EMN - ኣደናቒ ትንታነ ወዲ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰብ ( 3ይ ክፋል ) ህቡብ ተዋዛያይ መሓመድ ( ወዲ ጀበሊ) - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    EMN - ኣደናቒ ትንታነ ወዲ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰብ ( 3ይ ክፋል ) ህቡብ ተዋዛያይ መሓመድ ( ወዲ ጀበሊ) - Eritrean Media Network
    ****************************************************************
    © Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
    allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

ความคิดเห็น • 625

  • @wedibalila2130
    @wedibalila2130 3 ปีที่แล้ว +43

    ድቃስ ምብዛሕ ምልክት ድኽነት እዩ ብሓቂ ።ድቃስ ንኸልቢ ዘይጠቐሞ ።ምሳይ ትሰማሙዑ ላይክ ሃቡኒ

  • @onelove118
    @onelove118 3 ปีที่แล้ว +93

    Please 100 parts of his interview we learn alot from him🇪🇷

    • @sem5172
      @sem5172 3 ปีที่แล้ว +2

      th-cam.com/video/d-wp8MrEdgk/w-d-xo.html

  • @dawitmesfin8867
    @dawitmesfin8867 3 ปีที่แล้ว +121

    ናይ ተፈጥሮ ውህብቶ ፍልጠት ዘለወ ሰብ
    ናይ ሂወት ፈላስፋ።

    • @maharikidane1841
      @maharikidane1841 3 ปีที่แล้ว +3

      Kula gelixwa bzey teref mnbar kemey tneber

  • @hamzachechefo5689
    @hamzachechefo5689 3 ปีที่แล้ว +225

    ወዲ ጀበሊ ናይ ስነ-ልቦና ኣስተምሃሪ አኻ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !

  • @saidabdelwasie7550
    @saidabdelwasie7550 3 ปีที่แล้ว +46

    "በትሪ ሰነፋት ሕስድና እያ"
    ቃል ፍላስፋ ወዲ ጀበሊ ።

  • @gaimkobrum3394
    @gaimkobrum3394 3 ปีที่แล้ว +89

    ወዲ ጀበሊ ምህር ካይተማሃርካ
    ሓንቲ ካብ ዋዛታት ወዲ ጀበሊ ደስ ዝበለትኒ ስበይቲ አንተሓንጊዳ ኒክሎር አያ ዝበልካያ

    • @eripawer560
      @eripawer560 3 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkk

    • @bebere1049
      @bebere1049 3 ปีที่แล้ว +2

      Terekibka dika🤣🤣

    • @hyabfkri3790
      @hyabfkri3790 3 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkk

    • @gaimkobrum3394
      @gaimkobrum3394 3 ปีที่แล้ว +2

      @@bebere1049 ኣይ ክሳብ ሕጂ ድሓን አየ ዘለኹ

    • @sarahabtom4096
      @sarahabtom4096 3 ปีที่แล้ว

      Sorry entay malet eyu ba niklor ayteredetnn koyna?

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 3 ปีที่แล้ว +33

    ወዲ ጀበሊ ፕሮፌሶር ክዋሃበካ ኣለዎ።ከምዚ ዓይነት ትንታነ እሞ ክኣ ብዘይ እኹል ትምህርቲ:ዘገርም ኢዩ።
    "እታ ከኒና:ኖራ ሓዊሶም ይህቡና ይኾኑ ዝበልካያ":ክሳብ ዝስርነቕ ኢየ ስሒቐ።
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @medhanealemeritreaybark3478
    @medhanealemeritreaybark3478 3 ปีที่แล้ว +104

    ብድሓን ምጹና ኤርትራውያን አሕዋት ብሓጎስ ክንከታተለኩም ኢና ቀጽሉልና ጥዑም ዕላል ኤርትራ ኩልጊዜ ትዕበ ትማዕብል ንዓኩም ሂዝና
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪👍👍👍🌹🌹🌹
    ❤️❤️❤️

  • @kidanehbtzgi3281
    @kidanehbtzgi3281 3 ปีที่แล้ว +46

    ዋውውውው እዚ ወዲ ጀበልስ ዓቢ መምህር እዩ በጃካ ቀጻሊ ኣቅርበልና ፈቲናዮ ኣለና

  • @adikhankhan2506
    @adikhankhan2506 3 ปีที่แล้ว +87

    ውውው ወዲ ጀበሊ ሙህር ናይ ሳይኮሎጂ እኻ ብተውህበካ ኣይተማሃርኩን ኣይትበል 100 ካብ 100 ህወካ aleku

  • @tsegazeabwoldu6413
    @tsegazeabwoldu6413 3 ปีที่แล้ว +56

    ሰብ እንተ ቀሪብካዮ ወይ እንተ ኣቕሪብካዮ ጠቓሚ እዩ ትብል ነይራ ዓባየይ። ዘገርም ሰብ ጥዕና ዕድመ ይምነ ክቡር ኣቦና !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @zem1988
    @zem1988 3 ปีที่แล้ว +12

    እዋይ ሰሓቅ ሞይተ ፣ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ፍልጠት ተማሂርካ ኣብ ግብሪ እንተ ዘይኣዒልካዮ ፣ ልክዕ ከምቲ እኽሊ በሊዕካዮ ምውጻእ ዝኣብየካ እዩ ኢልዎ።😂😂

  • @jjabraham5688
    @jjabraham5688 3 ปีที่แล้ว +87

    He is truly the right person to express what AZMARINO is.

  • @ሰብእንታይዘይበለ-ቘ4ጸ
    @ሰብእንታይዘይበለ-ቘ4ጸ 3 ปีที่แล้ว +55

    ኣይተማሃርኩን ዳበል ልዕሊ ቶም ዝተማሃሩ ብሉጽ 100% ቀጽልዋ -2

  • @yonassimon74
    @yonassimon74 3 ปีที่แล้ว +95

    ናይ ብሓቂ ዮኒ ሓወይ
    እንዳ ስሓቅኩ የ ዝጽሕፈልካ ዘሎኹ
    ብጣዕሚ ጽቡቅ ምሃርን ኣዘናጋዕን
    keep it up !!!

  • @menkemtesfay7644
    @menkemtesfay7644 3 ปีที่แล้ว +65

    ክንደይ ደስ ይብለከ ኢዩ እዚ ወዲ ጀበሊ ጽቡቕ ትንተና

  • @user-mnbar
    @user-mnbar 3 ปีที่แล้ว +15

    ንወዲ ጀበሊ ብዛዕባ ኣብ ስደት ዘጋጠሞ ብድሆታት ኻኣ እንተተቕርበልና ጽቡቕ ኔሩ ቕድሚ ሕጂ ሕጽር ዝበለት ቪዶ ናቱ ተዘርጊሓ ኔራ ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ኣሎዎ ቐጽሎ ወዲ ጀበሊ ፕሮፋስተር ጋዜጠና ዮናስ ካኣ ብጣዕሚ ነድንቐካ

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 3 ปีที่แล้ว +30

    🇪🇷🙏❤️ወዲ ጀበሊ ተባረክ 🇪🇷🙏❤️
    🇪🇷🙏❤️ዮናስ የቀንየልና 🇪🇷🙏❤️

  • @kbrom-teklzgi
    @kbrom-teklzgi 3 ปีที่แล้ว +32

    ጋዜጠኛ ዮናስ ምስ መሳርሕትኻ ክትምስገን ይግበኣካ። ፍልጠትን ዋዛን ወዲ ጀበሊ ከምዚ ጌርኩም ደኣ ሰንድዎ።

  • @onelove118
    @onelove118 3 ปีที่แล้ว +25

    He have some special gifts from god 🙏 which is smart than others educational people I could say Just Waw👌 at the same time I feel sorry for him that he didn't get married and getting a child but all Eritreans respect you like our father 💓💓❤️

  • @saeedabdulkader3417
    @saeedabdulkader3417 3 ปีที่แล้ว +14

    ቃላት ይሓጽረኒ ክገልጾ ንወዲ ጀበሊ ብጣዓሚ ብገንዘብ ዘይትመን ምህሮ ናይ ሂወት ወዲ ጀበሊ አብ ቤትምህርቲ subject ጌሮም ክላስ ክህብዎ ይግባእ ንመንእሴያት አስተምህሮ ክህብ ወላ አብ ሳዋ እንዳኸደ አስተምህሮ ክህብ በዚ ኣጋጣሚ ንኣባላት እንዳ ዜና ይምሕጸን::

  • @saras382
    @saras382 3 ปีที่แล้ว +19

    ዓለምና ብ ወዲ ጀበሊ ተዝማሓሃደር ሰላም ምነበርና😍

  • @niemaahmed109
    @niemaahmed109 3 ปีที่แล้ว +45

    Mohammed hawina you’re the must absolutely smart teacher we proud of you, because we’re getting a great teaching from you, just keep going. Thank you Allah bless you. 🙏

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 3 ปีที่แล้ว +21

    ዮናስ ጽቡቃት ስድራ መማቅርቲ ሰሓቅ ኣምጺካልና ናይ ሎሚ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ።

  • @ተስፋስንቁ
    @ተስፋስንቁ 3 ปีที่แล้ว +47

    ዋውውው ወዲ ጂበሊ ዘረባኻ ልበይ የዝሕሎ ናይ ብሓቂ ቅኑዕ ሓቀኛ በሊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 3 ปีที่แล้ว +40

    ወዲ ጀበሊ ሽኮር ብሕልና ዝኸይድን ብሕጊ ዝኸይድን ይፈላለይ እዩ ፓው ናይ ብሓቂ ዘረባዩ ::ሕልና ትጥዕም ካብ ሕጊ 👏👏♥️🌹🇪🇷

  • @bayrugebre34
    @bayrugebre34 3 ปีที่แล้ว +20

    ወዲ ጀበሊ ያሆ ከምዚ ገሬ ዝፈትዎ ሰብ የለን

  • @ERI291-
    @ERI291- 3 ปีที่แล้ว +13

    የቐንየልና ኩቡር ኣቦና፣ ዓቢ ትምህርቲ ኢኻ ትህበና ዘለካ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @yasinnaser4569
    @yasinnaser4569 3 ปีที่แล้ว +8

    ቡዙሓት ናይ ሰነቦና ተዛርብቲ ሰሚዔ አለኹ ግን ናይ ወዲ ጀበሊ (ማሓመድ ሳልሕ )
    ዝበለጸ ኮይኑ ተስሚዕኒ!!
    ቀጽልዎ ------------------

  • @misakkibrom0740
    @misakkibrom0740 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣነ ን ወዲ ጀበሊ ብፌሉይ እየ ዘድንቆ, ንሱ ከኣ ኣብ ኩሉ ዝዛረቦ ስነ ትንተናታት ዘካፍለና ትምህርቲ ወይ ከኣ ፍልጠት ሽም ፈጣሪ እንዳ ጠቀሰ ስለ ዘሕልፈልና ፍጠቱ🙏😍🤝👏👏👏 ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጠቃሚ ዝኾነ መደብ እዩ ። Thanks 😍

  • @mahzeladey6503
    @mahzeladey6503 3 ปีที่แล้ว +21

    ው ው ው ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ 🌹🌹🌹የሕዋተይ ኣብዝኣ ባ ሳብስክራይብ ሓጉዙና ዘይ ዘይራክሞ ይፍጥረልኩም ካብ ኩፉ ይከውልኩም ኣሜን

  • @he1184
    @he1184 3 ปีที่แล้ว +20

    ዩቐኔልና መምህር ኣብ ሂወትካ ጥዕናን ሰላምን

  • @tesfaldetberhe2034
    @tesfaldetberhe2034 3 ปีที่แล้ว +16

    ወዲ ጀበሊ ዕድመ ይሃብካ መግለጺ የብለይን ኩሉ እትገብሮ ብሓጎስ ኢየ ዝካታተለካ ከምኡ ካኣ ዮናስ የቐንየልና ብልቢ ።

  • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
    @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 3 ปีที่แล้ว +36

    ጽቡቅ ትንታነ እዩ።

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 3 ปีที่แล้ว +15

    ወዲ ጀበሊ። ዕላልካ ረኪብና እንታይ ዝዓብስ እክሊ። ንሰምዓካ ኣለና ኮፍ ኢልና ብዓቅሊ።

  • @ajumedia2306
    @ajumedia2306 3 ปีที่แล้ว +12

    ብተፈጥሮ ዝተዋህበካ ዝተዓደልካ ምሉእ ናይ ስነ ኣእምሮ ወዲ ጀበሊ ኩሉ ዘረባካ ብዘይ ገለ ሰተት ኢሉ ያኣትውልካ ድንቂ ታኣምር ተውህቦ ቀጽልዎ ዕላል ወዲ ጀበሊ ክስነድ ኣለዎ።

  • @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
    @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 3 ปีที่แล้ว +26

    ናይ ወዲ ጀበሊ ይኣክለና ዝብል ሰብ የለን መጽሓፍ ኢካ ንስካ

  • @indiaasmara3780
    @indiaasmara3780 3 ปีที่แล้ว +9

    ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ብጣዕሚዩ ጠቂሙና ዘሎሞ ገለ ግበሩ እንዳ ዜና ወላ ኣባልኩም ግበርዎ ንሕና ምዝንጋዕ ሓሪሙናሎ ቀጽልዎ ቀጽልዎ

  • @AWET605
    @AWET605 3 ปีที่แล้ว +8

    እንቃዕ ዳሓን መጻካ ወዲጀበሊ.ነዛ ኮመንት ተንቡቡ ዘለኩም ሓላላት ፈጣሪ ሓሳብልብኩም የስምረልኩም.ብርክትብሉ ታሓጎሱ ስደት የሕጽረልና.ኣብዛ ብሮፋይል ብምእታው #ሳብስክራይብ በሉኒ ሓላላት.👍👍👍👍👌👌👌✌️✌️✌️❤️❤️❤️💕

  • @ኣቤል-መ3ፈ
    @ኣቤል-መ3ፈ 3 ปีที่แล้ว +10

    ካብ ምህሮ የእምሮ ድብሃልሲ ሓቂ እዩ. ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏

  • @MustafaAli-nw6tn
    @MustafaAli-nw6tn 3 ปีที่แล้ว +10

    جزك الله خير يعطيك العافيه

  • @medhaniefekadu7056
    @medhaniefekadu7056 3 ปีที่แล้ว +9

    "ካብ ምህሮ የእምሮ" ዝበሃል እዚዩ 44።

  • @etimeshaqeliwedi2005
    @etimeshaqeliwedi2005 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦና ወዲ ጀበሊ ምሁር ኣይኮንኩን ኣይትበል ልዕሌኻ ምሁር የለን 4444 እቶም ምሁራት ኢና ዝብሉ ተገቲሮም ይርኡ ይሰምዑ ይህልዉ እምበር 🤣🤣🤣🤣

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 3 ปีที่แล้ว +7

    ወዲ ጀበሊ ዕላሉ ዘይምኖ ብዋዛ እናስሓቐ ዝምህር ኣዝዩ ምኩር ሽግር ዘብልሖ ሰብ ወትሩ እንተዝመላለስ ዘይጽገብ ለዋህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ::

  • @dawitbeyene5470
    @dawitbeyene5470 3 ปีที่แล้ว +5

    Ezi sebay bzuh tmhrti yemhalalf alo at least every two month amxayo thank you

  • @danielbereket2802
    @danielbereket2802 3 ปีที่แล้ว +37

    ደስ ዘብል ወዲ ጀበሊ ን ሂወት ዝፍትሻ ዘሎ thanks more ዮናስ

  • @edenbeyene1498
    @edenbeyene1498 3 ปีที่แล้ว +13

    Such a Brilliant, Intelligent, Smart, Funny, and well rounded man/father💖. Enjoyed listening to everything he said. So true and realistic! He definitely needs to author a book and do motivational speaking even Charge for his speeches....or get help to start his channel via TH-cam. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!!🙏🏽

    • @abrahamzare5390
      @abrahamzare5390 2 ปีที่แล้ว

      Edu you are so right !!!

    • @abrahamzare5390
      @abrahamzare5390 2 ปีที่แล้ว

      Just discovered his chanell
      th-cam.com/channels/3U3jHG-5o62ayZgFhb--uA.html

  • @danielhaile6649
    @danielhaile6649 3 ปีที่แล้ว +8

    I really like this man and I want to hear him more.
    Thanks/ Daniel

  • @yemanehaile9648
    @yemanehaile9648 3 ปีที่แล้ว +8

    ዮናስ ሓውኔ እዚ ተቕርቦ ዘለኻ ፥ብሓቂ ኣድላይ፥መሃሪ፤ኣዛናግዒ ፥ኮታ 1o0% ቀጻልነት ጥራይ ፤ሰላምኖ ጥዕናን።

  • @salemmelue6084
    @salemmelue6084 3 ปีที่แล้ว +24

    ❤️🇪🇷❤️ኣምላክ ይባርካ ክቡር ሓዉና

  • @anexways5153
    @anexways5153 3 ปีที่แล้ว +9

    ሰብ ካብ ምህሮ ኣእምሮ ሎሚ ብግብሪ ኣብ ወዲ ጀበሊ ጥራሕ ተዓዚበዮ

  • @mohamednur6936
    @mohamednur6936 3 ปีที่แล้ว +8

    You guys are the best may god bless you all and our country and the Eritrean people too

  • @azihometube1480
    @azihometube1480 3 ปีที่แล้ว +24

    ሰላም ኩቡራት የሕዋተይ ኣብዛ ዩቱበይ ሳብስክራየብ ንኽትገብሩለይ ብኽብሪ የዖድም የቀንየለይ 🙏❤

    • @meowmeow5592
      @meowmeow5592 3 ปีที่แล้ว

      I subbed.
      By the way I ♥️ ur content 😘😘😘😘

    • @azihometube1480
      @azihometube1480 3 ปีที่แล้ว

      @@meowmeow5592 thanks my Darling 🙏❤

    • @eritreawikuburmenenet9772
      @eritreawikuburmenenet9772 3 ปีที่แล้ว

      Rekeb aytsan

    • @azihometube1480
      @azihometube1480 3 ปีที่แล้ว

      @@eritreawikuburmenenet9772 thanks mearey 🙏❤

  • @semutewolde5897
    @semutewolde5897 3 ปีที่แล้ว +9

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ መድሃኒት ጭንቀት ኢኻ ናሰሓቅካ ትምህር❤🙏

  • @abelgere601
    @abelgere601 3 ปีที่แล้ว +8

    Conscience is like a triangle. If it works well it hurts you, if not it stucks at one position. "Respect for his speech"!!!!!!!!

  • @amachu
    @amachu 3 ปีที่แล้ว +11

    ከይትውዳኣኒ ኢለ ኢዛ ኢንተርቪው ቡዙሕ ጊዜ ቸክ ጌረያ ፕልስ ኩቡር ጋዜጤኛ ዮኒ ኢዚ መድብ ናይ ወዲ ጀበሊ ኣይተቃርጾ ኣስፍሕኻ ኣቅርበልና።

    • @senafe90
      @senafe90 3 ปีที่แล้ว +1

      Ane kemen bro kkk mexhaf iyu

    • @luliabe2193
      @luliabe2193 3 ปีที่แล้ว +2

      ወአነከማን

    • @amachu
      @amachu 3 ปีที่แล้ว +1

      Yigermeka Eyu wala degagimo zey silchiweka

    • @amachu
      @amachu 3 ปีที่แล้ว

      ✅🤣

  • @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
    @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሔር ኣዕዚዙ ይባርኽኩም ክቡራት ኣቦታትና። ብግልጺ ዝዛረብን ፍልጠቱ ብዘይ ትንቢትን ትምክሕትን ዘመሓላልፍ ኣቦ ሪኤ ደስ ኢሉኒ ደስ ይበልኩም። ህይወት ምርጫ እያ፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበና ጥበብ እንተገጢምናያ ድማ ብሓይሊ ኣምላክ ክንዕወት ኢና። ብዓቢኡ ድማ ለጋስ ተማቂልካ ትበልዕ ሰብ ምኻንካ ኣድኒቀካ ወዲ ጀበሊ ኣያይ። ካብ ወድኻ ወዲ ተዋህዶ።

  • @MdreTesfaTube
    @MdreTesfaTube 3 ปีที่แล้ว +5

    ጽቡቅ ትንተና ኢዩ ወዲ ጀበሊ ስላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረ ኣብዚ ናትና ተዛወሩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ።

  • @mahmoudmahmmed7690
    @mahmoudmahmmed7690 3 ปีที่แล้ว +5

    መጀመርያ ልዑል ናፍቆት ዝመሎኦ ሰላምታ የቅርብ ማሓመድ ሓወይ ብኣኻ ሕጎስ እየ ማሕሙድ (ጥልያን)

  • @ለምለምመሬትና
    @ለምለምመሬትና 3 ปีที่แล้ว +9

    ዋዉ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ባዓል ጡዑም ዕላል ዘይምኖ።
    ክብረት ያሃበልና ዮናስ።

  • @selam-291.
    @selam-291. 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣዝዩ መሃሪ ኣዘናጋዕን መደብ እዩ፡ግን ሓንቲ ክላወበካ ዝደሊ ዮናስ ፡እዚ ቀሊል ነገር ኦይኮነን ኩሉ ህዝቢ ፈትይዎ ዘሎ መደብ እዩ ፡ወዲ ጀበሊ ዘይብል ሰብ የሎን ሎሚ፡ስለዚ እቲ መደብ ስሩዕ ኪከውን ኣለዎ ሰሙናዊ ።ልክዕ ከምዚ ኣብ አሪ ትቭ ሰዓት ኪንደይ ዜና ከም ዚፍኖ ክሉ ሰብ ዚጽበ ፡መደብ ወዲ ጀበሊ ውን ብመደብ ሰሙናዊ ግበርዎ ።ሌክራም ውን ግበርሉ እቲ መደብ ።፡የቀንየለይ

  • @eritreaislamdawa3478
    @eritreaislamdawa3478 3 ปีที่แล้ว +6

    ዮኒ ፒልስ ክፋልት ግርካ ኣምጻኣልና

  • @mohammedidriss9397
    @mohammedidriss9397 3 ปีที่แล้ว +2

    Seb be srah eu zmehbl 100/100
    edmen tena yehabeke

  • @awetberhane9351
    @awetberhane9351 3 ปีที่แล้ว +3

    ያከ ኣይተማሃርኩን ይብል እቶም ምሁራት ከማን ከምዚ ጌሮም ንሕጊ ልቦና ኣይትንትንዎን ኢዮም ወዲ ጀበሊ ያሆ ፦ሕልና እምነት ኢዩ ሃይማኖት ኢዩ ኢልዎ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ እንተዳኣ እምነት ኣለካ ሕልና ኣለካ።

  • @aliosman5367
    @aliosman5367 3 ปีที่แล้ว +8

    Thank you Yonas ms mesarhtka. Tsbqti medeb amtsiekalna. Tmhrti zhazet slezkonet tqetsl eza medeb. God bless you Ertitrea media

  • @germenakaleweldi2098
    @germenakaleweldi2098 2 ปีที่แล้ว +4

    I can’t say nothing but I am very impressed by his talent ,his mind is more than educated ppl which gifted by kingdom I wish u long live!

  • @adesador854
    @adesador854 3 ปีที่แล้ว +11

    ኣታ ሽኮር ሃብታም ውሽጡ💋👌👌👌👌👌🙏🙏

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 3 ปีที่แล้ว +1

      Anes kfetwo nxuh koinu yreayeni. Smart fthawi eyu

    • @adesador854
      @adesador854 3 ปีที่แล้ว

      @@emteemte3985 ሓቅኻ ክፍተወካወ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ👌💋💋💋

  • @Peac380
    @Peac380 3 ปีที่แล้ว +6

    You are great and smart, keep on Wadi Jabali. You remind me about Abbe Abdalla, he was one of the keren boys. Abbe Abdalla was speaking 4 languages fluently Tigre Tigrinya Bilen and Arabic. I hope 🤞 the Eritrean media will let Wadi Jabali improve his life quality and support the Eritrean people share his knowledge and experience in life, long life for wadi Jabali 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾

    • @lifeisbeautiful1250
      @lifeisbeautiful1250 3 ปีที่แล้ว

      I agree with you man. He is treasure of Eritrean comedy & life lesson. Is Abbe Abdullah is still alive

  • @letinaasefaw807
    @letinaasefaw807 3 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ጀበሊ ናይ በሐቂ መምህር ፍልጠት ኢካ ቀጽሎ ብጣዓሚ መሃርን አዛናገዕን ዩ ዓቢ መጽሐፍ ኢካ እቲ ፍረ ቃላትካ አዝዩ ከቢድ ዩ ሞ ካባካ ቡዙሕ ንመሃሮ ነገር አሎ ከማካ አብዚ ግዜ ዚ ከምዚ ዓይነት ብስለት ናይ አእምሮ ኢካ

  • @amanuelfessahaye1794
    @amanuelfessahaye1794 3 ปีที่แล้ว +2

    Sorry guys yes have to help him to have his own number & and Mobil pls

  • @aboodi2068
    @aboodi2068 3 ปีที่แล้ว +5

    ዋወወወወ ወደ ጀበሊ ናይ በሐቂ መመህሪ አኻ

  • @wedkebri8729
    @wedkebri8729 3 ปีที่แล้ว +14

    Wed jeble he's so intelligent guy I've ever seen he's yelling the truth and funny eloquent speaker bless him we need more people like I wash I could help hime more like money.

  • @muluemulue7672
    @muluemulue7672 3 ปีที่แล้ว +12

    ካብ ወዲ ጀበሊ ንላዕሊ ሙሁር ወይ ድማ ስልጡን የሎን።

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 3 ปีที่แล้ว

      Fluy eyu kitntn kelo powww

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +18

    ናይ በሓቂ ለባም ዘረባ።

  • @afewerkitadese6249
    @afewerkitadese6249 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣዚዩ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኢዩ ወዲ ጀበሊ፡ ኣገላልቃካን ትምህትካን ልብካ ተንኪፉ ኣብ ርአስካ ኮፍ ዝብል ትምህርቲ፡ ክጽበየካ አየ ብሃረርታ 4 ክፋል፡ ኣብ ሂወትካ ዕድመን ትዕናን ይምነየልካ። ኣፊየ።

  • @dejudave198
    @dejudave198 3 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ ናይ ስነ -ልቦና ኣስተምሀሪ አኻ' ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ! ተወሳኪ ኩቡር ጋዥጠና ዮናስ ኣይትሃዊኮ ሓሳቡ ኪገልጽ ግደፎ pls

  • @amanuelafewerki8635
    @amanuelafewerki8635 3 ปีที่แล้ว +2

    Msla wey bihilat... Tezttnela kndey mehri mkone... Yonas hawuna kexali gberwo please

  • @meda7695
    @meda7695 3 ปีที่แล้ว +6

    የነ ሃወይ ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባ ክቃረጽ የብሉን.:.

  • @tefadeteclesenbet8574
    @tefadeteclesenbet8574 3 ปีที่แล้ว +6

    You are great motivational speaker.

  • @arayated5608
    @arayated5608 3 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዘይጽንቀቕ ፍልጠት ወድ ጀበሊ:: እሞ ዮናስ ብዛዕቢ ሃግራውነት ንውድ ጀበሊ ክትንትንኢ ዘይትሓቶ ሓውይ ዬናስ

  • @relaxationheaven9019
    @relaxationheaven9019 3 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ኤርትራዊ ፍላስፋ ኢዩ

  • @akilehab377
    @akilehab377 3 ปีที่แล้ว +7

    They look like life time friends, very entertaining and yet educational. Thank you both.

  • @tomironi671
    @tomironi671 3 ปีที่แล้ว +3

    ሃገር ይመርህ ኣቤት ልቦና፡ ኣጥፉኦምና እድዮም እዞም ሸፋቱ ናይ ሳህል ፡ህዝብና ኣብ ኣደር ኣሲሮሞ ብዘይ ፍትህን ብዘይገበርዎን ህጊ ዘይብላ ሃገር።

  • @selamtesfay6177
    @selamtesfay6177 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ባሓቂ ጆኬር ጥራይ ኣይኮንካን መምህርውን ኢኻ ኩሉ ዝዛሮቦ ንዘስተብህሎ ናይባሓቂ ነብስኻ ክትፍትሽ ዝገብርን ክትነፍዕ ከምዘለካን ግዜኻ ብኾንቱ ክተሕልፎ ከም ዘይብልካ ዝምህር ኢዩ ንበረልና ሽሕ ዓመት ወዲ ስመራ ጻዕዳ ማርያም ኣስመረይቲ ምሳኹም ትኹን!

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 3 ปีที่แล้ว +3

    Wede geble Amlke edme yhbka Agoka Agoka God bless you ❤💯🙏🏾

  • @resomoscar6112
    @resomoscar6112 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣይተካእልካን ምምህር ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤

  • @fessehayetewolde4410
    @fessehayetewolde4410 3 ปีที่แล้ว +3

    ብጻይ ዮናስ አብረሃም በዚ ኩልግዜ ተቅርበልና ዘለኻ ትምህርት ቀጽሎ
    ኤርትራ ሜድያ ትንፈቅ ቻናል አያ

  • @helenkidane763
    @helenkidane763 3 ปีที่แล้ว +7

    ዋውው እንካዕ ደሐን መጻኩም ወዲ ጀበሊ ዮኒ ሐውና ጽቡቃት ደቒ ኤሪይ ምሳኹም ዘለዉ ደስ ዝብል ዕላልልን ስነልቦናንን የቐንየልና ወዲ ጀበሊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩😍👏😘❤🌻🌻🌻💐👍👍👍

  • @ተስፋስንቁ
    @ተስፋስንቁ 3 ปีที่แล้ว +7

    ዮናስ የቀንየልና ወዲ ጀበሊ ዘምጸኻልና ኣይትደንጉየና 4

  • @Eritreamyblood
    @Eritreamyblood 3 ปีที่แล้ว +4

    ወላ ሽሕ ክፋል ይቐጽል ናትካ ኣስኳላ ደኣ። ጀበሊ እቲ ዓቢ መምህር

  • @grmawitkubrom4578
    @grmawitkubrom4578 3 ปีที่แล้ว +5

    ከመይ ዝበለ ኣአምሮ አዩ ! ቀጽሎ ኣብ ሂወት መሃሪ አዩ።

  • @habtom5113
    @habtom5113 3 ปีที่แล้ว +8

    🤣😂😂😂🤣😂 ወዲ ጀበሊ 🇪🇷👌👍 ፍላስፋ

  • @okbaiadhanom7213
    @okbaiadhanom7213 3 ปีที่แล้ว +2

    Marhaba wade jabale enqi bsalam mxaiqa

  • @Sembelawi__neber
    @Sembelawi__neber 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣድኑቐኩም ኣያኒ። 200 ክፋል ኣብጽሕዋ

  • @ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ
    @ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣይተማሃርኩን ንስካ ዳኣ ዘይተማሃረ ሙሁር እንበር ልዕሌካ ሙሁር የለን ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ዮኒየ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ምስ መሳርሕትካ

  • @menkemhard3358
    @menkemhard3358 3 ปีที่แล้ว +1

    ዘይተማህረ ነየድሕን ዘይተወቅረ ነይጥን ትብል ምስላ'ኮ ቦታ ዘይብላ ጊርካያ ።
    ክንደይ ምሁር ገልዳም ዲና ንርኢ ዘለና ካብኦም ዘይትጽበዬ ኢካ ትሰምዕ 'ሞ ፣ ናትካ ግን ካባካ ዝወጽ ዘሎ ውን አይመስልን ብጣሚ ዝግርም ነገርዩ ናይ ስነ ልቦና መምህር ኢለካ አልኩ ።
    አብ አመሪካ አብ እንዳ ሻሂ እቶም ምሁራ ኢና ዝብሉ ቃላትካ እንዳ ደገሙ ከድንቁካ ሰሚዓ አልኩ ቀጽሎ i’m proud of you…,

  • @filmonmenghis9011
    @filmonmenghis9011 3 ปีที่แล้ว +4

    ብጠዓሚ ነመስግነካ ዮኒ ሓውና። በጃኻ ንወዲ ጀበሊ ስለ ንውለፎ ኣይተጥፈኣልና።

  • @aziebghebremicael9441
    @aziebghebremicael9441 3 ปีที่แล้ว +1

    Yonas bravo selam kesanet yemnyelka

  • @bisrattecle5640
    @bisrattecle5640 3 ปีที่แล้ว +8

    This is very true God bless him amazing guy

  • @mohammedhasan519
    @mohammedhasan519 3 ปีที่แล้ว +19

    It must be writen this speech in the newspapers because he speaks wisdom, not ordinary words.