TBS TV|ትግራይ ኣብ ቀልቀል ምጥፍፋእ ኣላ/መበገሲ ውድብ ናፅነት/“ጀነራላት ህወሓት”

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • #tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

ความคิดเห็น • 7

  • @EnquiBahri
    @EnquiBahri 4 วันที่ผ่านมา +1

    wow. እዚ ውድብ እዚ እዩ መድሕና ን ትግራይ፡፡ ኣብዚ ውድብ ዘለኹም ሰባት ብዝኾነ ፀለመን ጠቐነን ከይተሰኮንኩም ቀፅሉ፡፡

  • @haftudesalegn8491
    @haftudesalegn8491 4 วันที่ผ่านมา +1

    ብራቮ ውናት ብሉፅ ሓሳብ ሒዝኹም ምምፃኹም ክብረት ያሃበልና አባልኹም ክኾን ኢየ

  • @bemishagg9168
    @bemishagg9168 3 วันที่ผ่านมา

    27 ኣመት ህወሃት ዲዪ ኣመቻቺው ክህበካ ደሊኻ ጠንኪርኻ ተቃለስ ትምቸየካ ትህርሰ ትመቸየካ ትለኣል ፖሊሲኻ ኣፋልጥ ለውጢ ኣምፅኡ ምርጫ ጥራይ ኣይትፀበዩ አብ አዲስ አበባ ህወሃት በቲናቶ ልሃደመት ባኣልናይ ለይብሉ ሕዝቢ ኣለኩም ትግራይ ሰብ ኣለዋ ልበሃል ዘረባ ብተግባር ትደልየ ትግራይ

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu 4 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰብ ኣዘራርብኡ ገብሩ ኣስራት ይመስል::

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 4 วันที่ผ่านมา

    Game over tplf 100 years home works

    • @abiyaddis970
      @abiyaddis970 4 วันที่ผ่านมา

      ተኣለ ጊላ ወዲ መድህን በራድ!

    • @abiyaddis970
      @abiyaddis970 4 วันที่ผ่านมา

      ተኣለ ጊላ ወዲ መድህን በራድ!