መምህር መረሳ ፀሃየ -ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 มิ.ย. 2024
  • © Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 76

  • @luwamgessese8462
    @luwamgessese8462 หลายเดือนก่อน +5

    ❤መራሒ ትግራይ ተትኾን ደስ ምበለኒ

  • @ba00200
    @ba00200 หลายเดือนก่อน +12

    ኘሮፌሰር:
    መረሳ ጸሃየ ተስፋ መጻኢት ዓባይ ትግራይ።

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs หลายเดือนก่อน +10

    🙏🩵🙏 ሰላምታ ብምቅዳም ኩልኹም ኣባላት ቀዛሕታ መደብኹም ጽቡቅ ብሓድሸ Studio congratulations 🥂🍾ርእይቶይ ግና ከም ተኸታታሊኹም እንድሕር ኣማሊእኹመን ዝያዳ ይምቅር
    # ሞኽሲ ክትሓትት እንከለኻ ኣይትደጋግሞ
    # እንዳ ተዛረብ ከይወድኡ ኣይትኹለፎም
    # ነቶም እተቅርቦም ኣጋይሸካ ሰእሊ ድዮ video እንተ ትእትወሉ ጽቡቅ ምመቀረ ኣሰማት ሰብ ክትጽውዕ ጥራይ ከም ሰነድ እንዳ በልካ ነቲ ሓድሸ ወለዶ ብዛዕባ መን ትዛረቡ ምህላውኩም ብምሰሊ እንተ ዝሳነ ኣዝዮ ምጠቀመ
    ንኣብነት ብዛዕባ እልልታ ብዓልቤታ ሰእሉ እንተ ትገብረሉ ጽቡቅ ነይሩ
    # ናይ ተሰፈይ ( ሌፈይ ) ናይ ንእሰነቱ ሰእሊ ናይ እቶም ዘሰልጠኖም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ
    ኣሰማት ጠቂሰካ ምሕላፍ ሰእሊ እንተ ዝውሰኾ በሃላየ
    ነዛ ሓበሬታ ኣይትጽልእዋ ብዝተረፈ ኣሳልጦ 🙏 እምነይ
    ጽቡቅ ሰራሕ 🤩⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️👍

  • @ba00200
    @ba00200 หลายเดือนก่อน +7

    መረሳ ጸሃየ ተስፋ ናይቶም ተስፋ ዝቖረጽና ህዝበ ግእዝ።
    ኣንደበተ ርቱዕ።
    ተደላይ ስብ።
    ከማኻ የብዛሓዮ።

  • @pj6930
    @pj6930 หลายเดือนก่อน +1

    የቐኒየልና ተስፋታት ናናጋታት እኻ🙏

  • @nathanafwerki
    @nathanafwerki หลายเดือนก่อน +10

    በረከት ፅቡቅ ሰብ አቅሪቢካ ቡሱል ፕሮፈሰር መረሳ ፀሃየ

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 หลายเดือนก่อน +2

    My favorite Brilliant professor.

  • @user-gu4yx8hq7f
    @user-gu4yx8hq7f หลายเดือนก่อน +3

    ፕሮፌሰር መረሳ ፃሃየ ኩሉና ተጋሩ እንደልዮ ሃገረ ትግራይ እያ ተድልየና❤❤❤

  • @atakeltabrham4451
    @atakeltabrham4451 หลายเดือนก่อน +6

    መረሳ ጂግና ወዲ ትግራይ

  • @muluasosh
    @muluasosh หลายเดือนก่อน +1

    Professor
    You are so great….As a tigrians we have much better educated elites like you.And I am proud of you. All you have said in your conversation is finally lead as to one strong Tigray having its own sovereign government. Hopefully it will be ….soon.

  • @Astro2035DD
    @Astro2035DD หลายเดือนก่อน +2

    thanks Bereket for presenting honored man prof. Meresa.

  • @alexanderhaymanot6070
    @alexanderhaymanot6070 หลายเดือนก่อน

    Meresa, you were my examiner in both BA and MA programs. I really appreciate you.

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu หลายเดือนก่อน +3

    Wow, great speech thank you🙏❤️‍🔥

  • @NoneQuitter
    @NoneQuitter หลายเดือนก่อน +4

    Very smart professor. He respects his culture by talking his language the whole time. Let’s follow him please

  • @BirhanuHadgu
    @BirhanuHadgu หลายเดือนก่อน +7

    የቀንየልና ኘሮፌሰረ

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 หลายเดือนก่อน +2

    Professor Meresa Tsehaye subuk tentane ( Analyst ) eka nemesgin 🙏

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 หลายเดือนก่อน +2

    ፕሮፌስር መረሳ የቅንየልና❤❤❤

  • @tsegabrhanhafte4449
    @tsegabrhanhafte4449 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ መምህር 🙏🙏🙏

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq หลายเดือนก่อน

    በጃኩም ሙሁራት ትግራይ ናይ ሊህቃን ትግራይ ብምቅርራብ ሓደ ብምግባር ህዝቡኩም ካብ ጥፋኣት ክተድሑኑ ኣለኩም !!❤❤❤❤

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 หลายเดือนก่อน +1

    I wish we have as articulate and expressive as you are from our Eritrean scholars.

  • @marthabuluts3793
    @marthabuluts3793 หลายเดือนก่อน

    Very nice about the school & students 🕊️❤️💛

  • @TizitaMekete
    @TizitaMekete หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ቃለ መሕትት እዩ:: ሓንቲ ሓዉሲ ሕቶ ርኢቶ ግን እኒሃትኒ ንመምህር ንስኻን ከማኻ ዓይነት ምሁራንን commonly ኣብ ዝኾነ ናይ politica party ከምዘይተሓቖፍኩም ትዛረቡ ይሰምዕ::
    Well, this is sad. It seems like we all wish the best and and know better but we want others to bring the change. I really hope you read this comment and get my point.
    I appreciate what you do for Tigray, Expect more as well. ❤

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 หลายเดือนก่อน

    ክብረት ይሃበልና በረኸትን ፕሮፌሰር መረሳን! ብፍሉይ ድማ ቀዛሕታ ሾው! ❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack หลายเดือนก่อน +3

    He such a gentleman Prof Meresa

  • @app9839
    @app9839 หลายเดือนก่อน +2

    ጎረበይተይ

  • @kassahunmelese6151
    @kassahunmelese6151 หลายเดือนก่อน +3

    Very informative thank you professor and kezaheta ❤❤❤❤❤

  • @bg9694
    @bg9694 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Professor

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም ፕሮፌሰር መረሳ ፀሃየ ከምኡውን ቤኪ እንካዕ ደሓን መፃኹም

  • @gebrehiwetdesta9837
    @gebrehiwetdesta9837 หลายเดือนก่อน +1

    ፕሮፈሰር መረሳ ፀሀየ ክብሪ ዝግቦኦ ፈላጥ ቡሱል ሰብ አነ ኣብይ ፍልጦ ዝህበ ሰብ እየ፣ ኣይተ በረከት ቀዛህታ ንቶም ከምዚ ዝበሉ ሰባት ብምቅራብካ የቀንየለይ።

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Kezahta for the great interview.

  • @shalom5798
    @shalom5798 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ ሙሁራትና ዓይንንና❤❤❤

  • @Eleni-elu5mm
    @Eleni-elu5mm หลายเดือนก่อน

    Egzabher tebebu abzheu yadlkum kibratey❤

  • @hadishbeyene6183
    @hadishbeyene6183 หลายเดือนก่อน +1

    ትክክል❤

  • @SelemunAlfaGslasie
    @SelemunAlfaGslasie หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ዝተምሃረ ሰብ ኣይሰኣነትን እቲ ፀገም ብዘይተምሃረ ሰብ ክትምራሕ ምድላይ ኮ እዩ ጣብያታት ትግራይ እስኪ መን እዩ ዘምሓድረን ዘሎ

  • @hannahhagos279
    @hannahhagos279 หลายเดือนก่อน +4

    welcome back teacher Merasaii tsehayi 💐

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 หลายเดือนก่อน

    የቅንየልና በረክት❤❤❤

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 หลายเดือนก่อน +2

    👍👍👍👌

  • @user-le1qi5ex1h
    @user-le1qi5ex1h หลายเดือนก่อน

    Thank yuo

  • @amociyasproduction4166
    @amociyasproduction4166 หลายเดือนก่อน +1

    Memhrey 🤩

  • @fanueldori9718
    @fanueldori9718 หลายเดือนก่อน

    ፕሮፌር መረሳ ጸሃየ ብሓቂ ሙሁርን ጅግናን ኢካ መግለጺካ ቡዙሕ ዩ ዋሕስ ህዝቢን ፓርቲ ፖለትካን ኮይንካ ብ ሓቂ ኣገልጊልካ ኢካ ብነጻ ,ከሕጽሮ ትምኒተይ ቀጻሊ ተስፋ መራሒ ትግራይ ተዝኮነለይ ዩ ሕልመይ ኩሉ ግዜ ,ሕጂ ውን ቡዙሕ ዝተርፈና ዕማማት ስለ ዞሎ እንዳ በላሕላ ድኣ ንኪድ ❤

  • @meronweldu9873
    @meronweldu9873 หลายเดือนก่อน +1

  • @gebremeskelberhe9985
    @gebremeskelberhe9985 หลายเดือนก่อน +1

    ይገርም ኢዩ

  • @michaelabraha7559
    @michaelabraha7559 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👍

  • @AbushKiros-bo2zb
    @AbushKiros-bo2zb 26 วันที่ผ่านมา

    Wow amazing man❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i หลายเดือนก่อน

    መርሳ ሓወይ ብጣዒሚ እየ ዘኻብረካ ግን🙏 ኣብ ህውሓት ተሰፊ ኣለን ዝባሃል ሙሩኮሳ ካብ ርእሳካ ኣውፀኣዮ,ዋ ሙሁሩ ማለት ሪእሱ ካብ ኩሉ ናፃ ኮይኑ ሰብ ዘንቂሕ እንበር ጠላዕ ስባኣይ ኣብ ዘኻነ ዩኹን ምሊጣፍ ታይ ኣሚፃኦ ፍልጠቱኩም ንህዝቡኩም እንበር ንሓደ ጉጀለ ወይ ናሓላፊ ስራዓት ኣይታግበሩ ሓደራኹም☝

  • @reisomtsadik2681
    @reisomtsadik2681 หลายเดือนก่อน

    መረሳ ቅኑዕ ሰብ ዓዱን ህዝቡን ዝፎቱ ።

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @tirhaslegesse7700
    @tirhaslegesse7700 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tewoldebrahangebremedhin523
    @tewoldebrahangebremedhin523 หลายเดือนก่อน

    Block 502 and 504 student room.A.A.U.

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน +1

    እሞ ቶም ዝመፁ ፖለቲካ ፖርቲ ታት መሰረታዊ ን ቕድምያ ቑዋሞምን ትግራዋይነት መሰረት ዝገበሩ ንትግራይ ዝብጀውድዮም ወይስ ንወንበር ዝጋየዩ እዮም እዩ ትሕቶ ????

  • @paradisedream0
    @paradisedream0 หลายเดือนก่อน

    Hey 👋 what's up I'm graphics designer i can make thumbnail for your video

  • @tewodrosg.7231
    @tewodrosg.7231 หลายเดือนก่อน

    መምህር መረሳ ግን ብተደጋጋምን ይዛረብ አሎ ኩሉ ድኽመታትና ስግአታትን ሰማዒ ተተረኺቡስ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน

    ኣብደገ ኮይንካ ኛው ኛው ማለት ቐሊል ክኸውን ይኽል ኣብውሽጢ ግን ፖለቲካ መዓረ ክንደይ ከቢድ ሙኻኑ ዝፈልጦ ጥራሕ እዩ ዝፈልጦ

  • @kimaCompany
    @kimaCompany หลายเดือนก่อน

    Good JOB, "አቕራብያ “ IS NOT ትግርኛ።

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቅኻ ኢኻ ክቡር ሓው ተሓጋዚ ፕሮፌሰር መም/መረሳ መረፃ ብምክያዱ ዝተገበረ ጦርነት ኣይኮነን:: ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ንብዙሕ ዓመታት ዝተሰራሓሉ ስለዝነበረ እምበር::

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 หลายเดือนก่อน

    ናይ ህወሓት መገልገሊ

    • @bg9694
      @bg9694 หลายเดือนก่อน

      He has a right to be! Go to school ጫታም

  • @user-fo9hs9ep8g
    @user-fo9hs9ep8g หลายเดือนก่อน

    በረኸት ናይ ሚዲያን ማህበረሰባዊ ሚድያን ሃይል ቀሊል አይኮነን። ምሁራት ብፌስቡክ ይሁን ብቴለቪዥን ክዛረቡ አለዎም ንግዜኡ ብዝምጥን መክኡ። ናይ መረሳ ይሁን ናይ ሙኡዝ ትንታነ ቀሊል አይኮነን ፖለቲከኛታት ይሁኑ ካሊ leadership ሃሳብ ክወስዱ እዮም። ንጠላእቲ ለ ንወዳጅ ናይ ትግራይ ሃሳባትን ፐርስፔክቲቭን ክፈልጡ እዮም። ናይ 5% vs 95% ፖለቲካ ናይ ሚድያ ወረ ተባሂሉ ሸለል ምባሉ እዩ ዋጋ አክፊሉና። ብግዜኡ ናይ ሚዲያ መከታን ናይ ሚዲያ ኩናትን ካድሌየና ይክእል።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน

    ብሳይንስን ብቴክኖሎጅን ዝማዕበለ ማሕበረሰብ ተዘይ ፈጢርና ናይመወዳእታ ጥፍኣትና እዩ 100%
    *ጌታቸው ብሄራዊ መራሒ ኣይኮነን ended !!!

    • @Justworkhard-iu4ry
      @Justworkhard-iu4ry หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ንምዝራብ ኩሎም መራሕቲ ህወሓት ሪእናዮም ኢና ንዝሓለፊ 30 ዓመታት ትግራይ ናብ ዝሓዘ ደረጃ ኣየሻገርዋን እኳ ድኣሰ ናብ ዕንክሊል እዮም ኣእትዮምዋ ። ሰለዚ ትግራይ ህዝቢ ካብዞም ሓደሸቲ ፓርትታት ክመርፅ ኣለዎ ። ልምዲ የብሎምን ገለ ናበልና ዕድል ክንከልኦም የብልናን ዋላ ካብ ኩሉ ትግራዋይ ተውፃእፂኦም ይምርሕዋ ። ካብኡ ከኣ ዴሞክራሲ ንለምድ ። ተዘይኮይኑ ህወሔት ብሰሩ ካብ ሰሕተቱ ኣይመሃርን ድሕሪ ሚልዮን ትግራዋይ ምሰኣንና ካልኣይ ሒዙና ክጠፍእ እዩ ። ካብኡ ከኣ ተጋሩ ክንርድኦ ዘለና ኣብ ህወሓት ን ግምትን ፈላሊና ክንሪኦም የብልናን ክልቲኦም ኣብ ምክፋል ዝተብሃሱ ሰረቅቲ እዮም ። ብሓፂሩ ህወሓት + ግምት == ዝዘበሰበሰት ህወሓት ። ህወሓት ሒዛትና እያ ናብ ገደል ትፀድፍ ዘላ ። ዴሞክራሲ ተፈጢርና ብሳይነሰን ቴክኖሎጅን እውን ክንዓቢ ኢና ። መብዛሕተአን ዴሞክራቲክ ሃገራት ሃፍታማት እየን ብ ቴክኖሎጂ እውን ዝማዕበላ እየን ።

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน

      @@Justworkhard-iu4ry ኣብዲሞክራሲ ኾይና ዝማዕበለት ሃገር እስኪ ንገረኒ ብሮ ?

    • @user-bg5ck4mj9i
      @user-bg5ck4mj9i หลายเดือนก่อน

      ​@@Justworkhard-iu4ry❤👍

    • @Justworkhard-iu4ry
      @Justworkhard-iu4ry หลายเดือนก่อน

      @@zaebakulu8553 እሺ , ዘርዚረ ኣይውድአንን ዲሞክራቲክ ኮይነንን ከቴክኖሎጂን ዝማዕበላን ሃፍታማት ዝኾናን ። ግን ንትግራይ ኣብነት ክኾና ዝክእላ ኣናእሸተን ሃገራት ክጠቅሰልኪ ።
      1, Estonia 🇪🇪
      2,South Korea 🇰🇷
      3,Taiwan 🇹🇼
      4, Finland 🇫🇮
      5,Israel 🇮🇱
      6,Singapore 🇸🇬 semi Democratic but rich
      እዘን ኣብ ላዕሊ ዝጠቀሰክወን ገሊአን ካብ dictatorship ናብ ዲሞክራሲ ዝተሸጋገራ ደሓር ዝሃፍተማ ብቴክኖሎጂ ዝማዕበላ እየን ። ጎረቤትና ኬንያ እውን ዝሓሸ ዲሞክራሲ ዘለዋ ማእኸል ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ትኸውን ኣላ ።
      ⚠️ Democratic ዝኾና ሃገራት መብዛሕትኡ ግዜ ማእኸላይ ኢኮኖሚ ወይ ሃፍታማት እየን ዝኾና ። ሓድነተን እውን ሰጡም እዩ ዝግለል ወዲዓዲ ሰለዘየለ ኩሉ ኣብ ዓዱሰለዝሳተፍ ሓድነት ይጥንክር ። ኣብ dictatorship ኮይንኻ እውን ምዕባይ ይከኣል እዩ ግን በቀሊሉ እዩ ዝፈርሰ ቀፃላይ ኣይኮነን ምክንያቱ ኩሉ ተዓፊኑ ሰለዝፀንሕ ኣብዝኮነ እዋን ክትንፍሰ ከሎ ሃደሸደሸ እዩ ዝብል ። ዲሞክራሲ == ሓድነት ሃገር ምዕባለ ካብ corruption ነፃ ካብኡ ውን ብሄራዊ ምርድዳእ የለን።
      dictatorship == ሓድነት የለን , ወዲ ዓዲ ይጓነ ደጋፊ ሰርዓት ዝኾነ ቀደማይ ደረጃ , ዝቋወም ከም ባንዳ። ንኣብነት ኣብ ትግራይ ሐዚ ይሐሸ እምበር ተቋዋሚ ተኾይንኻ ባንዳ ትበሃል ኣብ ኤርትራ ዓጋመ ናበሉ የሸማቅቅዎም ናይ ኣምባገነንነት ባሪ እዩ እዙይ ።

    • @Justworkhard-iu4ry
      @Justworkhard-iu4ry หลายเดือนก่อน

      @@zaebakulu8553 ብዙሓት እየን ግን ካብተን ንኡሸተን ዝበሃላ ሃገራት
      Estonia 🇪🇪 , South Korea 🇰🇷 , Finland 🇫🇮, 🇮🇱Israel , Luxembourg 🇱🇺 , Ireland 🇮🇪 , Singapore 🇸🇬 ፍርቂ ዴሞክራሲ ... ጎረቤት ሃገር ኬንያ ውን ማእኸል ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ እናኾነት እያ ሐዚ ። ኩሉ ግዜ ዴሞክራሲ ተሃልዩ ምዕባለ ን ሓድነትን ኣሎ ።

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 หลายเดือนก่อน

    ንቅድሚት ብዙሓት ህዝባዊያንን ብድስፕሊንን ፍልጠትን ሳይንስን ዝማዕቡ ፍትሓዊያን ወለዶ ከምተሃንፅ ተስፋ ንገብር መምህር መረሳ !!?? ግን ዴሞክራስን ምዕብልናን አብ ህዝቢ ከመይ ቅቡልነት አለዎምን ??? ዕብየት ከ እንታይ ማለት እዪ??? ናይ ቁጠባን ጥዒናን ማሕበራዊ ዉሕስናን ሰላምን ማዕርነትን ፆታን ሃይማኖትን ናይ ምዝራብን ምፅሓፍን ናፅነት ዘየብሉ ከም ስዑዳዊያን አሜሪካን ወዘተ ዴሞክራሲ ረብሓኡ እንታይ እዩ ? አብዛ ድካን ሃብታምን ዝዋጠጡዋን ፀላእቲ ኮይኖም ዝቃተልላ ዓለምስ ዴሞክራሲ አሎ ዶ ይበሃል ? በአይ ወገን ኢዴሞክራሲ ዝኮነት ን1.4 ብሊዮን ህዝቢ ዝብላዕን ዝሰተን መፅለሊን ሕክምና ሂባን አፅሊላን እትነብር ቻይና ብልፅቲ ናይ ዓለምና እብል ። ዴሞክራሲ አይብላዕ አይስተ እዩ ፆምካ እናሓደርካ እሞ ብናኣሜሪካ ዓምራሪ ፕሮፖጋንዳ አይተፅሙሙና ???

  • @simonmengesha9369
    @simonmengesha9369 หลายเดือนก่อน

    ብትማሩ ኖሮ እንደዚህ አይነት ውድቀት አትወድቁም ነበርከ30 አመት ስልጣን በውሀላ እንደግና ውድቀት ወረ ብቻ

    • @deqiqehadush424
      @deqiqehadush424 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ኣለካ ኣብዚ ኸርናጭ ወዲ ዶምብያን ናይጄርያን?!

  • @kokebhabte
    @kokebhabte หลายเดือนก่อน

    ክሳብ 2050 ክባን ዒጽዋን ተፈሪድክን አለኽን ዓጋመ አይትትሃወኻ 😃

  • @Warsay4565
    @Warsay4565 หลายเดือนก่อน +1

    እሞ ንስኻ ዝመሃርካዮም'ዮም፡ ሎሚ ንኤርትራን ህዝባን ጸላእቲ ኮይኖም ድቃስ ዝኸልኡና ዘለዉ።

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብዚ ተራ ማስትሬት ድግሪ ሒዙ ፕሮፌሰር ባ ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር እናበለ ህዝቢ ዘደናግር ኣብ ኢዱ ደም ንፁሃን ዘለዎ ሰብ እዩ።

  • @user-ot2ks1nn1z
    @user-ot2ks1nn1z หลายเดือนก่อน

    እንታይ ርኤ አብኮመንት ትግራዋይ ኮኑ ንፑረፌሰር መረት. እንታይ. ኢሉ ካሊእ ከይወሰኸ ጎረቤተይ ትብል ጥራይ ፁሒፉ እዛዓ ኢና. ግደፉ ንብለኩም ዘለና ቅድሚ. ሕዚ አሻአ እልካ ተአኻኺብካ ልእሊ 1ሚሊዬን አፅኒትካ ምንም. ረባሕታ የብልካን እመን ንትግራይ ይቅርታ. ሕተት ይቅርታውን በል

  • @gebretnsaekahsu731
    @gebretnsaekahsu731 หลายเดือนก่อน

    በቲ ሙያኻ መሰረት እንተትሰርሕ ኔርካ ንስኻ ምስ መምህር ሙሉ ወርቅ ኾይንካ ናይ መረፃ ቦርድ መፈፀሚ ኾይንካ ሰሪሕኻ ኢኻ። እቲ መረፃ ንሱ ድማ ንትግራይ መዘዝ ሒዙላ መፂኡ እዩ። ከም መጠን ምሁር ግን እቲ መረፃ ከምፅኦ ዝኽእል ሳዕቤን ተንቲንካ ነቶም መራሕቲ ክተማኽሮምን ናይ ባዕልኻ ኣቋም ክትሕዝን ኔሩካ።

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs หลายเดือนก่อน

    🙏🩵🙏 ሰላምታ ብምቅዳም ኩልኹም ኣባላት ቀዛሕታ መደብኹም ጽቡቅ ብሓድሸ Studio congratulations 🥂🍾ርእይቶይ ግና ከም ተኸታታሊኹም እንድሕር ኣማሊእኹመን ዝያዳ ይምቅር
    # ሞኽሲ ክትሓትት እንከለኻ ኣይትደጋግሞ
    # እንዳ ተዛረብ ከይወድኡ ኣይትኹለፎም
    # ነቶም እተቅርቦም ኣጋይሸካ ሰእሊ ድዮ video እንተ ትእትወሉ ጽቡቅ ምመቀረ ኣሰማት ሰብ ክትጽውዕ ጥራይ ከም ሰነድ እንዳ በልካ ነቲ ሓድሸ ወለዶ ብዛዕባ መን ትዛረቡ ምህላውኩም ብምሰሊ እንተ ዝሳነ ኣዝዮ ምጠቀመ
    ንኣብነት ብዛዕባ እልልታ ብዓልቤታ ሰእሉ እንተ ትገብረሉ ጽቡቅ ነይሩ
    # ናይ ተሰፈይ ( ሌፈይ ) ናይ ንእሰነቱ ሰእሊ ናይ እቶም ዘሰልጠኖም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ
    ኣሰማት ጠቂሰካ ምሕላፍ ሰእሊ እንተ ዝውሰኾ በሃላየ
    # professor መረሳ ካብቶም ደሰ ዝብሉኒ ትሑት ብሉጽ ሰብ
    ነዛ ሓበሬታ ኣይትጽልእዋ ብዝተረፈ ኣሳልጦ 🙏 እምነይ
    ጽቡቅ ሰራሕ 🤩⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️👍