ካብ ወሃቢት ናብ ወሃቢት - 130 ደራሁን 22 ጠለ በጊዕን - ክልተ ኣውላዕሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ต.ค. 2024
  • 50 ሎሚን ንሓደ ሸኽሚ ን50 ገይፂ!! - Support Wushatena Media!! Join this channel because it is YOURS!!!.
    / @wushatenamedia
    ✍️ ኣብ ዓዲ ዓረብ ዝርከቡ ተወለድቲ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ ድርባ ወሃቢት ብ78,400.00 ብር ን22 ፅጉማት ወገናት ኣፍረይቲ ኮይኖም ባዕሎም ሂወቶም ክመርሑ ብዝብል ንሕድሕዶም ሸሹድሽተ ደራሁ ብድምር 130 ደራሁ ክወሃቦም ገይሮም።
    ✍️ ብተወሳኺ ድማ ሓንቲ ዓባይ ፅግምቲ ወላዲት ውላደን 2 ዕሸላት ማናቱ ገዲፋትለን ካብዚ ዓለም ስለዝተፈለየት 11 ኣባጊዕ መጠወሪአን ክኾነን ተወሃቡወን።
    ✍️ ሓንቲ ብጣዕሚ ፅግምቲ ዝኾነት ማናቱ ዕሸላት ዝሓዘት እውን ብተመሳሳሊ 11 ኣጣል ተዋሂቡዋ።

ความคิดเห็น • 88

  • @ተመስገንንኩሉ
    @ተመስገንንኩሉ 4 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን ወሃቢት ዓደይ ወለደይን ብዓይነይ ሪአኩም ደስ ኢሉኒ ኣጆኩም ቀፃሊ እዩ ሓገዝና ብንእሽተይ ዝተጀመረ ኣብዝይ ምብፁሑ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን😍😍😍😍😍😍😍

  • @zufanamera8795
    @zufanamera8795 4 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ፅቡቕ መርአያ እዩ ኩለና ከምዚ ናይቶም ሰናይ ግብሪ ንግባር እግዚአብሔር ይፈቀደልና

  • @fhty2650
    @fhty2650 4 ปีที่แล้ว +3

    እግዛኣብሄር የበርክተልኩም ወለድን ኣሕዋትናን ወስኩ እግዚኣብሄር የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ዋሃብቲ ተምኒት ሓሳብ ልብኩም ኣይክላኣኩም ፈጣሪ

  • @ggt620
    @ggt620 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል አሰራርሐ እግዚአብሔር ይሐግዝኩም 🙏🙏🙏

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ እግዚአብሔር አምላክ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና አአብ ዘለናዮ ፍትዋተይ አቱም ሰናይ ተግባር ትገብሩ ዘለኩም እግዚአብሔስ አምላክ ብዕፅፊ ይመልአልኩም ካብቲ ሰናይ ተግባርኩም እቲ ሓበኩምን እዩ ኩርዓት ልስመዐካ። አብ ስደት ዘለኩም ክቡራት አሕዋተይን'አሓተይን እግዚአብሔር አምላክ ካብ ወፅእካ ምትራፍ ይሓልወና ጸሎት ናይቶም ክቡራት ወለድና ይሓልወና አሜን አሜን አሜን

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +34

    እስይይይይ ሎማዓንቲ ቀደማይ ኮይነ እንካዕ ሰላም መፃካ መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፍእ ኣይንካእካ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว +8

      እንኳዕ ቀዳማይ ኮንካ ፊሊ!!

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 4 ปีที่แล้ว

      Wowowowwwwww Amennnnnnnn😍😍😍😍😍💖💖💖💖💖💖💖💘💘💘💘💘💖👍👍👍👍👍👍

    • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
      @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@WushatenaMedia ኩሉ ግዜ እንድየ ዝከታተ ግን ቀደማይ ኮይነ ኣይፍልጥን ታሓጉሰ መምህር ሙልዋይ ቀፅለሉ ዝሓወይ ክፉእ ኣይንካእካ

    • @ississ3212
      @ississ3212 4 ปีที่แล้ว

      ተመሰገን ኣምላምኽ ቃለ ህወይናት የሰመዐልና ክብር ሓወይ

    • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
      @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว

      @@MaryMary-wq9iy ፍትውውውው

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣሰይ ወሃቢት ዓደይን ደቂ ዓደይን ብዓይነይ ሪኤኩም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ሐዚ 'ውን ኣብ ጎንኹም ኢና ሓገዝና ቀፃሊ እዩ ደቂ ዓደይ ኣጆኹም Thank You መምህረይ ስለ ለቕረብካልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን።

  • @ኩሉወዮኩሉወዮ
    @ኩሉወዮኩሉወዮ 4 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉየይ ደኪሙኒ ሰልቹኒ ከበልካ ትገብሮ ዘለካ እግዚአብሔር አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉየይ መግለፂ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
    ንገበርቲ ሰናይ ከዓ ንዘኣውፅእዎ እግዚአብሒር ኣምላክ ይተክአሎም ኣሜን🙏

  • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
    @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ኮሪዐ ብሓቂ ፍስሃ ከምኡ ድማ መብራህቱ ብጣዕሚ ጀጋኑ መምህረይ ብአምላክ ርከቦ እየ ዝብለካ

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 4 ปีที่แล้ว +30

    እንካዕ ብደሓን መጻካ ኣቦ ዉጽዓት ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ትግርብሮ ዘለካ ሓገዝ ኣምላክ ኣብዚሑ ጸጉኡ ይርብዘሓልካ ጉልበትካ ይጽናዕ መምህረይ

    • @ruftaalem9678
      @ruftaalem9678 4 ปีที่แล้ว +2

      Wellcome again teacher from eri

  • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
    @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว +6

    አሰይይይይይይይይይይ ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ ሎሚ ዓንቲ ደረባ ዉሃቢት ዓደይ ከምዚ ኢሉ ክርኢ ተለኩ አጆኩም ድማ ጀሚርናዮ ኢና ዘለና እምበር አይወዳእናዮን እና አነ ድማ ተወላዲት ናይ ደረባ ዉሃቢት ስለ ዝኮንኩ አብ ስዑዲ ዓረብ ኮይነ ምስ አሕዋተይ ክሕግዝ እየ

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub 4 ปีที่แล้ว

    Egziabher Amlak ymesgen🙏🙏🙏... Btami zehgus srah eyu... Egziabher Amlak ybarkena bereketkum yekaflena ahwatey 🙏

  • @micaelmehari2294
    @micaelmehari2294 4 ปีที่แล้ว +1

    ተገኣሩ ኑፉዓት ጹቡቅ ሓገዝ ኢዩ ኣጆኩም ደስ ኢዩ ዝብለኒ ክትታሓጋገዙ ከለኩም

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይ ኣሕዋተይ ተጋሩ ኸምዚዪ ዘጥዕመልና ፅሩያት ዓለም ሙለር ኸዓ እንዃዕ ደሓን መፃኻና

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 4 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ እሰይ እስይ ደስ ዝብል ስራሐሕ ቀፅልሉ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @ቅሳነት-ቘ3ቀ
    @ቅሳነት-ቘ3ቀ 4 ปีที่แล้ว +5

    አጀኩም ወለዳናን አሕዋትናን ደቂ ዓደይ ማዓረይ አብ ጎዱንኩም አለና መምህር ሙሉ ሓወይ ድማ የቀንለና

  • @zenebeshzenebesh2916
    @zenebeshzenebesh2916 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣምላክ የበርክተልኩም ንዝህብ ከዓ እግዚኣብሄር ይሃቦን ኣሜን

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 4 ปีที่แล้ว

    ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን መምህረይ

  • @ትግራይ-ፈ8ዀ
    @ትግራይ-ፈ8ዀ 4 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉየ ኣስሊ እንኳዕ ዳሕና መፃኻ ዕድመኻ የንወሐዮ ኹርዓትና

  • @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
    @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ 4 ปีที่แล้ว +15

    አሰይ ደቂ ዓደይ አጀኩም አለና አብ ጎኑኩም መ/ር ሙሉ ቀፅሉሉ

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ብዝከድካዮ ተሓጎስ ብጣዕሚ ተሓጊስና ዘይተፀበናዮ ስለ ዝፀነሐና ንኩሉኩም ፍሳሃ መብራህቱ ኣዚና ነመስግን ክንቅፅለሉ ኢና ንኩሉ ዝተፀገመ ትግራዋይ ንክንሕግዝ ኣምላክ ይሓግዘና ካልአት ድማ ካባና ኣብነት ወሲድኩም ነኒከባቢኩም ክትድግፉ ተስፈ ንገብር

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
    @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉየይ ብአትገብራ ሓጎሰይ ወስን የብሊይ አብ ዝከድካዮ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲ እውን ኣምላክ አብዚሑ ይቦም መምህር መሉየይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣምላክ አቦ ውፅዓት

  • @rihananeymar1373
    @rihananeymar1373 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋሃብቲ እግዚአብሄር ይሃብኩም መምህር ሙለይ ካዓ ብዓብይኡ ተባረክ

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 4 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መምህር ሙለር
    ክፊእ ኣይትርከብ እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንኻ
    👉ኣቱም እትልግሱ ዘለኹም ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ወስኹ ወሳስኹ ይምልኣልኹም ፣ምረቃ ወለድና ኣይፈለየና አሜን ፫🙏🙏🙏

  • @danechannel4602
    @danechannel4602 4 ปีที่แล้ว +8

    አነ ቃንአ እዘም መንደራ ምግባዘም።ስቡ ትግርይ ቡኸቡደም ይሸጥዋ ስብ ከዓ ስቡ ይረድእ።ደሰረሕኩሞ የእግዛአቡሀረ በረከት አይፈለይኹም።ዓዲኸም ቡስላም ይመሉስኸም

  • @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ
    @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ 4 ปีที่แล้ว +3

    እሰይ ኣቱም ንፍዓት ኣነስ ካባኹም ምፍጣረይስ አሸለ ሕጉስስስስስስስ ይብል ሰስኑለይ ፀላእኹም ዓይኑ ይፍሰስ ማርያም ፅዮን ባዕላ ሃምዓይኒ ብሌን ትሓልኹም ቃላት የብለይ 🙏🙏🙏💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓

  • @ለቲሽጋልተምቤን
    @ለቲሽጋልተምቤን 4 ปีที่แล้ว +1

    Egziabher bereket ygberelkum nwahawti ewn fetari wosiku yhabkum

  • @Seb15
    @Seb15 4 ปีที่แล้ว +7

    እግዚኣብሔር ኣብዘለኩሞ ሰላምኩም ብዝሕ ይበል የሕዋተይ ሰላም ንትግራይና ንኩሉን ይኩን

  • @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
    @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ 4 ปีที่แล้ว +1

    መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ናኣካ❤❤❤❤

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +6

    💐💐💐 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐ሙለረይ ዝረገፅካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይኹን።💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
    ለጋሳት ድማ ብዘውፃእኩሞ ወሳሲኹ ይሃብኩም የቅንየልና። 👏👏👏

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሰናይ ዝገብርስ ሰናይ ይሃቦ እግዛብሄር

  • @merrygidy192
    @merrygidy192 4 ปีที่แล้ว +1

    እሰይይይ ደስ ስል ሓሳብ ናይ ብሓቂ ዕድንመን ጥዕናን ይሃብካ አታ ጅግና

  • @kakirmakir1662
    @kakirmakir1662 4 ปีที่แล้ว +3

    Amin Amin Amin welahi alena nehenam enshallah

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኢትዮጵያ ትግራይ ዓደይ ስላምኪ ይብዛሕ

  • @Yn-cv3zd
    @Yn-cv3zd 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን

  • @salamaa8995
    @salamaa8995 4 ปีที่แล้ว

    ዋው ደስ በሃሊ ንለገስቲ ገንዘብኩም ይሰስን ኣምላክ ምሳኩም ይኩን መ/ር ሙሉ ፅኑዕ ርገፅ ደው በለልና 🙏🙏🙏

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህርይ አንካዕ በስላም መፅአካ
    በጣዕም ፅብቅ ስራሕ አዩ ቀፅልለ

  • @haniberi2194
    @haniberi2194 4 ปีที่แล้ว

    አስይይይይ መምህረይ አቦ ውፅዓት ቀፅለሉ

  • @ሰላምየድንግልማርያም-ኸ6ጸ
    @ሰላምየድንግልማርያም-ኸ6ጸ 4 ปีที่แล้ว +1

    ንዝሃበ ይሃቦ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀአ ይተክእ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ፅጉማት

  • @erieritrea6645
    @erieritrea6645 4 ปีที่แล้ว +1

    xbuk srah iyu

  • @ngistiarayetigray4998
    @ngistiarayetigray4998 4 ปีที่แล้ว

    Asey asey asey btami dsi bhele 👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💖💖💖💖🇻🇳🇻🇳💪💖💖💖💖💖💖💖

  • @ሓላውለይትግራይየሂዉተይሓ
    @ሓላውለይትግራይየሂዉተይሓ 4 ปีที่แล้ว +5

    እሰይ እሰይ ደቂ ዓደይ ቅድመኩም ይስጠሓኒ ከምቲ መዝሙር 136 ምሕረቱ ንዘልኣለም ይነብር እዩ እሞ ንኣምላክ ሰማይ ኣመስግንዎ ዝበለና ምስጋና ይብፃሕካ መምልረይ ብምሕረት ኣምላክ ዕፅፊ ይፍረያ

  • @trhasgkiros6990
    @trhasgkiros6990 4 ปีที่แล้ว +3

    እሰይይይይይይይ መምህረይ ኣቦ ውፅዓት ቀፅለሉ

  • @gideyhaila1646
    @gideyhaila1646 4 ปีที่แล้ว +1

    ተመስገን አምላክ ብጣዓሚ ዝፈትዉ አስቤዛ ካብምግዛእ

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 4 ปีที่แล้ว +8

    ብንእሽተይ ዝጀመርናያ ኣብ ካምዚ ዓይነት ተግባር ብምብፅሑ ዝተሰመዐኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን ኩሉ ጊዜ ኣለና ኣብ ጎንኩም ኣሕዋትና ወለድና ኣጀኹም መምህር ሙሉ የቀኒየልና

  • @lave9644
    @lave9644 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ደስ በሃሊ መምህረይ ተባረ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን

  • @berhanehabte2465
    @berhanehabte2465 4 ปีที่แล้ว +1

    God bless you guys thanks so much 🙏🙏🙏😥👍

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቶም ወሃብቲ ካኣ ዘልዕልኩሞ ይተካኣልኩም

  • @tesfomgebremikael6816
    @tesfomgebremikael6816 4 ปีที่แล้ว +4

    Bravo 👍 memhr idmeka ynwah

  • @hayat3375
    @hayat3375 4 ปีที่แล้ว +1

    መርአያ እኩም ጀጋኑ እኩም ደቅይ ትግራይ

  • @selamgebray4536
    @selamgebray4536 4 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyy mulu hawey amlak edmen tenan yhabka

  • @awetgebremeskel8745
    @awetgebremeskel8745 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ
    እታ ዓባይ መፍትሒት ነቶም ተሓገዝቲ ከምዚ ጌርካ እግሪ ምትካል ዩ ሞ ኣበርቲዕኻ ሓዛ መምህረይ። ንሕና ከኣ ኣብ ጎንኻ ኢና ኣጆኻ

  • @albadralbadr2104
    @albadralbadr2104 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋዋ ደስ ክብል ሙሉ የይ ቀፅለሉ ኣለና ኣብ ጎንካ

  • @lmlmhou2187
    @lmlmhou2187 4 ปีที่แล้ว

    Betaemi des zbel kuburat ahwate egzabehr amelak wesuku wesuku yihabekum enjerakum sefih zergetikumowo lemlem yikun 💖

  • @sweetlove7985
    @sweetlove7985 4 ปีที่แล้ว

    xbuk jmaro

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
    @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 ปีที่แล้ว

    ፅብቅ ስራሕ አዪ ቀፅለል

  • @jannajanna94
    @jannajanna94 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay Bhaki Kem Shumka Mulu Aka

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    እስይይይይ በጣዕም ደስ ይብል

  • @searemeharzghi5637
    @searemeharzghi5637 4 ปีที่แล้ว

    Amlak zewxakumo yemelalkum.behaqi deszebel eyou.

  • @Ferdos18.02
    @Ferdos18.02 4 ปีที่แล้ว +1

    Dehan gexu enkae bselam mexaeka

  • @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
    @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ከምኡዉን ተካታተልቲ ናይ ዚ መደብ እንታይ እዩ እት ፀገም ዘይነዕብያ ዛቻናል ?💕💕💕

  • @ፍቕሪእዩጡዑም
    @ፍቕሪእዩጡዑም 4 ปีที่แล้ว +5

    Btaami des zbl srah

  • @filimonkeflit5605
    @filimonkeflit5605 4 ปีที่แล้ว

    Ab Amlak rekbo 🙏🙏🙏

  • @Ferdos18.02
    @Ferdos18.02 4 ปีที่แล้ว +1

    Nzhagezkum ahwatey amlak ymleaelkum

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot 4 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyyyyyyyyyyyyyyy betame des zebl hgez

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏😘😘🙏🙏🙏🙏

  • @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
    @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ 4 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @solysoly127
    @solysoly127 4 ปีที่แล้ว

    👍🏿👍🏿👍🏿

  • @zufanzufan4943
    @zufanzufan4943 4 ปีที่แล้ว

    Asey maurat ahwatey adetat abirat

  • @alemgerye7993
    @alemgerye7993 4 ปีที่แล้ว

    ሰናይ ተግባር ዩ ኣሕዋተይ

  • @AmAm-wo2pz
    @AmAm-wo2pz 4 ปีที่แล้ว

    💒❤❤

  • @dawitsami8519
    @dawitsami8519 4 ปีที่แล้ว +1

    Mulu jigna adme ena tna ysth

  • @aranshigidey3171
    @aranshigidey3171 4 ปีที่แล้ว

    E/r Amlak protect them from the evil and Enemy. Get it from the God my pleasure people.

  • @meleytsegay
    @meleytsegay 4 ปีที่แล้ว

    That is nice ,sheep,hens goat's are better.

  • @UserUser-yt5lg
    @UserUser-yt5lg 4 ปีที่แล้ว +1

    WAWWW.M.R.MELU.E.R.EDME.YEHBEKA

    • @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
      @ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ክብርቲ ሓፍትይ ወይ ክቡር ሓወይ ማዓረይ ግን እታ ቃለ እግዚአብሔር ቡሙሉእ ትፃሓፍ ኩቡራተይ ይቅርታ ግና