ዝገርም በዓል ፍሉይ ክእለት መንእሰይ ፀጋይ! - እንቋቁሖ ኣብ ከብዲ ፃኒሒት ገይራ ተመሊሳ ትወፅእ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 73

  • @mama-pj9ff
    @mama-pj9ff 2 หลายเดือนก่อน +9

    እግዚዮ ማሓረና ክርስቶስ እዚ ናይ ሰላም የኩነይ ዛሓወይ መንጨለት ታሓፀብ ጉዱ እዩኮ ለምዘበን 😮

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 2 หลายเดือนก่อน

      Tenqali macholot endabekum seb tetsellu alekum ezom deki tenqolti.kndey sebat bafnchiom maj endaetewu seb atselilom ketiomn

    • @PurposeDriven4U
      @PurposeDriven4U 2 หลายเดือนก่อน +1

      This is SATANIC❗️Stay away from such practice lest u end up in hell❗️

    • @wedystw
      @wedystw 2 หลายเดือนก่อน

      😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁

    • @PurposeDriven4U
      @PurposeDriven4U 2 หลายเดือนก่อน

      Yea, it's satanic❗️

  • @berryfamily2846
    @berryfamily2846 2 หลายเดือนก่อน +10

    ኦኦኦኦ ኡዙየ ናይ ሰጣን መንፈስ አዩ ምንም ናይ አምላክ ዊህብቶ አይኮነን መተት ኡዩ😯

    • @user-nv1og5mw6e
      @user-nv1og5mw6e 2 หลายเดือนก่อน

      ዱሑር ኣይትኹን፡

    • @xegabrhan5748
      @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@user-nv1og5mw6eአረ እዚ ምድሓርን ምቅዳምን ኣይኮነን ናይ ሰይጣን መንፈስ እምበር ናይ እግዚአብሔር ውህብቶ ኣይኮነን 😢😢 ኣምላክ ይምሓረና

    • @user-nv1og5mw6e
      @user-nv1og5mw6e 2 หลายเดือนก่อน

      @@xegabrhan5748እዚ ጥበብ ይብሃል ልክዕ ከምቲ ነቶም ፡ ጠቢባን ሰራሕቲ ሓጺን ፡ ድስርንኪ ድሕረት ፡ ዝቐትሎም ፡ ኣብ ካልዕ ዓለም ሰልዲ እዩ ዝብልዖ፡ ተኸፊልካ ኢኻ ከምዚ ተርኢ

    • @PurposeDriven4U
      @PurposeDriven4U 2 หลายเดือนก่อน

      Exactly ❗️

    • @mebrahtutsegahe7358
      @mebrahtutsegahe7358 2 หลายเดือนก่อน

      @@berryfamily2846 metetegn eka nebalka

  • @Naodmedia2
    @Naodmedia2 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዝገርም ተፈጥሮ እዩ

  • @TesfitStudio
    @TesfitStudio 2 หลายเดือนก่อน +2

    ርኹስ መንፈስ እዩ እዚ ናይ ጥዕና ኣይኮነን ተውህቦ ኣይኮነን

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 2 หลายเดือนก่อน

      Wedi tenqalit rukus menfes entay eyu humum ezi blmdi eyu .walas kemzom amharu ganen rkus menfes endabelkum seb ktetsellu mehferikum ab tigray gedifkum zeytsdedu

    • @mebrahtutsegahe7358
      @mebrahtutsegahe7358 2 หลายเดือนก่อน

      Nebalka rukus eka denkro

  • @MuluGermay
    @MuluGermay 2 หลายเดือนก่อน

    ፀጋ ናይ ፈጣሪ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @user-ec5tc3cm1w
    @user-ec5tc3cm1w 2 หลายเดือนก่อน +3

    በስመአብ በል ዋ ካብ ፈጣሪ አይመስለንን አነ

  • @bemnetvitorio8216
    @bemnetvitorio8216 2 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ቀደም ከምዚ ዓይንት ኣብ ግዜ ደርጊ ኔሩ ሓዊ ዝበልዑ ብግዜ ደርጊ ሪኢና ብሓይሊ ኣጋንቲ ኢዩ ማጂክ

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 2 หลายเดือนก่อน

    How about hid healthy he is tallent and nice man so God bless you Amen 🙏 🙌 Amen

  • @ara6934
    @ara6934 2 หลายเดือนก่อน

    ዋአ ገሪምኒ እንታይ ክፅሕፍ 😮 ብስመእብ ናይ ባሓቂ ደየ 😮

  • @bemnetvitorio8216
    @bemnetvitorio8216 2 หลายเดือนก่อน

    ሹሑር majik

  • @vhhhhf5887
    @vhhhhf5887 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-fh1nb6ym7e
    @user-fh1nb6ym7e 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @user-wb2pg7cs6c
    @user-wb2pg7cs6c 2 หลายเดือนก่อน +2

    አይ መምህር ሙሉ እዚኮ አስማት እዮ ብሰይጣን ትሓግዙ እዮ ዝሰርሖ😮😂😂😂

    • @xegabrhan5748
      @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ኣስማት 😢😢😢 እግዚአብሔር ዘይፈትዎ

  • @xegabrhan5748
    @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ አረ እዚይ ፍሉይ ክእለት ናይ እግዚአብሔር ኣይኮነን ናይ ሰይጣን እዮ 😢😢😢 ኣምላኬ አረ በማርያም መምህር እዚ ክእለት ኣይኮነን በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
    ሰይጣንዮ ከምዚ ዝገብር

  • @user-pc5hk9ng8v
    @user-pc5hk9ng8v 2 หลายเดือนก่อน

    ታይ ይብሃልዝ

  • @mizangebre7709
    @mizangebre7709 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ምህር እዚሰብ ማጆክ ጠንቋሊ አታላይ እዩ እዚ ክእለት ዘይኮነ መናፍስቲ ናይሰይጣንዩ አትታለሉ አይትዓሽዉ

    • @mebrahtutsegahe7358
      @mebrahtutsegahe7358 2 หลายเดือนก่อน

      Anta metetam wetsa kab denkuruna denkoro

  • @user-ns4fb7jw3b
    @user-ns4fb7jw3b 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ 12:49

  • @user-im7pc5zg4y
    @user-im7pc5zg4y 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢ፈሪሐ ኣነ

  • @user-us1gp1if4i
    @user-us1gp1if4i 2 หลายเดือนก่อน

    እዙይ ናይዝሓውና ኽእለት ንህዝቢ።ንዓዲ እንታይረብሓ ኣለዎ?????

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 2 หลายเดือนก่อน

    Kta yeu😢😢😢

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ናይ መንፈስ እዩ ትብሉ ካብ ድንቁርናኹም ተበራበሩ: ሰብ ካብ ሰብ ብብዙሕ ይፍለ እዩ..እዚ ከኣ ተውህቦ ናይ ፈጣሪ እምበር ምስቲ ገባሪኡ ኣምላኽ ኣይትበኣሱ...እዚ ሓድሽ ነገር ኣይኮነን ኣብ ዓለምና ብዙሓት ሰባት ኣለው ግን ሰኣን ፍልጠት ጠብባንን ወይ ፈላጣትን ንቐትል ህዝቢ ኢና: ንበራበር ዝሓለፈ ትውልድ ብፍርሒ ይኹን ብድንቁርና ንድሕሪት ተጎቲትና ኢና..

  • @HayetTesfay
    @HayetTesfay 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንድያም ደንግዩ እዩ ባዕሉ እዩ ከምዝፍለጥ ክገብር ልግበኦ ነይሩ ሶ ብጣዕሚ ልገርም ተውህቦ እዩ ተጠቀመሉ

    • @xegabrhan5748
      @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

      ኣይትጠቀመሉ እዚ ዝጠቅም ኣይኮነን ናይ ሰይጣን ስራሕ እዮ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 2 หลายเดือนก่อน

    አነ ፍሪሐ ከክንደኡ ብዝኩነ ፁቡቅ ትዉህቦ አዩ 💖💖💖💖

  • @adyaboyoutube2481
    @adyaboyoutube2481 2 หลายเดือนก่อน +1

    እሞ ንስኻ ደኣ በይኒኻ ዘይኮንኻ ፀበል ተሓፀብ

  • @mama-pj9ff
    @mama-pj9ff 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ጠበብ የኩናይ😮

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  2 หลายเดือนก่อน

      እሺ እንታይ ንበሎ?

    • @xegabrhan5748
      @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@WushatenaMedia ናይ ሰይጣን ስራሕ መተት ብጭራሽ ጥበብ ኣይኮነን ናይ እግዚአብሔር ስራሕ እውን ኣይኮነን

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 หลายเดือนก่อน +1

    Kemzuy aynet Sirah bitaemi Adegenga eyu hade mealti hiwet mehlaf elo eyu silexih hawey le hiwetka hisebelu .

  • @xegabrhan5748
    @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

    አረ እዚ ክእለት አይኮነ ጥበብ ኣይኮነ 😢😢😢😢😭😭😭😭😭እግዚኦ ማሃረነ ክርስትስ

  • @user-ko2hx6mg1m
    @user-ko2hx6mg1m 2 หลายเดือนก่อน

    በስመ ስላሴ ናይ ጥዕና ኣይመስለንን ውህብቶ ዶ ይመስለኩም መምህረይ 😮

  • @GDh-kz2tu
    @GDh-kz2tu 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😢

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ብጣዕሚ እዩ ገሪምኒ ኸምዙይ ዉን ዶ ኣሎ

  • @xegabrhan5748
    @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

    አረ አረ ካብ እግዚአብሔር ኣይኮንካን ረኪብካዮ ተጠንቀቀሉ ዳሓር ከየጣዕሰካ 😢😢 መምህር በማርያም እዚ ክእለት ኣይኮነን

    • @mebrahtutsegahe7358
      @mebrahtutsegahe7358 2 หลายเดือนก่อน

      Ara wedte tenkale mejemrya nayte tenkale fohto awtseyo

  • @xegabrhan5748
    @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

    አረ ጥበብ ኣይኮነን በማርያም መምህር

  • @user-mp8ee5pl7gTsadkan
    @user-mp8ee5pl7gTsadkan 2 หลายเดือนก่อน

    😢

  • @user-pc5hk9ng8v
    @user-pc5hk9ng8v 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ዓለም ክቃላሕ ኣለዎ ❤❤❤❤ ፉሉይ ታርክ እዩ❤❤❤❤

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d 2 หลายเดือนก่อน

    😮😮😮😮😮😮😮🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዋውውውውውውውውውውው

  • @temesgenamlakye380
    @temesgenamlakye380 2 หลายเดือนก่อน

    Kuburat Ashwatey menfes iyu tblu Ahwatey gn nabnet samasom nra kab igzabiher hayli tewahibwo neyru whbto fetariwun kkon ykiliyu

    • @xegabrhan5748
      @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

      አረ ውህብቶ ፈጣሪ ኣይኮነን እዚ በስመኣብ 😢
      ናይ ሰይጣን እዮ ኣሰራርሓ እዮ

    • @xegabrhan5748
      @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

      ኣይይ ስምዖን ኮሞ ካሊእ እዮ ዝስርሕ ነይሩ ከምዚ ኣይኮነን ደሞ ሓደ መንፈስ ዝሓዞ ናብኡ መፂኡ ኣነ እውን ክእለት ኣለኒ ብአየር ክበርር ይክእልዮ ክብሎ ከሎ የሰበርር ነበረ እሞ ስምኦን ክዓ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኢሉ ከማዕትበሉ ከሎ ኣብ ክልተ ተተርቲሩ ፃሕ ኢሉ ወደቀ ይብል ምክንያቱ መንፈስ እዮ ሒዙዎ ኣብ ኣየር ዝበርር ዝነበረ እምበር ክግዚአብሄር ዝሃቦ ክእለት ኣይኮነን
      እግዚአብሔር ዝሃቦ ተዝከውን ነይሩ ከማዕትበሉ ከሎ ብስም እግዚአብሔር ሱቁሉ ምበረረ ነይሩ ሰይጣን ሰለ ዝኮነ ግን ፃሕ ኢሉ ወደቀ ይብል
      እይዚ ቆልዓ እውን ብርግፀኝነት ሰይጣንዮ ከምኡ ዝገብሮ ዘሎ 😢😢😢

  • @user-wz9me5qs2j
    @user-wz9me5qs2j 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዋእ ኣብ ኸብዱ ልቅበል መንፈስ ከይህሉ 😅

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 2 หลายเดือนก่อน

      Ezom tegaru entay ekum menfes menfes tblu fo tnkola aytemnu tesedidkum hkmna keydkom endatehakemkmsi nsebat gn tsebel tehatseb dma yiblu .ezi blmmmd baelu zemebelo mquanu endareakumsi nab tnkola aytkidu kemue wn aytemenu

  • @user-te9kv8ce1s
    @user-te9kv8ce1s 2 หลายเดือนก่อน

    ኡኡኡኡ ኧረ በመዲኃኒአለም ታይ አምጻእካ መምህር ናይጥዕና አይመስለንን አነስ

  • @user-pc5hk9ng8v
    @user-pc5hk9ng8v 2 หลายเดือนก่อน

    ሼር ንቦሎ ነባራትዐዮ❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 2 หลายเดือนก่อน

    ገሪምኒ እንታይ ክፅሕፍ😮

  • @user-bo9lb7kj2b
    @user-bo9lb7kj2b 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🥰🥰🥰😘😘😘😘

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 2 หลายเดือนก่อน

    OMG 😂😂😂😂😂

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 2 หลายเดือนก่อน

    Zgerm eyu nay fetari srah ❤❤❤❤❤

  • @zeekee2767
    @zeekee2767 2 หลายเดือนก่อน

    This is magic not a talent. This is not new in America.

  • @GuwaTube
    @GuwaTube 2 หลายเดือนก่อน

    seb

  • @amitgebregergis9056
    @amitgebregergis9056 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bo9lb7kj2b
    @user-bo9lb7kj2b 2 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍👍👍

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286 2 หลายเดือนก่อน

    ከቢድ እዩ ነገሩ ዋእ

  • @kahsakahsa435
    @kahsakahsa435 2 หลายเดือนก่อน

    Memhir tesfay abera zibl u tube atikum reayu asmat u ezi

    • @xegabrhan5748
      @xegabrhan5748 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ኣስማት 😢 እግዚአብሔር ዘይፈትዎ ስራሕ ኣቲኩም ረአይዎ ኢፍታህ ተስፈ ስላሴ ኢልኩም ኣብ ይቱብ

  • @Maykomola
    @Maykomola 2 หลายเดือนก่อน

    ብሮ ተዓዲልካ ቤራ ትሰቲ"ዶ😎

  • @GHh-jd5sj
    @GHh-jd5sj 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሰይጣን እዩ ትብሉ ሰባት ግን ከመይ ኣለኩም 😂 ልዕሊ ሰብኩም ፃድቃት ክትኮኑ ኣይትመኩሩ ባች