HDMONA - ደመት ብ ኤርምያስ ክፍለዝጊ Demet by Ermias Kflezghi - New Eritrean Music 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.8K

  • @hanetsomfisseha3773
    @hanetsomfisseha3773 3 ปีที่แล้ว +164

    ደመት,,, እዋይ ክልተ ሞት(4)
    እዋይ ክልተ ሞት,,, ኣሃይ(4)
    እውይ እውይ ኣሃይ
    እውይ እውይ እውይ እውይ(3)
    ዎሆይ ኦሆይ(3) hi
    ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4)
    ደመት ነዋሕ ቁመት
    ኣሚና ዝጠለመት
    እውይ እውይ እውይ
    ንቡር እንድዩ'ቲ ጥልመትኪ ዓቐን ኣለዎ
    ደመት ደመት
    እቲ'ኳ ክሳብ ሞት ቃል ዝኣተኽዎ
    ደመት ደመት
    ግደፊ'ባ ደመት ኣቲ ደመተይ
    ደመት ደመት ሓጺበኪ እንድየ'ቲ ብንብዓት የዒንተይ
    እውይ እውይ እዋይ
    ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4)
    እውይ እውይ እውይ እውይ
    እሞ ድማ ንዓይ ወሃቢ ወይኒ
    እሞ ድማ ንዓይ(2)
    ንኾሓሊ ዓይኒ
    እሞ ድማ ንዓይ
    ከብደይ ብጥሙዩ
    ከም ዘይበልኩ ብልዒ
    መን እዩ'ኸ እንተበልኹስ ኢልክዮም እንድዒ
    ደመት, ,,,እዋይ ክልተ ሞት(4)
    መን ፍጡር እዩ'ቲ ንምውት ዝኸስስ
    መን ፍጡር እዩ'ቲ ንጓህሪ ዝኩልስ
    ይከሰኪ ኣይከንኩን ዘለኹ ክትፈልጢ
    ጥራይ ክልተ ሞት ምማትኪ ፍለጢ
    ደመት,,,,እዋይ ክልተ ሞት (4)
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ እቲ ጭውነት
    ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ
    ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ
    ደመተይ ወለላ
    ልቢ ሰብ ሰሊላ
    ተውድቆ ተልዕሎ
    ይብሃለልኪ ኣሎ
    ካብ ዝኸውን ከምዘይ ሰብኣይ
    ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ
    ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ
    ሓቂ ሕዝኪ ናዳባባይ
    እውይ እውይ ደመት(2)
    ትጠልምስ'ኳ ደመት
    ኪዲ በሊ በቃ ደመት
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ ጭውነት
    ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ
    ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ
    ደመተይ ወለላ
    ልቢ ሰብ ሰቂላ
    ተውድቆ ተልዕሎ
    ይበሃለልኪ ኣሎ
    ካብ ዝኸውን ከም ዘይሰብኣይ
    ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ
    ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ
    ሓቂ ሕዝኪ ነዳባባይ
    እውይ እውይ ደመት(2)
    ትጠልምስ'ኳ ደመት
    ኪዲ በሊ በቃ
    66

    • @mesfintefera1498
      @mesfintefera1498 3 ปีที่แล้ว +2

      ድመት እወይ ክለተ ሞት.....4

    • @jemsasli3870
      @jemsasli3870 3 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ ደኣሉ ኩሉ ደመት ጥራይ መሊኡ🙈😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @tsgeromanpetros4522
      @tsgeromanpetros4522 3 ปีที่แล้ว

      Zgermyu 38 gze dgmgam DEMET

    • @mahmoudadam6617
      @mahmoudadam6617 3 ปีที่แล้ว +1

      @@tsgeromanpetros4522 500 demet kkkk

    • @brycenandre7488
      @brycenandre7488 3 ปีที่แล้ว

      Sorry to be offtopic but does any of you know of a trick to log back into an instagram account??
      I somehow forgot my login password. I appreciate any help you can offer me

  • @hadshtesfarem6356
    @hadshtesfarem6356 3 ปีที่แล้ว +836

    እታ ወዲ ኣብ ግዚኣ ጥብ ንኤርሚለ ፍትውቱቱ ዘብል እስከ ዓሸራ ይግደፍ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹⭐️⭐️⭐️⭐️👑👑👑👑👑👌👌👌👌👌

  • @user-oz3ly8ch8x
    @user-oz3ly8ch8x 3 ปีที่แล้ว +489

    ንኤርምለ king ዝፈቱ እስከ
    👇
    ረገጹ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ክኣ

    • @tutus7850
      @tutus7850 3 ปีที่แล้ว

      ናፍቁሎ በልዋ ነደይ!!! ናፍቁሎ በልዋ ነደይይ!!! Men king gerwo 😒😒

    • @hadguzeray5624
      @hadguzeray5624 3 ปีที่แล้ว +1

      Ermi zxele alo du ke emo mnbar zeyfelt u love you so much ayney 😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @ahmedomar9648
    @ahmedomar9648 3 ปีที่แล้ว +170

    Am from Somalia 🇸🇴 and i love Eritrean music 🇪🇷

    • @nisanetgabrezgi6183
      @nisanetgabrezgi6183 3 ปีที่แล้ว +3

      We ❤️❤️❤️❤️✊✊✊✊✊✊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @mahmoudadam6617
      @mahmoudadam6617 3 ปีที่แล้ว

      Waraya akuchalay kkk Somali I am from Eritrea

    • @merhabatinsew3696
      @merhabatinsew3696 3 ปีที่แล้ว +2

      Tnx bro

  • @seemore......1322
    @seemore......1322 3 ปีที่แล้ว +255

    Selam habtay & haway ane somali❤️🇸🇴🇪🇷

  • @danielselomun1453
    @danielselomun1453 3 ปีที่แล้ว +1561

    ኣብዚኣ ስዓት እዚኣ ኣብ olinen ዘለኹም ኣምላኽ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ካብ ኩፉእ ዘበለ ይሓልወኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ገጽ ትፈትውዎም ስድራኹም የርእየኩም

    • @ni2badger419
      @ni2badger419 3 ปีที่แล้ว +6

      Olinen entay ya bar wala enda fata 😁😁😁

    • @bisratteklegergis
      @bisratteklegergis 3 ปีที่แล้ว +4

      Amen amen 🙏 Dani hawey natey

    • @liagirmay8461
      @liagirmay8461 3 ปีที่แล้ว +2

      Amen amen amen

    • @ni2badger419
      @ni2badger419 3 ปีที่แล้ว +1

      @not interested in politic moliqato ya tkewn kemzi nay fesi

    • @samiwediteages1184
      @samiwediteages1184 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen(3)

  • @amanokbay1679
    @amanokbay1679 3 ปีที่แล้ว +261

    መርሓባ ኤርሚለ ናተይ እንቋዕ ብድሓን መጻኻና ክብርቲ ዓባየ ስማ ኮ ኣዘኪርካኒ ቴንክስ ነዛ ኮሞንት ተንብብ ዘለኻ ዕድመን ጥዕናን ስደትካ የሕጽረለካ ፍቅርን ስኒትን ይምነየልካ ብር ዳ በልካ ተሓጎስ

  • @Jo-ux8zy
    @Jo-ux8zy 3 ปีที่แล้ว +397

    መን ኣሎ ስጋብ ሕጂ
    ዝሰመዕ like እስከ ርገጽ
    👇

  • @fwoldew2311
    @fwoldew2311 3 ปีที่แล้ว +43

    ኤርትራዊዉ ሩሜቴ አንድ ቀን ከፍቶ ካሰማኝ ጀምሮ ያለማቁዋረጥ የምሰማው መርጥ ዘፈን 🇪🇹

    • @TikTok-wp4er
      @TikTok-wp4er 3 ปีที่แล้ว +3

      ኣይደል

    • @iseyasmsgna1406
      @iseyasmsgna1406 3 ปีที่แล้ว +1

      Thanks I appreciate you even we love Amharic music too 🥇🤙

    • @kenyadan390
      @kenyadan390 3 ปีที่แล้ว

      are you sure?

    • @user-hm8zm8jb6c
      @user-hm8zm8jb6c 3 ปีที่แล้ว

      አምላኬ ሆይ 😃😃

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 3 ปีที่แล้ว +627

    መበል 49 ይጽሕፍ ኣለኹ ሎሚ like'ንተዘይረኺበ
    *እዋይ 2ተ ሞት* 😀✌️

    • @a.a3847
      @a.a3847 3 ปีที่แล้ว +8

      👎🏼

    • @user-sj9pb1qe2l
      @user-sj9pb1qe2l 3 ปีที่แล้ว +26

      bro ናይ ኢሰያስ ደበሳይ ደርፊ ዲካ ክትሰምዕ ጸኒሕካ 😐😀😀

    • @meserethadgu902
      @meserethadgu902 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣለና ሓወኒ😍😘

    • @yordanosteklu4340
      @yordanosteklu4340 3 ปีที่แล้ว +3

      WAWWWWW kief zelewa music

    • @jamalmadayen8620
      @jamalmadayen8620 3 ปีที่แล้ว +4

      @@a.a3847 Donkoro wahid abzi tkay ente thlu edka sere merekuwa embah bel DC

  • @sihameylove7236
    @sihameylove7236 3 ปีที่แล้ว +159

    ኣፍቀርቲ ኤርሚ ኣለኹም'ዶ♥

    • @alekugena892
      @alekugena892 3 ปีที่แล้ว +2

      Erimi mecharmti love u ms bro

  • @kingo99er8
    @kingo99er8 3 ปีที่แล้ว +34

    Des tibl derfi deki eri gorebetna we love you 🇪🇹🇪🇹

    • @helen8440
      @helen8440 3 ปีที่แล้ว +4

      We love you too dear..

    • @merhawitpaulos4220
      @merhawitpaulos4220 3 ปีที่แล้ว +2

      We love u too bro

    • @jemalsied723
      @jemalsied723 3 ปีที่แล้ว

      I love you eritran music bro in eri music

  • @dannynini1832
    @dannynini1832 3 ปีที่แล้ว +331

    ከብደይ ብጥሙዩ ከምዘይበልኩ ብልዒ...
    መን'ዩ ተበልኹስ ኢልክዮም እንድዒ...
    "ደመት እዋይ ክልተ ሞት"(4)...
    መን ፍጡር ሪኢኺ ንሙውት ዝኸስስ....
    መን ፍጡር ሪኢኺ ንጓሂ ዝኹልስ...
    ዝኸሰኪ ኣይኮንኩን ዘለኹ ክትፈልጢ...
    ጥራይ ክልተ ሞት ሙማትኪ ፍለጢ....
    "ደመት እዋይ ክልተ ሞት"(4)...
    "ኣበይ ኣሎ እቲ ፍቅሪ እቲ እምነት
    ኣበይ ኣሎ እቲ ክብሪ ጭውነት"(2)...
    ሃቢ በሊ ሃቢ'ሞ ካቲመይ ...
    ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ ...
    ደመተይ ወለላ ልቢ ሰብ ሰቂላ ...
    ተውድቆ ተልዕሎ ይበሃለልኪ ኣሎ...
    ካብ ዝኸውን ከምዘይ ሰብኣይ 💔...
    ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ ...
    ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ ...
    ሓቂ ሒዝኪ ነደባባይ ...
    'እውይ እዉይ ደመት'(2)...
    ደመት ጥልመት ስንቃ ...
    ኪዲ በሊ በቃ !!
    My therapy 😘 Gebrehiwet Tsehaye
    My therapy 😘 Ermias keflezgy 🙏 !!

    • @kemshamu4617
      @kemshamu4617 3 ปีที่แล้ว +3

      5 nwari zeykones guahri eu 👍🤛

    • @user-ez9lp3yv1d
      @user-ez9lp3yv1d 3 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ብሓቂ ሰብኣይ እኻ ጽቡቕ ጽፉፍን ጽሕፍካዮ።

    • @helentsegay2498
      @helentsegay2498 3 ปีที่แล้ว

      Nic job

    • @abieloli
      @abieloli 3 ปีที่แล้ว +3

      Selam Dani nayzi serahka endamesgenko gega alateka, katimey aykonen eza demet eyu. Serahka qexelo.

    • @helentadese3385
      @helentadese3385 3 ปีที่แล้ว +2

      Habi beli habi katimey ember.

  • @user-ub7ee3xj9d
    @user-ub7ee3xj9d 3 ปีที่แล้ว +135

    ኤርሚለ ብዓል ስሑል ገሮሮ ከምዚ ከማይ
    ክትጽበይዋ ዝቀነኹም እስከ እህህ ኣብሉለይ።

  • @eriqueen3354
    @eriqueen3354 3 ปีที่แล้ว +171

    Welcome Ermiye ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ❤🇪🇷

    • @hermonmlash1111
      @hermonmlash1111 3 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen Haftey Tebarki berkti😍🥰🙏

    • @eriqueen3354
      @eriqueen3354 3 ปีที่แล้ว +1

      @@hermonmlash1111 ❤️🥰🙏

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 3 ปีที่แล้ว

      Ok ermye

    • @robeltekle8094
      @robeltekle8094 3 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

    • @sebkreta9397
      @sebkreta9397 3 ปีที่แล้ว

      Amen ❤️3

  • @teklechimar8074
    @teklechimar8074 3 ปีที่แล้ว +64

    ደመት,,, እዋይ ክልተ ሞት(4)
    እዋይ ክልተ ሞት,,, ኣሃይ(4)
    እውይ እውይ ኣሃይ
    እውይ እውይ እውይ እውይ(3)
    ዎሆይ ኦሆይ(3) hi
    ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4)
    ደመት ነዋሕ ቁመት
    ኣሚና ዝጠለመት
    እውይ እውይ እውይ
    ንቡር እንድዩ'ቲ ጥልመትኪ ዓቐን ኣለዎ
    ደመት ደመት
    እቲ'ኳ ክሳብ ሞት ቃል ዝኣተኽዎ
    ደመት ደመት
    ግደፊ'ባ ደመት ኣቲ ደመተይ
    ደመት ደመት ሓጺበኪ እንድየ'ቲ ብንብዓት የዒንተይ
    እውይ እውይ እዋይ
    ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4)
    እውይ እውይ እውይ እውይ
    እሞ ድማ ንዓይ ወሃቢ ወይኒ
    እሞ ድማ ንዓይ(2)
    ንኾሓሊ ዓይኒ
    እሞ ድማ ንዓይ
    ከብደይ ብጥሙዩ
    ከም ዘይበልኩ ብልዒ
    መን እዩ'ኸ እንተበልኹስ ኢልክዮም እንድዒ
    ደመት, ,,,እዋይ ክልተ ሞት(4)
    መን ፍጡር እዩ'ቲ ንምውት ዝኸስስ
    መን ፍጡር እዩ'ቲ ንጓህሪ ዝኩልስ
    ይከሰኪ ኣይከንኩን ዘለኹ ክትፈልጢ
    ጥራይ ክልተ ሞት ምማትኪ ፍለጢ
    ደመት,,,,እዋይ ክልተ ሞት (4)
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ እቲ ጭውነት
    ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ
    ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ
    ደመተይ ወለላ
    ልቢ ሰብ ሰሊላ
    ተውድቆ ተልዕሎ
    ይብሃለልኪ ኣሎ
    ካብ ዝኸውን ከምዘይ ሰብኣይ
    ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ
    ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ
    ሓቂ ሕዝኪ ናዳባባይ
    እውይ እውይ ደመት(2)
    ትጠልምስ'ኳ ደመት
    ኪዲ በሊ በቃ ደመት
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ ጭውነት
    ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ
    ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ
    ደመተይ ወለላ
    ልቢ ሰብ ሰቂላ
    ተውድቆ ተልዕሎ
    ይበሃለልኪ ኣሎ
    ካብ ዝኸውን ከም ዘይሰብኣይ
    ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ
    ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ
    ሓቂ ሕዝኪ ነዳባባይ
    እውይ እውይ ደመት(2)
    ትጠልምስ'ኳ ደመት
    ኪዲ በሊ በቃ

  • @millitube1437
    @millitube1437 3 ปีที่แล้ว +71

    እስከ በለ ከምዚ ከማይ ኣብ ስደት ኮለል ትብሉ ዘለኩም ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ahhh sdet sdi

  • @natugezae8258
    @natugezae8258 3 ปีที่แล้ว +126

    ብሩኽ ቐዳመ ሰንበት ይግበረልና like ተሓባበሩኒ

  • @jossiasli4516
    @jossiasli4516 3 ปีที่แล้ว +250

    Ne wedi D.C zeftu like
    ✌️

    • @awetnihafash8242
      @awetnihafash8242 3 ปีที่แล้ว +12

      Ewa antum Deki Dc elkum eske aytfelaleyu n Deki Dc Wegenat aytkunu donkorotat kindey nfuat alewu mitibibae zeydlywom

    • @yafettedros6701
      @yafettedros6701 3 ปีที่แล้ว +1

      @@awetnihafash8242 bravo👏.

  • @senitikabo7996
    @senitikabo7996 3 ปีที่แล้ว +60

    ከም ገለ ዓይነት ድምፂ ለለ ኪሊፕ ብጣዕሚ ገራሚ love you from mekele❤

  • @danieltesema5098
    @danieltesema5098 3 ปีที่แล้ว +40

    I don't even know what his saying but this song wakes my soul i listen to it plenty times...too in love with it. Love from.🇪🇹 🇺🇸

    • @sidonadehabz5415
      @sidonadehabz5415 2 ปีที่แล้ว

      Be smarigns enasteregumalen kefelekew 😁

    • @GabarHaile-te2vq
      @GabarHaile-te2vq ปีที่แล้ว

      He is talking about two girls one in America who is following western customs and is having sex with a guy she just met and another in Eritrea who only wants him to go abroad.

  • @assebchannel6735
    @assebchannel6735 3 ปีที่แล้ว +129

    ገለ ዓይነት ደርፊ፡ ንኤርሚለ ዝፈቱ ኣብ ኮመንት ላይክ ከይወቀጠ ከይ ሓልፍ! ስነጥበብ ይዓንብብ።

  • @Official-Hermela-Tek1
    @Official-Hermela-Tek1 3 ปีที่แล้ว +162

    Welcom ermile ስሑል ጎሮሮ ፨
    ሰቤተይ ሎሚ ሓሪሳ መርቁኒ ኣብኡ ከለኹም፥
    ነዛ comment ተንቢብ ዘለኻ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ።
    ን ኤርሚለ ዝፈቱ & ኣብ ናይ ምቑዋም ምድጋፍ ኣብ ኣፋላላይ ዘየለኻ ፥like ረጊጽካ ሕለፍ ።

  • @awethaile8522
    @awethaile8522 3 ปีที่แล้ว +11

    ኤርሚለ ሽኮር ጽቡቅ ሰራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @nebayafwerki1940
    @nebayafwerki1940 3 ปีที่แล้ว +25

    Ahie Ermile Asli nay Ertra🇪🇷 Diamond platinumz. 🇹🇿 👌👍🌹

  • @yafetrussom6001
    @yafetrussom6001 3 ปีที่แล้ว +44

    D.C አለና ዶ ❤❤❤❤ ደቒ ኤረይ 🌹🌹

  • @user-vd5gz6pv9s
    @user-vd5gz6pv9s 3 ปีที่แล้ว +40

    ገጣሚ ገሬ እንተ ኢልካ ጽቡቅ ከም ዝኮነ ትፈልጥ ፎርሳ ደቂ ኤረይ

  • @berhanesolomun8236
    @berhanesolomun8236 3 ปีที่แล้ว +97

    ንኤርምለ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ 1ሚሎን ክንገብራ አና ኣለና ዶ የሕዋት ደገፍቲ

  • @emnettrayyufetarifqri9061
    @emnettrayyufetarifqri9061 3 ปีที่แล้ว +10

    ደመት ነዋሕ ቁመት ኣሚና ዝጠለመት
    💪
    እሞ ድማ ነዓይ ንወሃቢ ወይኒ
    :
    ንኾሓሊ ዓይኒ 💯❤️❤️
    Ermile DICI

  • @ategayoni7790
    @ategayoni7790 3 ปีที่แล้ว +35

    ኣታ እዚ ወዲ ከጸልለኒ እምበር ደልዪ በቃ ኩሉ ደርፍታቱስ ምስ ዘሎ ሂወትና ዝከይድ።ኤርሚ ሓወይ ኣጆካ ካባካ ብዙሕ ኢየ ዝጽበ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን።ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ኤረይይይይይ

  • @user-kq8fx5yq3c
    @user-kq8fx5yq3c 3 ปีที่แล้ว +105

    ሎሚ መበል 7 ዓመት ይሕዋትና ኣብ ሊብያ ዝጠፍኡ እዩ 💔😭 ጽቡቅ ስራሕ ኢርሚለ ከምቲ ናይ ኩሉ ግዜ

    • @Lucky.channel23
      @Lucky.channel23 3 ปีที่แล้ว +1

      😢😢😢😢💔✊🏼✊🏼✊🏼

    • @nohomabreha9482
      @nohomabreha9482 3 ปีที่แล้ว

      Ata eritrawi ksab hji ytefe alo

    • @mljn7476
      @mljn7476 3 ปีที่แล้ว

      Yeah ETA zbezhe seb zmotela ktkewn tkelya gna kdmiun dhriun hazina nhazn wn alena

    • @hierarhierar838
      @hierarhierar838 2 ปีที่แล้ว

      Ksab hji beqa ntefie alena Natnas kndey mot kbhal eyu alem ab gexna tuf ilatlan .

    • @user-zz6oy1uu3f
      @user-zz6oy1uu3f 7 หลายเดือนก่อน

      😢😭🇪🇷🇸🇩

  • @merameratsegay8181
    @merameratsegay8181 3 ปีที่แล้ว +156

    እዚኣ ዶ ወይስ ሮራ ኣነ ብወገነይ እዚኣ የ ዝበል ሓቂ ዶ ሓሶት eritrea ኢንተርነት ዘይ ምህላው ሃሲና view ብታእሚ ዊሒዱ

    • @aseyasey4488
      @aseyasey4488 3 ปีที่แล้ว +22

      etom ab dege zelewu eritrawyan ewn sebom gedifom kal'e ketebabeu eka tri , kulen channelat reayen , nay tigray amharu aynre zeykone gn netom natna zyada knetebabe ygbeana .

    • @achusport
      @achusport 3 ปีที่แล้ว +7

      እዚኣ ዶ ሮራ ትብል ሲ ጥበብ ዶቅንጥብጣብ ኢኻ ኮትብል ዘለኻ ተተረእካስ

    • @erenaentertainment302
      @erenaentertainment302 3 ปีที่แล้ว +2

      @@achusport i like ur comment bravo bro

    • @user-qf8yf1tq5g
      @user-qf8yf1tq5g 3 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ

    • @user-ez9lp3yv1d
      @user-ez9lp3yv1d 3 ปีที่แล้ว +1

      ግደፍ ድኣ ናይ ሮራስ ዜማ እታ ቃል ብዓባያ ምስራቁ ዝዓበየ ገበን ብምኳኑ። ጥዑይ ገጣማይ ተትረክብስ ጸልእካ'ዶ ሕምስ ኣብልዋ ይሓምሶ ድኣ እምበር።

  • @musiekeleta2793
    @musiekeleta2793 3 ปีที่แล้ว +10

    ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ኣጆካ ቀጽሎ ናይ ዘመና ስ/ጥበባዊ.🇪🇷🙋

  • @azizmantile9338
    @azizmantile9338 3 ปีที่แล้ว +45

    ኑጉስ ዜማ ተበለኹዎ ይውሕዶ ዶ ይኽዉን 👌👌👌👌👌

    • @Qendeley
      @Qendeley 3 ปีที่แล้ว +1

      ይውሕዶ'ወ ይዓኽ

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 3 ปีที่แล้ว +41

    *ኣንቱም ሰባት፣ ኣብ ዓለም ካብ ጥልመት ዝከፍእ ናይ ሜሬትን ሰማይን መቕጻዕቲ ዘወርድ 2 ሞት የለን እሞ፣ ኣምላኽ እሙናት ይግበረና።*
    Ermi + Gebrhiwet Tsehaye = Perfect! Go ahead with your collaboration, Synergy is 1+1=5

  • @negasigebre2172
    @negasigebre2172 3 ปีที่แล้ว +5

    ኤርሚለ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ድሕብየካ ወገነይ ሕጂ ድማ በታ ናይ ሀርተይ ደርፊ ተማም ቃዚካኒ ምምናው ሲኢነያ ደጋጊመ ክብረተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ nic one bst one ።

  • @majorkibreab913
    @majorkibreab913 3 ปีที่แล้ว +5

    ኤርሚ ሽኮር
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ኩሉ ሚእቲ God bless you!!♥

  • @user-sj9pb1qe2l
    @user-sj9pb1qe2l 3 ปีที่แล้ว +45

    ላይክ ኣጥሙኒ ደቂ ኤረይ ሓላላት 🇪🇷🐅😥

  • @lulueri37
    @lulueri37 3 ปีที่แล้ว +29

    መጺእካዶ ኣታ ሽኮር ወዲ
    ጽቡቕ ስራሕ ዩ ካኣ 🇪🇷❤️

  • @nardostesfay9816
    @nardostesfay9816 3 ปีที่แล้ว +5

    ኤርሚ መቐረት ሙዚቃ ሃልወለይ አስኪ ትብለካ ኣላ ስነ ጥበብ ዓለምና ጽቡቕ ስርሓት ኤርሚየ ኣጆኻ በርትዕ ኢኻ ኣምላኽ ከኣ ኣብ ስርሓትካ ዓወትን ኣሳልጦን ክህበካ ይምነየልካ።

  • @samitekashi6283
    @samitekashi6283 3 ปีที่แล้ว +8

    Ermile ብሉጽ ስነጥበባዊ ወዲ ኤረይ keep going on ብልጽቲ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍

  • @wavewave7493
    @wavewave7493 3 ปีที่แล้ว +23

    ኤርሚለ ጃና
    ጅግና ካብ ዝብል ኣፍ እዮ
    ገለ ዓይንት misc ቀጽሎ ኢካ

  • @wedierna6962
    @wedierna6962 3 ปีที่แล้ว +38

    ደመት አዋይ ኽልተ ሞት 3 ሞት ዝሞትና ኣለና ኣብ erupa ka

    • @hermonmlash1111
      @hermonmlash1111 3 ปีที่แล้ว +2

      Ajoka Brku hawey Tebarki jesus gotay Misak iyu imo ajoka 😍🥰🙏

    • @wedierna6962
      @wedierna6962 3 ปีที่แล้ว +2

      @@hermonmlash1111 Amen amen ayney thanks abay sebbb

    • @mikiareyame8757
      @mikiareyame8757 3 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkk wla ane

    • @helen8440
      @helen8440 3 ปีที่แล้ว

      Ajoka eba kemu aytbel..teina tray kulu kebtsah Eu hawey

    • @samiahmed712
      @samiahmed712 3 ปีที่แล้ว +1

      🤣🤣

  • @nahomwedieri7884
    @nahomwedieri7884 3 ปีที่แล้ว +10

    I love you daqi Eri 💯❤🙏🇪🇷👈

  • @user-no9jq1dn9r
    @user-no9jq1dn9r 3 ปีที่แล้ว +5

    ኤርሚለ ተስፋ ንኡስ ወለዶ ይመስል ኣሎ፣ ይመልኣልና። ጽቡቅ ስራሕ

  • @mussiefitsumwedifache1139
    @mussiefitsumwedifache1139 3 ปีที่แล้ว +5

    ሰሓቕን ፍሽኽታን ሓጎስን ደስታን ዘኣሰሎ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ሓደ ልቢ
    ኤርሚለ ብሉጽ ዩ ደርፍታትካ ሰስን ሽህን ዋልታን ኩን ኣሎኩም ዶ ኣፍቀርቲ ኤርሚለ ወቅጡለይ ብሽም ኤርሚለ

  • @user-wk6ib3zr8n
    @user-wk6ib3zr8n 3 ปีที่แล้ว +33

    ኤርሚለ ዝፈቱ እስከ ጽቐጥ ኣርኤኒ

  • @bnteritrea3035
    @bnteritrea3035 3 ปีที่แล้ว +5

    ermile shikor 😍ab malti 100000 gizi esma alku 😭💞thank u nezay derfi zekrbklna ⚘

  • @alexmarieterrier4419
    @alexmarieterrier4419 3 ปีที่แล้ว +17

    C'est magnifique, vous avez fait du bon travail, continuez les gars 😊
    Gros bisous depuis djibuty, République de Djibouti ❤🥰💐💐🇩🇯

  • @alexsandermulugetaalex6164
    @alexsandermulugetaalex6164 3 ปีที่แล้ว +199

    ነዛ ኮመንት ተንብቡዋ ዘለኩም ዓለም ክሳብ መወታአታ ስሓቅ ትኩነልኩም ኣብ ሂወትካ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልኩም

  • @nahomyoniney9763
    @nahomyoniney9763 3 ปีที่แล้ว +14

    ኤርሚለይ ኣስሊ ዝንኣድ ስራሕ ኣድኒቀ ዘይጸግቦ ገጣማይ ገብርሂወት ጽሃየ ይበል ግጥሚ 😘😘👌❣️👈

  • @sofianhassen9857
    @sofianhassen9857 3 ปีที่แล้ว +10

    Ermiyas good job keep going
    I wish you good life 🇪🇷🇪🇷💯💯💯

  • @muhsinali1244
    @muhsinali1244 3 ปีที่แล้ว +5

    I love eritrean music and people my brothers and sisters from 🇸🇴 Somalia in Europe but still urs guy just who understand me love ❤️

    • @user-gf6zb2pp5p
      @user-gf6zb2pp5p 3 ปีที่แล้ว

      Thank you bro we love you too😍

  • @user-xd7dh5ui9x
    @user-xd7dh5ui9x 3 ปีที่แล้ว +7

    መርሓባ ድምጺ ዕፉ ኤርሚ ሽኮር ከመይ ድየ ብኩሉ ስራሓትካ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ♥️♥️♥️💯💯🎤🎤🎤

  • @jordantom9409
    @jordantom9409 3 ปีที่แล้ว +54

    ወዲ ደቀምሓረ 👌💋💋💋💋💋💋💋

  • @yona734
    @yona734 3 ปีที่แล้ว +3

    ኤርሚ ብሉጽ ሙሉአ ለይቲ ክሰምዓ ሓዲረ ደመተይይይይይይይ ከም ከማይ ተለኩም ላይክ ኣግርጭውውውው

  • @samimasawa5252
    @samimasawa5252 3 ปีที่แล้ว +2

    ኤርተይ ከም ልበይ ወጊኢካኒ ክብረተይ

  • @haskofager
    @haskofager 3 ปีที่แล้ว +16

    ከይ ሰመዐኩዎ ኢርሚይስ መቅሰን እንድዩ ንኢርሚየ ዝፋቱ ነዚኣ ኮመንቲ የልዕላ 😍😘

  • @henokgide386
    @henokgide386 3 ปีที่แล้ว +5

    ኢርሜለ ሓበን ኢርትራ ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ስራሓ እስከ ኣብዚኣ ዳቂ ኢርይ ሓባይብና ላይክ ኣይትሕመቁ ኢኽም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋👍👍👍👍👍👍👍

  • @tesfaldetbocure4254
    @tesfaldetbocure4254 3 ปีที่แล้ว +11

    This music clip can compute internationally and congratulations

  • @wedimaryam15
    @wedimaryam15 3 ปีที่แล้ว +10

    ዋውውውው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ኤርምያስ ክሳብ ሕጂ ሕማቅ ስራሕ ኣይራኣኹልካን ቀጽሎ ንፉዕ

  • @user-ez9lp3yv1d
    @user-ez9lp3yv1d 3 ปีที่แล้ว +44

    ኮኮብ ናይዚ ዘበን ኤርምለ ጎብለል። ነቲ ጽቡቕ ጽቡቕ ክትብሎ ነቲ ሕማቅ ሕማቅ ክትብሎ ግድን'ዩ። ግደፍ ግጥምን ዜማን ብጽፉፍ ዝተሰርሐ ንካልእ ቀንጥቦም ቀናጥቦም ዝሰርሑ ከማን ይውድስዎም ኣለዉ።

    • @tesfamhretgebrehiwet8363
      @tesfamhretgebrehiwet8363 3 ปีที่แล้ว +1

      Ezis derfi melkti zey blu kch derfs nay sem syum xbuk semina ento ermyas gn chak chak eyu zbl zlo ms enay ykreta

    • @user-ez9lp3yv1d
      @user-ez9lp3yv1d 3 ปีที่แล้ว +3

      @@tesfamhretgebrehiwet8363 ምስ ሰናይ ይቅረታ ናይ ምስትምቃር ደርፊ ጸገም ኣለካ። ናይ ብዓል እፍሮም ኣማረ ደርፊ ከማን ደርፊ እልካ ትሰምዖ ኣለኻ ደርፊ ቅንጥብጣን ስርቂ። እርምያስ ግን ካብቶ ኣለውና እልና ንምካሓሉ ብድምጽን ፡ ቅላጸ ሳዕሳዕትን ፡ ዜማን ግጥምን ኮታ ኩሉ እዩ።

    • @dronedrone861
      @dronedrone861 3 ปีที่แล้ว +1

      @@user-ez9lp3yv1d new belo aytmelselu agame kondaf eu wedi erey

    • @user-ez9lp3yv1d
      @user-ez9lp3yv1d 3 ปีที่แล้ว

      @@dronedrone861 ን ኤርምለ ከዚ ዝብል ድኣ ኪኸውን ኣለዎ።

    • @dronedrone861
      @dronedrone861 3 ปีที่แล้ว +1

      @@user-ez9lp3yv1d 😂😂😂😂 kezi lele

  • @Abab-kj5mu
    @Abab-kj5mu 3 ปีที่แล้ว +14

    Ermey tum dmxi enqa b dhan mexaka wedi dc 😘

  • @user-hb5uj3uf1s
    @user-hb5uj3uf1s 3 ปีที่แล้ว +3

    ን ኤርሚ ዝሕቢ ላይክ ይጽቀጥ ህቡብ ብምጻዊ ኤርሚ ናይ ጽባሕ ብርሃን ብዙሕ ራኢ ኣለኒ ኣባካ

  • @nebt9215
    @nebt9215 3 ปีที่แล้ว +8

    Love from Addis. Great job

  • @hereewedierey8180
    @hereewedierey8180 3 ปีที่แล้ว +31

    ግጥሚ /100
    ዘማ /99
    ክሊፕ /100
    ካመራ /100
    ኤርሚለ ጻዕራም ስነጥበባዊ🇪🇷

  • @user-ms9tg8nx6r
    @user-ms9tg8nx6r 3 ปีที่แล้ว +78

    እዋይ እዚ ኣርምየስ ኬፍ ዘለዋ ነዚ ዝፈትው እስከ ላይክ ረጊጽኩም ሕለፉ

    • @helen8440
      @helen8440 3 ปีที่แล้ว +3

      ክላእ እንታይ ላይክ ትብል ወዲ ኣከለ ወዲ ገለ እንዳ በልኩም እንዳ ፈላለኩሙና ዘይንፈልጦ ኣፋሊጥኩሙና። ኣብ ክንደይ ምዉሓድና ተፈላሊና ስደትና ከይ ኣክለና ናይ ስደት ኢሰያስ እኮ ኮይንኩምና።

    • @chelseafc2862
      @chelseafc2862 3 ปีที่แล้ว

      He is wedi Eritrea because we are one people.

  • @natudcnatudc3328
    @natudcnatudc3328 3 ปีที่แล้ว +27

    This song directed 100% good,
    Specially the dancer's, wow impressive,
    Voice of the singer 99.99% great,
    This song is on another level😍🤩💯💯

  • @siemgabire8146
    @siemgabire8146 3 ปีที่แล้ว +17

    I already added this guy to my list of favorite artists! He convinced me within short notice. Thumps up Ermias!

  • @user-cd6ze7mm7b
    @user-cd6ze7mm7b 3 ปีที่แล้ว +6

    ኤርሚለ ናተይ❤🤴😘 welcome son of DC❤

  • @bajo_teamo236
    @bajo_teamo236 3 ปีที่แล้ว +8

    ይኸሰኪ ኣይኮንኩን ዘለኹ ጥራይ 2 ሞት ምማትኪ ፍለጢ ኣብዚ ኤሮፓ4 ሞት ዝመታ መሊኤን ኣለዎ ጅግንነት ዝመስለን ዋጋ ከም ደይብላ ንነብሰን ዝቆጽሪኣ ይግዳስ ጽቡቕ ስራሕ ኤርምለ King ሙዙግ ክብለካ ይፈቱ ኣብ ቀጻሊ ብሰላም የራክበና

  • @dinasami9758
    @dinasami9758 3 ปีที่แล้ว +6

    Ermiye shikor god bless you hard work pays off ajoka♥️♥️🙏🏽

  • @pisunatey361
    @pisunatey361 3 ปีที่แล้ว +10

    ሰኒ ሰኒ ኤርሚለይ እስኪ ከምዚ ከማይ ብሃንቐውታ ክጽበዮ ዝጸነሐ ንኤርሚለይ like ፈይ ኣብሉለይ

  • @user-bf4vx3rs7g
    @user-bf4vx3rs7g 3 ปีที่แล้ว +8

    ዓጋመ ዝበሃል ካብዚ ናትና ቻናልት ዉጹ ደቂ ረስሓት

  • @danielg.micael2357
    @danielg.micael2357 3 ปีที่แล้ว +11

    ኮኾብ ጽባሕ ኢኻ ሓወይ like ሸጠጥ።

  • @temesgenamlak554
    @temesgenamlak554 3 ปีที่แล้ว +7

    ዋው ኤርሚለ ሽኮር ከመይ ድካ ተሐጉሰኒ ቀጽለሎ 😍😍

  • @nahomdc4483
    @nahomdc4483 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣኣብ ዘለኽሞ ሰላም ንዓኹም ደቂ ኤረይ

  • @wedifish1692
    @wedifish1692 3 ปีที่แล้ว +4

    Wawwwwwwww Erimye nice voice every things good jobs . Deki Eri shikorrnatt God bless you .

  • @BLOKO-TSENEY
    @BLOKO-TSENEY 3 ปีที่แล้ว +28

    ኣታ ንስኻስ ኣብ ሃገርኻ ኾ ኣለኻ ክልተ ሞት ተጋጠምኻ
    ኣብ ሰደት ዘለና ኻኣ ዓሰርተ ሞት ሜትና ኣለና
    ብፍላይ ኣብ Eropa , ኤሮጳ ዘለና
    ጽቡቅ ስራሕ ኻኣ ኢልና ኢና
    ግጥሚ ገብርሂወት ጸሃየ good job !

    • @semharkidane7664
      @semharkidane7664 3 ปีที่แล้ว

      Ab addis zelna kea 20 mot

    • @tehabenhizbey4778
      @tehabenhizbey4778 3 ปีที่แล้ว +1

      @@semharkidane7664 ንኩሉ ዝተጸገመ ኣምላኽ ኣርህዎ የውርድ።

    • @emebete.dngelmariyam1309
      @emebete.dngelmariyam1309 3 ปีที่แล้ว

      Ab Israel zelena ke????☝️🙏🙏🙏

  • @tesfazghi7320
    @tesfazghi7320 3 ปีที่แล้ว +1

    ካብዝኸውን ከምዘይ ሰብኣይ ፡i proud of this man

  • @haremecho2215
    @haremecho2215 3 ปีที่แล้ว +66

    ደመት,,, እዋይ ክልተ ሞት(4)
    እዋይ ክልተ ሞት,,, ኣሃይ(4)
    እውይ እውይ ኣሃይ
    እውይ እውይ እውይ እውይ(3)
    ዎሆይ ኦሆይ(3)
    ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4)
    ደመት ነዋሕ ቁመት
    ኣሚና ዝጠለመት
    እውይ እውይ እውይ
    ንቡር እንድዩ'ቲ ጥልመትኪ ዓቐን ኣለዎ
    ደመት ደመት
    እቲ'ኳ ክሳብ ሞት ቃል ዝኣተኽዎ
    ደመት ደመት
    ግደፊ'ባ ደመት ኣቲ ደመተይ
    ደመት ደመት ሓጺበኪ እንድየ'ቲ ብንብዓት የዒንተይ
    እውይ እውይ እዋይ
    ደመት እዋይ ክልተ ሞት(4)
    እውይ እውይ እውይ እውይ
    እሞ ድማ ንዓይ ወሃቢ ወይኒ
    እሞ ድማ ንዓይ(2)
    ንኾሓሊ ዓይኒ
    እሞ ድማ ንዓይ
    ከብደይ ብጥሙዩ
    ከም ዘይበልኩ ብልዒ
    መን እዩ'ኸ እንተበልኹስ ኢልክዮም እንድዒ
    ደመት, ,,,እዋይ ክልተ ሞት(4)
    መን ፍጡር እዩ'ቲ ንምውት ዝኸስስ
    መን ፍጡር እዩ'ቲ ንጓህሪ ዝኩልስ
    ይከሰኪ ኣይከንኩን ዘለኹ ክትፈልጢ
    ጥራይ ክልተ ሞት ምማትኪ ፍለጢ
    ደመት,,,,እዋይ ክልተ ሞት (4)
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ እቲ ጭውነት
    ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ
    ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ
    ደመተይ ወለላ
    ልቢ ሰብ ሰሊላ
    ተውድቆ ተልዕሎ
    ይብሃለልኪ ኣሎ
    ካብ ዝኸውን ከምዘይ ሰብኣይ
    ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ
    ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ
    ሓቂ ሕዝኪ ናዳባባይ
    እውይ እውይ ደመት(2)
    ትጠልምስ'ኳ ደመት
    ኪዲ በሊ በቃ ደመት
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ፍቕሪ እቲ እምነት
    ኣበይ ኣሎ'ቲ ክብሪ ጭውነት
    ሃቢ በሊ ሃቢ'ባ ካትመይ
    ምስ ዕድለይ ክወስዶ ንቅድመይ
    ደመተይ ወለላ
    ልቢ ሰብ ሰቂላ
    ተውድቆ ተልዕሎ
    ይበሃለልኪ ኣሎ
    ካብ ዝኸውን ከም ዘይሰብኣይ
    ኩሉ ሓደ እንድዩ ንዓይ
    ኪዲ በሊ ኪዲ ካባይ
    ሓቂ ሕዝኪ ነዳባባይ
    እውይ እውይ ደመት(2)
    ትጠልምስ'ኳ ደመት
    ኪዲ በሊ በቃ ደመት።
    እንታይ መልእኽቲ የሕሊፍካ ኤርምያስ

    • @wedigashbarkaxaeda6470
      @wedigashbarkaxaeda6470 3 ปีที่แล้ว +18

      ቡዙሕ ኢሉ ንስኻ እምበር እንታይ ኪትብል ደሊኻ ሓበሻና ገለ ተሪእና ኩልና ከም ዕምባባ ዝረኣየ ንህቢ ዚዝ እንዳበልና ናብኣ ክንዓስል እንዲና ንደሊ ሕጂ ካኣ ንስኻ ይህየስ ኣሎ ኢልካ ዲኻ ወጠምጠም ትብል ዘለኻ ወጣም ዋሒድ

    • @Wede-Smera_xaeda
      @Wede-Smera_xaeda 3 ปีที่แล้ว

      WEDI GASH BARKA XAEDA 😂

    • @bnteritrea3035
      @bnteritrea3035 3 ปีที่แล้ว

      thank u👏

    • @user-ez9lp3yv1d
      @user-ez9lp3yv1d 3 ปีที่แล้ว +10

      ኤርምለ ድኣ መልእክቲ ጥልመት የሕልፉ ከመይ ድኻ ትርዳእ። ደመት ኣሚና ዝጠለመት እንታይ ማለት'ድዩ ካብዛ ሓንቲ ቃል ከማን ምኣኸለትካ። ቃል ኪዳን ሰራ ምስ ካላእ ሰብኣይ ደቂሳ ጸንሓቶ እቲ ክልብ ከ ንምንታይ ድዩ ተሰርሑ ዶ ተዓምትካ እካ ሰምዕካያ።
      ከብደይ ብጥምዩ ከም'ዘይ በልኩ ብልዒ
      መን እዩ ተበኩስ እልኪዮም እምበር እንዲዒ
      እዛ ከምዚ፥ያ እመስለኒ ተጋግኻ ኣለኻ የዕርኻ ስምዓያ።
      ብዝኮነ ሓቢቢ ግጥሚ ይኩን ዜማ ፡ ቅላጼ ሳዕስዕት ድምጺ ኩሉ እንታይ ክወጾ ጨለ ስራሕ'ዩ ምስትም

    • @user-ez9lp3yv1d
      @user-ez9lp3yv1d 3 ปีที่แล้ว +5

      ደመተይ ወለላ ልቢ ሰብ ሰቅላ
      ደመተይ ጥልመት ስንቃ
      ኪዲ በል በቃ
      ግጥሚ ጽቡቕ ገርካ ኣይጽሓፍካዮን ኤርምለ ቀሊል ሰብኣይ ኣይኮነን ተብዓታይ ገጣማይ'ዩ ከይትዳናገር።

  • @jemal3504
    @jemal3504 3 ปีที่แล้ว +6

    يا له من فنان رائع إلى أمام🇪🇷🇪🇷
    What a wonderful artist to front 🇪🇷🇪🇷

  • @user-pd5xn5el1i
    @user-pd5xn5el1i 3 ปีที่แล้ว +2

    ኤርሚለ ንፉዕ ድምጻዊ ዘያሚ እዩ። ግጥሚ ገብሪሂወት ጸሃየ ከጸልለኒ እዩ ንዓይ ❤️❤️

  • @user-se8gl2rp8t
    @user-se8gl2rp8t 3 ปีที่แล้ว +4

    ዋው ከምናይ ዛሃለፈ ጽቡቕ ስራሕ ቅጽሎ ወዲ እረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ekuabinochakur
    @ekuabinochakur 3 ปีที่แล้ว +9

    Ermi DC Ayney Kemey dika Wegney Great music 🎧

  • @milligalakele2389
    @milligalakele2389 3 ปีที่แล้ว +4

    ድሕሪ ዳኒ ዝመጻኩም ኣብዚ Like ክክክክ

  • @amantsfu8169
    @amantsfu8169 3 ปีที่แล้ว +1

    Welcome 🙏 deki zae halal merate 👉🇪🇷👈🏿

  • @eritreahagery6474
    @eritreahagery6474 3 ปีที่แล้ว +1

    ኤርሚለ ሽኮር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ። ኣንቱም ሰረቅቲ ደርፍታትና ቆዳራት ዓጋመ እስከ ተማሃሩ ካብ'ዚ ጥበብን ክእለትን ዝመልኦ ኤርትራዊ ስነ-ጥበብ ። ካብ ክትሰርቁ ክትሰርሑ ንርእስኹም ኣእምንዎ ።

  • @brhaneknfe8982
    @brhaneknfe8982 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ኤርመለ ስሕል ጎሮሮ ,እንካዕ ብሰላም መጻካና

  • @ghenetzemuy6584
    @ghenetzemuy6584 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ጽብቅቲ ሙዚቃ ደመት ድምጺ ላዕሊ god bless you.🇪🇷💞

  • @Get-technology
    @Get-technology 3 ปีที่แล้ว +2

    i am Ethiopian i like Eritrean music and people ooooooooooooo

    • @ahmedbolbol9243
      @ahmedbolbol9243 3 ปีที่แล้ว

      يَا أَيُّهَا النَّاسُ اتَّقُوا رَبَّكُمْ وَاخْشَوْا يَوْماً لَّا يَجْزِي وَالِدٌ عَن وَلَدِهِ وَلَا مَوْلُودٌ هُوَ جَازٍ عَن وَالِدِهِ شَيْئاً إِنَّ وَعْدَ اللَّهِ حَقٌّ فَلَا تَغُرَّنَّكُمُ الْحَيَاةُ الدُّنْيَا وَلَا يَغُرَّنَّكُم بِاللَّهِ الْغَرُورُ
      O mankind! do your duty to your Lord, and fear (the coming of) a Day when no father can avail aught for his son, nor a son avail aught for his father. Verily, the promise of Allah is true: let not then this present life deceive you, nor let the chief Deceiver deceive you about Allah.
      (Islam . Quran()

  • @emintneeden
    @emintneeden 3 ปีที่แล้ว +5

    Ermias is Very Creative!!!!! Love his Voice!!!!! Ajoka!!!!!

  • @danielyohannes9689
    @danielyohannes9689 3 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቕ ስራሕ ኤርሚለ፡ ዖድለኛ ኢካ ከኣ ገጥሚ ፨ገብረሂወት ጸሃየ፨ ኣብ ጎንኻ ምህላዉ።

    • @ahmedbolbol9243
      @ahmedbolbol9243 3 ปีที่แล้ว

      يَا أَيُّهَا النَّاسُ اتَّقُوا رَبَّكُمْ وَاخْشَوْا يَوْماً لَّا يَجْزِي وَالِدٌ عَن وَلَدِهِ وَلَا مَوْلُودٌ هُوَ جَازٍ عَن وَالِدِهِ شَيْئاً إِنَّ وَعْدَ اللَّهِ حَقٌّ فَلَا تَغُرَّنَّكُمُ الْحَيَاةُ الدُّنْيَا وَلَا يَغُرَّنَّكُم بِاللَّهِ الْغَرُورُ
      O mankind! do your duty to your Lord, and fear (the coming of) a Day when no father can avail aught for his son, nor a son avail aught for his father. Verily, the promise of Allah is true: let not then this present life deceive you, nor let the chief Deceiver deceive you about Allah.
      (Islam . Quran()

    • @danielyohannes9689
      @danielyohannes9689 3 ปีที่แล้ว

      in the name of Jesus Christ every human have its healing power and have eternal life of ever lasting, praise to lord and saver Jesus Christ AMEN AMEN AMEN.

  • @yohannessereke2231
    @yohannessereke2231 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆካ ኤርሚለ በርትዕ

  • @Miriam-sm9dn
    @Miriam-sm9dn 3 ปีที่แล้ว +9

    Eritrean artists taking over 🤩🔥🔥🇪🇷

    • @solebe3301
      @solebe3301 10 หลายเดือนก่อน

      Agree

  • @selutesfa9445
    @selutesfa9445 3 ปีที่แล้ว +6

    Welcome back ma favourite singer ermii sebuq derfi ajoka kexl💫🔥

  • @abelab8545
    @abelab8545 3 ปีที่แล้ว +3

    I Love all Eritreans i like this music ab from ethiopia

  • @rezenefeshaye1114
    @rezenefeshaye1114 3 ปีที่แล้ว +3

    ኤርሚለ ከምቲ ዘየለ ደስ ትብል ቀጽሎ ሓቢቢ ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @jeffreypadilla1571
    @jeffreypadilla1571 3 ปีที่แล้ว +4

    Soy de Honduras y me gusta la música de Ermias 👍🏼👍🏼

  • @user-tq3lb8rn8z
    @user-tq3lb8rn8z 3 ปีที่แล้ว +3

    You are so nice singer in our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 keep up my brother