ ኩሉ ኸኣ ንሕና ከምንደልዮ ዘይኮነ ኣምላኽ ከምዝፍጽሞ እዩ እዚ ተረዲእኻ ኸኣ ከም ፍቓድኪ ይኹን ምባልካ ዓብዪ ልቦና እዩ ንስኻ ውን ኣምላኽ ናብቲ ናተይ ክብሪ ካጻምደካ ብጾሎት ክሕግዘካ እየ ዝሓወይ ስለእዚ ዓብዪ ግብሪ ዝገለጽካለይ እውን ካብ ልበይ ይመስግነካ ኣምላኽ ውን ከምቲ ናዓይ ናብክብሪ ዘእተወኒ ንዓኻ ውን የእትወካ ዝሓወይ ኣይትፍራሕ ናብ ክብሪ ምእታው ከኣ ኣብ ቓልካ ጸንዕኻ ምንባር ማለት እዩ ስለዚ ንዓኻ ውን ካብቲ ዘለኻዮ ኣውጺኡ ናብ ክብሩ ያቕርብካ
መርሓባ ደቂ ዛ ሓላል መሬት ወርቂን ብሉጽ ስራሕእ ክብ ክብ ክብበሉለይ። ራዛ ናይ ኣቦ ሓዛ ብራቮ ሜሮን።
እቲ መድረኽ ኣዝዩ ደስ ዝብል ኢዩ፡ ከም ፍሉይ ውን ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ፡ ውህደት ግጥምን ዜማን ውን ኣዝዩ ስጡም፡ ኣልባሳት ናይ ተላሃይቲ ውን ደስ ኢልኒ፡ ሓንቲ ሪእቶ ግን እቶም ተለሃይቲ ነቲ መሳርሒ ሙዚቓ ካብ ዝሕዝዎ እቶም ሙዚቐኛታት ባዕሎም ክሰኣሉ ኔርዎም ፡ምኽንያቱ ኣፍልጦ ክወሃቦም ዝግብኦም ኢዩ።
ይበል ጎሮሮ:ይበል ግጥሚ ሜሮና ተካኢ ጥበብ ሃገርና😍❤️
This is Eritrean 🇪🇷 music ,,.. meron bro tebaetay music serhka I’m I am proud of you
Wawwwwww miri shekore nay behaqi des teble semiekaya zeytmeno nicc u miri boy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
gzawetaye enda germen i miss all my friends I see you one day nice song !!!
Meri wedi nice music.nezia derfi kisemia keleku beka nahatey hiwet 🔐 Koynu ysimeani efffff.please all habesha women and man yehwatkinnn mtilam
ብስም ሜሪተይ በጃኹም like ሃቡኒ ክትጸድቁ ኢኹም
ኪድ ትርሙስ
@@adameritreawi9724 እ
ኣታ ብስም ማርያም ዲካ ትብል ዘለካ
@@terryhenry5046 ጅጅጅ እስከ ኣብ ፈተና ኣይተእትወኒ ማህህ
like hibeka aleku moksi kkk
Ante zi wedi aytekalen btaemi anber bertiue!❤️🇪🇷💯🌻🍍🙏💐🌷💪🌽🌹🇪🇷❤️❤❤💐🍍🙏👍🇪🇷💯❤️❤💐💐💐💐🌷🌷🌷🌽
2020 Happy New year people from my country Eritrea 🇪🇷
ኣነ ካብ ልቢ ዘመስግኖ ሰብ ብርሃነ ክፍሉ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብላ ፈጣሪ ።
Mery hawey....betami dess zebel derfi....I'm proud of you....as well as brehin....✌✌✌✌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሜሮን ሱከር ናይ ባሐቅ ሳሃብን ጽፉፍ ስራሕ ታወት ወዲ ኤሪ ጻዳ 👍👍👍👍💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሜሪ ኣንበሳ ኣቤት ስራሕ ብጣዕሚ ድናኣድ ቀጽሎ
Fili
@@filmonsamuel8596 እንታይ fili ዓርኩ
Bteamii blxtii song meri hawey ajoka kexloo kbleka yifetuu, and nieshtoy rieto khbeka gdn tegediska ambba eka,,
Ab next bejaka ab zemenawi srah abertiaka srah eka nsu eyu nebarii zhul music Neabnet kem nay baba zemach (nay men"ya) and kem nay baba barya (kemey aleki), kemu ziaynetu music thanks nab meri abxhuley eza commentey gdnnn ,,
guayla bezihuna and temenawi yikewn alo።
*Best clip 2019..ብዙሕ ዋጋ ከምዝተኸፍላ ብርሑቅ ትልለ*
Luul Lukas ናይ ብሓቂ ተስተውዕል
Yeah.xbuk aleka habibi.
Abi srah.
Mendy wedia tkiwen
No nay wexai eko aykonen clip eti hebri eba reaya kem gele eya clip si derfi gen mara mehemem wala demxu mara kife alowo
ኣቤት ድምጺ ፓው ናይ ብሓቂ ውድእቲ፡
like ኣግርችው ኣብሉኒ ናይ ሶኒየይ ስራሕ ዕረፍቱ ሂበሙኒ ለሚ
Wow I like really your voice 🇪🇷👌
Eza derfi kab twexi kisab hiji kisemia ywil alku kemzi kemay entelo like 🤜🤛
Nay behaki taemti Derfi meron anbesaw layki ehfes abilkum 🇪🇷🇪🇷❤habuleyyy
ዋወወወ ናይ ባሓቂ ውድእቲ ሙዚቃ ስምዒካ ዘይትሙኖ ኣጆካ ቀፅሎ ሜሪ ሓወይ
meri bro kab lbi xbuk srah
ድምጺ ግጥሚ ዜማ ዳሪክተር 100%
ኣሮን ሐወይ 2መዓልቲ ከምሕሱም
ደጋጊመ ሰሚዐያ አብርእሰይ እንዳተማላለሰት
ድቅሰ አብዮኒ 10Qክብረተይ ቀፅሉ
ሸር ላይክ ናባና
super creative! Reminds me of our childhood life. Lovely!
ዋዋዋዋዋው ገላኣይነት ደርፊ ኣብ ስራህካ አድመን ተናን ወዲ ዞማች
ሓያል ድምጺ፡ ፍሊይ ክሊፕ፡ ስሪዕ ግጥሚ፡ ኮታ 100% ኢለያ ኣለኩ። ሜሮን እስቲፋኖስ ንፉዕ ኢካ
Thanks meron aslawi koxlo
ግጥምን ዜማን ብርሃነ ክፍሉ ብሓቂ ውዱእ ኣርቲስት!
Abet ewe meron ayneyy kam fekadki yekun beka zeblo yelan like regaxu xebukat
ናይ 2019 ዝበለጸት ደርፊ !!!!