ፕሮጄክት 5 ሚልዮን ንዋዕሮታት ተጋደልትና!! - ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ አብ ለንደን
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ย. 2024
- ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ዋዕሮታትና❤❤❤ ንሙሉ ሓውና ካዓ ክብሪ ይግበኣካ🙏🙏🙏
ዝገሮም አአእምሮኦም perfect እዬ ካብ ብቖልዖኦም ትምህርቲ ተዝማሃሩ አበይ ምበጽሑ. እቱ ዋና አአእምሮ እዬ አብወጻኢ ከምዚኦም ዝበሉ ሰንኩላን. ብትምህርቶም ዝለዓለ ፍልጠት ሰለዘለዎም አብ ጽቡቕ ደረጃ ይበፅሑ ንባዕሎም ዘይኮነ ንኻልኦት ይተርፉ
ሙለይ አንታ ዓይኒ ትግራይ እንካዕ ተወለድካ።አብ ካሕሳኻ የውዕለና።እፎይ ትብለሉ ብህዝቢ ትግራይ ዓጊብካ እንካዕ ተቓለስኩ ትብለሉ ግዜ ይፍጠረልካ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዎዕሮታት ማህበር ደቂ ተንስትዬ ላንዶን አውነም ተጋሩ እግዛብሄር ያሃብክን አቲ ፁብቅ ስራሕ ቀፃላሉ🙏👍🌹❤️
❤❤❤ዋውውውው ደስ ክብል ብዝወፀ ይተከአለን❤❤❤❤
Thanks, I will contact you brother as soon so I always excited about teacher Mulu,I'm proud of about the women & men Tdf Tigray.God bless you Amen Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
Any time
Thank you memher Mulu for your standing for the Tigraian people 🙏 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል 😍😍😍💯
🙏🙏🙏✅✅🇨🇦
ዩንቪርስትታት ትግራይ ንመምህር ሙሉእ ናይ ጅግና ደግትሪን ተትህብዎ ጽቡቅ እዩ።ምክንያቱ መምህር ሙሉእ ዝሰርሖ ስራሕ ማንም ክሰርሖ ዘይክእል ስራሕ እዩ።
Good job all of you guys.
Bezewetse yetekealkum❤❤❤❤❤❤
ዋውውውውው ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉
👌👏👏👏❤️💛🙏
🙏🙏🙏
❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ተበግሶ
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️