Meron Estifanos (Wedi Zemach) - Kwnnet | ክውንነት -New Eritrean Tigrigna Music 2022( official video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.8K

  • @eriguayla
    @eriguayla 2 ปีที่แล้ว +323

    ክውንነት!!
    ኣይንኽለኦምን ምንብሃቑ፡
    ኣፎም ተገፍሐ ከም ጋህሲ፡
    ኣይንዓግቶምን ንምሕላም፡
    ኣብ ሕልሚ የለን ከሳሲ፡
    ይቕንኡ ዋላ እኮምተሩ፡
    በዚ ውን የብልናን ባእሲ፡
    ብህርፋን ዋላ ይሕመሙ፡
    ነዚ'ዶ ከይህሉ ፈውሲ፡
    እንተ ጋህዲ'ሞ
    ኣብ ማኣደይ ኢዱ ሊእኹ፡
    ናብታ ጎፉ ጭራም ተሰሊኹስ፡ንሞቱ፡
    ከም ዝሓልሞ ታሪኽ ጓዕጺጹ፡
    ኣብታ ባሕረይ እንተረጊጹስ፡ዕርበቱ፡
    መን ከሊእዎ ሓመዱ ንማየይ ዓይኑ ዘንብር፡
    ኣብ ጽፍሪ ኣሞራ ኮይኑ እዚ ጉዳም ደርሆ ዝፍክር
    ክንደይ ግዜ'ሞ ክንገር ነዛ ምእማን'ዶ ሓንጊዱ፡
    እታ ንሱ ምዃኑ ጸሊኡ ንሕና ምዃን'ዶ ቢህጉ፡
    ምባል'ሲ ይበል ዝነደየ እንታይ ዘይኣልም፡
    ምድላይ ጥራይ'ዶ ንሓሰማ ነብሪ ከይገብር፡
    ያእ እቲ ሬሳ ሓመድ እምኒ ምስ ተጸቐጠ፡
    ህያው'የ ክብል መዐሸዊ ንዘይፈለጠ፡
    ይትረፍ ንሕና ምድርና እተፈኦም፡
    ዝያዳና ባሕርና እኸፍኦም፡
    ብዘይ ታሪኽ ታሪኽ ሰሪሖም፡
    ብዘይ ርእሲ ስጋ'ንዶ ኣስሒቦም፡
    ድርብ!!
    ኣማሎም ካብ ኮነ ንሪምና ምቁማት፡
    ናትና ውን ባህሊ'ዩ ስለኽብራ ሙማት፡
    ዓሻሲ ይመስሎ ብሃም ዘይፈለጠ፡
    መን'ከሎ ካብ ነብሱ ስሙ ዝቐለጠ፡
    ንሶም ይበሉ ንሕና'ሞ ኣለና፡
    ኣባይ ነንጥብ፡ ደም ኣንጠብጢብና፡
    ንሶም ይንብሑ ንሕና'ሞ ገና፡
    ግምጃ ሰለምታ ርሃጽ ኣፊሲስና፡
    ከምንኾኖ ምበር ኣይከምዝውረን፡
    ሓደ ቅኒትና ዘሎን ዝነበረን፡
    ገጥ ኢልና ግጥም ብፊትን ብድሎን፡
    ከይተጸበና ንመብረን ንመድሎን፡
    ንሕና ንፈልጦ፡ ፈላጢና እፈልጦ፡
    ንሕና ንምዃን የለን ዝልውጦ።
    ንሶም ይበሉ ንሕና'ሞ ኣለና፡
    ኣይንፈላለን ከመይ ኣቢልና፡
    ንሶም ይንብሑ ንሕና'ሞ ገና፡
    ዘይንነጻጸል ልብን ደምን ኢና።
    ግጥምን ዜማን፡ብርሃነ ክፍሉ

  • @abiabrahaabi2544
    @abiabrahaabi2544 2 ปีที่แล้ว +274

    እዋይ ሎሚ ዓመት ዝወጽእ ዘሎ ደርፊ ይበል እዩ ኪጥዕም ሰሚዕካ ዘይምኖ
    ሚሪ ጽብቅ ስራሕ። ❤❤❤

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +4

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ግበረለይ

    • @abiabrahaabi2544
      @abiabrahaabi2544 2 ปีที่แล้ว +1

      @@dameramedia4477 geyrelka aleku kibretey

    • @ykistudio44
      @ykistudio44 2 ปีที่แล้ว +1

      Raza nay abu Haza Jigna kem zomach 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว

      @@ykistudio44 ወዲ ኤረይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣትካ

    • @tekieteka3396
      @tekieteka3396 2 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkጎሮሮ

  • @gualmicheal7903
    @gualmicheal7903 2 ปีที่แล้ว +116

    ኣብ ዓለም ዘሎ ኩሉ ጸጽቡቁ ናዓኽ ኤርትራ አደይ❤️🇪🇷💎 excellent job wedi rimey meron estifsnos jegina

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ጓል ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበርኒ

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@dam😢eramedia4477

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@😂dameramedia4477

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@dameramedia4477❤

  • @eriboy62833
    @eriboy62833 2 ปีที่แล้ว +333

    "ንሶም ይንብሑ ንሕና ሞ ኣለና ፡ ኣይንፈላለን ከመይ ኣቢልና" 🤝 🇪🇷 ❤ ደቂ ኤረይ ንዘልኣለም ንበሩለይ ኣምላኽ ሃገርና ይባርኽ 'ኣሜን' !🥰

    • @ዑቅባይኪዳነ
      @ዑቅባይኪዳነ 2 ปีที่แล้ว +5

      ኣሜን (3)

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበሩኒ ደቂ ኤረይ

    • @MT-pb8bc
      @MT-pb8bc 2 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen Amen 🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

    • @mikalgoitom1166
      @mikalgoitom1166 2 ปีที่แล้ว

      🙏🙏🙏

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@mikalgoitom1166❤

  • @Eri-boy-love
    @Eri-boy-love 2 ปีที่แล้ว +154

    ጽቡቅ መልእክቲ ነዞም ቆንዳፋት ዓገመን ነዞም ኮሮክሮምን ብኣዉርጃን ብሃይማኖትን ዝመልአ ርእሶም ሚሪ ጅግና ❤🙏🇪🇷✌

    • @dianahailu166
      @dianahailu166 2 ปีที่แล้ว +1

      Nihagerkum mutu agametay nihageru eyu zimot zelo niskum ke

    • @rahel817
      @rahel817 2 ปีที่แล้ว +2

      Diana Hailu Diana Hailu asha si ymeslo beham zeyfelte, amelkum kab kone n rimna mkumat nahna kea bahli eyu sle RIMNA mumat kbl senhiu ente semikyo, zsemakyo dea aytmesln enber… n keytsemu mukan tesamamikum ekum, mezgeb abotatkum gensli

    • @ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
      @ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ 2 ปีที่แล้ว

      @@dianahailu166 ክክክ ንደቂ ዓድዋ ኢሉ ጋሕ ይብል ኣሎ

    • @rawdaabdella9657
      @rawdaabdella9657 2 ปีที่แล้ว +1

      Hawey nay behaki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💔

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 3 หลายเดือนก่อน

      ​@rawdaabdella😅9657

  • @almazberhane2336
    @almazberhane2336 2 ปีที่แล้ว +450

    ጅግና ወዲ ዞም ጀጋኑ ሜሮነይ ተዓወት እግዚአብሔር ህዝብናን ሃገርናን ይባርከልና አሜን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌 ❤️❤️❤️

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +3

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

    • @mulughetamesfin8173
      @mulughetamesfin8173 2 ปีที่แล้ว +2

      🙏🇪🇷🙏🏼👏👏👏👋👍👍👋👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️. Good job brother

    • @eribella3873
      @eribella3873 2 ปีที่แล้ว +1

      Best song and clip. I love it. Good job Maron hawey. Proud to be Eritrean 🇪🇷❤️

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 2 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌❤❤❤

    • @alembelelo870
      @alembelelo870 2 ปีที่แล้ว +1

      Wow🥰🥰🥰

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 2 ปีที่แล้ว +46

    ክሎም ስውኣት ኤካ ኣዛኻክርካኒ ወዕይ 😭ንብዓት ኩርዓት🙏 ኣንቢዖ ካኒ❤ ሜሮን ውደይ ኣንበሳ 💪🇪🇷❤🌹👏👏👏👏👏👏👏with huge Respect 🙏🙏🙏

  • @filieri9056
    @filieri9056 2 ปีที่แล้ว +262

    "ሕልምን ጋህድን በበይኑ'ዩ እሞ ሕልሚ ከነሳሲ ኣይጥዕመናን'ዩ" ቃል ስዉእ ኢሰያስ ጸጋይ! ህግሓኤ\ህግደፍ ኣብ ግብሪ እንበር ኣብ ፈኸራን ታህዲድን ዘየድህብ ውድብ\ግንባር! 🇪🇷✊🏾
    ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷❤

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +4

      ወዲ ኤረይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበሩኒ

  • @ismailmohamed4567
    @ismailmohamed4567 2 ปีที่แล้ว +34

    i love you Eritrean music i am from sudan🇸🇩🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @Wawa6191-z2x
    @Wawa6191-z2x 2 ปีที่แล้ว +135

    ንመሪ ወዲ ዘማጭ ዝፈቱ ሰዓበኒ
    ብጣዕሚ ብሉጽ መንእሰይ መሉእ በቃ
    ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
    ፈቲሸ ጎደሎ ስኢነሉ 🤴✌️
    ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ደቂ ኤረይ🇪🇷

    • @natutekel3571
      @natutekel3571 2 ปีที่แล้ว +1

      Waww

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

    • @teklitxewarshigir8403
      @teklitxewarshigir8403 2 ปีที่แล้ว

      Qdmi meri gin brhane kflu eyou nsu eyou aflitwo wela beza derfi kulu derfu nay brhane eyou walta aytrea dhri walta rea eyou zbehal

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@teklitxewarshi😢gir8403

  • @natey70
    @natey70 2 ปีที่แล้ว +28

    ኣመሎም ካብ ኮነ ንሪምና ምቁማት ናትና ውን ባህሊ'ዩ ስለ ክብራ ምሞት :: ሜሪ ጅግና 🦁🇪🇷❤️

  • @Solo20210
    @Solo20210 2 ปีที่แล้ว +670

    "ኣመሎም ካብ ኮነ ንሪምና ምቁማት"
    "ናህና እውን ባህሊ እዩ ስለ ሪምካ ሙማት"
    ሜሪ ጅግና ይበል ዘብል ሓቂ 🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷

    • @rodasmehari3971
      @rodasmehari3971 2 ปีที่แล้ว +18

      ንሶም ይበሉ፡ ንሕና'ሞ ኣለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏽

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 2 ปีที่แล้ว +8

      Wow!, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +8

      ደቂ ኤረይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበሩኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ

    • @ertireannaty1110
      @ertireannaty1110 2 ปีที่แล้ว +5

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻❤️

    • @aneeritrawiteye3205
      @aneeritrawiteye3205 2 ปีที่แล้ว +4

      nsem ybelu nhnamo alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamtsegay7762
    @selamtsegay7762 2 ปีที่แล้ว +18

    ጅግና ጅግና ይወልድ አንበሳ ሜሮን አስምዓዩምስ‘ከ እንተ ተረዲእዎም ደሃይካ ኣይተሓባእ ይበል ደራሲ ገጣማይን ደቂ ኤረ ኣናብስ

  • @EriOneLoveMedia
    @EriOneLoveMedia 2 ปีที่แล้ว +234

    ኣሰይ ደቂ ኤረይ ጥንስቲ ናይ 9 ወርሒ እየ Like ሃቡኒ በጃኩም መንደላይ ክወልደልኩም እየ ደቂ ኤረይ ናተይ ❣️

    • @dyanat9653
      @dyanat9653 2 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😂👍👍👍👍👍👍👍👍

    • @asmeromtesfu2218
      @asmeromtesfu2218 2 ปีที่แล้ว +1

      Meron eritrien keysemaki beli tehabeki lemni

    • @semharmussie7431
      @semharmussie7431 2 ปีที่แล้ว

      😂😂❤❤

    • @nbayoungboy9975
      @nbayoungboy9975 2 ปีที่แล้ว +2

      Mendelay is on his way 😂

    • @robelrobel1806
      @robelrobel1806 2 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @marinaer12
    @marinaer12 2 ปีที่แล้ว +16

    ስለ ክብሪ ኤርትራ ምሞት አመልና እዬ yes 🙌 ተዓወት ጅግና 🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼

  • @ዋርሳይይከኣሎ
    @ዋርሳይይከኣሎ 2 ปีที่แล้ว +638

    ኣመሎም ካብ ኮነ ን ሪምና ምቁማት
    ናትና ውን ባህሊ ዩ ስለ ክብራ ምማት
    ዝኣምነላ ዜጋ like ረጊጽካ ሕለፈ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +7

      ወዲ ኤረይ ሳብስክራይብ ባ ግበረይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትካ

    • @Manutd76
      @Manutd76 2 ปีที่แล้ว +3

      ኬፍ ዘለዋ ኣባሃህላ

    • @estifanoskidaneghbrezghi9002
      @estifanoskidaneghbrezghi9002 2 ปีที่แล้ว +1

      Sqi bel keman hefer xigitegna hefer keman halay

    • @meley1952.
      @meley1952. 2 ปีที่แล้ว +1

      Bahlna yu 😂🤣🤣🤣🤣

    • @merhawi2328
      @merhawi2328 2 ปีที่แล้ว +2

      ንዘይ ምልከተና ዕላማ ምማት ባህልና ኣይኮነን!

  • @chamejohn6593
    @chamejohn6593 2 ปีที่แล้ว +16

    ሜር ሓወይ ጂግና ወዲ ጂግና።
    ብርኖ ሓወይ ከኣ ዘይነጽፍ ጥበብ ይሃብካ
    🇪🇷❤🇪🇷

  • @robelchannel2073
    @robelchannel2073 2 ปีที่แล้ว +94

    "ኣፍታ ባሕረይ እንተረጊጹስ ንዕርበቱ"፡ ጽቡቅ ስራሕ ሜሪ ደቂ ሪመይ like እስከ ሃቡለይ !!!

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ኤረይ ሳብብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 6 หลายเดือนก่อน

      ​@damera❤media4477

  • @geze3185
    @geze3185 2 ปีที่แล้ว +36

    yesterday, today, tomorrow and forever Eritrea 🇪🇷 ❤

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሃባበረኒ

  • @solomonmehari5976
    @solomonmehari5976 2 ปีที่แล้ว +72

    "ዓሻ ሲ ይመስሎ በሃም ዘይፈለጠ
    መን ከ ኣሎ ካብ ነብሱ ስሙ ዝቀለጠ "
    ኣይተከኣልካን ሜሪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓብበረኒ

  • @kingleo609
    @kingleo609 2 ปีที่แล้ว +14

    እታ ንሱ ማኳን ጸሊኡ ንኣህና ምዃን ዶ ብሂጉ ይበል ግጥሚ ሜሪ ወዲ ሪመይ proud to be eritrean

  • @ባርካይወዲባርካ
    @ባርካይወዲባርካ 2 ปีที่แล้ว +82

    " ኣመሎም ካብ ኮነ ንሪምና ምቁማት
    ናህና ውን ባህሊ'ዩ ስለ ሪምካ ሙማት።"
    ዋውው! ስጥምቲ ሕደማ

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

  • @neymarneymar5554
    @neymarneymar5554 2 ปีที่แล้ว +26

    I am from Brazil 🇧🇷I don't understand Eritrean music but I love it 😍 ከምዚኣ ጌርካ ያ ምስ ሕቡሽ like ትብላዕ የእድዩና በሉ ☺ ጽቡቅ ስራሕ ሜሪ ጎይታ ጠባይ

  • @Wsdan78
    @Wsdan78 2 ปีที่แล้ว +61

    Wawwww
    ድምጺ 100
    ግጥሚ 100
    ዜማ 100 ሜሪ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ኤረይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣትካ

    • @belexetmebrahtu7587
      @belexetmebrahtu7587 2 ปีที่แล้ว

      wwwwww abeyt demxi

  • @peteronlyeritreaforever6078
    @peteronlyeritreaforever6078 2 ปีที่แล้ว +13

    ብሉጽ ስራሕ ንሃገሩ ድደርፍ ክብርሃኒ መዓት እዩ I proud to be my country ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mercifulbeyin4462
    @mercifulbeyin4462 2 ปีที่แล้ว +14

    እዛ ኤሩስ ክጽብቕ ዕድላ ዘዝተወልደ ጅግና ዝኾነላ🇪🇷❤💪ብሉጽ ስራሕ ሜሪ❤

  • @bonny2852
    @bonny2852 2 ปีที่แล้ว +63

    ኤርትራ የጀግኖች መፍለቂያ ነሽ ❤❤❤❤

  • @hareentertainment
    @hareentertainment 2 ปีที่แล้ว +11

    ብድምጺ ሜሪ ህዋሳተይ ጠሊ ' ዩ ዝዘንቦ...ሜሮነይ ናተይ ደስ ባሃሊት ደርፊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @erinice9057
    @erinice9057 2 ปีที่แล้ว +71

    ኤርትራ ንዘለኣለም ትስሓቕ 🇪🇷☝️

    • @samharamen6278
      @samharamen6278 2 ปีที่แล้ว +3

      አሜን አሜን አሜን 🙏🏽❤️🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

    • @febenyosief695
      @febenyosief695 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen 🙏 brother ❤️

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 2 ปีที่แล้ว +24

    ኣመሎም ካብ ኮነ ንሪምና ምቑማት !!
    ናትና ውን ባህሊ ዩ ስለ ኽብራ ሙማት ።
    ዓሻስ ይመስሎ በሃም ዘይፈለጠ መን
    ከሎ ካብ ነብሱ ስሙ ዝቐለጠ ።
    Nice job 👏 💔🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️❣️

  • @dj_hazeka.
    @dj_hazeka. 2 ปีที่แล้ว +31

    ወዲ ዘማች 🇪🇷❤❤
    ንሶም ይበሉ ንሕና አሞ ኣለና 🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻❤💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይከይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባብረኒ

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ❤​@@dameramedia4477

  • @eritreayanatey2140
    @eritreayanatey2140 2 ปีที่แล้ว +3

    እታ ነብሱ ምካን ጸሊኡ ንዓና ምምሳል ቢሂጉ :: ናይ ብሓቂ ንፉዕ ገጣማይ ✅✅

  • @peaceforall7653
    @peaceforall7653 2 ปีที่แล้ว +134

    Just 100% Great Song proud Being Etitrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ግበአይ

  • @matiwosfeshatsion848
    @matiwosfeshatsion848 2 ปีที่แล้ว +38

    OMG! I did not even know we have such beautiful places. I hope I visit them all one day. Great Job, Meri! keep going. : )

  • @lulitefyante7719
    @lulitefyante7719 2 ปีที่แล้ว +86

    መን ከሊኢዎ ሓመዱ
    ንማየይ ዓይኑ ዘንብር
    ኣብ ጽፊሪ ኣሞራ ኮይኑ
    እዚ ጉዳም ደርሆ ዝፉክር
    ተጋሩዋኒ ሰፊፈንኣ 👌🤣🙈

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +3

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

    • @Eri-leew
      @Eri-leew 2 ปีที่แล้ว

      Kkk

    • @natusimon8198
      @natusimon8198 2 ปีที่แล้ว

      @@dameramedia4477 wedi Erey naka zeykone nmen

  • @peace4us728
    @peace4us728 2 ปีที่แล้ว +51

    Proud to Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 great job meron jigina

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብክራይብ ባ ግበርለይ

  • @Balla291
    @Balla291 2 ปีที่แล้ว +81

    Happy eritrean independence day to my People 🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว

      ወዲ ኤረይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ

  • @furtunatekleab1208
    @furtunatekleab1208 2 ปีที่แล้ว +18

    I’m so Proud to be Eritrean keep going deqi rimey❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫠👑

  • @Natichannel12
    @Natichannel12 2 ปีที่แล้ว +48

    ዋው እንኳዕ ብሰላም መጻኩምና ሚሮነይ ወዲ ኤረይ ዓዱን ኣዲኡን ዝናፈቀ ምስ ዝፈትዎ የራክቦ ደቂ ኤረይ ኣብ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሓጉዙኒ ሳብስክራብ ቀሪበ እየ የቀኔለይ ዞም ደቀይ ማዓረይ ።።

    • @naodentertainment3173
      @naodentertainment3173 2 ปีที่แล้ว +1

      ኢለልካ ኣለኹ ንስኻ ከኣ ኣብዛ ናተይ ጠውቕ🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @rutayowhans5858
      @rutayowhans5858 2 ปีที่แล้ว

      Waww meri hawey ybel gtmi kexlo amlak edmen tenan yhabka wedi erey jgna

  • @radihagos7706
    @radihagos7706 2 ปีที่แล้ว +18

    I am proud of Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Nice job meri❤❤

  • @amandine6606
    @amandine6606 2 ปีที่แล้ว +78

    Proud to be Eritrean 🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ሳብስክራይብ ባ ተሓባበርኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ወዲ ኤረይ

  • @WNRMedia
    @WNRMedia 2 ปีที่แล้ว +10

    ዋው ጽቡቅ ስራሕ ሜሪ
    ኣይንፈላለን ከመይ ኣቢልና
    እወ ሓቅካ በትሪ ሓቂ ትልሕልሕ እምበር ኣይትስበርን። we are Eritrean for Ever
    ኤርትራውነት ተፈጥሮ ትራይ ዘይኮነ ትዕድልቲ ውን ዩ።

  • @Yodit_mhretab.
    @Yodit_mhretab. 2 ปีที่แล้ว +15

    Well done meri shikor❤🇪
    🇪🇷Erey ሽኾር ከምቲ ንፈጣሪ ኩሉ ዓለም ዝኮነ እግዚኣብሄር ዝዝመረሉ ንዓኺ ብርኽቲ ሃገርና ድማ ክድረፈልኪ ክነብር'ዩ ።ሃገረ ሰላም ክትኮኒ'ዩ ጸሎትና።

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ጓል ኤረይ ሓላል ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበርኒ

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ጅግና ክወልድ ብዓይነይ ሪኤ ዘማች ፍርቂ ሂወቱ ቀቢሩ ናጽነት ኣምጹ ወዱ ኻኣ ሃገር የውሕስ ኣሎ ኤርትራውያን እዚዮ ዕጫና ምውርራስ በቃ ።

  • @hanaosman6194
    @hanaosman6194 2 ปีที่แล้ว +64

    So proud to be Eritrean 🇪🇷
    Good job brother🥰💯
    Keep going deqi rimay 💪🇪🇷
    🇪🇷❣️

    • @freweinigheremariam902
      @freweinigheremariam902 2 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ደቂ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ

  • @Erulovemati160
    @Erulovemati160 2 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwww Meri hawey jigna wedi eri btami tsbuq srah ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴

  • @ሜሎዲ
    @ሜሎዲ 2 ปีที่แล้ว +1

    ንሕና፡ ንፈልጦ ፡ፈላጢና፡ ይፈልጦ፡ ዉድእቲ ቃል ደቂይ ኤረይ ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽነት ይግበረልና ብዙሕ ሽርሒ ዩ ዝሕሰብ እሞ ነዛ ዉቅብቲ ሃገርና ብሰላም ትሕለፈልና።🇪🇷❤🇪🇷🌹

    • @elizabethelilta2663
      @elizabethelilta2663 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ሓላዊና ኣይታኸስንዩ ንሶም ደኣ ዘይ ዓመት መጸ ነዛ ብዓል ክዝርጉ ድቃስ የብሎምን ሰሊጥዎም ግን ኣይፈልጥንዩ ሕጅውን ከም ትማሊ ኣምላኽ ኣሎ

  • @meharisamuel5516
    @meharisamuel5516 2 ปีที่แล้ว +29

    ጅግና ጅግና ክወልድ ከሎ ዘሎ ኩርዓት ኣባኻ ሪየዮ ሜሮን ወዲ ጅግና እስቲፋኖስ።

    • @samharamen6278
      @samharamen6278 2 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ 🇪🇷💪 ዓወት ንሓፍሽ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ 🇪🇷❤️

  • @dmgalves3291
    @dmgalves3291 2 ปีที่แล้ว +10

    ድምጻዊ : መዘና ኣልቦ 100%
    ግጥሚ : 100%
    ዜማ : 100%
    ቪድዪ ክሊብ :100%
    መረጻ ቦታ 👌🏽 : ሙዚቀኛታት : ተዋሳእቲ : ዝጎድላ ዘይብላ ብቅዕቲ ደርፊ : ካብ ኩሉ ድማ ሃገራዊት ኤርትራዊት ደርፊ 🇪🇷❤️::
    ምሳይ ዝሳማማዕ ኤርትራዊ/ት : ጥራይ ኣብዜኣ ጠዉቅ ኣታ ኣቺ ወዲዲዲዲዲ
    🇪🇷
    ❤️
    👇🏾
    ::

  • @wintuuuuu3313
    @wintuuuuu3313 2 ปีที่แล้ว +15

    ኩሉ ግዜ ሽኮሪና ወዲ ኤረይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🌟🇪🇷❤️🌟🇪🇷❤️🇪🇷❤️ 🌟

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ጓል ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበርኒ

  • @peace-1900
    @peace-1900 2 ปีที่แล้ว +4

    Tsbuk srah meri Tsbuk Gelitsekayom Nezom kedemti , Eritrawinet kubur menienet One love ❤ deki Erey wetru Awet N Hezebi eritrea 🇪🇷 ♥ zelealemawi Zekrin kibrin N Semaietatena 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @semharmussie7431
    @semharmussie7431 2 ปีที่แล้ว +45

    እውይ እዚ ቦታ መጸለል &ደስ ዘብል ክሊብ ጹቡቅ ስራሕ ደቂ ሪመይ ❤🇪🇷❤💙

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ጓል ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣትኪ ሳብስክራይብ ባ ግበርለይ

  • @askalupetros860
    @askalupetros860 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷👏🇪🇷👏♥️🇪🇷, Deki Erey, Eritreawinet kubur menennt, 🐆🐆🐆💯💯💯💪✊🏽🤗💐

  • @efremnaykedemseb7776
    @efremnaykedemseb7776 2 ปีที่แล้ว +63

    Proud to be Eritrean 🇪🇷 ❤ 💙 🙌 ♥ 💪 🇪🇷 ❤ ♥

    • @gw4841
      @gw4841 2 ปีที่แล้ว +3

      መርሐበ ወዲ ሐላል መሬት ወዲ ጅግና ጅግና አመትኩ ዕሸል ስሑል ጎግሮሮ መሳጢ እወ አንፊላለን እንተበሉ ነሕና አብ ሐደ ጥምሪ ሐድነትና ከም ቀደምና ኢና ደቂ ሐደ ልቢ በመቂ ኢልካዮ እቲ ቅያ ኤርትራዊ ጥራሕ ንኪድ ንኪድ ተሐባን ኤርትራዊ ሜሮን ሽኾር ቀጵሎ ወርቂ ጎሮሮ በሐቂ ኤርትራዊ ወትሩ ዕውት ዓለም አዛሪቡ ቀጵል 🇪🇷🌷🇪🇷💞🌷🐪9️⃣💞9️⃣🌷🐫🇪🇷9️⃣🇪🇷9️⃣🇪🇷9️⃣🇪🇷🐪💞🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷💞🐫💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ደቂ ኤረይ ሳብስክራይብ ባ ተሓ ኣበሩኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ

  • @lidudaniel7043
    @lidudaniel7043 2 ปีที่แล้ว +1

    Good job wedi ኤረይ ጅግና 🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Edmen tenan yhabka fetari meroney 🙏🙏🙏🙏

  • @fevenembaye9641
    @fevenembaye9641 2 ปีที่แล้ว +31

    ወዲ መን ዲኻ ወዲ ጅግና ጅግና 🇪🇷❤🙏🏽

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ጓል ኤረይ ጅግና ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበርኒ

    • @mandelaman776
      @mandelaman776 2 ปีที่แล้ว

      Bekemey eyom jeganuo koeyinom serik belyo 🦥👎🏿

    • @Eri-leew
      @Eri-leew 2 ปีที่แล้ว

      @@mandelaman776 🤮🤮

    • @mandelaman776
      @mandelaman776 2 ปีที่แล้ว

      @@Eri-leew 🦥🦂☠️

    • @FaF--
      @FaF-- ปีที่แล้ว

      ​@@mandelaman776Bushi

  • @sadorer586
    @sadorer586 2 ปีที่แล้ว +13

    Since the first time I saw you back in the shingrwa competition, I immediately felt how a talented, respectful, a good sence of humor you have believe me to think that you will at the top of the world. Keep it up meritey🥰🖤 from England

  • @ፍቅሪማእሰርኩሉእያ
    @ፍቅሪማእሰርኩሉእያ 2 ปีที่แล้ว +53

    Proud to be Eritrean keep going deqi rimey👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷

    • @semharteklay0543
      @semharteklay0543 2 ปีที่แล้ว

      Waw btaemi nfue wedi erreyyy❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @Lifestyles-h6s
    @Lifestyles-h6s 2 ปีที่แล้ว +1

    ዓደይ ደመይ ስጋይ እምበር ልበይ"ሲ ምሳኺ እያ። ንሶም እሞ ይበሉ ንሕና ግን ከም ቀድምና ሓቢርና ምሳኺ ኢና።
    🇪🇷 thank you for the amazing work meriti and saeyet Chanel

  • @helen99084
    @helen99084 2 ปีที่แล้ว +29

    Best song and video clip. Hope our beautiful Eritrea will be open soon for nation and international visitors to freely enjoy the Beauty of it. Look how amazing our costal areas are in this video?

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +3

      ጓል ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበርኒ

  • @hagostesgayliverpool5376
    @hagostesgayliverpool5376 2 ปีที่แล้ว +40

    ኩሉ ሙሉእ ጎዶሎ ዘይብሉ
    ብፍላይ
    ግጥሚ 100
    ድምጺ 100
    ዜማ 99
    🦁👑🇪🇷👑🇪🇷🦁

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +3

      ወዲ ኤረይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ

    • @fifi8120
      @fifi8120 2 ปีที่แล้ว +1

      @@dameramedia4477 subscribe entay ykfelo ngbrelu yhwatey an gerlika alku hawey wey haftey

  • @edenjacob8883
    @edenjacob8883 2 ปีที่แล้ว +21

    So proud to be Eritrea nd Great work Meri🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ጓል ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበርኒ

  • @filimontadese4947
    @filimontadese4947 2 ปีที่แล้ว +30

    ኤርትራውነት ኹቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ሓላል ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባቨረኒ

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว

      @@dameramedia4477 yo fk

  • @tsinatyohannes6310
    @tsinatyohannes6310 2 ปีที่แล้ว +20

    Proud to be eritrean 🇪🇷 💪

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

  • @tesfayberaki1970
    @tesfayberaki1970 2 ปีที่แล้ว +20

    ንሶም ይንብሑ ንሕና ውን ኣለና ኤረይ፡proud to be eritrean.good job meri & director dani teame

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

  • @selam9003
    @selam9003 2 ปีที่แล้ว +11

    My Country is Beautiful! 🇪🇷💙

  • @ብሊናከለዋ
    @ብሊናከለዋ 2 ปีที่แล้ว +12

    ናይመን ደኣ ክትወስድ ወድቶም ጀጋኑዲኻ ወደይ ናተይ 😍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abinerteclemicael650
    @abinerteclemicael650 2 ปีที่แล้ว +2

    ንሶም፥ ይበሉ፥ ንሕና’ሞ፥ ኣለና፥ ኣይንፈላለን፥ ከመይ፥ ኣቢልና!!! እስጢፋኖስ(ዘማች)፥ .ምስሉ፥ ወሊዱ።
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @itsmefani364
    @itsmefani364 2 ปีที่แล้ว +11

    Proud to be Eritrean 🇪🇷🙏🙏🙏🙏 tebaetay meri

  • @mljn7476
    @mljn7476 2 ปีที่แล้ว +26

    Koxera habesha gerkumo ...bzkone by far this is the best music song of meron estifanos...I can see a lot of work had been done....great job!

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ሳብስክራይብ ባ ግበረለይ ኣብዛ ፕሪፋይለይ ኣትካ ወዲ ኤረይ

  • @efremsium5816
    @efremsium5816 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሓወይ ጅግና ናይ ኣቦታትካ ወሰድካ ወዲ ኤረይ ጅግና 1962 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Meleyshow1
    @Meleyshow1 2 ปีที่แล้ว +60

    5 minutes ሰሚዒያ nice
    ግጥሚ 100%
    ዚማ 100%
    ኪሊብ 100%
    Well done 👍::

  • @erimother5294
    @erimother5294 2 ปีที่แล้ว +8

    Ybel Wedi Rimey eritrea 🇪🇷 ♥ ❤ for ever

  • @saraasfa7825
    @saraasfa7825 2 ปีที่แล้ว +1

    ክንደይ ጊዜ አሞ ክንገር ነታ ምአማን ዶ ሓንጊዱ ታ ነብሱ ሙኻን ጸልኡስ ንሕና ሙኻን ዶ ቢሂ ጉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @beyonaburuk9855
    @beyonaburuk9855 2 ปีที่แล้ว +14

    Good song ኤርትራነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹

  • @saronnini6289
    @saronnini6289 2 ปีที่แล้ว +1

    aseyyyy anes enkae eritrawit konku...meri proud of you jigna wedi jeganu

  • @Kim-tx8if
    @Kim-tx8if 2 ปีที่แล้ว +15

    I am speechless, just wow. Well done Meron keep going with your talent. Not just the talent but the message ❤️🇪🇷💪🏾🔥

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

  • @hager2999
    @hager2999 2 ปีที่แล้ว +6

    The song 🎶 is current message soothing for eardrums 🇪🇷❤️ but seriously!!!!how beautiful is our country I can’t believe am living in this dry cold 🥶 Europe leaving heaven behind🤦🏽‍♀️🤦🏽‍♂️

  • @quelindacanciondebesay4550
    @quelindacanciondebesay4550 2 ปีที่แล้ว +2

    Ewe "hedget theyefeked mesel eritrea" keep shining eritrea.Nehnea eritraweyan ina.Awet nehafash.

  • @adunyataeban1570
    @adunyataeban1570 2 ปีที่แล้ว +40

    ወዲ ዘማች ናይ ጅግና ኣቦኻ መገዲ ተኸቲልካያ ኣለካ፡ቤላ ስራሕ ቀጽል ብጻይ።

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ኤረይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ

  • @elsat792
    @elsat792 2 ปีที่แล้ว +2

    Thanks brother proud to be Eritrean I am proud of you 👏 brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👏🙏I love y’all my Eritrea 🇪🇷 artiste’s May God blessed and protect Eritrea 🇪🇷 from evils 👿 and enemies amen 🙏

  • @rigbetesfay6422
    @rigbetesfay6422 2 ปีที่แล้ว +1

    Meron hawey xbuk srah kemey dika meksen ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @bitanya1212
    @bitanya1212 2 ปีที่แล้ว +8

    Proud to be eritrean nsom ybelu nhna emo alena🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴🌴🌴🌴🌴

  • @momwithfourkids7989
    @momwithfourkids7989 2 ปีที่แล้ว

    ሜርየ ናይ መን ዳአ ክትወስድ ጅግና እንድዩ ኣፍሪዩካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

  • @anekemane7943
    @anekemane7943 2 ปีที่แล้ว +14

    ዋው ይበል ስራሕ ሜሪ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ውዲ ኤረይ ሓላል ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

  • @rahelberhane3585
    @rahelberhane3585 2 ปีที่แล้ว +1

    SHULLLLL menesey Meron jigna wedi Jigna ngeromski.💖🇪🇷💖
    Neza Erey wela jigna kikhonela
    Hilmi derho aykilkelinyu.
    I ABSOLUTELY LOVE IT ,You're a star keep shining kokhob Artist💖🇪🇷💖

  • @momoffares6742
    @momoffares6742 2 ปีที่แล้ว +9

    Broud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsaweldemichael8340
    @elsaweldemichael8340 2 ปีที่แล้ว +4

    What’s a beautiful song
    He’s very creative .beautiful country of Eritrea 🇪🇷

  • @marinaer12
    @marinaer12 2 ปีที่แล้ว +5

    ጅግና ወዲ ጅግና ጥዑም ድምጺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ሓላል ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ተሓባበረኒ

  • @ereynqdmit6900
    @ereynqdmit6900 2 ปีที่แล้ว +1

    ሜሪ ስሑል ጎሮሮ🥰🥰
    “ኣመሎም ካብ ኮነ ንሪምና ምቁማት
    ናትና ውን ባህሊ’ዩ ስለኽብራ ምሟት”
    ፐፐ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    “ንሶም ይበሉ ንሕና’ሞ ኣለና ኣይንፈላለን ከመይ ኣቢልና”💪🤝
    💚❤️💛💙

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 2 ปีที่แล้ว +14

    ብራቮ መሮን ሓውና ጎበዝ በርትዓለይ መመሊስካ 💪🏿🇪🇷💪🏿

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

  • @akberettekle2250
    @akberettekle2250 2 ปีที่แล้ว +5

    Am beyond proud of you merry ma all time favorite great...nd great job🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @johnheile1348
    @johnheile1348 2 ปีที่แล้ว +14

    Very nice song MERON 🎵👌👏👍 Eritrea 🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ግበረለይ

  • @febenyosief695
    @febenyosief695 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwww nic song mere haway ajoke barte alne abe gonke wedi erey ahlale ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷

    • @febenyosief695
      @febenyosief695 2 ปีที่แล้ว +1

      Yes my sister alne abe gonke 🥰🥰🥰🇪🇷🥰🥰✌️✌️✌️✌️🥰🥰🥰

  • @Natichannel12
    @Natichannel12 2 ปีที่แล้ว +34

    ዋውውው ተባዕ መንሰይ ሚሮነይ 1.ድምጺ 100,2.ዜማ .98 3.ግጥሚ .98. ኣንበሳው ኣሰር ኣቦካ ኣብ መትከልካ ደቂ ኤረይ ከኣ ኣብ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራብ 32 ሓጉዙኒ የቀኔለይ ዞም ደቀይ ማዓረይ ።

    • @nahomhaftemaryam6768
      @nahomhaftemaryam6768 2 ปีที่แล้ว +1

      Gierelka gn ertrawi kun🇪🇷💞🇪🇷💞

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ

    • @nahomhaftemaryam6768
      @nahomhaftemaryam6768 2 ปีที่แล้ว

      @@dameramedia4477 🇪🇷💞👍💞

    • @mileneritreanbabe2983
      @mileneritreanbabe2983 2 ปีที่แล้ว +1

      @@dameramedia4477 ጌረልካ ኣለኩ subscribe ግበረለይ ወገነይ ነዓይ ድማ ።

    • @mileneritreanbabe2983
      @mileneritreanbabe2983 2 ปีที่แล้ว +1

      @@nahomhaftemaryam6768 ክክክክ ኤርትራዊት ኢየ subscribe gbereley wegeney .

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 2 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro

  • @solomonneguse9509
    @solomonneguse9509 2 ปีที่แล้ว +13

    Good music proud of you and proud to be Eritrea 🇪🇷

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ኤረይ ኣብዛ ፕሮጋይለይ ሳ ስክራይብ ባ ግበረለይ

  • @biniyamgebremeskel1949
    @biniyamgebremeskel1949 2 ปีที่แล้ว +2

    wow 😲 Good job Meri wedi er🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weynibahram3005
    @weynibahram3005 2 ปีที่แล้ว +10

    proud to be 🇪🇷✊🇪🇷::

  • @jagtrorpagud4810
    @jagtrorpagud4810 2 ปีที่แล้ว

    Waww wawww Ybel gtmi and ziema 100%
    Meri dmtsi 100%
    Ybel Deki Erey edmen tienan yhabkum ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Egziabhier hagernan hzbnan ybark 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🙏🙏🙏🙏